ሞሳድ ክቀትሎ ዘይከኣለ ተቃላሲ ንሓርነት

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 15

  • @noah-fb7ie
    @noah-fb7ie ปีที่แล้ว +12

    እስራኤል ናይ ወልሓደ መሬት ኣይሰረቀትን። ካብ ጊልጋል ስጋዕ ምድሪ ዳን ዘሎ መሬት እንተ ፊሒርካዮ ናይ ኣይሁድ ታሪኽ ኢኻ ትረክብ።

  • @smi0717
    @smi0717 ปีที่แล้ว +1

    Palestinian n Israel km hager aflto hibom msom habirom tznebru mhasom kab turgum zyblu maltawi mot

  • @fannykbs6230
    @fannykbs6230 9 หลายเดือนก่อน

    You’re so right 💪🏻🇮🇱

  • @Medenes-wf2eo
    @Medenes-wf2eo ปีที่แล้ว

    Well come

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 ปีที่แล้ว

    Welcome Fnan app

  • @KahsayKubrom
    @KahsayKubrom ปีที่แล้ว

    Wellcome

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

    .... ኵናትን ረጽምን ሱዳን መሊሱ ይኸፍእ። እቶም "ዓረብ ኢና" ፡ ዝብሉ መራሕቲ ፖለቲካን ሃይማኖትን ሰሜን ሱዳን ናይ ካርቱም ፡ ነቲ ኣብ ካለኦት ብሄራት ንነዊሕ ዓመታት ዘካይድዎ ዝነበረ ያኢ ዓረባውን ጂሃዳውን ህውከት ሎሚ ኣብ ገዛእ ዓዶም እንተተባረዖም እንታይ ዘገርም ኣለዎ፧
    ፖሊትከኛታትን ልሂቃንን መራሕቲ ሱዳን ፥ "ናሕኑ ሱዳኒን ኣፍሪቃውያን ኣይኮናን ፡ ዓረብ ኢና" ፡ ኢሎም ስለዝኣምኑ ፡ ከምዚ ዝመስለኒ እዘን ሃብታማት ሃገራት ዓረብን ህዝቢ ዓረብን ኣኺሉ ዝተርፍ ረዲኤትን ፡ ልክዕ ከምዚ ንህዝቢ ሶርያን የመንን ዚሃበኦ ቆላሕታን ዑቕባ ንስደተኛታትን ከምዝገብራሉ እምነተይ ዝለዓለ እዩ። እስከ ካለኦት ኣብዚ ከባቢና ካብ ዘለዉ ፥ "ናሕኑ ዓራቢ" ፡ ኢሎም ዝኣምኑ መሳኪን ህዝቢ ፡ ሃብታማት ህዝቢ ዓረብ ከኣ ኣውያቶም ሰሚዑ ዝረድኦም ፡ ኣበይ ሃገር ኮን ይነብሩ ይኾኑ፧
    ኣብዚ ከባቢ ክንደይ ዓሻን ተበላጽን እንድዩ ዘሎ። ክንደይ ሰብ ድዩ ነቲ ናቱ ፈንፊኑ ንዕቕ ኣቢሉ ፡ ብባዕዳዊ "ዓረብኛ ኣይተዛረብኩምን" እናተባህለ ፡ እተገርፈን እተጸርፈን።
    ወረ ክንደይ ደናቑር እንድዮም ገና ንገዛእ ርእሶም ካብ ናይ ርእሰ ምትሓትን ናይ ኣእምሮ ባርነትን ሓራ ዘይወጹ ክነሶም ፡ "ንዓና ሰዓቡና ፣ ሓራ ከነውጽኣኩም ኢና" ፡ እናበሉ ዘሽካዕልሉ። በዓል መን ድዮም ናይ ገዛእ ርእሶም ቋንቋታት ብሓዊ ኣንዲዶም ባህላውን መንነታውን ነፍሰ-ቕተለት ዝፈጸሙ፧

  • @user-zd4wy8gp4i
    @user-zd4wy8gp4i ปีที่แล้ว +1

    ሕጂ ወን ትዕግሰት ግበር ቅደም ከማን ክልተኩም ታኣካክብኩም ምጽከም ኣይስዕርክማን ንኤሰራኣለ ሕጂ እሞ ዝይሕሰብ እዩ too much power Israel now 🇮🇱💪🥰

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b ปีที่แล้ว +3

    መሬት ህዝቢ ሓማሴን መሬት ኣኽርያ ስደተኛታት ጀበርቲ ወሪሮም ሰፊሮሞ ዘለው ኣብዘይ መሬቶም ኣብዘይ ሃገሮም ከምዘለው ክፈልጡ ኣለዎም ድሕሪ ሞት ኢሰያስ መሬት ናብ ዋናታት ደቀባት እዩ ክምለስ

    • @user-gh8yb1yd5f
      @user-gh8yb1yd5f ปีที่แล้ว +5

      ኣይትሰከፍ ሰበይ ንዓና ዘይኮነ ክንዳና ዝኾኑ ወጻእተኛታት ክሕዝ ዝኽእል መሬት ኣለና። እዚ ኩሉ ጎላጉልን በረኻን ንመን ክኾነካ ኢሉ'ዩ ሰብ ከተእቱን ክትሰጉግን ዝሃቀንካ። ብኸመይ ሰላም ጌርካ ምስ ህዝብኻ ትነብር'ዩ ዘዋጻካ

    • @smi0717
      @smi0717 ปีที่แล้ว

      @@user-gh8yb1yd5f Xibok mesli nay bahki Cristian Muslim zykone zdlyna seb hlna eu zdlyna

  • @bdbhsyeh6246
    @bdbhsyeh6246 ปีที่แล้ว

    Dimxi Mara tuhute koynu darga ylen

  • @fannykbs6230
    @fannykbs6230 9 หลายเดือนก่อน

    ምስኪን ህዝቢ ከኽፍኡሉ እምበር መዓስ ቁምነገር ኣልይዎም ኮይኖም ሽበራዊ ስራሕ ፈጺሞም። ሕጂ ፈቐዶ ጎዳጉዲ ክሕብኡን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክሃድሙን ተዘይ ኮይኖም ምስቲ ህዝቢ ደው ኣይብሉን እዮም።

  • @Medenes-wf2eo
    @Medenes-wf2eo ปีที่แล้ว

    First viewer

  • @Medenes-wf2eo
    @Medenes-wf2eo ปีที่แล้ว

    Well come