Gual Raya
Gual Raya
  • 120
  • 2 279 354

วีดีโอ

በከመይ ነውፅእ# ንክንደይ ዓመት የገልግል#tiktok ዋጋ ኽንደይ እዩ ወዘተ ሕቶታትኹም መልሲ##sister #love #eritrean
มุมมอง 1K7 ชั่วโมงที่ผ่านมา
በከመይ ነውፅእ# ንክንደይ ዓመት የገልግል#tiktok ዋጋ ኽንደይ እዩ ወዘተ ሕቶታትኹም መልሲ sister #love #eritrean
ተመሰገን#ፓስፖርትይ ተወድኡ🙏#tiktok #duetድሕሪ ክንደይ ድኻም😪
มุมมอง 16K12 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ተመሰገን#ፓስፖርትይ ተወድኡ🙏#tiktok #duetድሕሪ ክንደይ ድኻም😪
ጓል ራያ እተን ቆልዑ ካበይ ተምፀአን ዝብል መልሲ ተሰርቀን ከይኮና😢#habesha #tiktok #duet
มุมมอง 9Kหลายเดือนก่อน
ጓል ራያ እተን ቆልዑ ካበይ ተምፀአን ዝብል መልሲ ተሰርቀን ከይኮና😢#habesha #tiktok #duet
ንመጀመርያ ግዜ አብ ዓደይ ድሕሪ ስደት አሸንዳ እንኳዕ አበፀሐክን አበፀሐና❤#tiktok #duet #duet #food #
มุมมอง 7Kหลายเดือนก่อน
ንመጀመርያ ግዜ አብ ዓደይ ድሕሪ ስደት አሸንዳ እንኳዕ አበፀሐክን አበፀሐና❤#tiktok #duet #duet #food #
ንሰባአየይ ሓፍቱ አብ ገዛና ብኸልቢ ተነኽሳ🙆🤕#tiktok #duet
มุมมอง 11K2 หลายเดือนก่อน
ንሰባአየይ ሓፍቱ አብ ገዛና ብኸልቢ ተነኽሳ🙆🤕#tiktok #duet
አብ ስጋአት አየ ዘለኹ ከቅትሉኒ ዝደልዩ ሰባት አለዉ😪😪😪#tiktok #food #duet
มุมมอง 21K2 หลายเดือนก่อน
አብ ስጋአት አየ ዘለኹ ከቅትሉኒ ዝደልዩ ሰባት አለዉ😪😪😪#tiktok #food #duet
ናይ ጓለይ ክዳን ክንመርፅ #ከተማ ወፅእና#duet #food
มุมมอง 1.4K2 หลายเดือนก่อน
ናይ ጓለይ ክዳን ክንመርፅ #ከተማ ወፅእና#duet #food
ጓለይ ድሕሪ ስደት ሕፀ ተጠይቃ ተመሰገን#tiktok #duet ##foodie
มุมมอง 12K2 หลายเดือนก่อน
ጓለይ ድሕሪ ስደት ሕፀ ተጠይቃ ተመሰገን#tiktok #duet foodie
አብ ዝሐለፈ ንዝሃብኩምኒ ርእቶ የቀንየለይ ቅሬታ ንዝተሰመዐኩም ድማ ይቅርታ #tiktok #musicapp #duet
มุมมอง 9K2 หลายเดือนก่อน
አብ ዝሐለፈ ንዝሃብኩምኒ ርእቶ የቀንየለይ ቅሬታ ንዝተሰመዐኩም ድማ ይቅርታ #tiktok #musicapp #duet
መልሲ ንዜዶ ዓገብ አባሁሉና😥😥🙏🙏#tiktok #habesha #musicapp
มุมมอง 26K2 หลายเดือนก่อน
መልሲ ንዜዶ ዓገብ አባሁሉና😥😥🙏🙏#tiktok #habesha #musicapp
አብ መቀለ ምስ ጓለይ ድሕሪ ምግቢ ምብላዓና ናአድጊ እዩ ኢለ አደንግፀያ😂 ስደት❤❤❤🙏#tiktok #habesha#musicapp #duet
มุมมอง 10K3 หลายเดือนก่อน
አብ መቀለ ምስ ጓለይ ድሕሪ ምግቢ ምብላዓና ናአድጊ እዩ ኢለ አደንግፀያ😂 ስደት❤❤❤🙏#tiktok #habesha#musicapp #duet
ድሕሪ ስደት ምስ ጓለይ አብ ዓድና ናዓና የምስልኹም#tiktok #habesha #musicapp #viral #duet
มุมมอง 43K3 หลายเดือนก่อน
ድሕሪ ስደት ምስ ጓለይ አብ ዓድና ናዓና የምስልኹም#tiktok #habesha #musicapp #viral #duet
አብ ግዜ ሕማቅ ፅቡቅ ዝረኸብኹሉ አጋጣሚ ተመሰገን #tiktok #habesha
มุมมอง 3.8K3 หลายเดือนก่อน
አብ ግዜ ሕማቅ ፅቡቅ ዝረኸብኹሉ አጋጣሚ ተመሰገን #tiktok #habesha
የቀንየለይ ማይ ላቭ❤❤❤❤ባዓል ገዛይ ክብረት ይሃበለይ#tiktok #habesha #musicapp #viral
มุมมอง 12K4 หลายเดือนก่อน
የቀንየለይ ማይ ላቭ❤❤❤❤ባዓል ገዛይ ክብረት ይሃበለይ#tiktok #habesha #musicapp #viral
ምስ ቤተሰበይ ምስምዕማዕ አብይኒ በየነይ ድዩ ዋላ ኩሉ ሰብ😪😪🙏#viral #tiktok
มุมมอง 10K4 หลายเดือนก่อน
ምስ ቤተሰበይ ምስምዕማዕ አብይኒ በየነይ ድዩ ዋላ ኩሉ ሰብ😪😪🙏#viral #tiktok
ንዑአ አምነ ከይደ ጠልምኒ😥😥😥#tiktok #viral
มุมมอง 19K4 หลายเดือนก่อน
ንዑአ አምነ ከይደ ጠልምኒ😥😥😥#tiktok #viral
ምሰ ደቂ እንደርታ አብ መርዓይ ለይሳዕሳዕኹ ኢለ በኽየ መፅአ😥#tiktok #viral
มุมมอง 4.4K4 หลายเดือนก่อน
ምሰ ደቂ እንደርታ አብ መርዓይ ለይሳዕሳዕኹ ኢለ በኽየ መፅአ😥#tiktok #viral
አብ ዓዲ መፅኤ ገንዘብ ተበለዐ😥🙏#tiktok #viral
มุมมอง 9K5 หลายเดือนก่อน
አብ ዓዲ መፅኤ ገንዘብ ተበለዐ😥🙏#tiktok #viral
አብ ስራሕ ቦታ ናይመጀመርያ ማዓልቲ❤🙏#tiktok
มุมมอง 14K5 หลายเดือนก่อน
አብ ስራሕ ቦታ ናይመጀመርያ ማዓልቲ❤🙏#tiktok
ጓል ራያ ምስቤተሰባ ናይቁልዕነታ😥😥❤#tiktok
มุมมอง 1.3K6 หลายเดือนก่อน
ጓል ራያ ምስቤተሰባ ናይቁልዕነታ😥😥❤#tiktok
ማይጫወ ወኒ#tiktok #tiktok #viral
มุมมอง 9056 หลายเดือนก่อน
ማይጫወ ወኒ#tiktok #tiktok #viral
ድሕሪ ስደት አብ ዓደይ ንግዲ ስራሕ❤🙏#tiktok
มุมมอง 8966 หลายเดือนก่อน
ድሕሪ ስደት አብ ዓደይ ንግዲ ስራሕ❤🙏#tiktok
አብ ሰደት ኮይነ ተዘክሮ ዓድና ሕዚ ድማ አብ ዓደይ ተመሰገን❤🙏
มุมมอง 8166 หลายเดือนก่อน
አብ ሰደት ኮይነ ተዘክሮ ዓድና ሕዚ ድማ አብ ዓደይ ተመሰገን❤🙏
ድሕሪ 9ወርሒ ንካላአይ ግዜ ተራኽብና ብጣዓሚ ደስ ኢልኒ😥😍😍😍
มุมมอง 9Kปีที่แล้ว
ድሕሪ 9ወርሒ ንካላአይ ግዜ ተራኽብና ብጣዓሚ ደስ ኢልኒ😥😍😍😍
ጓል ራያ ብዛዓባ ሂወታ ተናግሪ ቀዳማይ ክፋል😘
มุมมอง 30Kปีที่แล้ว
ጓል ራያ ብዛዓባ ሂወታ ተናግሪ ቀዳማይ ክፋል😘
ፀጉርኽን ለረገፈ ለተሰባበረ ዝተሸገርኽን አሕዋት #ተጠቀመኦ ንዓይ #ጠቂምኒ😍
มุมมอง 12Kปีที่แล้ว
ፀጉርኽን ለረገፈ ለተሰባበረ ዝተሸገርኽን አሕዋት #ተጠቀመኦ ንዓይ #ጠቂምኒ😍
መጀመሪያ ትክቶክ ዝማሀረትኒ ማሓዛ ጓለይ😍😘
มุมมอง 10Kปีที่แล้ว
መጀመሪያ ትክቶክ ዝማሀረትኒ ማሓዛ ጓለይ😍😘
ንወዲ ቀሺ ፅንዓት ይሀብኪ ዘይበልካኒ😥
มุมมอง 33Kปีที่แล้ว
ንወዲ ቀሺ ፅንዓት ይሀብኪ ዘይበልካኒ😥
ትክቶከይ ተሰርቁ ልበይ ተሰይሩ😪😪😥
มุมมอง 15Kปีที่แล้ว
ትክቶከይ ተሰርቁ ልበይ ተሰይሩ😪😪😥

ความคิดเห็น

  • @yordanostekle8315
    @yordanostekle8315 50 วินาทีที่ผ่านมา

    እፍፍፍ😢😢😢

  • @MeryamGEREZIHER
    @MeryamGEREZIHER 5 นาทีที่ผ่านมา

    ሰላም ጓል ራያ ትክክል አለኪ ስለ ምንታይ ደቂ አነስትዮን ህፃዉንትን እናሞቱን እናተጨወዩን መፍትሒ ዘይህብ አብ ስልጣን ዘሎ አካል ሕብረተሰብ እዉን ናይ ባዕሉ ስጉምቲ ይዉሰድ ዓዲ ኮ ብዘይ ጓልአነስተይቲ ባዶ እያ ። አረ በጃክን አብ ዓዲ ዘለክን ኩልክን ሰለማዊ ሰልፊ ዉፃ አድማ ስቅ ኢልካ ዝሕለፍ አይኮነን ብጣዕሚ እዩ ዘፍርሕ ስደት ዘለና ዓድና ክንምለስ ንሓስብ ዓድና ናፊቅና ከምዚ እናረኣና ግን ከመይ ገይርና ፈሪሕና ኮ ሎሙስ 😢😢😢

  • @nነኝ
    @nነኝ 7 นาทีที่ผ่านมา

    አሕ ናሰድትና ሸግር ከይአክለና አብ ትግራይ ዝገበር ዞሎ እዩ አጨንቁና ዘሎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 8 นาทีที่ผ่านมา

    ምሳኻ ኣለኹ እናበለት ካብካልእ ጠኒሳ እና ፈለጠት ቃልኪዳን ስጋብ ዝኣስረላ ስቕ ኢላ ፀኒሓ መርዓ ምስወደአት ጥንስቲ እየ ክትብሎ ኮላ እንታይ ይሰረመዖ እዘን ከምዚ ዝገብራ ኣጋንንቲ ሰብ ኣይተስሕታ ክብረክን ሓልዋ እቶም ቆልዑ ዝደፍሩ ግን እንስሳታት እንተተፈሊጡ ናብ ሕጊ ኣይትውሰድዎ በእማን ጌርኪሙ ጨፍጪፍኩም ቅተልዎም ወይ ሓዊ ጌርኩም ኣቃፅልዎም ንኻልእ መምሃሪ ክኸውን

  • @ethopiaethopia3477
    @ethopiaethopia3477 23 นาทีที่ผ่านมา

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @sadalasadala5852
    @sadalasadala5852 46 นาทีที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg 51 นาทีที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @BiriBiri16
    @BiriBiri16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤😂😂❤❤❤

  • @ጋልራያሚኾን
    @ጋልራያሚኾን ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢

  • @mebrihitwelay9353
    @mebrihitwelay9353 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @ሓዱየንየውቤትክርስቶስነው
    @ሓዱየንየውቤትክርስቶስነው 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይልአከልና ትክክል የክ ጋል ራያ

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ትግራይ ፅንዓት ይሃባ አቱም ደቂ ተባዕትዮ ግን ሙሽሙሻት አይትኩኑ ገፅኩም ትርሓቅ

  • @mariamm8239
    @mariamm8239 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nay bhaki😢😢😢😢😢😢

  • @birukgidey8805
    @birukgidey8805 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕም ዘሕዝን

  • @SlamhhHapshi
    @SlamhhHapshi 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢❤❤❤❤

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መን ይዕምጽን ይቀትልን ኣሎ?ሽዓብያ እዳበልኩም መስጣ ኤርትራዊ ኢዩ ሓሶት ቅጥፈት ተንኮል ተመሊሱ ናባኻ እዩ እቲ ተንኮል ሕንጻጽ እዳበልኪ ዝሰራሕኽዮ ኣጸያፊ ነገር ሕጂ ተፈደዮ።

  • @reyta8878
    @reyta8878 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You are right bravo

  • @SamriGABY
    @SamriGABY 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MG.yohannes4731
    @MG.yohannes4731 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Anti telam leba. Aba sahinya dea ( hixax????) Hiji wuegin elki waywayaway zibl film srhi.

  • @Zgba-vf7oj
    @Zgba-vf7oj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትክክል ጋል ራያ ❤❤❤

  • @sassfssd7085
    @sassfssd7085 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ጋልነይ መንገዛ ዓድና ፈሪሕና

  • @medhin8187
    @medhin8187 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተገሪምና ኮ ሎምስ ሕልፍ ሓሊፉዎምስ ድንግል ስለ ዘይፀንሐቶ ያ ኢሎም ኣጀንዳ ምኽፋቶም ዘሕረረኒ ነገር እዚ ዩ "እህም" ይብሉ ወለድና ክገርሞም እንተሎ ። ስለዚ ድንግልና ይሃሉ ኣይሃሉስ ናይ ምቕታል ምኽንያት ክኸዉን ኣይኽእልን ልምንታይ ትቕተል ዩ ናተይ ሕቶ ? ዋላ እቲ ህዝቢ ለ ኮ ክስለፍ ኣለዎ ሰብሰባ ኢሎም ኣረሳሲዖሞ በቃ እፍ ዓድና ከይንኣቱ ኳ ሎምስ ሰጋእ ሰጋእ እናበልና ሎምስ 😢

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @tesfaldettesfamariam8310
    @tesfaldettesfamariam8310 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብዓል ንስኪን ዝይኮነ ዘይተገበረ እንዳ ተዛረብክን ዘምጻእክነኦ መርገም እዩ

  • @SoooliSoooli-o5p
    @SoooliSoooli-o5p 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢ትክክል

  • @AduChannl
    @AduChannl 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤

  • @aalemDarg
    @aalemDarg 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ጋል ራያዋይ ንህሊና ዘለዎ❤

  • @Hanfex
    @Hanfex 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጋል ራያ ፁቡቅ ምክሪ ሳብስክራይ ዝደሊ ንዓይ ይሕተተኒ ክገብረሉ የ ንሱውን ንዓይ ከሙኡ ሳብስክራይብ ኩልና ብሓደ ንዓቢ 👌✅

  • @መታገስዋጋአለው-ወ6ደ
    @መታገስዋጋአለው-ወ6ደ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትክክል 😢

  • @haben8627
    @haben8627 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ካብ ነሓሰ 23/2016-መስከረም 8 እረፍቲ ኣብ መቐለ ኔረ,ኣብቲ ዝዓረፍኩሉ ሆቴል ዑይይይይ እንዳበለት ዝሓደረት ቖልዓ ኣብ ልበይ ዓላ 😢 ዓብ ትግራይ ሕጊ የለን

  • @jeirejeire8992
    @jeirejeire8992 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይ ጓል ራያ ማዓረይ ፓስፖርት ብ2000ዓመት ምህረት አዉፂእ ዲኪ ዝበልኪ አነኮ ንእሽተይ ኢኪ ትመስለኒ ነርኪ

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢 ከእግዚአብሔር ናይ መጭክካን መንፈስ ይርሕቅልና

  • @maryamawitchannel6962
    @maryamawitchannel6962 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ፅባሕ ንጎሆ ንባዕልና ታይ ሒዝናሉ ታይ ገይራቶ እዩ ቀቲልዋ ኢሉ ምክኒት ካብ ዝእልሽ ሕ/ሰብ ተፈጢርካ ፍትሒ ኢልካ ዝሰምዓካ የለን 😢 መንግስተ ሰማያት ይዋርሳ ዕምበባይ

  • @lataylatay2063
    @lataylatay2063 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🤣😥❤

  • @feedfwwr6998
    @feedfwwr6998 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ሰላም መፃእኺ ጋልራያየ ብጣዕም መሕዘን እዩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ejehshehu843
    @ejehshehu843 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መንግስቲ ትኹረት ኣብ ሽልጣኑ እዩ እንበር ኣብ ህዝቢ ዋላ ሓንቲ ትኹረት ዝይምግባር ህዝቢ ከም እንስሳ ይዋዳኣ ኣሎ። 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም የውርደለና ፈጣሪ የኣክል የበለና ኣምላክ😥😥😥

  • @elsame8784
    @elsame8784 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትኽክል😢😢😢😢😢

  • @AlganeshTekulu
    @AlganeshTekulu 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ ኣክሱም እዉን ዝሓለፈ ሰሙን ንህፃን ቆልዓ ጓል 3 ዓመት ካብ መዋኣል ህፃናት ቤት ትምህርት ኣነ ሓፍታ እየ ክወስዳ እየ ንገዛኣ እላ ሓንት ጎሮቤቶም መፃልእቶም ማለት እዩ ናብ ቃላይ ወስዳ ኣጥልቃ ቀትላታ ክንደይ ጉድ እዩ ዘሎ ኣብ ትግራይ እንታይ ከምንገብር እዃ ጨነቀና 😢😢😢😢😢

  • @SelamSelam-rj9rg
    @SelamSelam-rj9rg 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢

  • @ftggtt1969
    @ftggtt1969 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤😢😢😢

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😮

  • @BiriBiri16
    @BiriBiri16 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢 tkikl uffff tay matu eyu werdina

  • @ኣጆኪ
    @ኣጆኪ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢

  • @ميكونا
    @ميكونا 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትክክል ማኣረይ

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ميكونا ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @smumd
    @smumd 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እፍፍፍፍፍፍፍናበይባንኪዲሎምስ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢