🛑ሕማቅ ስማዕ ! ኣብ ትግራይ ኣዉያት ኣዲታትና | እንታይ ተፈጢሩ ? | ንብዙሕ ሰብ ዘቆጥዐት ጓል ስምዕዋ እስቲ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
- #tigray #ethiopia #eritrea
🛑ሕማቅ ስማዕ ! ኣብ ትግራይ ኣዉያት ኣዲታትና | እንታይ ተፈጢሩ ? | ንብዙሕ ሰብ ዘቆጥዐት ጓል ስምዕዋ እስቲ
Follow Me on Instagram 👇
➪ / maggy_showw
is fair use under U.S. copyright law because it is non-commercial, transformative in nature, uses no more of the original work than necessary for the video's purpose, and does not compete with the original work and could have no negative affect on its market. Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for 'Fair Use' for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research, Fair use is a permitted by copyright statute that might otherwise be infringing, Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ Enjoy and Subscribe now
እንኳዕ ብሰላም ናብ maggy show ብደሓን መፁ ።እዚ ቻናልና ዓላምኡ ንምዝንጋዕን ንምምሃርን እዩ ። ኩሉ ግዜ በቢ 3 መዓልቲ ሃዱሽ video ናባኩናባኩ ክነብፅሕ ኢና subsribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
🔥ዓገብ ! ንብዙሓት ሰባት ዘቆጥዐ ናይ ፓስተር ዮናታን ጉድ ኣብ መድረኽ
👉👉 • Video
🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ ዝግባእ ኣፀያፊ ምስልታትI
• 🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ...
🛑ንአርቲስት ዊንታ መኮነን ደዊለ call prank ሸዊደይ
• Video
Social media 👇👇👇👇👇
Facebook ..
/ maggy.hntsa
Telegram t.me/maggyshow
THANK FOR WATCHING 🙏🙏🙏 DON'T
FORGET SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL 🔔🔔
yonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2023 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2023, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2023, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2023, ethiopian music 2023, new ethiopian music 2023, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2023,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2023,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2023 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2023 today,eritrean movie,eritrean movie 2023,eritrean movie 2023 new,eritrean movie 2023 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2023,comedy eritrean 2023 new,eritrean music 2023 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2023,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu
_ማግዋይ ዓሞይ ሰላም ትብለካላ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ትብለካላ_
ሃየ😂
ሞይተ😂
ማጊ ባ ማዘርካ ባ❤ ኣምፀአልና ናፍቀየን ዋላ ብራክ ገርካ ኣምፀአልና😊 ትሕግዙኒ ዲኩም ሕብሽ👍ግበሩ
አወ አነዉን ናፈቀያ አደዋይ አያትመሰል አንድሕር አ'አ ኩይንካ ብ ቴሌፈን ደዊልካ ኘራንክ ግበራ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kidentubeኢለኪ ንዓይ ለ በልኒ❤
ዓሻስ ብልቡ ኣምላክ የለን ይብል ቁዱስ መጽሓፍ ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ንገብሮ ኣይንፈልጥን ብሓቂ ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና 😢😢 😢 ማግ ንፉዕ እካ ቀጽሎ❤
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ኣምላኽ ዓይነ ልቦናኺ የብረሃልኪ
ዓሻ ብልቡ አምላኽ የለን ይብል
አነግን ነአምላኸይ ይአምን የገልግል
ምሕረት የውርደልኪ😢😢
አምላክ ዓይነ ልቡናአ ይክፈተላ ማጊየ ለባም ስብ 🙏🙏🙏🧡❤❤❤
በዚ ኩሊ ዝወረደና ውግእን ጭንቀትን መከራን ስቃይን ጥዑይ አእምሮ ክህልወና ዝከአል አይመስልን,ብዝኾነ እአክል እበለና.
ምሕረት የዌርደልኪ
መልእኽቲ ናብ እዛ መገዲ ጥፍኣት ሂዛ ዘላ ሓብትና። እግዚኦ ማሃረና ክርስቶስ፡ እግዚኦ ማሃረና ክርስቶስ ንበል ኣሓዋተይ። ኩልና ንመለስ ካብ መገዲ ዓመጻ፡ እቲ ግዜ ኣኺሉ እዩ ንጠንቀቕ ኣሕዋተይ
እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ክብር ሓውና❤
ኦ ኣምላከ ይቅር በለልና
ማጊ ሓወይ ክንደይ ዕድመካ ታይ አዩ ጭሕሚ ዘይተውፅአ ዋይ ባይዘወይ ፋራኢካ ወድዛ ፅብቅቲይ🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉
ኣነ ክገጥመልካ
ግደፍ እባ ፍቅረይ ኣይትርሓቀኒ
ብዘይይ ዘኣካ እክሊ ምብላዕ ኣቢኑ
ናዓ ዳኣ ቅረብ ኣይትርሓቀኒ
ፍልይ እንተይልካኒ ኣይበልዕን እንትርፊ እንጀራ ብፀብሒ
ከሜታት ፈራታት እክም ባዘወይ 😂😂😂 ማጊተይ ሽኮር ይመችካ የኔ ቆንጆ ውዲ ሃገረይ🎉🎉🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️♥️
😢😢😢😢😢Makes me sad to see this in the peaceful Mekelle 😢😢😢
Kal hiwet yesmalna🙏 Maggy hawna, xbuk melsi hibkaya aleka
maggy hawey zemenka yibarek
እዚ ናይ ትግራይ ኩነታት ናበይ ገጹ እዩ። ያኣክል ብህዝቢ ኣሽካዕላል
እዚ ሰብኣይ ዘልቅስ ዘሎ 😢 ጽቡቅ ኣይኮነን ኣይተላግጸሉ መርገም ከይኮነካ
, ብዝኾነ ግን ብተጣዕሚ ንፋዕ ሓደ ማዓልቲ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ከምትበጽሕ ርግጸኛ ኢየ።
ማጊ ብሮ from eri🇪🇷
እንኳዕ ብደሓን መፃካ ማጊ❤️❤️❤️❤️❤️
Maggy bro harif job
Respect man idea doesn't matter what she/he belives.
❤❤❤❤❤❤❤
Eritrea under God bless you that is turo work for me and the same strong
ኣታ ማጊ ሓወይ'ዶ ኽብለካ ሕብሩ ቸኮላታ
እተቅርቦ መደብካ ተሃራፊ ከም ብርኩታ
ኣነ ዝኽፍሎ ብላዕ ኢኻ ጣይታ
ፍቅሪስ ኣብያትካያ ዩትዩብካ ጥራይ ዓትዕታ
ንፍቅሪ ትዝምር ኣፈላላይ ወጊድ ኢልካ
ብፍላይ ኤርትራውያን የሕዋተይ ክትብል ከለኻ
ክንደይ የጥዕመልካ ፍትው ነብለካ
ባይ ዘ ወይ ግን ፋራ ኢኻ።
ንዓኻ ዝገጠምኩልካያ ተገዲስካ ኣንብበለይ ኢኻ፡ ርኢቶኻ ድማ ንገረኒ ኢኻ❤
❤❤❤
ሕማቅ ኢልካ ኣይፃሕፍን !! ሕማቕ !!!!
❤❤❤❤🎉
ድበርሸ እድ የኔ ቆንጀ ድበርሸ እድኤ የኔ ቆንጀ
ማጊ ግን ሕደግ ብኣልማዝዋይ ኣይትቀልድ
❤❤
Aytiugagay miuhir dafiur atiukine mhiratyawerdiulke
🎉🎉🎉🎉🎉
ድንቁርና ናይዛ ጓል ፍሉጥ ነብሳ ትኣምን ንነብሳ ግን ዘይትፈልጥ ምዃና። እቲ ርትዓዊ ኣተሓሳስባኺዩ ማለት፡ዕላማ ምህላውክን ድሕሪ ዘይምህላውክን ኣርጊጹ መረዳእታ ክህልወክን ኢዩ ነይርዎ የብልክን ግን። እምበር ኣብ ምድሪ ክሳብ ዘሎ ሰብ ፍጡር ወዲ ኣምላኽ ፡ ኣብ ምድሪ ዘጋጥም ክረኽቦ ግድን ዩ ኣብ ኡኡ(ኣብምድሪ ) ይነብር ስለ ዘሎ። ሞ ዝኣመነ እንተዘይሞተ ንስኺ ዘይት ኣምኒ ክትሞቲ ኣለኪ ጥራይ ድዩ ማለት? ምስትውዓል እምበር ምዝራብ ብዙሕ ርዱእ ኣይገብረካን !። 21 ክፍለ ዘመን ንድሕሪት ተመሊስኪ ኣለኺ ተደንግጺ!
ፆሎሎበቃ ፍራኢኻ 😢😢😢😢😢😢😢
Nakas ane mtmrawkka ner entay emo fara eka baei zeweyyy❤❤❤
በስመኣብ😢
ዋይይይይ ታይ ኢና ነገብሮ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😢😢😢😢😢
ፈጣሪ ይቅረ ይበለልኪ
😢😢😢
እዛ ሓፍትና ሰብ የድልያ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናኣ ይክፈተላ ፈጣሪ ሆይ ካብ ክሕደት ሰውረና 😥😥
@kidentube እሽ ዝሓፍተይ ገይረልኪ ኣለኹ❤ በርትዒ ዝያዳ ዮቱብኪ ፈትየዮ መንፈሳዊ ስለ ዝኾነ❤️
የፍቅረካ እየ 😍
ፅባቀ ውሽጥካ፣ልበይ ኣሸፊቱ
ኮለል የብለኒ፣ ክወፅእ ክኣቱ
ሕጊ እንዳባ ጥሒሰ፣ፍቅረይ ከይገልፀልካ
ነገር ጓል ኮይኑኒ፣ፈሪሐዮ ኮኮብካ
ግንሲ ኣዳመይ
ተትፈልጥ ነይርካ ፣መጠን ናይ ፍቅርካ
ዕፅፊ መፍቀርካኒ፣ልዕሊ ዘፍቅረካ
የፍቅረካ እየ ኣንታ ሃናን ❤❤❤😂😂😂😂
wawww❤❤❤❤👍👌😂
😂😂😂😂
@@andemariam1763 ሳብሰክራይብ በልኒ ማዓረይ
😂😂😂
ኣታ ማጊ ሽኮር፣ ማጊ ሽኮር
አዚ ክምስታካ ሃለዋተይ ሰኸኽ ዘብል
ንዓኻ እንዳርኣኹ ነፍሰይ ፍስህስህ ትብል
ጥንቕቕ ኢልካ ስሓቕ ኢኻ፡ ክትነብር ዛሂወተይ
ትፈትዋ ትኸውን ዛሓጻር ግጥመይ :)
ዓይኒ ልቦናኺ ይኽፈተልኪ ሓፍተይ ዓሻ ስ ብልቡ ኣምላክ የለይ ይብል አዩ😢
ክገጥመልካ እየ ሓንቲ ማጊየይ
ማጊየይ ዶ ክብለካ ደላይ ሰላም ደላይ ፍቅሪ ኣብ ዘለካዮ ይሓልካ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ንሰላም ዘማሪ ከማካ ዝበለስ የብዘሐዮ ፈጣሪ ቀፀለሉ ኢካ ማጊየይ ፍቅሪ ብዝካኣልክዎ እየ ግን ማጊየይ😂❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤
ማጊየይ ዶ ክብለካ ኩሉ ዘጥዕመሉ😍
ሳሓቅ ጭዋታ ፍሽክታ ኣመሉ😍
ኩሉ ግዜ ጥዑም ዝዕላሉ😍
ለባም መስተውዐሊ ልፍቅሪ ዘማሪ🌹
ካማካ ዝበለ የብዘሐዮ ፈጣሪ🌹
እተቅርቦ ሓሳብ ኩሉ መስተምሀሪ🌹
ከይተረደኣኒ ሒዛትኒ ፍቅሪ🌹
ማጊየይ ዝገልፅ ቃለት ስኢነልካ🥰
ኩሉ መርሚረዮ እቲ ልቦናካ🥰
ተሞቺውኒ ኩሉ ሓሳባትካ🥰
ኩሉ መሊኡ ፈጣሪ ዓዲሉካ🥰
ልኣካ ዝወለት ኣደ ከመይ ተዓዲላ❤
ልኩላ አዶ ከማካ ይዓድላ❤
10000 ንበረልና ኩለና ክጥዕመና❤
ማጊየይ ለባም❤
ማጊየይ ፍቅሪ ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 1000ዓመት ንበረልና ተስፋ ትግራይና❤
May LoVe magi🎉🎉
ኣምላኬ ኣቦይ ከመ ብዝሒ ሓጥያትና ዘይኾነስ ብ ምሕረትካ ጠምትና ዓደና ሰላም ኣወረደና😢🤲
Amen
ዝኸበርካ ትግራዋይ ሓው; ኣዚኻ ንፋዕ ኢኻ። ከም ሓደ ኤርትራዊ ብዝኸኣልክዎ ይከታተለካ እየ። ኩሉ ሳዕ ዘዘናግዕ ጥራይ ኣቅርብ። ፓለቲካ ንፓለቲከኛታት ሕደገሎም። ናይ ሰላም ኣምባሳንደር ኩን። ብዘይ ኣፈላለይ ኤርትራውያንን ተጋሩን ክትብል ከለኻ ኣዝየ እየ ዝሕጎስ። ምዝናጋዕ ቀጸል፣ ሰላም ስበኽ፣ ውግእ ንኾንን፣ ንቀራረብ መጻኢና ክጽብቅ። ቀጽሎ ኢኻ። ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ❤❤❤
ማጊ ኣነ ኤትራዊት አየ ግን ንስካ ሓቂ ዘረባ ጥዑይ አካ ህዝቢ ኣይተባአስ ሃይማኖት ኣይተባኢስ በዚኣ አየ ዘክብረካ ።
ን maggy Show ትፈትዉ አሕዋተይ ሳብሰክራይብ በልኒ ተጋሩዋን 😢❤
ዓሎአታዊት ኮንኪ እምበር ምገበርናኪ ኔርና 😂 ብዝኹነ ተጋሩ ጥራይ ይግበሩኺ
ማጊተይ ግን ክርቢት ወዲእካ ድዩ አድራሻ ልአክለይ ክስደልካ አንድዳም ሱቅ ኢልካ እዛም ዝነዱ😂🎉❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ማጊተይ♥️🥰
ተጋሩዋኒ❤❤💛
ኣይ ሚጊ ኪሉ ግዜ ፃሓይ ገፁ❤ ግን ሓሪቅካ ኣይትውፃእ😢
ማግየ ለባም ሰብ እና እንታይ ድየ ክብለካ ደልየ ኣብ ስዕዲ ዓረብ ዘለና ድምፂ ኩኑና በጃኩም ብጭንቀት ክንሞዉት ኢልና ገንዘብና ብከማና ትግራዋይ ተበሊዑ ንሕና ግን ኣብ ከቢድ ኣለና ብዝተካኣለትኩም ሓግዙና የሕዋተይ💔💔
ማኪ በጃኻ ነዞም አርካናትና አይትተናክፍ
ፈጣሪ ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ 💔💔
Waww GB xibuk meluskayo ewe tehatatit nsa neti zisemie GN key enkef. Nmalet xibuk melskayo🙏🙏🙏
Magiye shkor ftret teqemqimka kea shokirka❤❤❤❤🇪🇷
አረ ጌችዋ ተበራበር ካብ ድቃስካ ናይ ብፆትካ ደም ከይወስደካ ከም ዉህጁ 🙏ፍትሒ ነደታትና 🙏
ፍቅሪ ፍቅሪ😅
መከባባሪ
መናበሪ
ተደለየለ ይኮን
መናቆሪ😂
የሕዋት ጀንባሪት እየ ሳብስክራይ ጌርኩም እባ ኣተባቡዑኒ ❤❤❤
@kidentube ርከቢ ኣይትስኣኒ ጌረልኪ ኣለኩ
@kidentubeqqqa
አይትዓሽዊ ናብዛ ምድሪ ዝመጻኺ ብፍቃድ አምላኽ (እየሱስ) ኢኺ!! ከም ዕየት ወይ ከም ዒሉ ከማንስ በታዝተወለድክላ መዓልቲ ብእግርኺ ምኻድ አይጀመርክን አዴኺ ንከባቢ ክልተ ዓመት ብዘይ ናይ ካልእ ደገፍ አይሓለፍክየንን
ማግየ ስኔ ስራዓት ግብር ኣታ ገፅ ብሎክ ዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤ ሻሃይ ግን ጥዕም ድኡ
ኣምላኽ ዝዓደለኻ ህያብ ኣለካ ናብ ዝለዓለ ክትበጽሕ ፍልይ ዝበለ ወስከሉ .
ማጊ እዚኤን ዝጅምራ ዘሎ ፅላለ እዩ እግዚአብሔር ምክሐዳ ፈትያ አይኮነትን ትዓብድ ስለ ዘላ እያ ጌታ ይቅር ይበላ ።
Amlak mihret yewerid ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷selam ne hizbi tigray
😢😢😢ብሓቂ ምስትውዓል ይዓድላ ናብ ልባ ይመልሳ 😢ፀጉኡ የብዘሐልካ ለባመይ ዝሓወይ❤
ዓሻ ብልቡ እግዚአብሔር የለን ይብል 😢ምሕረት የውርደልኪ😢
ትግራይ ዓደይ ንህዝብኪ ዝከዉን መንግስቲ ይፍጠረልኪ ፈጣሪ😢😢😢
ሰላመይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤
እንዃዕ ብሰላም መፃአካ አነስ ናትካ ዝተምፅኦ ኩሉ ነገር ይፅበ❤❤❤
ኩሉ. ሓሶት. እዩ. ኣበካዶ ሕኛ ምልካይ እታ. ሓንቲ. ጽብቕቲ oliv oil ናይ. ጸብሒ. ጸሎት. ግብር ኣቢልኩም. ንኹላግዜ. ድኮነኩም ግበሩ በቃ ብጣዕሚ. እዩ. ጽቡቕ. ናይ ዘይቲ. ኣቦሶዳ. ካኣ 👍🏾
እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልኪ ይቅረ ይበለልና😢 ሓፍተይ
ኣዶ ትግራይ ይኣኽላባ ክንደይ ጊዜ እዩ ንብዓት ዓኽኽኽ😢😢
Wellcome yene fara wddd new .......
ተፈታዊት ከም ፉቅ መቀለየ ቀጣን ሽምጢለ ከም እስባልቲ ውቅሮየ ተፈራሕትለ ከም አቃሓ ሃፍታምየ እዚ ላአክል ገጥመልክስ ሕራይ በልኒየ
ኣየ ንስኺ ድኽምቲ፡ ግብረሶዶም ክተተግብሪስ ባርያ ኣይከውንን ትብሊ ኣለኺ ፡ብባርነት ግብረሶዶምነት ተተሓይዝኪ ከለኺ ፡ ጥዕናኺ ሓልዊ!
ጀግና እያ ዛጋል ኣብ ምውት ኣይኣምንን ዝበለት ጀግና እያ። ልዕሊሚልዮን ተጋሩ እንትጭፍጨፉ ታይድኣ ዘይድሓኖም ኣበይኣሎ እቶም ብከንቱ ዝመቱ ኣይግደስን ማለትድዩ?
Romans 1 ትግ - ሮሜ
26: ስለዚ ኣምላኽ ንዜነውር ፍትወት ኣሕሊፉ ሃቦም። ደቂ ኣንስትዮኦም ነቲ ናይ ባህርይ ተራኽቦኤን ናብ ናይ ዘይባህርየን ለወጣኦ።
27: እቶም ተባዕትዮውን ከምኡ ነቲ ናይ ባህርይ ምርኻብ ጓል ኣንስተይቲ ሐዲጎም፡ ኣብ ንሓድሕዶም ብትምኒቶም ረሰኑ፡ ሰብኡት ኣብ ሰብኡት ነውሪ ገበሩ፡ ግቡእ ዓስቢ ስሕተቶም ከኣ ኣብ ርእሶም ተቐበሉ።
28: ከምቲ ኣምላኽ ኣብ ፍልጠቶም ኪሕዝዎ ዘየቋጸርዎ፡ ኣምላኽ ከኣ ከምኡ ዘይንቡር ኪገብሩ ንሕሱር ኣእምሮ ኣሕሊፉ ሃቦም።
29: ዓመጻ ዘበለ፡ ሕሰም፡ ስስዔ፡ ክፍኣት ዝመልኦም፡ ምሉኣት ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ባእሲ፡ ተንኰል፡ እከይ፡
Romans 1 ትግ - ሮሜ
21: ግናኸ ንኣምላኽ እናፈለጥዎስ፡ ከም ኣምላኽ ገይሮም ስለ ዘየኽበርዎን ዘየመስገንዎን ብሓሳቦም ከንቱ ዀኑ፡ እቲ ዘየስተውዕል ልቦምውን ጸልመተ።
22-23: ለባማት ኢና እናበሉ ዐሸዉ እሞ፡ ንኽብሪ እቲ ዘይሐልፍ ኣምላኽ ናብ ምስሊ ሓላፊ ሰብን ኣዕዋፍን ኣርባዕተ መሓውር ዘለዎም እንስሳን ለመም ዚብልን ንዚመስል ለወጥዎ።
24-25: ነቲ ሓቂ ኣምላኽ ናብ ሓሶት ስለ ዝለወጥዎ፡ ኣብ ክንዲ ፈጣሪ፡ ንሱ ንዘለኣለም እተባረኸ እዩ፡ ኣሜን፡ ንፍጡር ስለ ዘምለኹን ዘገልገሉን፡ ኣምላኽ ከኣ ስጋ ሓድሕዶም ኬሕስሩ ብትምኒት ልቦም ንርኽሰት ኣሕሊፉ ሃቦም።
Romans 1 ትግ - ሮሜ
18: ቊጥዓ ኣምላኽ ካብ ሰማይ ኣብ ረሲእነትን ዓመጻ ዘበለ ዂሉን ነቲ ሓቂ ብዓመጻ ኣብ ዚኸድንዎ ሰባት ይግለጽ እዩ።
19: ኣምላኽ ገሊጹሎም እዩ እሞ፡ እቲ ብዛዕባ ኣምላኽ ዚፍለጥ ዘበለ ኣባታቶም ግሉጽ እዩ፡
20: ዜማኻንይዎ ምእንቲ ኺስእኑስ፡ እቲ ኻብ ፍጥረት ዓለም ጀሚሩ ብግብሩ ዚፍለጥ ዘይርኤ ባህርዩ፡ እዚ ኸኣ እቲ ናይ ዘለኣለም ሓይሉን መለኮቱን ኣጸቢቑ ይርኤ።
ማጊ ማለት ኣነሲ ክልተ ጀዋል ኣለዋኒ ብክልቲኡ ሳብስክራይብ ገይረ ኣለኹ ሕጂ ሳልሴቲ ይገዝእ ኣለኹ ሕጂሲ ሳብስክራይድ ክገብር ማለት ድዩ 😁😁😁ማጊ መሕረር
ማጊ ሓወይ አንታይ ደአ ክብለካ ደልየ ይሓጽረና ኣሎ ማራ ሓጽሩ ኣንዋሓዮ በጃካ ማራ አየ ዝፈትወካ ምቅጻል ካኣ ኣይተውሕድ ዝቃጸሉ ካኣ
ኣቲ እንታይ ኮንኪ ኢኪ ሐራይ ዘይትብልኒ
እና በላዕኩ ይተምየኒ
ተበኣስ ተበኣስ ይመጸኒ
ሽቓቕ አንተ ኣቴ ውጻአ ዘይመጸኒ
ማጉ ዓርከይ ሕጂ ኣነ ሰቲካ ሓሶት ተዛሪብካ ኢሉ ማዕረ እዚኣ ድየ ክፍረድ
ቃል እግዛኣብሄር ከምኡ ናገበርካ ኣምፀእልና ማጊየይ❤
ሰላም ሰላም ሓወይ/ሓፍተይ፡ ቃል አግዚኣቢሀር እንተደሊኩም ኣብ ብዙሕ ናይ ክርስትያን ቻነላት ኣብ ዩ ቱብ ተዘርጊሑ ኣሎ፡ ኣብነት ሓውና ስልጣን ከሰተ(ጎዶልያስ ቱብ) ፡ ድያቖን ኣስመላሽ...... አልኩም ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
በጃኺ ስምዕኒ ማዓረይ
ወዲ ሰብ ለንብሮ ፍቕሪ ዳኣኾነይ
ተረድእለይ ሃኒተይ ወለላይ
ኣቤት ግጥሚ ፕእ 😂
ትትዛረብ ተብተብ እይትበል
ኣቲ ስለምንታይ ሻሂ ጥራይ ተስቲና ኢልኪ ስም ደቂ ተባዕትዮ ኣምጥፋእ ተዋፊርኪ ዘለኪ
(እቲ ብታሕቲ ነኮልሰክን ከኣ ኣብ ግምት የእትውዮ ) 20:22
ኣቲ ፅብቅቲ ፃዓዳ ሃሪ ፍቅሪ ንልበይ ንስኺ ኢኺ ቦኽርይ ዝለዚይ ቅንዕለይ እቲይ ሕልመይ ኣስምሪ ክልምነኪ እየ ምእንተ ትፍቅሪይ😮😮
ማጊ ከመይ ተደጋጋሚ ፂሒፈልካ ነይረ እናመረፅካ ኢካ ተቅርብ ሰለዚ ናይ ኦቦካ ሰም ንገረኢ ሻወይ አሎ ምሰኡ ኣሕዋት ኢኩም ትመስሉ ቁምነገር እዩ፡
ኣብዚ ዓዲ ዘለናዬስ ዋላ ኣብ ሻርዕ ፅርግያ ማንም ሰብ ኺሰርሕ ፉቁዷ እዪ ዓቅሚ ዘይብለን ኺኻረያ እንታይ ግበራ ይብልወን ኣለዉ ናይ ግብሪ ናበሉ ካብ ቅናት ኣዶ ትግራይ ምምንጣል መቂሩዎም ዞም ሊያቡ ዓገብ ደኣ በልዎም
ማጊተይ ዝፈትየካ ❤️❤️❤️
ኣምላኽ ልቦናኪ ይክፈተልኪ ዝሓፍተይ 😥🙏
ኣምላኸይ ህዝብኻ ሓልየልና 🥺🙏
Nay behaqi zehzn eyu. Adetat tgray si hji kbekya yeblenn. Emo kea serihna knbele eina slezbelansi kbekya? Ageb.
ግጥሚ ማጊ
ፋቅርኪ ብቀይሕካ እዩ ዝገብር ፀለሎ
ብፈላጥካ እዩ ዝገብር ደንቆሮ
ኣይይይ😂😂😂😂😂
Welcome back maggy,💙💙🙏
መዳሃኒአለም አባቴ ይቅር ባሃሊ እዩም ይቅር ይበለልኪ
ልዛ እየሱሲ ሰብ እዩ ሊበለት ከዚ ተቀቲለያስ ካሓጢ ድየ ዋይ አምላክ ኩሉ ፀዋር
ልዛ እየሱሲ ሰብ እዩ ሊበለት ከዚ ተቀቲለያስ ካሓጢ ድየ ዋይ አምላክ ኩሉ ፀዋር ኢካ
ስቅ ኢልካ ፅሩይ ዝኮንካ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
አፍንጫ ጭዃሮ በላ ዛ ልእየሱስ ዘይታአምን