ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እጆኻ በርትዕ ኪዳነ ምህርት ትሓግዝኻ
ተመስገን ተመስገን ተመስገን አምላአ ቅዱስ ጊዮርግስ ብሃንቀውታ ዝጽበዮ ዝነበርኩ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ጸጋ አምላክ የብዘሐልካ እመ ብርሃነይ ጸላእትካ ተሕፍረልካ ቀጽለሉ❤❤❤❤❤
ኣሜን
ቃለ ህይወት የስመዐልና ቃፅሎ ብጣዕሚ ጠቃሚ ትምህርቲ እዩ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ክቡር ሓውና
ቃል ህወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፅጉኡ የብዘሐልካ ኣጆካ ቀፅል የመምር ተስፋየ ኣበር ተካታታሊ በርትዕ ❤❤❤ክፍርሐክ😢
ዋይ ብዘይ ምፍላጥ ብጣዕሚ ኢና ጠፍንና ብተለይ ሃገረ ሰብ ዘለና እሞ ኩሉና ኢን ጠበቢ ደፍተራ ናበልና ብበረበረ ብዝካ ነገረ ንዕጠን ክሰብ ንሓረር ተላፍለፍ ንበሉ ዋይይይ ክንደይ እሞ ዘይተባሃለ😢የቀንየልና ዝሓዘይ❤
Kal hiwet yesmialna
Gobez kexilo kale hiwet yesmalna
ቃለ ህይወት የስመኣልና ሓውና፡ብምቅጻል ስለ ኣይነ ጥላ፡ ጠባይ ዘባላሹ ሓዳር ክይንሂዝ ዝገብር ኣምጻልና plz
Sgdan xomn xolotn azewtri nay Zar menfes eyu ❤
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ልክዕ ከም መምህር ተስፋዬ ኣበራ ንኩሉ ፈተና ብሓይሊ እግዚአብሔር ስዒርካ ከም ትኸውን ብምሕረት እግዚአብሔር ንኣምን ኢና ናኦድ ሓወይ።
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ሓወኒ❤ብዙሕ ንድሕሪት ተመሊሰ ከስታዉስ ገይሩኒ ብዙሕም ኣስተዊሰ እህህህ ትንቢተ ሆሲህ ከምዚ ይብለና “ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።” - ትንቢት ሆሴዕ 4፥6. እዛ ጥቅሲ ካብ. ዝፈልጣ ብዙሕ እየ ሓዚነ እና ክንደይ ሓርኢ ደርሆ ዘይበለዓ በተለይ ደቂ ኣንስትዮ መርዑት ክኮና ከለዋ ኣብ ከባቢና ብጣዕሚ እየን ዝዕጠና ስለ ዝሓማ ሓርኢ ደርሆ ይኩን ሓሙክሽቲ ::እና ሓንቲ ታሪክ ኣላ ክነግረካ ሓደ ሰብኣይ ነይሮም ኣብ መንደርና እና ደፍታራ እዩ መስለኒ ብዙሕ ብወረ እምበይ ብኣካል ኣይፈልጦን እና ይሓሙሞ ቶም ጐሬቤትና ማለተይ እየ ይዕጠኑ ቆንጆ እዩም ብስጋዊ ዓይኒ ሞር ቅርንብ ዓይኖም እና ኣብቲ ቅድሚት ዝሓሙሉ ዝነበሩ ዝተፋላለየ ይእዝዝ ነይሩ ከም እኒ ሓሙክሽቲ ገለታት እና ሓደ ጊዜ ግን ቅርንብ ዓይንካ ልፀዮ ኢሉ ተላፋሊፉ ብማይፀሎት የኮነይ ብምዕጣን እዩ ቱመዕጠኒ ከዓ ጐማ ወዲ ጐማ እዩ እና እግዚኦ ኢሎም ወዮም መንደርም ከመይ ገይርካ ይግበር ኢሎም እና ኣይተላፀዩን ሕክምና ከይዶም ብድሕሪኡ ዓሪፎም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮም እና እቲ ዝፈከሮ ኮይኑ ፀኒሑ ማለተይ ቅርንብ ዓይንካ ተዘይላፂካዮ ክቀትለካ እየ ኢሉ ደሓር ግን ኮይኑ እና ንኡሽተይ ኣብ ዝመፅእ ቪድዮካ መብራህርሂ ክትህበና ብተስፋ ይፅበ ::ካሊእ ብዙሕ ኣሎ ከምዚታት ግን ፅሑፍ ከየብዝ ኣብ ቀፃሊ ክፅሕፎ ብዝተረፈ ቃለ ሕይወት የስመዐና ናኦድ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ንቅዱሳን ኣቦታትና ዝሓገዘ ብፀሎት ኩሎም ቅዱሳን ይሓግዝካ ኣለዓዒሉ ዘጀመረኒ ኣጀሚሩ ዘፈፀመኒ ዛቪድዮ እግዚአብሔር ይመስገን ንዓካም ❤
ቃል ህወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፅጉኡ የብዘሐልካ 🙏🙏🙏
ቃል ህውሓት ይሰመዐልን መምህራን እግዚአብሔር ይሓልውክ ቅዱስ ሚካኤል ከክፈዝብለ ይሓልውክ ቀፀለል 😢😢😢
ዛህዉሓት ትብል(ሂወት ትተኣረም ኣሓተይ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ጸጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ እመብርሃን ብአማላድነታ ቅዱሳን ጻድቃን ብጸሎቶም ቅዱሳን መላእክቲ ብተራዳእኖቶም ምሕረት አምላክ አይፈለይኻ ብእውነት ብዙሕ እናተምሃርና ኢና ከምቲ ክንሰምዖ ዝፈቀደልና አብ ተግባር ክነውዕሎ ከኣ ባዕሉ ኤልሻዳይ አምላክና ይደግፈና አሜንእና ኪዳነ ማርያም ሓወይ ሕቶ አለኒ ንሱ ድማ አብ ኩሉ እኳ እንተ ዘይኮነ አብ ዝተወሰነ ተወልድና ወዲ አብ 40 ማዓልቲ ጓል አብ 80 ምስ ቀረውና ድሕሪ ቅሩብ አዋርሕ ብማሞ ገይሮም ዝበጥሑ አለው እቶም ወለድና ናብኦም ወሲዶም አብ ማእከል ርእስና ፤ አብ ገንበርና፤ አብ ብክልቲኡ ጎኒ ዓይንና ብምስሊ መስቀል ይበጥሑና ደም ድማ ይፈስስ እዙይስ ሃይማኖታዊ ድዩ ወይስ ምስ ናይ ሩኹሳት መናፍትቲ ዝተድሓዘ እዩ ንክትምልሰለይ ብክብሪ ይላቦ👏አነ ንባዕለይ ምስ መላእ ስድራቤተይ ብጣሕ አለናቀደም ቆልዓ እናሃለኹ አደዋይ ንምንአስ ምንአሰይ ክተብጥሕ ኢላ ናዓይ ተማሊአቲንኒ ከይዳ ናብቶም እንዳ ሰብአይሲ ዳሓር ነታሓፍተይ ሓቂፎም ብማሞ ምስ በጥሕዋ ደም ፈሲሱ እታ ህጻን እውን እናበከየት ስለ ዝራእኩዋ ካብቲ ገዛ ናብ ደገ ወጺአ ብጣዕሚ እየ ሓዚነን መክየን ንምንታይ ብማሞ በጢሖም ደም የፍስሱ ኢለ መሪር ብኽያት እየ ነቢዐ😢ምግቢ ከማን ብልዒ ኢለምኒ አይበልዕን ኢለ አብየ ሐዚ እታ ሓፍተይ ጓል 17 ዓመት ኮይና አላ እቲ ብህጻና ዘሕለፍክዎ ግን ምንም አይርሰዖን ዋላ ሐዚ እውን ክዝክሮ ከሎኹ ብክያት እዩ ዝቅድመኒ😢
Amlake misakaa yekuon haway God bless you 🙏
ብሓቂ ጽቡቅ ት/ቲ እየ ቀጽሎ ብዙሕ እናተምሃርና ኢና ኩቡር ሓወይ ጸጋ ኣምላክ የብዝሕ
Amlak senay xegau yebzhalka memhrey
አሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና
ቃል ህይወት የሰመዐልና መምህር ቀፅለሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘካ ዝሓወይ❤😢
እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሂወት ያስመዐልናአብ ሂወት ዘሎእዩ እዝስ እግዚአብሔር ዓይነልባና ይብረሃልና ብሓቂ አጅካ በርትዓልና ዝሓውይ
Tebarek hawna Kale hiwet yesmealna
ዘይምፍላጥ ፀገም እዩ ብሩኸይ እግዚአብሄር ይባርኽካ ሓደ ግዜ ቡዳ ሒዝዎ ኢሎም መዳበርያ ገይሮም አጥፊኦምኒ ነይሮም እሞ ከዓ ከይሓመምኩ እዩ እኮ እግዚአብሄ አይትጥፋእ ኢሉኒ እምበር መዓት ጸገም እዩ ዘሎ አብ ሕብረተሰብና
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዝሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ 💗 ደሙርኒ ፍትዋተይ💗👏
እግዚአብሔር ይመስገን እኔ ትግሪኛ እየተማርኩ ነው
Zegawean yabzewalet amen amen amen kelhewaty yasamalean ❤❤❤.
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና🙏🙏🙏🙏ቀጽሎ ከኣ🚶♂🚶♂ምኽንያቱ ቡዙሕ ነገር ኢና ንመሃር ዘለና👩👩👧👦ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ምሳካ ይኩን😘😘❤❤
ቃል ህይወት የሰምልኝ😢😢
Egzeabher yebareka zehawwy kale hewet yesmalna medhanie alem andebet yekunka girma moges yekunka Ajoka berteka tenerteana aleka
እግዝአብሄር ይባርኽካ ብሩኸይ
Amen Amen 🙏🙏🙏
Bruk hawey bselam tefieka Egzabher ab tkodo kulu msaka ykun bruk hawey
የቀንየልና ናኡድ ሐወይ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን
ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያሰመዐልና ክብር ሓውና አቤት እግዚአብሔር ያፅንዕካ ኣብ ልብና ያሕደረልና እግዚአብሔር ኣምላክ 🤲
ቃለ ሂወት የስማና ዝሓወይ ቀጽሎ ፈጣሪ ጸጉ የብዝሃልካ
እግዚአብሔር ዝተመስገነ ዝተባረከ ይኩን ጸጋኡ የብዘሔልካ እመብርሃን ትሓልወካ እዚ ናይ ቡዳ መንፈስ በሓቂ ሽግሩን ምልክቱን መፍትሕኡን ገሊጽካዮ ኣለካ ተወሳኪ ከኣ ኣስናና ኣብ ግዜ ድቃስ ይሕጭጭ ከም ጠሓኒት ዓበይቲ ኣደታት ክስዕማና ከለዋ ብከንፈረን ሙዕጉርትና ጥፍጣፍ ዝጽይቃና ኣለዋ እዚኤን ከኣ ናይ ቡዳ ጸገም ዘለወን እየን ካልእ ደቅና ተውሳስ ኣብ ገጾም ተደጋጋ ዝፍጠር መልክዖ ዝቀያየርው ብቡዳ ክብልዑ ከለው እዩ ኣቅሑት ካብ ኢድና እዳውደቀ ተደጋጋ ዝሰብረልና ኣባና ዘሎ ቡዳ ወይ ዝመጽኡ ዘለው ሰባት ንብላዕ ኣለና ማለት እዩ ብሽለልትነት ጥራይ ክመስለና የብሉን ኩሉ ግዜ መዓስን ብከመይ የጋጥመና ከነስብል ኣለና ብዓብዩ ከኣ ከምቲ ንመሃሮ ዘለና እግዝአብሔር ንጉሆን ምሸትን ንእሸቶ ግዜ ንሃቦ ነሱ ክሕልወና እዩ ክብሪ ንመድሂኔኣለም ይኩን።
እንኳዕ ብሠላም መጻእካ ክቡር ሃውና❤
ቃለ ህይወት የስምዐልና
Egazebehare yamesgane zhawey 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼✝️✝️✝️✝️✝️✝️👍
ቃል ህይወት የሰመዐልና መምህር ቀፅለሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘካ ዝሓወይ❤
ቃለ ህይወት የስማዓልና ሐውና ጸጋ በረኸቱ የብዛሐልካ በርትዕ
Egziabiher yekbrelna zehawey amlak semay xegue yebzahalka❤❤❤
.ቃለሂወት የስመዐልና
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዓ ብሰላም መዐእካልና
🥰🥰🥰
Qal hiwet yesmalna hawey🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Kale hiwet ysmealna hawey xega ybzh amlak
ቃለ ህይወት የስምዓልና ቡሩክ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤
በርትዕ,,ሐወይ,መዓርይ❤❤,,,❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ❤❤❤❤❤❤❤❤
Aye ewe kubur hawey xegeu yebzehalka amlak kab rekus menfes zehadrom debteratat kedu Michael yehaleka. Ember abe zemna dea deyablos seltinu eu zelo ahwatey nenkah bekmey xelaina kem newageo neflet meknatu hade wethader bezey axwar abe nay kunat meda aywerden eu. Nehena ke bexom, xelot, segedet,mokxorea,kedase mekedas,machelot mehsab,kebea kedus bemetkam kedusan hezna xelaina newagayo amlakna kea kerdeana eu nebeges teray deki kerstos nehna deki eti hayale negus ina neseha kea neto wegnatey.
Xegu yebzhalka hawey natey egziabher yhalka
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና እነ እውን ብሓቂ ብቡዳ መንፍስ ከም ዝተብልዕኩ ከዚ ፍሊጠ ብዙሕ ተማህርላ ተመስግን ቀፅለሉ ዛሓወይ ለካስ ስብ ክጥምትካ እንከሎስ ናባካ እዩ ዝመሓላለፍ ክሳብ ዝሙት ዘብፅሐኒ ብዳ ነይሩ ካብቲ ውዲ ናባይ ዝመፅእ ከዚ ግን ተመስግን ቃል አምላክ ምስ እሕዋተይ ምስ ተማሃሩ ክለሊዮ ምስ ጀሚር ሂውተይ ፍሊጠ ካብኡ እውን ርሒቀ እለኩ ብፍቃድ እግዚአብሔር ተመስግን መጨርሻና የፅብቀልና እሕዋተይ ተመስግን
ቃለ ሂወት የሰመዓልና ኩቡር ሐዉና ጸጉኡ የብዝሐልካ ❤❤
❤❤❤❤❤amlak yhagzka
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ናይብሓቂ ለባም ቃለ ሂወት የስምዐና❤❤❤❤❤❤❤🙏
Kale hiwet yesmaelna ❤❤❤
Egziabhier xegawon yabzalk naod
Amen❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Amen Qall hiwet yesmalna bruk hawna 🥰🥰🥰🙏🏾🙏🏾🙏🏾😇😇😇🙌🏾🙌🏾🙌🏾♥️♥️♥️
Amin Amin Amin kal hiwet yesmeealna
ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Haqka eka Ane Mesqel sle zeynebereni ye Hmime 🥺
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ብምንታይ ንረክበካ ንክእል
ኣብቲ ዝሓለፈ ገጠመኝ ኣሎ ተለፎኑ
@@kiflegebrezgabher2090 ኣይረከብኩዎን ተሓባበሩኒ እባ ክቡራተይ 👏👏👏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Letegray betesebochachin seledereskelachew ds blognal hule eyegebahu like adergalehu berta.
❤🎉
❤️❤️❤️
Amlake edman tina yhabiuk hawey ❤
🎉❤❤❤❤
Egzabher Tegu yebzhalka bruk hawey bandana tenkihana slezelka azina ea nemsgneka.
😍😍😍😍
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና ኣጆካ ቀጽሎ ኣነ ግን ክረክበካ ምደለኩ ኔረ
🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና ከብር ሓዉና❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😢😢🥺🥺
ጎበዝ❤❤❤❤❤በርታ ማሬ❤❤❤❤
Nfue menesey
Amen❤❤❤❤❤🎉🎉
ኡፍፍፍ😢💔ኣነስ ብዙሙት ሞይተዋ 😢😢ኣብ ፆሎትኩም እስኪ ዘኩሩኒ ኣየ ናተይሂወት😢😢😢😢😢
ፀሎት ቅዱሳን ፀሎት እመብርሃን ኣይፈለኪ መዓረይ❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስምዐልና ሓውና 👏🏻👏🏻👏🏻ጥያቄ ኣለኒ ቡዳ ዝባሃሉ ማሕበረሰብ አለው ከመይ eyu ኹለና ብኣምሳል እግዚአብሔር ena ተፈጥርና ብኸመይ እዮም ቡዳ ተባሂሎም ስለዝዐምኑሉ ድዩ ዝሰርሕ ወይስ ናይ መርገም እዩ ማርያም ረጊማቶም ዝብል ይሰም እና ድማ ቡዳ ዝባሀሉ ምስ ጭዋ ውስብቲ አይፈቀድን ይብሉ ወልዲ ንምንታይ ብዘርእ ይሀልፍ ድዩ ኮይኑ በስም እግዚአብሔር መልሰለይ 👏🏻
Ab xelotkum zekuruni
ብእውነት ቃል ህይወት ያስመዐልና በርትዕ ወድኖ
ብምንታይ ክረክበካ ክቡር ሓወይ ደልየካ ነይረ 😢
0983015217
መን ኣሎ ኣብ ስዊዘርላንድ ምስና እስኪ ንላለ የሕዋተይ።
Naod hawey krekbeka dele aleku pls
telefon ka eba habeni naod bror
ኣብ ዓስራይ ቢድዮ ቀዳማይ ክፋል ኣሎ
😍😍😍
❤❤❤❤
እጆኻ በርትዕ ኪዳነ ምህርት ትሓግዝኻ
ተመስገን ተመስገን ተመስገን አምላአ ቅዱስ
ጊዮርግስ ብሃንቀውታ ዝጽበዮ ዝነበርኩ
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ጸጋ አምላክ የብዘሐልካ እመ ብርሃነይ ጸላእትካ ተሕፍረልካ ቀጽለሉ❤❤❤❤❤
ኣሜን
ቃለ ህይወት የስመዐልና ቃፅሎ ብጣዕሚ ጠቃሚ ትምህርቲ እዩ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ክቡር ሓውና
ቃል ህወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፅጉኡ የብዘሐልካ ኣጆካ ቀፅል የመምር ተስፋየ ኣበር ተካታታሊ በርትዕ ❤❤❤ክፍርሐክ😢
ዋይ ብዘይ ምፍላጥ ብጣዕሚ ኢና ጠፍንና ብተለይ ሃገረ ሰብ ዘለና እሞ ኩሉና ኢን ጠበቢ ደፍተራ ናበልና ብበረበረ ብዝካ ነገረ ንዕጠን ክሰብ ንሓረር ተላፍለፍ ንበሉ ዋይይይ ክንደይ እሞ ዘይተባሃለ😢
የቀንየልና ዝሓዘይ❤
Kal hiwet yesmialna
Gobez kexilo kale hiwet yesmalna
ቃለ ህይወት የስመኣልና ሓውና፡ብምቅጻል ስለ ኣይነ ጥላ፡ ጠባይ ዘባላሹ ሓዳር ክይንሂዝ ዝገብር ኣምጻልና plz
Sgdan xomn xolotn azewtri nay Zar menfes eyu ❤
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ልክዕ ከም መምህር ተስፋዬ ኣበራ ንኩሉ ፈተና ብሓይሊ እግዚአብሔር ስዒርካ ከም ትኸውን ብምሕረት እግዚአብሔር ንኣምን ኢና ናኦድ ሓወይ።
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ሓወኒ❤
ብዙሕ ንድሕሪት ተመሊሰ ከስታዉስ ገይሩኒ ብዙሕም ኣስተዊሰ እህህህ ትንቢተ ሆሲህ ከምዚ ይብለና “ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።”
- ትንቢት ሆሴዕ 4፥6.
እዛ ጥቅሲ ካብ. ዝፈልጣ ብዙሕ እየ ሓዚነ እና ክንደይ ሓርኢ ደርሆ ዘይበለዓ በተለይ ደቂ ኣንስትዮ መርዑት ክኮና ከለዋ ኣብ ከባቢና ብጣዕሚ እየን ዝዕጠና ስለ ዝሓማ ሓርኢ ደርሆ ይኩን ሓሙክሽቲ ::
እና ሓንቲ ታሪክ ኣላ ክነግረካ ሓደ ሰብኣይ ነይሮም ኣብ መንደርና እና ደፍታራ እዩ መስለኒ ብዙሕ ብወረ እምበይ ብኣካል ኣይፈልጦን እና ይሓሙሞ ቶም ጐሬቤትና ማለተይ እየ ይዕጠኑ ቆንጆ እዩም ብስጋዊ ዓይኒ ሞር ቅርንብ ዓይኖም እና ኣብቲ ቅድሚት ዝሓሙሉ ዝነበሩ ዝተፋላለየ ይእዝዝ ነይሩ ከም እኒ ሓሙክሽቲ ገለታት እና ሓደ ጊዜ ግን ቅርንብ ዓይንካ ልፀዮ ኢሉ ተላፋሊፉ ብማይፀሎት የኮነይ ብምዕጣን እዩ ቱመዕጠኒ ከዓ ጐማ ወዲ ጐማ እዩ እና እግዚኦ ኢሎም ወዮም መንደርም ከመይ ገይርካ ይግበር ኢሎም እና ኣይተላፀዩን ሕክምና ከይዶም ብድሕሪኡ ዓሪፎም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮም እና እቲ ዝፈከሮ ኮይኑ ፀኒሑ ማለተይ ቅርንብ ዓይንካ ተዘይላፂካዮ ክቀትለካ እየ ኢሉ ደሓር ግን ኮይኑ እና ንኡሽተይ ኣብ ዝመፅእ ቪድዮካ መብራህርሂ ክትህበና ብተስፋ ይፅበ ::
ካሊእ ብዙሕ ኣሎ ከምዚታት ግን ፅሑፍ ከየብዝ ኣብ ቀፃሊ ክፅሕፎ
ብዝተረፈ ቃለ ሕይወት የስመዐና ናኦድ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ንቅዱሳን ኣቦታትና ዝሓገዘ ብፀሎት ኩሎም ቅዱሳን ይሓግዝካ ኣለዓዒሉ ዘጀመረኒ ኣጀሚሩ ዘፈፀመኒ ዛቪድዮ እግዚአብሔር ይመስገን ንዓካም ❤
ቃል ህወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፅጉኡ የብዘሐልካ 🙏🙏🙏
ቃል ህውሓት ይሰመዐልን መምህራን እግዚአብሔር ይሓልውክ ቅዱስ ሚካኤል ከክፈዝብለ ይሓልውክ ቀፀለል 😢😢😢
ዛህዉሓት ትብል(ሂወት ትተኣረም ኣሓተይ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ጸጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ እመብርሃን ብአማላድነታ ቅዱሳን ጻድቃን ብጸሎቶም ቅዱሳን መላእክቲ ብተራዳእኖቶም ምሕረት አምላክ አይፈለይኻ ብእውነት ብዙሕ እናተምሃርና ኢና ከምቲ ክንሰምዖ ዝፈቀደልና አብ ተግባር ክነውዕሎ ከኣ ባዕሉ ኤልሻዳይ አምላክና ይደግፈና አሜን
እና ኪዳነ ማርያም ሓወይ ሕቶ አለኒ ንሱ ድማ አብ ኩሉ እኳ እንተ ዘይኮነ አብ ዝተወሰነ ተወልድና ወዲ አብ 40 ማዓልቲ ጓል አብ 80 ምስ ቀረውና ድሕሪ ቅሩብ አዋርሕ ብማሞ ገይሮም ዝበጥሑ አለው እቶም ወለድና ናብኦም ወሲዶም አብ ማእከል ርእስና ፤ አብ ገንበርና፤ አብ ብክልቲኡ ጎኒ ዓይንና ብምስሊ መስቀል ይበጥሑና ደም ድማ ይፈስስ እዙይስ ሃይማኖታዊ ድዩ ወይስ ምስ ናይ ሩኹሳት መናፍትቲ ዝተድሓዘ እዩ ንክትምልሰለይ ብክብሪ ይላቦ👏
አነ ንባዕለይ ምስ መላእ ስድራቤተይ ብጣሕ አለና
ቀደም ቆልዓ እናሃለኹ አደዋይ ንምንአስ ምንአሰይ ክተብጥሕ ኢላ ናዓይ ተማሊአቲንኒ ከይዳ ናብቶም እንዳ ሰብአይሲ ዳሓር ነታሓፍተይ ሓቂፎም ብማሞ ምስ በጥሕዋ ደም ፈሲሱ እታ ህጻን እውን እናበከየት ስለ ዝራእኩዋ ካብቲ ገዛ ናብ ደገ ወጺአ ብጣዕሚ እየ ሓዚነን መክየን ንምንታይ ብማሞ በጢሖም ደም የፍስሱ ኢለ መሪር ብኽያት እየ ነቢዐ😢ምግቢ ከማን ብልዒ ኢለምኒ አይበልዕን ኢለ አብየ ሐዚ እታ ሓፍተይ ጓል 17 ዓመት ኮይና አላ እቲ ብህጻና ዘሕለፍክዎ ግን ምንም አይርሰዖን ዋላ ሐዚ እውን ክዝክሮ ከሎኹ ብክያት እዩ ዝቅድመኒ😢
Amlake misakaa yekuon haway God bless you 🙏
ብሓቂ ጽቡቅ ት/ቲ እየ ቀጽሎ ብዙሕ እናተምሃርና ኢና ኩቡር ሓወይ ጸጋ ኣምላክ የብዝሕ
Amlak senay xegau yebzhalka memhrey
አሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና
ቃል ህይወት የሰመዐልና መምህር ቀፅለሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘካ ዝሓወይ❤😢
እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሂወት ያስመዐልናአብ ሂወት ዘሎእዩ እዝስ እግዚአብሔር ዓይነልባና ይብረሃልና ብሓቂ አጅካ በርትዓልና ዝሓውይ
Tebarek hawna Kale hiwet yesmealna
ዘይምፍላጥ ፀገም እዩ ብሩኸይ እግዚአብሄር ይባርኽካ ሓደ ግዜ ቡዳ ሒዝዎ ኢሎም መዳበርያ ገይሮም አጥፊኦምኒ ነይሮም እሞ ከዓ ከይሓመምኩ እዩ እኮ እግዚአብሄ አይትጥፋእ ኢሉኒ እምበር መዓት ጸገም እዩ ዘሎ አብ ሕብረተሰብና
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዝሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ 💗
ደሙርኒ ፍትዋተይ💗👏
እግዚአብሔር ይመስገን እኔ ትግሪኛ እየተማርኩ ነው
Zegawean yabzewalet amen amen amen kelhewaty yasamalean ❤❤❤.
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና🙏🙏🙏🙏
ቀጽሎ ከኣ🚶♂🚶♂
ምኽንያቱ ቡዙሕ ነገር ኢና ንመሃር ዘለና👩👩👧👦
ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ምሳካ ይኩን😘😘❤❤
ቃል ህይወት የሰምልኝ😢😢
Egzeabher yebareka zehawwy kale hewet yesmalna medhanie alem andebet yekunka girma moges yekunka Ajoka berteka tenerteana aleka
እግዝአብሄር ይባርኽካ ብሩኸይ
Amen Amen 🙏🙏🙏
Bruk hawey bselam tefieka Egzabher ab tkodo kulu msaka ykun bruk hawey
የቀንየልና ናኡድ ሐወይ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን
ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያሰመዐልና ክብር ሓውና አቤት እግዚአብሔር ያፅንዕካ ኣብ ልብና ያሕደረልና እግዚአብሔር ኣምላክ 🤲
ቃለ ሂወት የስማና ዝሓወይ ቀጽሎ ፈጣሪ ጸጉ የብዝሃልካ
እግዚአብሔር ዝተመስገነ ዝተባረከ ይኩን ጸጋኡ የብዘሔልካ እመብርሃን ትሓልወካ እዚ ናይ ቡዳ መንፈስ በሓቂ ሽግሩን ምልክቱን መፍትሕኡን ገሊጽካዮ ኣለካ ተወሳኪ ከኣ ኣስናና ኣብ ግዜ ድቃስ ይሕጭጭ ከም ጠሓኒት ዓበይቲ ኣደታት ክስዕማና ከለዋ ብከንፈረን ሙዕጉርትና ጥፍጣፍ ዝጽይቃና ኣለዋ እዚኤን ከኣ ናይ ቡዳ ጸገም ዘለወን እየን ካልእ ደቅና ተውሳስ ኣብ ገጾም ተደጋጋ ዝፍጠር መልክዖ ዝቀያየርው ብቡዳ ክብልዑ ከለው እዩ ኣቅሑት ካብ ኢድና እዳውደቀ ተደጋጋ ዝሰብረልና ኣባና ዘሎ ቡዳ ወይ ዝመጽኡ ዘለው ሰባት ንብላዕ ኣለና ማለት እዩ ብሽለልትነት ጥራይ ክመስለና የብሉን ኩሉ ግዜ መዓስን ብከመይ የጋጥመና ከነስብል ኣለና ብዓብዩ ከኣ ከምቲ ንመሃሮ ዘለና እግዝአብሔር ንጉሆን ምሸትን ንእሸቶ ግዜ ንሃቦ ነሱ ክሕልወና እዩ ክብሪ ንመድሂኔኣለም ይኩን።
እንኳዕ ብሠላም መጻእካ ክቡር ሃውና❤
ቃለ ህይወት የስምዐልና
Egazebehare yamesgane zhawey 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼✝️✝️✝️✝️✝️✝️👍
ቃል ህይወት የሰመዐልና መምህር ቀፅለሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘካ ዝሓወይ❤
ቃለ ህይወት የስማዓልና ሐውና ጸጋ በረኸቱ የብዛሐልካ በርትዕ
Egziabiher yekbrelna zehawey amlak semay xegue yebzahalka❤❤❤
.ቃለሂወት የስመዐልና
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዓ ብሰላም መዐእካልና
🥰🥰🥰
Qal hiwet yesmalna hawey🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Kale hiwet ysmealna hawey xega ybzh amlak
ቃለ ህይወት የስምዓልና ቡሩክ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤
በርትዕ,,ሐወይ,መዓርይ❤❤,,,❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ❤❤❤❤❤❤❤❤
Aye ewe kubur hawey xegeu yebzehalka amlak kab rekus menfes zehadrom debteratat kedu Michael yehaleka. Ember abe zemna dea deyablos seltinu eu zelo ahwatey nenkah bekmey xelaina kem newageo neflet meknatu hade wethader bezey axwar abe nay kunat meda aywerden eu. Nehena ke bexom, xelot, segedet,mokxorea,kedase mekedas,machelot mehsab,kebea kedus bemetkam kedusan hezna xelaina newagayo amlakna kea kerdeana eu nebeges teray deki kerstos nehna deki eti hayale negus ina neseha kea neto wegnatey.
Xegu yebzhalka hawey natey egziabher yhalka
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና እነ እውን ብሓቂ ብቡዳ መንፍስ ከም ዝተብልዕኩ ከዚ ፍሊጠ ብዙሕ ተማህርላ ተመስግን ቀፅለሉ ዛሓወይ ለካስ ስብ ክጥምትካ እንከሎስ ናባካ እዩ ዝመሓላለፍ ክሳብ ዝሙት ዘብፅሐኒ ብዳ ነይሩ ካብቲ ውዲ ናባይ ዝመፅእ ከዚ ግን ተመስግን ቃል አምላክ ምስ እሕዋተይ ምስ ተማሃሩ ክለሊዮ ምስ ጀሚር ሂውተይ ፍሊጠ ካብኡ እውን ርሒቀ እለኩ ብፍቃድ እግዚአብሔር ተመስግን መጨርሻና የፅብቀልና እሕዋተይ ተመስግን
ቃለ ሂወት የሰመዓልና ኩቡር ሐዉና ጸጉኡ የብዝሐልካ ❤❤
❤❤❤❤❤amlak yhagzka
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ናይብሓቂ ለባም ቃለ ሂወት የስምዐና❤❤❤❤❤❤❤🙏
Kale hiwet yesmaelna ❤❤❤
Egziabhier xegawon yabzalk naod
Amen❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Amen Qall hiwet yesmalna bruk hawna 🥰🥰🥰🙏🏾🙏🏾🙏🏾😇😇😇🙌🏾🙌🏾🙌🏾♥️♥️♥️
Amin Amin Amin kal hiwet yesmeealna
ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Haqka eka Ane Mesqel sle zeynebereni ye Hmime 🥺
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ብምንታይ ንረክበካ ንክእል
ኣብቲ ዝሓለፈ ገጠመኝ ኣሎ ተለፎኑ
@@kiflegebrezgabher2090 ኣይረከብኩዎን ተሓባበሩኒ እባ ክቡራተይ 👏👏👏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Letegray betesebochachin seledereskelachew ds blognal hule eyegebahu like adergalehu berta.
❤🎉
❤️❤️❤️
Amlake edman tina yhabiuk hawey ❤
🎉❤❤❤❤
Egzabher Tegu yebzhalka bruk hawey bandana tenkihana slezelka azina ea nemsgneka.
😍😍😍😍
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና ኣጆካ ቀጽሎ ኣነ ግን ክረክበካ ምደለኩ ኔረ
🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና ከብር ሓዉና❤❤
❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😢😢🥺🥺
ጎበዝ❤❤❤❤❤በርታ ማሬ❤❤❤❤
Nfue menesey
Amen❤❤❤❤❤🎉🎉
ኡፍፍፍ😢💔ኣነስ ብዙሙት ሞይተዋ 😢😢ኣብ ፆሎትኩም እስኪ ዘኩሩኒ ኣየ ናተይሂወት😢😢😢😢😢
ፀሎት ቅዱሳን ፀሎት እመብርሃን ኣይፈለኪ መዓረይ❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስምዐልና ሓውና 👏🏻👏🏻👏🏻
ጥያቄ ኣለኒ
ቡዳ ዝባሃሉ ማሕበረሰብ አለው ከመይ eyu ኹለና ብኣምሳል እግዚአብሔር ena ተፈጥርና ብኸመይ እዮም ቡዳ ተባሂሎም ስለዝዐምኑሉ ድዩ ዝሰርሕ ወይስ ናይ መርገም እዩ ማርያም ረጊማቶም ዝብል ይሰም እና ድማ ቡዳ ዝባሀሉ ምስ ጭዋ ውስብቲ አይፈቀድን ይብሉ ወልዲ ንምንታይ ብዘርእ ይሀልፍ ድዩ ኮይኑ በስም እግዚአብሔር መልሰለይ 👏🏻
Ab xelotkum zekuruni
ብእውነት ቃል ህይወት ያስመዐልና በርትዕ ወድኖ
ብምንታይ ክረክበካ ክቡር ሓወይ ደልየካ ነይረ 😢
0983015217
መን ኣሎ ኣብ ስዊዘርላንድ ምስና
እስኪ ንላለ የሕዋተይ።
Naod hawey krekbeka dele aleku pls
telefon ka eba habeni naod bror
ኣብ ዓስራይ ቢድዮ ቀዳማይ ክፋል ኣሎ
0983015217
😍😍😍
❤❤❤❤