Atv Asena Live - ትሕዝቶን ትርጉምን ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ ጉባኤ ህውሓት ከምዘይሳተፍ ዘፍለጠሉ ደብዳበ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 45

  • @okay5271
    @okay5271 2 หลายเดือนก่อน +1

    Great analysis and fantastic insight on this topic. Thanks for sharing.

  • @kunama1170
    @kunama1170 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣማን ጌታቸው ተራ ሰብ እዩ ንህወሓት ጌታቸው ንዘምሃሮ ውድብ ምክሓድ ሓዱሽ ኣይኮነን ሰልፍሽነትና ብግልኝነት ዝዓወሩ ሰባት እዮም።

    • @abrahamhagos1938
      @abrahamhagos1938 2 หลายเดือนก่อน

      It's not betrayal. it's standing up for your people.

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 2 หลายเดือนก่อน +5

    Thank you Ema .

    • @MrG-d8m
      @MrG-d8m 2 หลายเดือนก่อน

  • @kunama1170
    @kunama1170 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰና ኣረ ካብ ተለቨዠን ጠፊኡኩም ኣማን

  • @abebaabraha726
    @abebaabraha726 2 หลายเดือนก่อน

    I pray for the Tigray people 👏

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋው ይበል እዩ ዘብል ናይ ሎሚ ማዓልቲ ትዕዝብቲ ሙሩጻት የሕዋት 🎉🎉🎉

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 2 หลายเดือนก่อน +3

    Tegaru lebamat hazbi eyom don’t worry they will solve it:: tegaru they are not Eritreans

  • @abrahamhagos1938
    @abrahamhagos1938 2 หลายเดือนก่อน +1

    Getachew is trying his best to separate the party and government. We need a government in Tigray. The party owns the government

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 2 หลายเดือนก่อน +3

    Sad for TPLF divisions!

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks Asena thanks Zekarias Abiy wants Our Ports and what hinders him is Weyane for their sake and us.

  • @Yedi-u9g
    @Yedi-u9g 2 หลายเดือนก่อน +8

    ጌታቸው ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ከምቁርዲድ ተጣቢቑ ንልዕሊ ሓምሳ ዓመታት ክምጥምጥዎ ዝፀንሑ ጉጅለ ሰረቕቲ ስጉምቲ ከክወስደሎም ኣለዎ ።

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 2 หลายเดือนก่อน

      ሓሳድ ዑሱብ ባንዳ ን60 ዓመታት እናቀጥቀጠ ዝገዝአካ ዘሎ ሽማግሌ ግዳ ዘትዛረብ ህዝብኻ ሰብ ዶ የለን እናበለ ይእዊ አሎ አንታ ሽንታም ህግድፍ 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @AmAn-jz2rj
    @AmAn-jz2rj 2 หลายเดือนก่อน

    ጉባኤ ህውሓት ንህዝቢ ትግራይ ሓደ ጥቅሚ የብሉን

  • @YemaneGebremichael-q1r
    @YemaneGebremichael-q1r 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ አነ ንሕና ክብል ንዓካ ዘለና ክብሪ ልዑል እዪ እመን ከም ሕውሓት ውዕለታ አይንርሰዕን ም/ቱ ሓደሽቲ ወለዶ ኢና ስለዚ እቲ አባና ዘሎ ኢሳያስ በሎም ብዙሕ ጉድ እዪ ዘሎ በጃኻ ከይናቅይመካስ ይቅረ ሓወይ

  • @peaceinsightchannel5049
    @peaceinsightchannel5049 2 หลายเดือนก่อน +2

    Agame

  • @Hawala00
    @Hawala00 2 หลายเดือนก่อน +2

    Abi zebela gera hiwehat fah abilu yemehadera alo getachew belsigu hiwehat telimewa

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 2 หลายเดือนก่อน

    ካብ ርኢቶ ወሃብቲ ብዙሕ ነገራት ዘየገናዘበ ርኢቶታት ይወሃብ ኣሎ:: ኣብ በረኻ ኣብ እዋን ኩናት ዝነበረ ሓይሊ; ጏሂ; ናህሪ ዘለዎ ዘረባታት ወ.ዘ.ተ ብዝተፈላለየ ወድዓዊ ኩነታትን በቲ ናይ ፕሪቶርያ ውዕል ምኽኒያትን ሕጂ ክህሉ ትፅቢት ክግበር ኣይግባእን:: ክልቲኦም ይሰማምዑ ማለት ሓደ ኣወንታዊ ነገር እዩ:: እከለ ኣብ በረኻ ከምዚ ኢሉ ተዛሪቡ ነይሩ: ሕጂ ንምንታይ ቃሉ ዓፂፉ ዝብል ሓሳብ ብብሰለት ክሕሰበሉ ይግባእ:: ከምኡ ዝበሃል ነገር የለን ትግራይ ኣብዚ ሰዓት እዚ ኣብ ብልሒ ዘድልዮ ካልእ ኣዚዩ ተኣፋፊ መድረኽ እያ ዘላ::

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 2 หลายเดือนก่อน

    ንሕና ኤርትራዉያን እንታይ
    ንመሃር እዩ አቲ ሕቶ
    ተጋሩ ዋላ ምንስተራት ይዀኑ ጀነራላት ከም ቃወሙን
    ከም ዝካትዑን
    ተባዓት ከምዝዉንኑ ኢና ንመሃር

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሕማም ፐለቲካ ናህና ለኪሙዎም

  • @haileberhe3176
    @haileberhe3176 2 หลายเดือนก่อน

    ይድቅስ ይትስእ ይወግሕ ይሲ ሕቅሕቅልተይ ኣይረኸብኩን መልሲ ዘይትጥይቒኸ ከመይ ኣሎ ናብራ ደቂስኪ ታሓድሪ በሊዕኺ ኣደራ ኣይካኣልኩን ኣነስ ናይ ዛዓለም ናብራ ከቢዱኒ ኣሎ በዚሑ መከራ

  • @Yedi-u9g
    @Yedi-u9g 2 หลายเดือนก่อน +5

    ጌታቸው እንተነኣሰ ሓዱሽ ወለዶ ኢዩ ።ንሰረቕቲ ዕኑፍ መራሒ ውድብ ህወሓት ደብረፅዮንን ምስጉጅልኡ ክእለ ኣለዎ ።

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 2 หลายเดือนก่อน

      እንዳ ህግድፍ መከራኹም ገዲፍኩም ብፀገም ናይ ዓዲ ሃገር ሃተፍ ትብሉ ጌታቸው ባንዳ ከማኹም ኢዩ ብኸብዱ ዝድለል

  • @Yedi-u9g
    @Yedi-u9g 2 หลายเดือนก่อน +4

    ጌታቸው ንኣቢይ ይልእኾ እምበር ኣይላኣኽን ።

  • @letemeskelkahsay945
    @letemeskelkahsay945 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሕዌሓት ንኼውድቕ ኣቢይ ኣሕሜድ ሴሪሑሉ እዩ ንሱ እዩ ኬኣ ሜሪጹዎ ንጌታቼእ ህዝቢ ኣይሜሬጾን ጌና ህዝቢ ኣብ ስዴትን ሜኬራን ኣሎ እምቤር ዝጌቤሬሉ ዬብሉን

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩ ጀጋኑ ኢዮም ዋላካ ኢዛ ግዜ ኢንተ መረረ ነቲ ዘይከአል ኪልኩም መዐንጣኹም ሸጥ አቢልኩም ክልተ አይተዛርብዎ ነቶም ዝአመናኩም።
    ህዝብኹም ገና አብ ፀገምዩ ዘሎ!!

  • @GABRIEL-e6l3o
    @GABRIEL-e6l3o หลายเดือนก่อน

    HIWEHAT AB GHIZIE PRETORIA ZITESEMAMIIWO...BIRETKUMIN ITKIKUMIN AWRIDU .SELAM HIZBIKUM GHIBERU IYA NEYRA

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ደብረ ዕንክልል ምሰ ጉጀለኡ ናብ ሕጊ ዓለም ክቀሪብ ኣለዎ ፀላኢ ናይ ደገ ጥራሕ ኣይኮነን መጀመሪያ ናይ ውሽጣካ ፀላኢ ክተፂሪ ኣለካ ኣዶ ትግራይ ክንደይ ግዜየ ታበኪ ካብዚ ንላዕሊ ካሓደት ታይ ኣሎ😕ጌቾ ስራሕካ ሰራሕ ህዝብ ኣብ ጎዲኒካ ኣለና።

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 2 หลายเดือนก่อน

    ኣማኒኤል ፍሰሃየ; ብራቮ ብዙሕ ነገር ኣስተዊዒልካ ኣሎኻ:: ካልእ ብዛዕባ ኩናት ኢትዮ- ኢርትራ ንህወሓት ኣብ ክልተ ዝሰንጠቐት ጉዳይ ንኤርትራ ንእቶ ወይ ኣይንእቶ ንዝብል መሰሓሓቢ ግምታት ብንፁር እንታይ ከም ዝነበረ ብሓቂ ክምልስ ዝኽእል ተጋዳላይ ስየ ኣብርሃ ብሂወት ኣብ ኣሜሪካ ኣሎ:: ዌል; ኣብ ኣሰና ቲቪ ኣቕሪብኩም ብትኽክል መልሲ ክህበሉ ምግባር ይከኣል እዩ::

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 2 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራዊ ኣይተ ዘካርያስ; ዓሻስያ ሓደ ደርፉ ኣይትግበርዎ እቲ ሓሳብ:: ፃድቃን ቅድሚ ሕጂ ንሉዓላዊነት ኤርትራ ዝፃባእ ርኢቶ ሂቡ ነይሩ ገለ ገለ እዚ ድሑር ኣተሓሳስባ እዩ:: ንህዝቢ ኤርትራ ናፅነቱ ዝሕልወሉ ውድባት ኣይኮኑን ህዝቢ ትግራይ እዩ:: ናይ ኣፍ ወለምታ ወይ ሃንደበታዊ ሕቶ ፃድቃን ብዛዕባ ዓሰብ ኣሉታዊ መልሲ ሂቡ ነይሩ እዩ እናተባህለ ንብዙሕ ዓመታት ይዝረበሉ ኣሎ: ብተንኮላዊ መንገዲ ዘይኮነስ ብቅኑዕ ግብራዊ ስራሕ ከም ፃድቃን ገይሩ ናፅነት ህዝቢ ኤርትራ ዝድግፍ ሰብ ዘሎ ኣይመስለናን:: ዋእ ኣቦይ ስብሓት ዶ ግዳ ብግልፂ ናይ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚ ይዓቢ ስለ ዘሎ ወደብ የድልያ እዩ ኢሎም ኣይነበሩን:: ንምንታይ እያ ናይ ኣቦይ ስብሓት ተላዒላ ዘይትፈልጥ? ብልሕን ቅንዕናን የድሊ ኣሎ::

  • @GABRIEL-e6l3o
    @GABRIEL-e6l3o หลายเดือนก่อน

    IZOM HIWEHAT KISUNAT IYOM..PRETORIA ZITEKAYEDE MIKNIAT...HILKIT NAY TIGRAY SILE ZINEBERE IYU ..HIJI MIS ABY KISEMAMIU ALOWOM

  • @zeraymahari9372
    @zeraymahari9372 2 หลายเดือนก่อน

    ኢማ ነዛ ቢቢ። ትብላዘለኻ ሰብ ብዙሕ ኣፍልጦ ዘለዋ ትመስል ዓዲምካእንተተምጽአ ጽቡቕ ነሩ

  • @agemoderstmary6771
    @agemoderstmary6771 2 หลายเดือนก่อน

    ዮናስ ዘሩኡ ዝበሃል ዝአሎ ህግደፍ ከይከውን

  • @mercurymedia4692
    @mercurymedia4692 2 หลายเดือนก่อน

    ህውሓት እንተዳኣ ፈሪሱ ።ውዕል ፕሮተርያ ድማ ክፈርስ እዩ

  • @GABRIEL-e6l3o
    @GABRIEL-e6l3o หลายเดือนก่อน

    HAWIBA ZIBELKAYO AY AMININ IYE..KEMEY..NATNA ERITRAWYIAN MIS NAY... HIWEHAT... AY TEWEDADIRON IKA..ERITRA WETEHADERAWI, MERIHINET, SILTUNATIN IYOM KAB GENERALAT ATHIZKA.HIWEHAT AKEBA SILE ZIGHEBERU ERITRA KENTU KITIBLA AY TIKILIN IKA HAWINA

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 2 หลายเดือนก่อน +1

    Getachew is a great politician:: dr Debrxon is a good electrician::so getachew should lead Tigray

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918 2 หลายเดือนก่อน +1

    ማማ ትሓመና ኣላ ድኣ ንትግራይ እያ መስለኒ ተደሪፋ ቅቅቅቅቕ

  • @berhanberhe526
    @berhanberhe526 2 หลายเดือนก่อน

  • @eritrea91
    @eritrea91 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጉዳይ ትግራይ/ ኢትዮጵያ ኣይምልከተኩምን'ዩ።

    • @Hawala00
      @Hawala00 2 หลายเดือนก่อน

      Tigray akal ethiopia endeya

  • @geezawi4046
    @geezawi4046 2 หลายเดือนก่อน

    ን እድሓነት ከኣ ሰላም በሉልና። 😅

  • @saeedyehdego4835
    @saeedyehdego4835 2 หลายเดือนก่อน +2

    እታ ትምዉለካ ማለሊት ፋሕ ትብል ኣላ ተሻቂልካ ኮ ሞትካ

    • @solomonteshagerethiopian6483
      @solomonteshagerethiopian6483 2 หลายเดือนก่อน

      I don’t think so any problem in Tigray they always solve it by discussion.in Eritrea kkkkkkk no problem will be solved prison 🤷‍♂️