It's so great to see you my brother. I wish you guys can come to America to motivate us like back in the 1990 and 91 Akranat jeganu deki Eri deki eza halal meret jeganu Eritrea 🇪🇷 Walta Hager. Kbrin megosn ntom kubur hiwetom dkefelu jeganu wetru up lbna ynebru. Wetru Awet Nhafash.
N hanti dekik halafnet ente zwehabeni neti Camera man ab wshti 24 seatat kab eritrea msegokkwo .mkrey kea b aynka tsbuk ms reaka eka n leas nab tsbuk tlieka nska gn b anxaru
WWI started July 1914 and ended November 1918. America did join the war very late in April 1917. So, WedFeradai you are sort of right. Some of the most often mentioned reasons for U.S joining the war against Central Powers (Germany, Austria-Hungary and Turkey) in favour of the Allies is U.S objection to German war zone declaration of the Atlantic in retaliation to English Maritime blocade of Germany. The second often mentioned dubious reason is the so called Zimmerman telegram where Germany allegedly asked Mexico to declare war against America should the U.S choose to side with the allies. Ofcourse, there are many other reasons; bottom line though is the obvious fact that U.S could not accept the war zone declaration of the Atlantic; and for equally obvious reason U.S wanted a quick end of the war as U.S businesses stood to loose a lot of money in a prolonged European war. SHABIYAWIAN SHABIYAWINET ERITREA RESILIENT AS EVER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብ ስነ-ጥበብ ሃገርና ከም በዓል ወዲ ፈራዳይ ዝኣመሰሉ ሰባት ምውናና ኣዚና ዕድለኛታት ኢና'ሞ መንእሰይ ወለዶ ነዞም ዓንዲ ጥበብ ዝኾኑ ሰባት ክትከስብሎም ይምነ::
ወዲ ፈራዳይ ብኣዝዩ ጽፉፍን መሳጥን ኣስተምይሮ ብምሃብካ ነዞም ናይ ሎሚ መንእሰያ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ። ጥበብካ ይዓንብብ
Excellent professional Eritrean jagena all lifestyle 👏 thanks wadi Fardai to see 👀you lovely man 🇪🇷♥️🇪🇷
ብጣዕሚን መሳጥን መሃርን መደብ። ሙስጉን ዘርኣይ ( ወዲ ፈራዳይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ)
ወዲ ፈራዳይ ጅግና ንስነ ጥበብ ሃገርና ኩሉ ኢኻ ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣዝና ንፍትዎ ምስጉን ወዲ ፍራዳይ ዕድመ ጥዕና ንምነየሉ ክቡር ስነ-ጥበባዊ😘🇪🇷😘🇪🇷
Thanks ordata media for providing this wonderful and educationa program. Keep it up as usual. Well done.!!!
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቕ ውዱን ጽፉፍ ቅርጥው መግለጺ ትረፍ ንዓና ሰባት፣ ንእንስሳ ውን ብሓቂ ይማርኽ ሓው ወዲ ፈራዳይ ጅግና ኤርትራዊ፣ መንእሰያትና ካብ ዚ ናትካ ብዙሕ ክማሃሩ ይግባእ ይብል ኣነ። ክበር ንበር፣ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ብልቢ ይምነየልካ። ነዚ ክጽሕፍ እንከለኹ ንብዙሕ ሕሉፋትን ኣደነቕትን ስራሓትካ እናዘከርኩን እናኣድነቕኩን እየ።
ክብርን ዝኽርን ነቶም ብርሃን እንከይ ረአዩ ብርሃን ዝለገሱ ሰማእታት ኤርትራ።
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
It's so great to see you my brother. I wish you guys can come to America to motivate us like back in the 1990 and 91 Akranat jeganu deki Eri deki eza halal meret jeganu Eritrea 🇪🇷 Walta Hager. Kbrin megosn ntom kubur hiwetom dkefelu jeganu wetru up lbna ynebru. Wetru Awet Nhafash.
Kulu negeru bahi kab zibluni jeganu abotatna msgun zeray(wedi feraday)🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ጽቡቅ መደብ ዕድመ ሃብካ ኣቦና ወዲ ፈራዳይ።
Wedi ferday abi memhr nay sine tibebb edmenn tienann yahbka 💕🙏💕💕💞💕💕
Tebareku deki ereyy🇪🇷🇪🇷❤ab srahkum tienankum asalito ygebrelkum fetari .xbukat fitret 😘🥰😍❤
ወዲ ፈራዳይ ደስ ዩ ዝብለኒ ዘረቡኡ ብፍላይ ኣብ ናይ ወዲ ትካቦን ፍረሰላም ሙሴ ምስ ሰማዕክዎ ደስ ኢልኒ
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ደራሲ ኣላይ ዳሬክተር ካብቶም ኣልውና ንብሎም ወይ እንምክሓሎም ሃገርና ኢኻ እሞ ኣጆኻ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ፈራዳይ!!!
Merhaba Wodi Feraday Enqa Dahan mestaka 🙋♀️🙋♀️🙋♀️🥰🥰🥰🥰🥰
Edmen tenann yhabika wedi feraday
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘❤🇪🇷😘AMLAG YBARGKUMMMM
ዋው ኣነ ውን ጥሒለ ንኹላትና ኣፍልጦ ጽቡቅ እዩ ምስተወድኤት ተባራቢረ ኣብቲ ውሽጢ ኣእቲኻኒ ተመሲጠ ቀጽልዎ የቀንየልና ወዲ ፈራዳይ ካብ ብጸይትኻ (ጨ)
Living leged wedi feraday.
ኣዝዩ መሳጥን ማሃረን ዘኾነ ኣስተምህሮ ብምሃብካ ወዲፈራዳይ የቕንየልና ከምዚ ዓይነት ባሕሪ ዝኾነ ዳህሲስካ ዘይውዳእ ኣፍልጦ ብቕጻሊ ከተማሓላልፉ ይምሕጸን🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ንዓን ቤተሰብካ ቀጽሎ ከማጠካ ክአ ይብዝሑ
Wedi Faraday we miss you my beloved hero kubur hawey.
ጽቡቅ መደብ
Wawwww wedi Feraday nebsi btaemi xbuq astemhiro eti flim kinrie enineqfo ab brhan dimxi music asaaela miekiab wezete eniblo eu kexilwe edimen tienan yhabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤👍🙏deki halal mieriet
Waw aziu mesaten meharin meneaseyat weledo hagerna hji eya meksebkum wedi Feraday malet memhr tbeb zeykone n baelu Tebeb eu mo Edmen Teanan Yhabka ❤🇪🇷❤Tebeb Eritreana Yanbb
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
Informative and educational!
wedi feraday Eritrea zefreyetom blux alayi
ወዲ ፈራዳይ ገዲም ተጋዳላይ ገዲም ስነ-ጥበባዊ ብጣዕሚ ጹቡቅ መግለጺ ካብሕጂ ንኒዮዉ ነዞም ንአሽቱ ምምሃር ኢዩ እንበር ናትካስ አመሲኪርካ ኢካ በቲ ቡሉጽ ስራሐትካ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣዚየ ዘምዝግን Hordata media እቲ ንዓመታት ክጽበዮ ዝጸናሓኩ ትምርቲ ዳይረክቲንክ እሞ'ካ በቲ ክቡር ስነ-ጥበባዊ ምስጉን ዘርኣይ ምቅራኩብ፡ ምስጋና ወሰን የብሉን። Thank you! Btami
ወዲ ፈራዳይ ሊቅ ናይ ስነ ጥበብ።
Wow
ማራ እየ ዘድንቀካ ወዲ ፈራዳይ
ግን እዚ ኩሉ ኣብነታት ናይ ኢንግሊሽ ካብ ምጥቃም ነቲ ናይ ሓገርና ነቲ ዝድነቅ እንዳ ኣድነቅካ እቲ ዝጎደሎ ከኣ እንዳወሰካ እንተዝከውን ጽቡቅ ነይሩ
በጃኹም ከምዚኣቶም ኩሉ ሳዕ ኣምጽኡልና!
ወደ ፈረዳይ ዘይሃስስ ሓወልቲ
በዓል ዳኒኤል ኣብርሃ ግን ድኃን!
Dintsi yeblun cherisu aytesemien
ደቂ ኤረይ ሽኮራት ብሩኽ ቀዳመ ሰምበት ክኾነልኩም እንዳ ተመነኹ ብሽም ማም ኢንተርተይመንት ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም" ናይ ማኣዘር ግበርዋ ሳብስክራይብ ረገጹ ኢኹም" ኣዛነይቲ መደባትና ከኣ ትከታተሉ"!
odtion entay malet u ?
ወዲ ፈራዳይ ኣብ ልዕሌኻ ዘለኒ ኣድንቆት እንዳ ገለጽኩ ብፍላይ እቶም ኣርካናት ናይ ቀደም ደረስትን ኣለይትን ዳሪክተራትን ከም ብዓል ኢሰያስ ጸጋይ፡ዲሰሎ፡ ደበሳይ ወልዱ፡ ጀስዋን፡ወዲ ፈራዳይን ካልኦትን ብጣዕሚ ኣድንቆትን ኣክብሮትን ኣለና፡ኣነ ክሓቶ ደልየ ዘልኩ ሕጂ ግን ስለምንታይ ኢኹም ንዓኹም ዝመስል ዳሪክተርን ደረስትን ዘየፍረኹም፡ንኣብነት ዳኒኤል ኣብራሃ ኣብዚ ዓሰርተ ዓመት ናይ ኤርትራ ቪዶ ክሊብ ዝቀተሎ ሰብ እዩ ዳኒኤል ኣብርሃ ንፊልሚ ይኣልዮ ዘኮነ በይሩ ይጽይቆ እዩ እዩ ነይይሩ ማይናስ ዉን ከምኡ ኣብ ኮሜዲ መንእሰይ ስለ ዝፈትዎ ሰኪሩ ናብ ዘብለጭልጭ ነገር እዩ ኣትዩ፡ስለዚ ስለምንታይ ኢኹም ንዓኹም ዝመስል ብቁዕ ኣላይ ፍልሚ ዘየፍረኩም ክሓተካ ምደለኹ፡እዚ ደንቆሮ ዳኒኤል ኣብራሃ ኣብ ኣጥባትን መቀመጫን ዝተሓጽረ ደንቆሮ ሰብ ካብ ስነጥበብ ኤርትራ ክእለ ኣለዎ መንእሰይ ዳግማይ ከጸየቀ እንኮሎ
ወዲ ፈራዳይ ኣነ ካብቶም ዘድንቐካ እየ ግን ሕጂ እዋኑ ድዩ ብዛዕባ ስነ ጥበብ ክትዛረብ ንምንታይ ግን ሓቐኛ ዘይትኸውን ? ክንደይ መንእሰይ እንዳጠፍኣ'ስ ሓንጎል መንእሰይ ክትጠዊ ኢልካ ዝገበርካዮ መደብ ፍሹል ሙኻኑ ክትፈልጥ ኣለካ ፡
Wedi Feraday bizaeba tebayat nay wulke melekti dima gele belena
@Said Habib መጀመርታ ኣይትጻረፍ ካብ ጸርፊ ዝርከብ ረብሓ የለን ፡ ኣነ ርእይቶይ እየ ጺሒፈ ፡
@Said Habib
Xerfi kab himak
May kab amuak
ብዛዕባ ህይወቱን ህይወት ደቁን'ከ ኣይትሓስብን ዲኻ ብዛዕባ ንዘሎ ኣብኡ ጠፊእዎ ኢልካ ትሓስብ? ንስኻ ከማን ፈሊጥካዮ! ንዕኡ ክገጥሞ ዝኽእል ኣብ ግመት የእቲኻ ምዝራብ ይሓይሽ
Nerina tiray koyna
N hanti dekik halafnet ente zwehabeni neti Camera man ab wshti 24 seatat kab eritrea msegokkwo .mkrey kea b aynka tsbuk ms reaka eka n leas nab tsbuk tlieka nska gn b anxaru
Wedi feraday kea freyelna bzhalna kem shimka msgun eka thank you
ኣብ ታሕቲ ኮመንተይ ኣሎ እሱ ብምቅጻል ጽቡቅ ካራክተር ዳይረክቲን ክበኩም እስክሪፒት ጸሓፉ ።
ክልተ ሓደ ዓይነት 100% ግን ብንፉዕ ዳይረክተር ስክሪብት ብወዲ ፈራዳይ ቆንቆ ብትግርኛ ጽቡቅ ድርሰት ከተውጽኡ ኢኩም ።
ህግደፍን ቡዳን ።ዘመሳስሎም ዝደፍሮም ኣብ ገጾም ድጸርፎም ጡፍ ዝብለሎም ክፈርሁ መዓት እዮም ንዘክበሮም ብኡኡእጂምሩ ።ምሳሊ ቡዳ ብፈታዊኡ እጂምር ።ህግደፍ ከኣ ካብ ሃገር ሓሳቦም ተቃዊሙ ድወጽእ ኣብ ኤርትራ ስለ ዘለኩም ዝግበረለና ሕንቃቀ ትፈልጥዎ ኢኩም 2% ብምክፋል ጥራይ 2 ቡታ ጋዝ ዝደለናዮ ቦጥ ማይ መጺኢ ንወዲ ፈራዳይ ወዲ ኮዳ 2 ይ መደበር ግደፍ ንዑዑ ወላ ንዓኩም ከእቱ እክእል እየ ።ብሓድ መዓልቲ ኩሉኩም ትፈልጥዎ ሓቂ እዩ ።ምክንያቱ ኣነ ንህግደፍ ከም ቡዳ ስለ ዝንዕቆም ።ስለዚ እዚ ኣክዲን ብስዉር ፊልም ቀይርዎ
ወዲ ፈራዳይ ክክክክክክክ ንሂወት ብቁዕ ሰብ ተመሰጡ ደረስቲ ክትኮኑ ዝብል ውሕሉል ደንቆሮ ።ክክክክድ ግንግለይ ንሱ ተመሲጡ ኣይፈልጥን ግደፉ ኣብ ልብወለድ ፊልም ኣብ ሂወቱ ውርላ ኣብ ሃገሩ ተመሲጡ ኣይፈልጥን እዩ ግደፉ ንፊልም ንሃገሩ ኤርትራ ተመሲጡ ኣይፈልጥን ክክክክ።ኣስኪ ኣዘክርዎ 1990 ኣብ ኣስመራ ሓፈሳዊ ደርጊ ያሸንፋል ዝብል ጪርሖ ክደጋግሞ ከሎ። ሎቅማጽ እዩ ኣይትታለሉ ።እሕዋተይ ከምትርእይዋ ኢሰያስ ከም ዝኣመነሉ ሃገር ፈሪሳ እያ ንዳግማይ ናጽነት ሕልናኩም ንዳይረክቲን ኣዳልዉ
Kab dnqurna natka ziabi yelen
WWI started July 1914 and ended November 1918. America did join the war very late in April 1917. So, WedFeradai you are sort of right. Some of the most often mentioned reasons for U.S joining the war against Central Powers (Germany, Austria-Hungary and Turkey) in favour of the Allies is U.S objection to German war zone declaration of the Atlantic in retaliation to English Maritime blocade of Germany. The second often mentioned dubious reason is the so called Zimmerman telegram where Germany allegedly asked Mexico to declare war against America should the U.S choose to side with the allies. Ofcourse, there are many other reasons; bottom line though is the obvious fact that U.S could not accept the war zone declaration of the Atlantic; and for equally obvious reason U.S wanted a quick end of the war as U.S businesses stood to loose a lot of money in a prolonged European war.
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET
ERITREA RESILIENT AS EVER
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷