ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣምላክ ሰሪሑ ፅዒሩ ዘብልዕ ስብኣይ ይፍጠረልና እምበር ኣብዚ ገልበትና ተበዝቢዙስ መፂና ነዕርፍ ንወልደሉ ግዜ እዩ ደቂ መዳም ኣሕዋተይ ኣምላክ ናይ ዕረፍቲ እንጀራ ይሃበና
አሜን አሜን አሜን🤲ምቅርተይ አጆና
Amen amen amen amen
አሜን አሜን አሜን ፅጋበይ🙏🙏🙏
ትክክል እኽ ጋራየዋ
አነ አለኹ 6ተ ዓመተይ አሕሊፈ አብ ሓደ ገዛ ዕረፍቲ አይፈልጥ እጃዛ አየይፈልጥን ኸዝስ ደኺምኒ ሰልቹውኒ 💔
ኣጃኪ ማዓርይ❤❤
ኣነ እውን ኣለኩ ካለአይትኪ 5 ዓመተይ ወፅየ ኣይፈልጥን ለሙስ ንቶም አዕራብ ፀልአዮም ይድብረኒ ኩሉ ፀልአዮ🥺😥
ትክክል ጓል ራያዋ ❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
ብጣዕሚ ፅቡቅቲ ምኽሪ❤❤
ያ. ልክዕ አለኪ ጓል ራያ ምጭውተይ❤
ከመይ ዲኺ ለባም ልምኽርኺ የቐንየልና ❤ሓሚመ ኢልኪ እንኳዕ ድሓን ርኣናኪ❤
ትክክል ጓል ራያዋ🥰❤️❤️🥰🥰😍😍
ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ 1ይቲ ሞዴል ዕውትቲ ኢኺ። ካብ ስደት ተመሊሶም ኣብ ዓዶም ብምስራሕ ዕውታት ሞዴል ክትኮኒ ተስፋ ይገብር ኣርቱ ሽኮር
ብሰሩ ዋላ ፓለቲካዊ ንቅሓታ ድፍረታ ግርም እዩ ዝበለኒ ። ንደቂ ኣንሰትዮ ኣብነት ከሸትኸውን ትክእል ዓይነት ሰብ እያ ።
ዛሕቶ እዚኣ ባ ዘይትገድፎኦ ደቂ መዳማት ታይ ክሰርሕ ዓዲ መፂአ ታይ ዓይነት ስራሕ የዋፅእ 😂😂😂😂ስባኣየይ ሰሪሑ ከብለዐኒ ተስፋ ይገብር ኣነ ወሊደ ደቅና ክዕቢ ገለታት እዩ ቃሕ ዝብለኒዋ 👏❤😁
አነለ ከማኪ እየ አብ ዓዲ ከይደ እታይ ክሰርሕ ኢለ አይፈልጢይ
ሰብኣይ ክትመርፂ ከለኺ ህድእ ኢልኪ ምረፂ ። ክንደይ በለፀኛ እዩ ዘሎ ብፍላይ ወፃኢ እያ ነይራ ተተባሂሉ ። ሓደሓደ ደቂ ተባዕትዮ ንደቂኣንሰትዮ ገንዘብ ክብሉ ብጣዕሚ እዮም ዝፃወቱለን ። ደቂ ኣነሰሰትዮ ብ ወዲ ናይ ሓሶት ጅንጀና ከይትሸወዳ ብጣዕሚ ምጥንቃቅ ምህዳእ ካብኡ ውን ምፅላይ የድልየክን ።
@@Setandforget-iu4ry እሺ ማዓረይ
@@Setandforget-iu4ry እሺ ክብረተይ ❤👏
ኣነለ ካማኣ እያ ደስ ትብለኒ
Yes 💯💯💯 thank haftn
ብሓቂ ወለላይ🙏👌
በርትዒ ሰራሕ ደፊርካ ተአቲኻዬ ከየዓወተካ አይተርፍን
ብሓቂ ጓል ራያ ለባም ሰብ 😘😘
ብሓቂ❤❤❤❤
Mhret yewrdelki 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤
የኔማርርር❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣባል ው'ና'ት ምዃንኪ ግን ምግራመይ ኢኺ ኣወዲእኽኒ!! ሕዚ 'ውን ናብ ውኔኺ ተመለሲ "ናብ ውድብና"💖
ተጋሩ ፓለቲካዊ ንቅሕናና ክነዕብዮ ኣለና ። ሰብ ደሰ ዝበሎ ፓለቲካዊ ፓርቲ ክሳተፍ ይኽእል እዩ ።ብሰሩ እውን ኣብ ዓይነት ትምህርቲ ሰነዜጋን ሰነምግባርን ዴሞክራሰያዊ መሰላትን ,ሰብኣዊ መሰላትን ናተምህርናዮ ኢና ዓቢና ኣብ ሕገመንግሰትና እውን ተፅሒፉ እዩ ዘሎ ሰለዚ ኣብተግባር ክነውዕሎ ይግባእ ። ንሰልጥን ሰብ ደሰ ዝበሎ ውድብ ኣባል ወይ ድማ ደጋፊ ይኹን ።ኣነ ጓል ራያ ክዕዘባ ከለኹ ዝሐሸ ንቅሓት(high IQ) ዘለዋ እዩ ዝመሰለኒ ። ዘን ማዕቢለን ዝበሃላ ዓድታት እኮ ብ 4 ወይ 5 ፓርትታት አሰየን ዝምርሓ ። ንሕና እውን ንሰልጥን ክሳቅ መዓሰ ሓንቲ ውድብ ።
ጓል ራያዋይ ንፈትየኪ እና ከምኡ ናበልኪ ተስፋ ሃብና መዓረይ❤
ምቅርቲ ምችውቲ❤❤❤❤❤
God bless you 🙏
Lebamey gal Raya always mearey ✌🏾🥰
ብጣዕሚ ጽቡቅ አገላልጻ እዩ🥰🥰
Strong woman.Hope you should successfully your life. Cuz honest amazed and reliable & good wards, God bless you . 🙏 Amen 🙏
ሰላም ጓልራያ እንኳዕ ዳሕና መፃእኪ💝ኣትን ደቂ መዳም ኣብ ነብስናይ ኣብፈጣሪናይ ንደገፍ❤❤ናይኣርቱ ተከታተልቲ ሳብስክራይብ ግበሩኒ
ገይረልኪ እየ ዋ ግበርለይ😂
@@Selam__499 እሹኒ ፅባሕ ክምልስ እየ የልዕሎ እዩ😂
የኔማርር
ጓልራያዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃኺ ዛምቤተይ🥰ሳብስክራይብ ገይርክናለይ ሕለፋ ደቂ ዓደይ💛❤️😍
ገይረልኪ እየ ዋ ግበርለይ😂😂😂
@@Selam__499 እሺ ዛምቤተይ🥰
@@letshy ዛምቤተይ ዳኣ ጓል ዓይደይ
❤❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤👍👍👍
❤️❤️❤️❤️🥰🥰
ለባም💘💘💘💘
ትክእል ጓል ራያ ለባም❤❤
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጓል ራያ ለባም መሰተወዐሊት❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤😍😍😍😍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
ንፍዕቲ ኢኪ❤❤❤❤❤😂
❤❤❤❤❤😢
ጓል ራያ ሽኮር❤❤❤❤
❤❤❤🎉
Nice to see you ❤
Gal raya Ambesa
💕💕💕💕💕💕💋
💖💖♥️♥️♥️🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mehrte yewrdlki 💙💙💙💙🥰🥰
የኔ ማርርር❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ለባመይ👍👍
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣርቱዋይ እንኮዕ ዳሕና መፃእኺ❤ናጓልራያ ቤተሰብ ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ❤
ቀደም ዝበልናኪ ይርጉ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጓል ራያ ሽኮር እንኳዕ ድሓን መፃእኺ🥰
😘😘😘😘😘😘😘❤
ጋል ሪያ ዋ ጀጋና ጋል እንሰተይቲ አኪ::❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
Gezum le 🎉
ጋል ራያ ዓሳድ❤❤❤🎉
ሳይኮሎጂ 🌟
Hasawit genzeb eritrawiyan aminki enber teblaxit adi areb serihiki entadeki genzeb aleki kedamit
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉💝💝💞💞💞💖💖💗💗💗💘💘💘
nay bahaki hakiki eyu
Naki imo men kriaki sraki hasawit
Gahtaf
ሓርኢገጽቁላሊሕ ፎእ
Gal rayawa meraya nay deki anestyu
Way ane eneku samuna gezie ayfelt shabo gezie ayfelt gn wala hati lwti yelen
ጨናዊት ኣደድ 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
ምጭውተይይይይ
ብሓቂ❤
♥️♥️♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
ኣምላክ ሰሪሑ ፅዒሩ ዘብልዕ ስብኣይ ይፍጠረልና እምበር ኣብዚ ገልበትና ተበዝቢዙስ መፂና ነዕርፍ ንወልደሉ ግዜ እዩ ደቂ መዳም ኣሕዋተይ ኣምላክ ናይ ዕረፍቲ እንጀራ ይሃበና
አሜን አሜን አሜን🤲ምቅርተይ አጆና
Amen amen amen amen
አሜን አሜን አሜን ፅጋበይ🙏🙏🙏
ትክክል እኽ ጋራየዋ
አነ አለኹ 6ተ ዓመተይ አሕሊፈ አብ ሓደ ገዛ ዕረፍቲ አይፈልጥ እጃዛ አየይፈልጥን ኸዝስ ደኺምኒ ሰልቹውኒ 💔
ኣጃኪ ማዓርይ❤❤
ኣነ እውን ኣለኩ ካለአይትኪ 5 ዓመተይ ወፅየ ኣይፈልጥን ለሙስ ንቶም አዕራብ ፀልአዮም ይድብረኒ ኩሉ ፀልአዮ🥺😥
ትክክል ጓል ራያዋ ❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
ብጣዕሚ ፅቡቅቲ ምኽሪ❤❤
ያ. ልክዕ አለኪ ጓል ራያ ምጭውተይ❤
ከመይ ዲኺ ለባም ልምኽርኺ የቐንየልና ❤
ሓሚመ ኢልኪ እንኳዕ ድሓን ርኣናኪ❤
ትክክል ጓል ራያዋ🥰❤️❤️🥰🥰😍😍
ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ 1ይቲ ሞዴል ዕውትቲ ኢኺ። ካብ ስደት ተመሊሶም ኣብ ዓዶም ብምስራሕ ዕውታት ሞዴል ክትኮኒ ተስፋ ይገብር ኣርቱ ሽኮር
ብሰሩ ዋላ ፓለቲካዊ ንቅሓታ ድፍረታ ግርም እዩ ዝበለኒ ። ንደቂ ኣንሰትዮ ኣብነት ከሸትኸውን ትክእል ዓይነት ሰብ እያ ።
ዛሕቶ እዚኣ ባ ዘይትገድፎኦ ደቂ መዳማት ታይ ክሰርሕ ዓዲ መፂአ ታይ ዓይነት ስራሕ የዋፅእ 😂😂😂😂ስባኣየይ ሰሪሑ ከብለዐኒ ተስፋ ይገብር ኣነ ወሊደ ደቅና ክዕቢ ገለታት እዩ ቃሕ ዝብለኒዋ 👏❤😁
አነለ ከማኪ እየ አብ ዓዲ ከይደ እታይ ክሰርሕ ኢለ አይፈልጢይ
ሰብኣይ ክትመርፂ ከለኺ ህድእ ኢልኪ ምረፂ ። ክንደይ በለፀኛ እዩ ዘሎ ብፍላይ ወፃኢ እያ ነይራ ተተባሂሉ ። ሓደሓደ ደቂ ተባዕትዮ ንደቂኣንሰትዮ ገንዘብ ክብሉ ብጣዕሚ እዮም ዝፃወቱለን ። ደቂ ኣነሰሰትዮ ብ ወዲ ናይ ሓሶት ጅንጀና ከይትሸወዳ ብጣዕሚ ምጥንቃቅ ምህዳእ ካብኡ ውን ምፅላይ የድልየክን ።
@@Setandforget-iu4ry እሺ ማዓረይ
@@Setandforget-iu4ry እሺ ክብረተይ ❤👏
ኣነለ ካማኣ እያ ደስ ትብለኒ
Yes 💯💯💯 thank haftn
ብሓቂ ወለላይ🙏👌
በርትዒ ሰራሕ ደፊርካ ተአቲኻዬ ከየዓወተካ አይተርፍን
ብሓቂ ጓል ራያ ለባም ሰብ 😘😘
ብሓቂ❤❤❤❤
Mhret yewrdelki 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤
የኔማርርር❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣባል ው'ና'ት ምዃንኪ ግን ምግራመይ ኢኺ ኣወዲእኽኒ!! ሕዚ 'ውን ናብ ውኔኺ ተመለሲ "ናብ ውድብና"💖
ተጋሩ ፓለቲካዊ ንቅሕናና ክነዕብዮ ኣለና ። ሰብ ደሰ ዝበሎ ፓለቲካዊ ፓርቲ ክሳተፍ ይኽእል እዩ ።ብሰሩ እውን ኣብ ዓይነት ትምህርቲ ሰነዜጋን ሰነምግባርን ዴሞክራሰያዊ መሰላትን ,ሰብኣዊ መሰላትን ናተምህርናዮ ኢና ዓቢና ኣብ ሕገመንግሰትና እውን ተፅሒፉ እዩ ዘሎ ሰለዚ ኣብተግባር ክነውዕሎ ይግባእ ። ንሰልጥን ሰብ ደሰ ዝበሎ ውድብ ኣባል ወይ ድማ ደጋፊ ይኹን ።
ኣነ ጓል ራያ ክዕዘባ ከለኹ ዝሐሸ ንቅሓት(high IQ) ዘለዋ እዩ ዝመሰለኒ ።
ዘን ማዕቢለን ዝበሃላ ዓድታት እኮ ብ 4 ወይ 5 ፓርትታት አሰየን ዝምርሓ ። ንሕና እውን ንሰልጥን ክሳቅ መዓሰ ሓንቲ ውድብ ።
ጓል ራያዋይ ንፈትየኪ እና ከምኡ ናበልኪ ተስፋ ሃብና መዓረይ❤
ምቅርቲ ምችውቲ❤❤❤❤❤
God bless you 🙏
Lebamey gal Raya always mearey ✌🏾🥰
ብጣዕሚ ጽቡቅ አገላልጻ እዩ🥰🥰
Strong woman.Hope you should successfully your life. Cuz honest amazed and reliable & good wards, God bless you . 🙏 Amen 🙏
ሰላም ጓልራያ እንኳዕ ዳሕና መፃእኪ💝ኣትን ደቂ መዳም ኣብ ነብስናይ ኣብፈጣሪናይ ንደገፍ❤❤ናይኣርቱ ተከታተልቲ ሳብስክራይብ ግበሩኒ
ገይረልኪ እየ ዋ ግበርለይ😂
@@Selam__499 እሹኒ ፅባሕ ክምልስ እየ የልዕሎ እዩ😂
የኔማርር
ጓልራያዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃኺ ዛምቤተይ🥰
ሳብስክራይብ ገይርክናለይ ሕለፋ ደቂ ዓደይ💛❤️😍
ገይረልኪ እየ ዋ ግበርለይ😂😂😂
@@Selam__499 እሺ ዛምቤተይ🥰
@@letshy ዛምቤተይ ዳኣ ጓል ዓይደይ
❤❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤👍👍👍
❤️❤️❤️❤️🥰🥰
ለባም💘💘💘💘
ትክእል ጓል ራያ ለባም❤❤
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጓል ራያ ለባም መሰተወዐሊት❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤😍😍😍😍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
ንፍዕቲ ኢኪ❤❤❤❤❤😂
❤❤❤❤❤😢
ጓል ራያ ሽኮር❤❤❤❤
❤❤❤🎉
Nice to see you ❤
Gal raya Ambesa
💕💕💕💕💕💕💋
💖💖♥️♥️♥️🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mehrte yewrdlki 💙💙💙💙🥰🥰
የኔ ማርርር❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ለባመይ👍👍
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣርቱዋይ እንኮዕ ዳሕና መፃእኺ❤
ናጓልራያ ቤተሰብ ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ❤
ቀደም ዝበልናኪ ይርጉ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጓል ራያ ሽኮር እንኳዕ ድሓን መፃእኺ🥰
😘😘😘😘😘😘😘❤
ጋል ሪያ ዋ ጀጋና ጋል እንሰተይቲ አኪ::❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
Gezum le 🎉
ጋል ራያ ዓሳድ❤❤❤🎉
ሳይኮሎጂ 🌟
Hasawit genzeb eritrawiyan aminki enber teblaxit adi areb serihiki entadeki genzeb aleki kedamit
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉
💝💝💞💞💞💖💖💗💗💗💘💘💘