🛑ጥንስቲ ሰበይተይ ናይ ሰብ ሳዕስዒት ደስ ስለ ዝበላ ሳዕስዑላ እናበልና ኣብ ጎደና ኣጸሊልናዮም
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
- #tigray #ethiopia #eritrea
🛑ጥንስቲ ሰበይተይ ናይ ሰብ ሳዕስዒት ደስ ስለ ዝበላ ሳዕስዑላ እናበልና ኣብ ጎደና ኣጸሊልናዮም
ኣብዚ ጠዊቅኩም ኣውርድዋ 👉whitecalling.co...
Follow Me on Instagram 👇
➪ / maggy_showw
is fair use under U.S. copyright law because it is non-commercial, transformative in nature, uses no more of the original work than necessary for the video's purpose, and does not compete with the original work and could have no negative affect on its market. Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for 'Fair Use' for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research, Fair use is a permitted by copyright statute that might otherwise be infringing, Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ Enjoy and Subscribe now
እንኳዕ ብሰላም ናብ maggy show ብደሓን መፁ ።እዚ ቻናልና ዓላምኡ ንምዝንጋዕን ንምምሃርን እዩ ። ኩሉ ግዜ በቢ 3 መዓልቲ ሃዱሽ video ናባኩናባኩ ክነብፅሕ ኢና subsribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
🔥ዓገብ ! ንብዙሓት ሰባት ዘቆጥዐ ናይ ፓስተር ዮናታን ጉድ ኣብ መድረኽ
👉👉 • Video
🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ ዝግባእ ኣፀያፊ ምስልታትI
• 🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ...
🛑ንአርቲስት ዊንታ መኮነን ደዊለ call prank ሸዊደይ
• Video
Social media 👇👇👇👇👇
Facebook ..
/ maggy.hntsa
Telegram t.me/maggyshow
THANK FOR WATCHING 🙏🙏🙏 DON'T
FORGET SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL 🔔🔔
yonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2022 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2022, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2022, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2022, ethiopian music 2022, new ethiopian music 2022, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2020,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2022,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2022 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2022 today,eritrean movie,eritrean movie 2022,eritrean movie 2022 new,eritrean movie 2022 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2022,comedy eritrean 2022 new,eritrean music 2022 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2022,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu
welcome ማጊ ሓወይ ለለ መዓዝ አጥኒሰኻ እዩ
ግደፍንዶ ሙድ አይትሓዝ😋😂
ሰላምይ መአዘ እየ ዝቅድመኪ❤❤
❤❤❤❤
ናይ ሎማዓንቲ ቤላ ቀፅሎ እመነኒ ከምዚ ዓይነት ብሉፅ ፕራንክ ዝተፈላለዩ ገለዓይነት መደብ ተቅሪብካ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ 100k ❤❤❤💛💛💛
@@merigalmarye7051 ወድያው ግን ንክታዓብዪ ዓቅምኪ ዝፈቀዶ ሓሪፍ መደብ አዳልዊ ድሕሪኡ ሳብስክራይብ ግበሩ አይደልየክን
ማጊ ዓይነይ ታይ እዩ ፀቢቅካ ለከ ዓድካስ ላሃላሃ እዩ ዘብል❤😊
ማጊየይ ዝፈትወካ ሓወይ ናተይ ቃደማኩም ደስ ክትቡሉካ ሙቁራተይ 💖💖ምቅርተይ ድንግል ማርያም ብሰላም ትምፃኣኪ 🙏❤❤❤❤❤🤲
ማግዋይ ቃሊድካ ማርያም ኣይተበል ወድነዋ
ማኣርገይ ኣከዳድናካ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ንዓይ ቀፅሎ ፅቡቅ ስራሕ❤
😂ሓፍትኻ እያ 😂❤ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሞ እግዚአብሔር ❤
የመችኻ ግን የኔ ጣፋጭዋ❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ማግየዋኒ ❤❤❤ናፍቀካ ቀንየ 😢ሶ አብ ዘለካዮ ሰላምካ ይብዛሕ ❤❤❤❤❤
Kkkkkkkkk shkorina wedi enkae dhan mexaeka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Waw ደስ በሃል🙏
ፍቅረይ እያ ከይትብለኒ ሓፍትካ ክትኮን ተሰፋ ይገብር❤
አረ ሙድ ኣታሓዙ😂❤❤
❤❤❤❤❤
ዋው ደስ ክብል ደቂ አደይ ምአረይ ፍሉያት 🥰🥰
ግን እቶም ለይሳዕሰዑ አናዲዶምኒ ታይ አለዎ ምስእሳእ በቃ አነ ሸነን ኢለልኪ 💃💃💃
ንአፀሀህፍይ ይቅሬታ ብቋቋይ ሰለዘይተምሀርኩዎ እዩ 💕 ሎሚ ኩሉ አማሊአ ቤተሰብ ኮይነ አለኩ ማጊ ሀወይ
ህዝብናኮ አብ ኩናት እዩ ነይሩ😢
ማጊየ ሙድ ኣይትሓዝ ደቂ ትግራይ ፍትው😍😍😍
ደቂ ሪመይ ይመቸይኩም ማጊየይ ቀፅለል ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ😂❤
ዋይ ማጊዋይ ለየጠረክን ኣይረክን ይበሉ ኣወልድናስ ብቃ ሙድ ኣይትሓዚ ኮይኑ ጊዙኡ ይመቻካ ማጊዋይ መኣረይይ እንኮዕ ብሰላም መፃኪ ክብርቲ ሓፍትና ዕረፍ በለልና ናብ ማጊ ቻነል ❤❤😘😘😘
ህዝብና ሚሰኪን😭😭❤❤❤
❤❤❤❤
ዋይ ሚግዋይ ብሰሓቅ ሞይተ እስይ እንጀራ አደኻ ሸገ ትመችይካ ንስድራኻ ፕራንክ ግበረልና ወለላይ
ማጊ ኣወይ ከመይ ኣለካ
ፈትዮዮ❤❤❤❤❤❤
ሓምሳ ሺሕ መሊእና የስስ🎉
እዛ ትብለና ኣፕክሽን ግን ምዉራድ ኣብያትና ተሓባበረና ከመይ ከም ትወርድ ቭድዮ ስርሐልና ፕሊስ
ሙድ አይታሓዚ 💕🥺🤣
ማጊየ ገይርካ ዲኻ ተሐጉሰኒ ዘለኻ ኣረ ምችው ይበልካ ካብ ኩሉ ዝናፈቕናዮ ህዝብና ተርእየና ኣለኻ
Zikeberika hawey mizingai ko xubuk entekoyne, «maryamin » kitbil keleka gin ab lagtsi iyxubukun u.sim mariyam kubur u. Thank you.
Hawey eza App awrideya genzeb ktetwela gn aytkeln abini
46 naay mewdet natey ❤❤❤
🎉❤❤❤❤
ሙድ አይትሓዝ ማጊይ ማርያምን አይትበል ካዉኡ ለ ፕራንክ ምዃኑ ንገርዎም ለለ አነ እየ ዝምርዐወካ ምስ ካሊእቲ ከይትምርዖ😌
Guday Camera gn ab mexai amhaysho eka pls❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ካሜራ ማን ኣየክራዓናን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ካሜራ ማን 000 ዜሮ!! ኣባላሽዩዋ ነቀይቀይ ክብል...ጽብቕቲ ኔራ
ብሳሓቅ ኣይካኣልኩን ኣነስ 🤣
😍😍😍
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ማጊየይ ግን እርማት ኣላትኒ 11:9 ዘቅረብካየን ኣደ ነፀለአን ደፊኤን ኣለዋ ማለት ሓዘን ተኛ እየን ማለት እዩ ፖራንክ እዩ ንምንታይ ጠይቅካየን ክብሪ ሰብ ይሃልወና ተጋሩዋይ 💙👏
ኣነ ጥራይ ድየ ግን ቪድዮ ገና ከይረኣኩ like zgechyo
❤❤❤❤❤💝💝
😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤mud ayithazu
Advice: Mejemerta Eti derfi kitwileilEo nerka daHar enasaEsaEka neti seb tigabzo daHara eti simiEitom baElu yimetselom, Alebeleziya derfi keywelaEka tisiEsiEley do eilka miHtat gin manim seb heray ayiblekan silemintay entay Aynet saEsiEit kemtihatom zeleka silezeyfelit, Africa dance, Tigrigna telhit, English dance Amharigna, oromigna entay kemtedirifelom silezeyfeltu eyom No ziblukum zelewu.
ነበረታተዐኩም ብቀልዲ ማርያምን አይትበሉ 😢ካብኸአ አብ መጨረሻ ብራንክ እዩ በልዎ እቱ ምስኪናይ ህዝቢ
ክክክክ ዋይ ህዝበይ ሓላል ❤ሓዚኖም እኮ እዮም በቃ ሳዕሲዐምሎም❤😂😂
አውነት ብከንቱ ቃል አምላክ ኣይተልዕል ይብል
እወ ግን ብልምዲ ስለ ዝኮነ ክትሓድጎ አስቸጋሪ እዩ😮
ትክክል
❤❤❤❤❤❤❤
ውቅሮ ኣጉላዕ ኣፅቢ ሓቂመስሓል ከድካ እባ ስራሕ መኣርገይ❤
ምስ ማማካ ቡና እናሰተኩም ቪድዮ ሱሩሑልና❤❤
ናማንኪ
yaa Maggwanyy amtselna🔥👑
ማጊ መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ አዩ ቀጽሎ ኣብ ፕራንክ ግን ማራሚን ኣይትበል ካብ ተካታተልትካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💝🦋
@@ጓልሽረዕባይሃገርሰብ ❤🌹
ህዝብና ከሕዝነካ ኩሉ የሕፍሮ እዚ ህዝቢ እዚ ዶ ምተበደለ😭❤❤❤❤❤❤
ከም ምክሪ እየ bro ፕራንክ ምኮኑ ናፍልጥካስ ብበዝሒ ማርያምን ናበልካ ትምሕል ነይርካ ብሓሶት ኣይትምሓል
ኮሜ ብድንግላ 😂 ክብ ዝዉለድ ተጋሩዋይ like
እዎይ ድንቁርና ኣብ ይቱብስ ተጋሩ ጥራይ like ኢልኪያ መግለጺ ሕማም ርእስኪ እዩ ስሕዉቲ
@@ባሃጊኣለኒ መን አባ ፀሪፊ ፈቂድልካ ድሌተይ ክብል አኮ መሰለይ አዩ 🤔
@@gfcjcdfgyu9565 ከምቲ ድሌትኪ ክትብሊ መሰልኪ ዝኮነ ኣነ ካኣ ድሌተይ ክብል መሰለይ እዩ ጃና ማዓረይ
@@ባሃጊኣለኒ ዋይ ፀርፊ ናይ ሰነፍት አዩ ኣነኮ አይተፃረፍኩን
@@gfcjcdfgyu9565 መን ዳኣ ነጊርኪ ናይ ስኑፋኣት ከም ዝኮነ ደሓንኪ ግን ኣይጸላኣኩኩን ለባም ኢኪ
ብቀልዲ ማርያምን ኣይትበሉ
መዓርግ ትግራይኛ ንበረልና ዛሓወይ😇!
ማዕረግ ሓውና ሙድ ኣይትሓዝ😍ይሞችኹም😂😂😂
ግን ፕራንክ ምኻኑ እናፈለጥኻ ኣይትምሓል ብሓሶት ማርያምን😳
እቶም ሱቅ ኢሎም ዝከዱ ተነፍሑ ኢለዮም ሓቂ ተዝከውን ጨካናት እዮም😡😡
እሺ ዝበሉ💙💙
እንካዕ ዳሓን መፃእካ ወድኖዋ❤❤❤ እመብርሃን ብሰላም ትጋላገልኪ❤❤❤
😂😂መዘንግዒ እዩ እኮ ጥንስቲ የኮነትን
ማኣርግ ሓወይ ብሓሰት ማርያምን ኣይትበል ብዝተረፈ ቀፅለሉ🙏
ብሓሰት ማርያም ኣይትበል ሓወይ ምስ ይቅረታ❤❤❤
ኣይ መቕሰን ዝኾንካ ወዲ ማጊ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ💞❤👏
ሙድ ኣይትሓዝ እማ ሚጊየይ ምንጪ ሰሓቀይ😂💋❤💘💘💘
ሰላም እንካዕ ብሰላም መጻኩም ግን ንምንታይ ኢካ ማራመይ ትብል ቭራክ እዳበልካ
ኣደይ ማርያም ብሰላም ይምፀኣኪ ማዓረይ❤ቀፅልዎ ኣዘናግዕዎ ዙህዝብና🎉
እንቃዕ ሰላም መፃካ ማግየ ሽኮር ❤️
ሰሃቅ ቀትልኩምኒ ሎማንቲ 😁❤️
Welcome deki remey gin eti Cameraman ehmemuna
ንዝ ገዛ ጋሻ እየ ላይክ ግበርለይ😢❤
ኣሰይ ቶም ኣናኡሹተይ ቆሉዑስ ኣሕወተይ ኣዘኪሮምኒ እፉ💝💜💜
ማጊየይ የፍቅረካ እየ ሲንግል እንተኮይንካ ንገረኒ 😔
😂😂😂😂ደስ ብሃሊ ፕሮግራም ብርሕቀት ክቅረፅ ከሎ ግን ይንቅጥቀጥ ስለዘሎ ንቀፃሊ ኣስተኻኽልዎ ማጊ ብሮ❤❤❤
ሚኪዋይ ኣብ ፕራንክ ማርያምን ኣይትበል ምስ ሰናይ ይቅረታ ብዝተረፈ ቀፅሎ ትሕዝቶካ መሳጢ እዩ❤🥰
Xbuk aleki ❤❤
You the most beautiful think I like it this video, in your background to see all those beautiful children playing peaceful them voice just haveing funnnnnn I love it I remember my childhood back in time I used to like very much playing all the day outside in Asmara
😂😂😂 ቆንጆ ሙድ ይመቸኩም
ዋአ አታ ወዲ ገለ ከይከውን ባአካ ሐዚስ ፈረሐ😂😍😍ሶ ፅቡቅ ስራሕ ቆፅለሉ
እንኳዕ ደስ በለካ 50K በፅሕኻ ግን ብብራንኪ አይትምሓል ሓወይ
ተመስገን አምላክ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ
@@selamtube5095 ንዒ ንደማመር ጋል ዓደይ
ክብር ሓወይ ደስ በሃሊ ግን እንዃን ብሐሶት ብሓቂ እንዃን ስም እግዚኣብሔር በከቱ አይተልዑል ስለ ዝብል አብ ዚ አስተካክላ ዝሓኸይ
ብዝተረፈ ይከአለካ ተኮይኑ ሃመይ ከምዘሎ ዋጋ አቁሑት ዓድናን ከተቃለዐና ፈትን ዝሓወይ
ብቀንጠብጠብ ማርያምን አይትበሉ
አነስ ክስዕስዕ ነይረ እየ😂😂😂
ማጊየይ የኔ ማር ግን ማርያምን ኢልካ አይትምሓል ብሰማይ ኮነ ብምድሪ ፈጺምካ አይትምሓል እዩ ዝብል እግዚአብሔር አሞ ናይ ብሓቂ ይኩን ናይ ብሓሶት ክንምሕል አይፍቀደናን ብሃይማኖትና እወኮም እንተኮይኑ እወ አይኮነን እንተኮይኑ አይኮነን በሉ ይብለና እግዚአብሔር አምላክና 👏
ምስ የቅሬታ ማጊየይ ብዝተረፈ ሰሰናዩ ንዓካ ይኩን ይመቺካ ውዴ 🍬🥮👈💞🌺🌷🥰😘
እንካዕ ዳሓን መፃእካ ማገየ😁 አረ ነዙ ምስኪን ህዝብና ሙድ ኣይትሓዝሉ 😒🤣🤣ንሮ ንባዕሉ ሙድ ሒዝሉ ዘሎስ🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ናይ ሎማዓንቲ ካሚራማን ግን ኣይግድን ማጊ ከም ሓበሬታ እየ ምስ ይቅርታ ስራሕኻ ኩሉ ግን ደስ ባሃሊ ❤❤❤
ማጊተይ ኣደናቂትካ እየ ደሞ ቭራንክ ምኻኑ እናፈለጥካ ኣይትማሓል እምበየተዋይ ደሞ እንኻዕ ብዳሓን መፃኪ ናብ ቻናል ማጊ❤
ሃይይ ፕሮ ሰላም ድዩ ከመይ ብዛዓባ ኤርትራውያን ኣብ ትግራይ ምጭዋይ ተዛሪብካ ኔርካ የሕዋትና 3500 ደላር ከፊሎም ደይከኑን አዲሳባባ ኣትዮም ሕጂ ውን ይቅጽል ኣሎ
የዛሬ አንደኛ ነው ማጊ😂😂😂😂😂❤❤❤❤
ገግየ ፅብቅ እነድዩ ዘመደብ ግን ብራንክ መኮኑ ላፈለጠካ ማሪያምን ኣይትበለ❤
ኩሉ ተቅርቦ ፅብቅ እዩ ክቡር ሓወይ ግን ማርያምን ኣይትበል ማለት ልፕራክ ልትጥቀምስ ልሰባት ክትእምን ኢልካ ማርያምን ኣይትብል ክቡር ሓወይ ምስ ይቅሬታ
ማጊ ሽኮር ምስ ኣዴኻ ኮፍ ኢልካ ቡን እዳሰተኻ እንዳ ዕለልካ ስከ ዘርግሓልና ኣዴኻ ከኣ ኣላልየና።
Maggy Hawey ቱ ስራሕ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ነይሩ ግን ዙ ካሜራ ማን ግን ኣነቓኒቍና ተኺእሉ ከፍ ኣቢሉ ተልጥቀም
❤️❤️❤️❤️
ማእርግ ሐወይ ብለባማካ😢 ሰበና አበይ ኩነታት አሎ እዚአስ አይግድን
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
Btaemi lebam kelekas gn bbzhi maryamn tbl aleka gegaaaaaaaa
ሙድ ኣይትሓዝ ስብኣየይ ማግተይ❤❤😂😂😂
ማጊየ ፈልጥኩም ናሃለኩም ማርያምን አይትበሉ ነውሪ እዩ አጉላዕ እባ ከድካ ሰርሐና
ዋይ ጉድ ዝረከበ ህዝቢ ንባዕልኩም ሙድ ሒዝኩምስ ሙድ ኣይትሓዚ ነበልኩም ተሳዕስዕዋም 😂ማኣርገይ አንካዕ ሰላም መፃካ❤
ኣብዚኣ ግን ፕራንክ ሙኻና ተገጢምኹም ልጥንስቲ ጨኪኖም አይኾኒ
❤❤❤❤
ፅቡቅ እዩ😂😂😂😂 ግን ማዓረይ ቀሊድካ ማርያምን ኣይትበል🙄🙄🙄🙄🙄
ባይ ከሓስማ ዘን ዓባይ ሰበይቲ ኤርትራዊ እየን መስለኒ😀😀😀😏
ማጊ ሓውና ናይታ ኣብ ወይት ኮል ግን እንተ ተቃርጻ ምሓሸ ብ ናጻ ኣይኮነን ብገንዘብካ እዪ
ማጊየ ግን ሓሽኻ ማርያምን ምባል ተብዘሕ ኣለኻ እንምሕሎ ጥንቅቅ ናበልና
ክንደይ ሰብ ሰቡ ዝሰኣነ ሓዘንትኛ ኣሎ እዚኣስ ተጋጊኹም ኢኹም