GEBREWAHID

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 พ.ค. 2020
  • ERITREAN COMEDY
    RUSSOM BARAKIO

ความคิดเห็น • 119

  • @freedomlife780
    @freedomlife780 3 ปีที่แล้ว +6

    ፓራክዮ ገለ ዓይነት ዘርኣብሩኽ ዓርከይ ኣዘኻኺርካኒ 👍 ❤️👌

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  3 ปีที่แล้ว

      እንታይ ኣግኒዩካ እዩ: ብሱሩ ዘብረኣብሩኽ እዩ ዝብሃል ሃሳስ ሓማሼናይ

  • @alemsegedkifle7181
    @alemsegedkifle7181 2 ปีที่แล้ว +4

    so funny we need more this kind of movies

  • @amanaltesfalem5983
    @amanaltesfalem5983 3 ปีที่แล้ว +11

    መሪት ሓማሸን ወሲድካ ድቃስ የለን
    ክክክክክክ ኣቢት ጥበብ

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 ปีที่แล้ว +1

    You guys are the best 🎉🎉🎉!

  • @elsagoytom9977
    @elsagoytom9977 ปีที่แล้ว +2

    Ane zgermeni si eti zerebaom kkieluwo kkkkkkkk . Erit,,,,, Nice !

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  ปีที่แล้ว +1

      ካሕሳ ሓዉተይ ኣነኮ ላብ ሻዓብያ የኸይድን......

    • @elsagoytom9977
      @elsagoytom9977 ปีที่แล้ว

      Wayway ,hamasheneyti iye welde hawey kkkkkk,

  • @mussieasterayo7179
    @mussieasterayo7179 3 ปีที่แล้ว +5

    ፓራክዮ ይበል ጥበብ ቤላ

  • @peaceandlove.
    @peaceandlove. 3 ปีที่แล้ว +6

    They live in the same area bu their tigrigna is different. Funny

  • @eritreashikoradijeganu2039
    @eritreashikoradijeganu2039 2 ปีที่แล้ว +4

    Kkkkkkkk kkkkkkkkk

  • @Dasmara97
    @Dasmara97 6 หลายเดือนก่อน

    Tgray dyu nieru ezi sebay wela entay nay bhaqi ywasae

  • @bereketmeles-jc1yu
    @bereketmeles-jc1yu หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @yhwh77712
    @yhwh77712 ปีที่แล้ว +1

    ❤🇪🇷🙏🏾✌🏾👍🏾🇪🇷❤️🙏🏾……..😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @teklugergar707
    @teklugergar707 6 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkk

  • @melodyentertainment77
    @melodyentertainment77 2 ปีที่แล้ว +4

    🤣🤣🤣🤣🤣😂😂🤣🤣🤣🤣🤣

  • @teklugergar707
    @teklugergar707 6 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ablelabraham8066
    @ablelabraham8066 3 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk 😮😮

  • @dekiselamalkumdo7395
    @dekiselamalkumdo7395 3 ปีที่แล้ว +3

    Kkkkkkkkkk

  • @tesmussie4310
    @tesmussie4310 2 ปีที่แล้ว

    Ata kharma eyu 🤣🤣🤣😂🤣

  • @semirabiede9519
    @semirabiede9519 ปีที่แล้ว

    Agame kehadti weyane rukusat Egziyabhir mziyum delagebenasi entayi girnayou ewyi ewyi resihat

  • @selehaile3895
    @selehaile3895 3 ปีที่แล้ว +4

    እዋናዊ_ጉዳይ!
    #ኣለሊናዮምዶ_መጋይሽታ_ንጁንታ?
    #ኣዲኦም_ዝሓመመቶም_ናይ_መንነት_ሸቃጦ_ቅጣዋት!
    ኲናትን ወረ ኲናትን ኣብ ዞባና ቀርኒ ኣፍሩቃ ካብ ዝነግስ፡ ልዕሊ 100 ዓመት ኣቑጺሩ ይርከብ፡፡ዞባና ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝውንኖ ጸጋን ስትራተጂካዊ ሰሓብነት፡ነማኢት ዓመታት ኣብ ምልኪ ሓያላን ሃገራት ወዲቑ፡ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ግዳይ ዘይዓግብ ሸውሃቶምን፡ውጽኢት ከልበትበት ኣህዛብን ምዕራባውያንን ሸቀልቶምን ክኸውን ተፈሪዱ'ዩ።
    ሎሚ ሕጽር ዝበለ ትዕዝብቲ ክንትንትን!
    እዛ ብተደጋጋሚ ሽሻያን ሽግራን ማዕረ ዝኾነት ሃገረ ኩሽ ኢትዮጲያ፡ካብ ትምስራሕ ኣትሒዛ ክሳብ ሕጂ እንትርፎ ኣፋዊ፡ግብራዊ እምነት ዘይብላ "ብስምኣብን_ብኢስም ኣላሕን" ዝብሉ ናይ ምስጋና ቅዱሳን ቃላት ጉሒፋ፡ንጸጋታታ ከይበርበረት ኪኖ ስግር ሃገር ዘሎ ቀይሕ ባሕርን ሃፍታም መሬቱን ከተቓምት ክትብል፡ብኣምዑት ደቃ ክትጻወት እያ ኣብ ዘመናት ከሪማ፡፡
    እቲ ናይ ወራርን ዓመጽን ባህሪኦም፡ነታ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ተዶኪና እትደጉሕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ፡ሃገር ራእሲ ነገስታት፡ሃገረ ምድረ ባሕሪ፡ሃገረ 9 ምሩጻት ብሄራት፡ሃገረ ሰማእቲ ኤርትራ ድቃስ ዝኸልእን፡ብተደጋጋሚ ግዳይ ሞትን ስደትን ዝገበረ ፍጻሜ ተባሂሉ'ዩ ተሰኒዱ ዘሎ።
    ኤርትራ 1991 ናጽነታ ረኺባ !!! እዛ ብመግዛእታዊ ዶባት ተሓጺራ፡ወናኒት ልዕሊ1000 ኪሎ-ሜተር ገማግም ባሕሪ፡ዝኾነት ሃገርና ግን ብሰሪ ዘይጸግብ ዓማጺ ሸውሃት፡ዳግማይ ክትውረርን፡በታ ንህላዌ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ መንነት ኣብ ምድምሳስ፡ዝተዋፈረት ጉጅለ ወያነ፡ኲናት ከፊታ፡ኣብ መሬትና ኣራጢጣ፡ግዳይ ኲናትን፡ውጽኢት ድሕረ ፍጻሜ ኲናትን ክንከውን ፈሪዳትና እያ።
    ጉጅለ ህ.ወ.ሓ.ት. ነቲ ዝተሰርሓትሉ ፋብሪካ ህዝባዊ ግንባር ክሒዳ፡ነቲ ብጽንዓቱን ትዕግስቱን ጭውነቱን ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ፡ተንበርኪኹ፡ፋሕፋሕ ኢሉ፡ክትርእዪ ናብ ዘይጸለየቶ ጣኦት ኣይነበረን።
    ኣብዚ እኩይ ስነሓሳባ ምጥፋእ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝብል፡ዝኸሸነቶ ድግስ ዝቃደሱ ኤርትራውያን ዝመስሉን፡ብሽም ኤርትራ ዝሽቅጡን "ቅጣዋት" ኣዋዲዳ ፊዕፊዕ ክትብል እያ ክልተ ዓሰርተ ዓመት ኣቑጺራ።
    ጽጋባ ዝሸንድሓ እዛ ጓሕናቕ ጭፍራ ግን ምስ ደቂ ዓዳ ክትራጸም ጡብ ወላዲታ ነኺሳ ኣብ ዕርበት'ያ ትርከብ ዘላ።
    ጁንታስ ሎሚ ወይ ጽባሕ ምጋሻ'ዩ።
    ኣለዉ ግን መጋይሽታ!እወ'ለዉ እቶም ኤርትራውያን ኢና ኢሎም ብመንነት ዝሸቀጡ።
    እወ መንዮም ግን መጋይሽታ ንጁንታ?
    1-እቶም ንወላዲት ኣዲኦም ንኤርትራ ሓንቲ ሚእቲ ልኢኾም ዘይፈልጡ፡ኣብ Go Fund Me ንወያነ ግን ሕምም ኢሎም 100 ዝቕርቕሩ፡፡
    2-እቶም ዘዕሰበቶም ከብዶም ጎራዕራዕ ዝጀመሮም ጥምየት ዝለሓሶም ግዙኣት።
    3-እቶም ብስም ትግራይ- ትግርኛ ዘደላደለቶም'ሞ፡ፍርቂ ጎኖም ከይቆሩ ማሙቕ ኣግኣዝያን ኢላ ዝመስራሓቶም።
    4-እቶም ዝበዝሑ ኣብ ስነጥበብ ኤርትራ ዝጠፈሹን፡ብግንዖ ጥበብ ክግብቱ፡ፍቖዶ ናይ መቐለን ኣዲስ ኣበባ ስቱድዮታት ዕንክሊል ክብሉ ዝተዓነዱ ናይ ግዜ ስነጥበባውያን።
    5-እቶም ጻማን ጻዕርን፡ከርተትን መስዋእትን ንስለ ሃገር ዝተወፈዩ ሰማእታትና ዘነኣኣሱን ዘቛሸሹን።
    6-እቶም ዳግማይ ኣብ ሕነን ደም ጸቢብ ኣውራጃውነት፡መዋእል ክንነብር ዝሓለሙን ከይደቀሱ መሬት ከም ዝብኢ ዝወግሖምን።
    7-እቶም ንልዕሊ 20 ዓመት ኣብ መሬትና፡ኣራጢጣ ንዝደቀሰት ወይን፡ንተግባራታ ከም ጽድቂ ቖጺሮም፡ሕጂ ግን ኣዴና ህወሓት ትሞተና ኣላ ኢሎም፡ንሰላማዊ ሰልፊ ጸሓይን በረድን ዝቕጥቐጡላ ዘለዉ ናይ ዲያስቦራ ለማኖ።
    እዝን ካልእን ክፋኦም ተሰኪሞም ንጃንዳ የካይድዋ ኣለዉ'ሞ፡ሰናይ ጉዕዞ ምስ ጃንዳ ንምነየሎም፡፡ጃንዳስ ትኸይድ ኣላ ንሓዋሩ፡እንተ ንስኹም ግን ኣበየነይቲ መሬት ሰማእቲ ኢኹም ክትነብሩ፡ንነብስኹም ሕተትዋ።
    ኤርትራ ናይቶም ንስለመሬታ ንእስነቶም ከይመነዉ፡ዝተበጀዉ ኣቦታትና፡ኣዴታትና፡ኣሕዋትናን፡ኣሓትናን ኢያ።ስለዚ ንኸድዓትን ሸያጦ ሃገርን እትኸውን ኤርትራ ኣይክትህሉን'ያ።
    ነዚ ንዝኸሓዱን ከብዶም መሪጾም ስግኦም ንዘስብሑን እትኸውን ብሽም ኤርትራ ተመሳሲሎም ብላህጃ ንዝልምኑ፡"ውግኣት ጁንታ" እትኸውን ሃገረ ሰማእቲ ኣይክትህሉን'ያ።
    ንሎሚ ወደሓንኩም ሰላም ንመትከላውያን ጽኑዓት ኤርትራውያን።
    "መበል 30 ዓመት ግንቦት 24- 2021 ኣብ ከተማ ባድማ የራኽበና"!!

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  3 ปีที่แล้ว

      ምልላይ እንተበሉኻከ.... ንበዓል ልጅ ኢሳያስ ኢትዮጵያዉያን ምኳኖም ጽቡቕ ገይርና ኣለሊናዮም እወታ

  • @abelkidane3375
    @abelkidane3375 3 ปีที่แล้ว +1

    Waw

  • @fevenmussie9710
    @fevenmussie9710 2 ปีที่แล้ว

    Eway tegaru serki hasote geni ny kdamkum u malte u foooo tarikome kmxexe

  • @abelkidane3375
    @abelkidane3375 3 ปีที่แล้ว +1

    Wawww

  • @okbaykesete180
    @okbaykesete180 3 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkkkkkkk

  • @beshe6275
    @beshe6275 3 ปีที่แล้ว +1

    good

  • @yohabarustu4137
    @yohabarustu4137 3 ปีที่แล้ว +2

    Kkkkkkk ኣታ በጋኩም ንሰላም ቺና amxuwa

  • @filimonberhane16
    @filimonberhane16 3 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkk

  • @goitomgera6665
    @goitomgera6665 3 ปีที่แล้ว +1

    funny

  • @warsayyikalo6549
    @warsayyikalo6549 3 ปีที่แล้ว +2

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk hamashenay

  • @user-ez7hm4qy2r
    @user-ez7hm4qy2r 7 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤

  • @henoshabtemariam2196
    @henoshabtemariam2196 3 ปีที่แล้ว +2

    Nkulu gzie alewo!ewe haqki
    Gziom akila ala qondafat

  • @fxumteklit5929
    @fxumteklit5929 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷💘👍💪

  • @tesmussie4310
    @tesmussie4310 2 ปีที่แล้ว +1

    Tpisom🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @wedigula2944
    @wedigula2944 ปีที่แล้ว

    Baekyo teraray meksen

  • @meharikahsu2923
    @meharikahsu2923 2 ปีที่แล้ว

    Kkkkkk hamasnay

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  2 ปีที่แล้ว

      ሃውተ ሳሕሳሕ ሓማሼናይ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @saucyydipp4624
    @saucyydipp4624 ปีที่แล้ว +1

    Whats the meaning of the stones they were piling?

  • @holbrook-ul9cf
    @holbrook-ul9cf 3 ปีที่แล้ว +6

    ትግራዋይ ኩል ግዘ ዘይናቱን ዘይመሬቱን ምስ ተተምነየ እዩ ምስዚኦም ጎረቤት ዝኮናላ መዓልቲስ ከመይ መዓልቲ እያ ሓሳዳት ጎረቤት

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  3 ปีที่แล้ว

      ትግራዋይ ንዘይ ናቱ እዩ ዝሕስድ ካርነሽም ግን ንደቆምን ኣሕዋቶምን እዮም ዝሕስዱ

    • @metkeltesfay6516
      @metkeltesfay6516 3 ปีที่แล้ว

      @@weldenegodguad4974 ata qomal agame abey eika tenber wedi agame wehid neska bekbdka teyt ketwlka eye karshm adi jeganu eu aytelo agame haswi mesaka kenrkb nerna wedi weyane mes abotatka kesbka eye gene kemxare ena mesaka beflay wedi wigin kekatatlka eye kulu natka ķefa bexhyo eye ab reska alku zeytflet mesilka eu

    • @metkeltesfay6516
      @metkeltesfay6516 3 ปีที่แล้ว

      @@weldenegodguad4974 tegray bahaln tariken zeyblkum fetert ne sedrkum zekbrkum neana ketkbruna aynxben tegraway eti enko zeyemen fetret ab alem

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  3 ปีที่แล้ว

      @@metkeltesfay6516 ካርነሽም ድኣ ከመይ ገይሩ እዩ ዓዲ ጀጋኑ ዝኸዉን? ካርነሽም ዓዲ ባራዩ ናይ ወዲ ተምቤን ኣይተ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብርሃ እዩ:: ባራዩ ወዲ ተምቤን ኣዴኹም ርዉኡ እንተ ኢሉኩም ኣዴኹም ትረዉኡ ጭራ ፍጥረታት ዝርከቡሉ ቦታ እዩ:: ንደቂ ካርነሽም ኣሕዋትካ ምጥላምን ምቕታልን እቲ ዝቐለለ ነገር እዩ:: እታ መሕቢኢት ጉድጓዶም ከኣ ኤርትራን ህግ ን እየን::

    • @metkeltesfay6516
      @metkeltesfay6516 3 ปีที่แล้ว

      @@weldenegodguad4974 neskum tezarbu maltkum texbyu tegaru beflay mes terf tefat weyane zekonkum bahansab alna

  • @nevergiveup5521
    @nevergiveup5521 3 ปีที่แล้ว +6

    ረኪቡኩመን ነዘን ዳዊዒግን ክክክክክ

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  3 ปีที่แล้ว

      ንልጅ ኢሳያስ ማለትካ ድዩ? ረኺብናዮ ወ ወዲ ዓጣሪት ዋሕድ

    • @hayet5854
      @hayet5854 3 ปีที่แล้ว

      Ay teref libya suk beli

  • @senay1962
    @senay1962 10 หลายเดือนก่อน

    ሓማሸናይ ቀባጽ ዩ❤ 😂😂😂😂

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  10 หลายเดือนก่อน +2

      ኣታዮ ጽዋ ኣግኒኻ ዲኻ ሃምዚ ዝበለ ጽዋ ተምጽኣለይ? ሻክሽ

  • @tesfomtekleab1120
    @tesfomtekleab1120 3 ปีที่แล้ว +3

    ካካካካካካካካካካካካካካካ ኤርትራዊ ከዉሕይ ኣታ ክሉ ነብሱ ጥበብ ካኣዩ አዚ ኤርትራዊ መደገላት ምሕገላት ኣስሕክምና መቸን።

  • @meronb3581
    @meronb3581 2 ปีที่แล้ว

    Amore

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  2 ปีที่แล้ว +2

      ኣነኮ ላብ ሻዓቢያ የኸይድን

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  2 ปีที่แล้ว +1

      ልኽብረትኩ..... ም ኢሎም እዮም ለዛ ጠበንጃ ለጎዝጎዙለይ: ትማሙቕ

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray8804 ปีที่แล้ว +2

    Kkkk junta ede

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  ปีที่แล้ว

      ትር ጉም ናይ ጁንታ ትፈልጦ ዲኻ ዋላ ኣብ ካርነሽም ዘዝተባሃልካዮ ምድጋም ባህልኹም'ዩ??????🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @letenigustekeste1055
    @letenigustekeste1055 ปีที่แล้ว +1

    💽📣📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢

  • @mercinegash8202
    @mercinegash8202 3 ปีที่แล้ว +1

    Agame ab 2000 zisereqkmo iyu srqn lmenan natkum iyu, Ab eritrea srqi Newrn iyu nezi ketemarsu hamashen serqomuna shaebiya waza mesilkum 20 amet endera game over

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  3 ปีที่แล้ว

      ኣብዚኣስ ሓሲኻ ዓጋመ እንተሰረቑ ድስቲ ኩስኩስቲ እዮም ሰሪቖም:: ኤርትራዉያን ግን ናይ ደቆምን ደቂ ደቆምን ህይወትን መጻኢታቶምን እዮም ሰሪቖም ፈጺሙ ዘይዋዳደር እዩ

    • @mercinegash8202
      @mercinegash8202 2 หลายเดือนก่อน

      @@weldenegodguad4974Hgdef and heehat ayteqemunan hade hzbi knesna dem afasisomuna N sltanom kblu

  • @hayet5854
    @hayet5854 3 ปีที่แล้ว

    Hamasien dea gizekin keriba eya eko

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere 3 ปีที่แล้ว +7

    ዊዒጊን ዳአ ረብሸናና ኢንዲየን የህባይ

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  3 ปีที่แล้ว

      ዉዒጊን ማለት ኣይተ ኢሳያስ ማለትካ ድዩ?

    • @alextek8741
      @alextek8741 3 ปีที่แล้ว +1

      @@weldenegodguad4974 we egen is kemzi kemaka eyu, welde agame😅

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  3 ปีที่แล้ว

      @@alextek8741 ከመይከ ዓጋመ ዓጎምቢሑ ማይ ማይ የብልካ ኣንታ ጥሪት ናይ ዓጋመ

    • @okookokmaradespahali3535
      @okookokmaradespahali3535 3 ปีที่แล้ว +1

      ዋይ ዚኣስ ጅንጅን መሲላ 😃kkkk

    • @erilove215
      @erilove215 2 ปีที่แล้ว

      @@weldenegodguad4974 qomal eka gin

  • @amanuelghebrehiwet7609
    @amanuelghebrehiwet7609 ปีที่แล้ว +2

    Ata moite bsehak blkea felitomom

  • @Dan-ih3dm
    @Dan-ih3dm 3 ปีที่แล้ว +2

    The lady herself is Tigrian.Her name is Brunesh and I think she is in Mekele now.Not good sign.The actor is gifted though

  • @Asmerana
    @Asmerana 3 ปีที่แล้ว +11

    አየ : ዓጋመ : ክትከፍኦም : ከላ : " የሕዋት ዶ'ለይኾና?" ይብሉ : እዞም : ቆንዳፋት! 🤣

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  3 ปีที่แล้ว

      ንበዓል ልጅ ኢሳያስ ማለትካ እንተኾይኑስ ሓቅኻ

    • @Asmerana
      @Asmerana 3 ปีที่แล้ว +2

      @@weldenegodguad4974 ኖ : "ልጅ ኢሰያስ" ድአ አብ ዓዱ ትራንኪሎ አሎ :: ነቶም ካብ መቀለ ብቅጽበት "እግረይ አውጽኒ" ኢሎም ሃዲሞም ሕጂ አብ ጉድጋድ ተሐቢኦም ዘለው ናይ ሕወሓት መራሕቲ(ነባራት) እዩ ዝበልኩ 😎

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  3 ปีที่แล้ว

      @@Asmerana ልጅ ኢሳያስ ድኣ ከመይ ገይሩ ትራንኪሎ ክህልው ናይዚ ኩሉ ህዝቢ ደም ኣፍሲሱ? ንሱስ ኣብ ዝወዓሎ ዘይሓድር ከም ኣንጭዋ ማይበላ ታሕቲ ታሕቲ ዝኸይድ ሰብ እዩ ኮይኑ ዘሎ::

    • @Asmerana
      @Asmerana 3 ปีที่แล้ว +2

      @@weldenegodguad4974 😊 ንሱ ንስኻ እትብሎን ንስኻ እትሓልሞን እዩ:: ግን ክትፈልጦ ዝግባአካ ወላ ሙሉእ ለይትን መዓልትን ንፕረሲደንት ኢሱ እንተጸረፍካ ነቲ ሓቂ ማለት ናይ መራሕቲ ወያነ ቅልጡፍ ውድቀትን ሕፍረትን አይቅይሮን እዩ:: ወዱ ሰብ ብጸርፊ ይመውት እንተዝኸውን ኢሱ ጀግና መጀመርታ ምስ ሞተ ኔሩ:: ከምቲ እንግሊዛውያን ክምስሉ "Action speaks louder than words" ዝብሉ : ንስኻ ኽአ ካብ ምዝራብ ኬድካ ንመቀለ ነጻ ኣውጻያሞ ሸዑ አነን ንስኻን ብማዕረ ክንዛረብ 👍

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  3 ปีที่แล้ว

      @@Asmerana ንስኻ ብዛዕባ ተጋሩን ወያነን ዝበልካ እንተበልካ ንመዓልቲ ዉርደትን ሕስረትን ልጅ ኢሳያስ (ሱሱዕ ኣረጊት ዝብኢ) ናይ ኤርትራና ካብ ውድቀቱ ክተድሕኖ ከምዘይትኽል ተገንዘብ ኢኻ:: ንዓኻ ካብቶም ካርነሽም/ሓማሴን ኢሉ ዝወደቦም ሃላያት ሓደ እንተድኣ ኾይንካ ኸኣ ልጅ ኢሳያስ ኢትዮጵያዊ ምኳኑ ነጊሩካ እዩ:: ስለዚ ንስኻ ምሽከናይ ዘኽታም ፍጥረት ኢኻ.....

  • @filmonfilmon2687
    @filmonfilmon2687 ปีที่แล้ว

    ዓጋመ ተረፍ ድሮን

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  ปีที่แล้ว

      ፊልሞን ዓጋመ ንዓኻን ንኣዴኻን ኣጎምቢሑ ናይ ኣድጊ ይደቕድቐልካ ኣታ ወዲ ጨናዊት ምጥሪ ድቓላ

    • @filmonfilmon2687
      @filmonfilmon2687 ปีที่แล้ว

      @@weldenegodguad4974 ወድታ ምጥራ ኣይፍለጥ ጢዛ ኣይፍለጥ ብርጅንቲ መሸኒትካ ንድሕሪት ኣሲረ ጢዝካ ባዕልኻ ከም ትረውኣ ከይገብረካ ወድቶም ዓሌት የህባይ

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 หลายเดือนก่อน

      WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE BANDA CADRE WEDZA GAME OVER

  • @dogmad4358
    @dogmad4358 11 หลายเดือนก่อน

    Alkolo guZay koMaRo😂😂😂

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 15 วันที่ผ่านมา

      WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU WEYANE

  • @okookokmaradespahali3535
    @okookokmaradespahali3535 3 ปีที่แล้ว +1

    Waw👍🇻🇳

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 หลายเดือนก่อน

      WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE BANDA CADRE GAME OVER QONDAFAT

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay4296 3 ปีที่แล้ว +3

    Kkkkk

  • @dariaman5083
    @dariaman5083 2 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkk

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974  2 ปีที่แล้ว

      ናይ መን መሬት ዩዩ???? ንሕናስ ናይና ኢና ነብሎ ጓለይ

  • @tekluabrhaley840
    @tekluabrhaley840 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkk

  • @sikta5440
    @sikta5440 3 ปีที่แล้ว +2

    Kkkkkk

  • @solomonestifanos1632
    @solomonestifanos1632 2 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkk

  • @luultesfay5076
    @luultesfay5076 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkk

  • @user-ux3ci4gi1n
    @user-ux3ci4gi1n 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkkk