ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እዚ ንመብዛሕትና ዓይኒ ልቦናን ይከፍተልና ይከውን. ብብዝሒ አብ ሕብረተሰብና ከምዚ ዓይነት ወይ ድማ ጠቅላላ ሕማቕ አጸያፊ ነገር ብኤርትራዊ ከምዘይግበር እዩ ም ዝአምኑ. ሓንቲ ክፈልጥ ዘለና ከም ኩሉ ፍጡር ጽቡቕ ን ሕማቕ ን ይግበር ሙካኑ ክንፈልጥ አለና።
ጽቡቕ ትምህርቲ፡ ኣዝዩ ጠቓምን ንቕድሚት ዘሰጉምን ኢዩ'ሞ ቀጽልዮ። ሳብስክራይብ ብምግባር ነሰስና።
ዝበዝሑ ጺታዊ ዓመጻት ኣብ መንጎ መቕርብ ኢዩ ዝፍጸም
💗💗💗💗💗💗
ዓቢ ትምህርቲ እዩ ብፍላይ ነቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ።ቆልዑት ከለና ምስ ዘይንፈልጦ ጋሻ ብሽም ዘመድ ኢሎም የደቅሱና ኔሮም፡ብከምዚ ዓይነት ክንደይ ቆልዑት ሓደጋ በጺሕዎም ይከዉን? ዝሕዝን እዩ😢
ማሕበራዊ ሜድያ ስለ ዘይነበረን ብባህሊ ውን ክዝረበሉ ስለ ዘይከኣል እዩ ነይሩ እምበር እዚ ጸገማት ኣብ ሕብረተሰብና ሱር ዝሰደደ ጸገምዩ። specially in our girls wala ezi koyne tebelet seb keysemie suq beli abwishtna mistir koynu ytref eya tibehal bflay beteseb ms zkewn eti Amatxi. 😢
❤❤❤