ናይ ኣምልኾት ስግደት ብ ተግባር
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024
- @memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @kesishenokweldemariam2240 @kesishailemelekotgirmatube7285 @bemnetnkhu5423 @KABATRANOSTV @eriorthodox @edyatentertainmenteritrean @Eritreantelevision@EyohaMedia @medlot @tesfayeabera951
አግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ ንዓና ውን ዝሰምዕ ዓይን ልቦና ይሃበና ፈጣሪ አሜን 🙏🙏🙏
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
ቃል ሕይወት የስማዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉእ የብዛሓልካ እመብርሃን ሓይልን ብርትዓትን ትሃብካ ኣጆካ በርትዕ
ጎበዝ ብጣዕሚ ኣድናቂትካ እየ ቀፅለሉ ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሐልካ ሓወይ መዓረይ🙏🙏🙏
ኣሰይ እግዚአብሔር ዝተመስገነን ዝተባረኩን ይኩን እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ብጣዕሚ መሃርን ኣገዳስን እዩ ዝኮነ ሰብ ናይ ኣምልኮ ስግደት ንጉሆን ምሸትን ክንሰግድ እንክኢልና ኩሉ ግዜ ብዘይ ምቁራጽ ማለት ናብ እግዚአብሔር ክንቀርብን እግዚአብሔር ክረድኣናን ቀረባ እዩ ተጸሚምና ተቃልስና ክንገብሮ ኣለና ዝሰግድ ሰብ ከኣ ጥዕናኡ ሙሉእ ይከዉን ሓጎስ ከኣ ብቀጻሊ እዩ እግዚአብሔር ዝሰደልና ኣጅኩም ነበርትዕ እግዚአብሔር ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ኪዳነማርያም ወደይ እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሔካ ይሓልወካ ኣብ ጸሎትና ንዘክሮ ነተባብዓዮ እቲ ትምህርት ጽባሕ ንኣሽሓት ክልዉጥ እግዚአብሔር ይከኣሎ እዩ
ብሓቂ ደስ ይብል ፀግኡ የብዘሐሉ ናብ 10ሸር ገይረ እየ ኣትየ መንፈሳዊ ቻናል እማ ክዓቢ ኣለዎ
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን❤❤❤ቃለ❤ህይወት❤የስመዐልና❤ዘይፈልጦ❤ኣፍሊጥካኒ❤ብሩከይ❤እዙይ❤ክንገብር❤እግዚኣብሔር❤ስላሴ❤ፍቃዶም ይኩን❤❤ኣዴና ድንግል ❤ማርያም❤ብፀሎታ❤ቅዱሳን❤በማላድነቶሞ❤ይደግፉና
ቃለ ህይወት የስምዓልና ብሓቂ ጽቡቅ ምጅማር ይግበረልካ እግዝኣብሄር ብጸጋ ይደግፍካ በዚ ናይ ሎሚ ትምህርትኻ ብሓቂ ደስ ዝበለኒ ነገር እንተሎ ብመሰረት ማለት ብ ኣምልኾት ምጅማርካ እዩ ምኽንያቱ ገጠመኝ ድሒሩ ዝመጽእ ትምህርቲ ስለ ዝኮነ ።ሞቅጸርያ ፡ቡዳ፡ዓይንጥላ፡ዛር፡መተት።ድግምቲ...... እንታይ ምኻኖም ኣበይ ክፍሊ ኣካላት ይቅመጡ እንታይ የጥቅዑ ኣብርህ ኣቢልካ ክትገልጸልና ብተስፋ ንጽበይ። ሰላም መዓልቲ
ይንፈልቶ ስለ ዘፍለትካኒ አግዛኣቢሔር አጐኡ የብዛሓልካ ።
እግዚአብሔር ይመስገን ወንድማችን እንኳን በሰላም መጣህ እግዚአብሔር ሀይቅል ብርታት ይሁን እህቶቼ አበርቱት ሼር እያረጋችሁ
የእግዚአብሔር ልጆች ክርስትያኖች እንስገድ እንገዛ እናመስግን እናወድስ እንደመላእክት ከሥላ ሴ ፍት እንበርከክ እኛ ክርስትያኖች የታደልን ነን ።
❤❤❤❤
Nay aba Germa telefon tefelt antekonka ba kubr haw bejka ab comment xhafely yeknely kubr haw
እዉነት❤❤❤
ኣመን ኣመን ኣመን
አሜን ጸጋ የብዘሃልካ ዘሓወይ
እዝግኣብሄር ኣምላኽ የዕዚዙ ይባርኽካ! ክብረት ይሃበልና ስለቲ ዝሃብካና ቅዱስ ስግዳን ኣስተምህሮ።
ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ኩቡር ሓውና❤❤🤲🤲🤲
ወለተ ሚካአል ገቡር ማርያሞ ነቡሰ ይማሐር ለባኸም በፆሎት ሐሰቡለይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏
እሰይ እቲ ንእግዚኣቢሄር ዝቀርበሉ መገዲ ስለ ዘቅረብካልና ኩቡር ሓወይ እግዛኣቢሄር የክብርካ ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤ ኣቱም ዓቢ ማስሜዳ ዝሓዝኩም ነዚ ሽር ግበሩ በጃኩም ኩል ካብ ጭንቀት ክወጽ ሰላመይ ክትርክቡስ ናባይ ንዑ ይብለና ኣሎ እግዛኣቢሄር ተመስግን ተመስገን ተመስገን።ሊዕሊ ተመስግን እንተ ሎ መሉኡለይ🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸግኡ የብዝሓልካ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ኣፍሊጥካኒ ኢኻ ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡❤❤❤❤❤❤❤
የመንፈሳዊ ውግያዎች የጦር ዕቃዎች ስንሰግድ ስንፀልይ ስን ፆም መንፍሳዊ ስራዎች ስንሰራ ጭምር የምገጥሙን ፈተናዎችን መፍትህዎች እነዝህም የመሳሰሉ ለአድስ ጀማሬዎች የምያበረታ የምያፀና አስተምረን ወንድማች በጣም ይቅርታ❤❤❤❤❤❤
እዉነት❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና 🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen bism egziabher yemesgen sile astmhureka brukey
አሜን ዕድሜካ የዋሐዬ ብሉጽ ሐወይ
Amen amen amen xegu yebzhlka zhawey
እግዚአብሔር ይመስገን ዝሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ አሰከ ካብ ሀዚ ከጀመረ ናጀመረኩይ ናቀረፀኩይ አየ ዋ ኣብ ፆሎትኩም ዘኩሩኒ
ንሰካ እውን ኣብ ፆሎትካ ዘክረኒ ኣመተ ማርያም ናበለካ ዝሓወይ
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
Amen Amen Amen Amen 🙏🏾 ❤❤❤
Amen Amen Amen nay xega sgdan kea amxelna hawey xeguau yebzahalka ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብሓቂ ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር የክብረልና ክቡር ሓውና ወለተ ማርያም ወለተ እዝጊ አብ እትገብሮ ፀሎት ሕስበና ክቡር ሓወይ 👏
ቃለሂወት የስምዓልና። እግዚኣብሄር ጸጋካ የብዝሓልካ የፈጽምካ። ኣብታ ቅድስት ጸሎካ ዘክረና።
አሜን አሜን አሜን በእውነት ይሁን ይደረግልን ወድማችን ቃለ ህይወት ያሰማልን እውነት ነው ለአብ መስገድ ይገባል እውነት ነው ለውልድ መስገድ ይገባል እውነት ነው ለመንፈስ ቅዱስ መስገድ ይገባል እንድ ንሰግድ የፈቀደልን አምላካችን መድሓኒታችን ኢየሱስ ክርስቶስ ስሙ የከበረ ተመሰገነ ይሁን አሜን
Amen amen amen kalehiwet yesmalna Egzabhier Amlak tegu yebzhalka kbur hawna 🙏🙏🙏💒❤❤❤
Hawna yekeniyelna edmeka ybzaha❤❤❤
Btaemi xbuk zehawey egaziabher xegu yebzhalka ajoka berte. Eti kedamey xegemna Nhna ortodoxsawyan sgdt eu. Mknyatu ab akbi skalet tray eu zsged zmeslena, gn kemti mealtawi megbi kemzedlyena amlkot kea kemu eu amlkaot malet kea sgdet eu.❤❤❤
Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Bereket rediat yhebka❤❤❤
Egazebehare yamesgane zhawey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ጸጉኡ የብዛሓልካ ብተወሳኪ ኣጠቃቅማ መቁጸርያ እንተትነግረና ጽቡቅ ኔሩ ከምፍቃድ ኣምላክ
💒✝️✝️🙏🙏🙏 ብጣዕማ እነ ነመሰገነካ ዝሓወይ አምላክ ብመንገዲ ይምረሕካ 💒✝️🙏🙏🙏
Btaemye zemesgneka kbur hawy abty Mejemerya sgdan lbey btaemy egrgr eyluny ayney wn xelmytuny ndhar gn kemu deyele selamn hagosn rekibe nay bhaki edlenjatat eyna kabty knue emnet bmukuana egziabher ymesgen
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
Egziabher Amlak xegu yebzahalka 🙏❤️❤️👏🏻
ቃለ ሂወት የሰመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እና ኩሉ ግዘ ዝጥቀመላ እያ እዚኣ ካሊእ እውን ዘንፈልጦ ክተፈልጠና ይላቦ::
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ይብዝሐልካ
ጸጉኡ የብዝሃልካ ሃወይ❤❤❤❤❤🎉🎉
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna, Nezi kingebir Ezgabiher yhagzena
አሜን አሜን አሜን
Naod hawey egzabhier tsegiu yebzhalka abi tmrti eka mhirkani
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመኣልና🙏🙏🙏🙏
Amyen amyen amye kalhiwet yesmalna
ኣሜን❤❤❤❤❤❤
Egzabher xegu yebzhalka hawna
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓወይ ፀጉኦ ይብዛሐልካ ብጣዓሚ ማሃሪ ዙኮነ ትምህርቲ እዩ ናይ ንብሲና ምግቢ እና ቦዙሕ ተምህረ 😢❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የሲመኣልና ሓወይ ቡሩክ ጸጊኡ የቢዚሓልካ ❤❤❤❤❤
ቀጽሎ ቡዙሕ ኤና ንመሃር ዘለና ።
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፀገኡ ይብዘሐልኻ ክቡር ሓወይ
በርታ ወንድማችን
Amen Amen Ame ❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን❤ ቃለሂወት ያሠማል
amen amen amen
qale hiwet yesmealna kubur hawuna
ብጣሚ ደስ ዝብል tmhrti zhawey kal ሂወት yesmealna
Amen(3)
አምላኽ ጸጉኡ የብዛሐልካ ብሩኸይ ❤️🙏🏾
እንኳዕ ብስላም መፃኣካ ኩቡር ሓወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዕልና❤❤
ኣሜን ፡(3)🎉 ቃል ሂል አት የስማዓልና ኩቡር ሓውና
Amen(3)
Nay bhaki Ezi hawey EgziAbheir Amlak Edmen tiEna
Yhabka
Nay bhaki kulu gize zixibeya zineberku timhrti eziA eya
Nhna kiA kemza natka teketilna kingebr
EgziAbheir Amlak ydegifena
Kemti libi lidya zikefete libna ykfetelna
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna naod hawey ❤❤❤
Amen amen amen egzihabiher xegau yebzhalka awna
እንዃዕ ብሰላም መፀካ ዝሓወይ❤
🎉ፀጉኡ የቡዘሐልካ ክቡሩ ሓወይ የቀኒየልና😢
እንኳዓ ብሰላም መፃእካ ኩቡር ሓውና❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ🙏
❤❤❤እግዚአብሔር አምላኽ ጸጋ በረኸቱ የብዛሐልካ ክቡር ሐውና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ጸላአሰናይ አብትሕቲ እግርኻ ትደርብየልካ እመብርሃን ❤❤❤
እግዝኣብሔር ይመስገን ነዓኻ ኣብዚ ኣምጺሑ ኣምላኽ ሕጂ ውን ነዓና ናብ መንገዲ ኣምላኽ ትመርሓና ዘለኻ።
❤❤❤❤egzeabiher amlak zkeberen ztemesgenen ykun ame amen amen❤❤❤
በረከትካ ይሕደረና ክቡር ሓውና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እስይይይ ክብር ሓውና ናይ እመ ብርሃን እውን ❤❤
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna egzabher ymesgen kemaka yehwat zetesealna.bertie ajoka haylun tibebun abzihu yglexelka.
እንቓዕ ብሰላም መጻእካ ክቡር ሓውና እዝግኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏❤❤❤
Tebarek amlak yeebyo fltetka emo nay moqxeriya bikemey nitkem ba bkultuf nigerena amlak ybarka
ወንድማችን የምትሰራው ስራ ሁሉ እግዚአብሔር ይባርክልህ አሜን በርታ ልን አማርኛ ለማቹሉ የእግዚአብሔር ልጆች የነፍሳቸው እርካታ ነው ። ለሎቹም የፀጋም ስግዶቶች የንስሃ ስግዶቶች የክብር ስግዶቶች መቁጦርያ ጭምር እንዴት እንደ ምቀጠቀጥ ሁሉ ቪድዮ ስራላቸው ስራልን እንዳተ ዓኖቶች እግዚአብሔር ያብዛልን ወንድማችን በርታ ብዙ ተምሬየብህ አለሁ እግዚአብሔር ያበርታህ አሜን
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
Egzabiher xegan bereketun yebzehalka hawnan memhrnan 🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏❤
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kbur hawuna egziabiher xegeu ybzhalna
ናይ ብሓቂ ኣንሰ ብጣዕም አዪ ዝጨናቅ አብ ፀሎትኩም ሕሰቡኒ 😢
Qalehiwet yesmealna kibur Hawna
Libonana ykfetelna eski tselaena Qetqtna enkielelu tsegeu yehabena
Abta etghebra tselotka zekreni " Weleteghiorgis "
elka kemfqad Egzeabhier .
Btselot Kineqh
Amen❤
Amien amien amien brukey
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት ክበር ሓውና 💯✅🙏🔐⛪✝️
ፀግኡ የብዘሐልካ ኣምሳለ ቅድስ ኣባኖብ
❤❤❤❤🤲🤲🤲
Amen Amen Amen 🙏❤️❤️
Qale hiwet yesmealan kibur hawna ❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓወይ ኣብ ልብና የሕድሮ❤
ጸጉኦኡ የብዝሃልካ ዝ ሃወይ
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Btami xbuk agelalxa
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወና
ጸግኡ የብዝሓልካ ናኦድ ሓውና
እግዝኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ሓውና
Amen,Amen,Amen,Egzabher,ymesgen❤❤❤