EMN - FERADAY SHOW MIS ELSA KIDANE MATERKESHA PART ONE - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ธ.ค. 2022
  • ሰላም ተኸታተልቲ EMN | ህያብ ኣደን ካሊእ ተወሳኺ ፍርያት EMN STORE ንምዕዳግ - ብቐረባ ኣብዚ Link ክትረኽብዎ ትኽእሉ › emn.store/
    EMN - FERADAY SHOW MIS ELSA KIDANE MATERKESHA PART ONE - Eritrean Media Network
    / officialeritreanmedian...
    ****************************************************************
    © Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
    allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

ความคิดเห็น • 194

  • @mesginahabte3391
    @mesginahabte3391 ปีที่แล้ว +30

    ኣዝና ንፈትዋ ስነ-ጥበባዊት ኤልሳ ኪዳነ$ወዲ ፈራዳይ ሰላምኹም ይብዛሕ።😘🇪🇷😘🇪🇷

  • @letinaberhane2172
    @letinaberhane2172 ปีที่แล้ว +9

    መርሓባ ዓርካናት ተጋደልቲ ሰራሕቲ ቅያታት 🇪🇷👍 ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ኤልሳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷👍👍🇪🇷

  • @nyu8213
    @nyu8213 ปีที่แล้ว +13

    I was a kid when I first watched her videos and now I grew up and really enjoy every word that comes out of her mouth. New years hawiki bzey murkus ktkedi knrieki Kea tesfa ngber

  • @Jayabel-rx7vc
    @Jayabel-rx7vc ปีที่แล้ว +6

    ኤልሱ እንቋዕ ሐዊኺ ብምርኣይና ሑጉሳትና ዝተረፈ ጹቡቅ ዕድል ንምነየልኪ

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg ปีที่แล้ว +16

    Welcome deqi erey serahti qiya 👍🏽🦁🇪🇷🌟🇪🇷💪🏽 edmen tenan yhabkum ✊🏽🥰🌴🐪

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 ปีที่แล้ว +21

    ወዲ ፈራዳይን ኤልሳን ካብቶም ብዙሓት ለጀንድ ስነጥበባውያን ሃገርና።🇪🇷👍👌

  • @eyobelghebrhiwet383
    @eyobelghebrhiwet383 ปีที่แล้ว +3

    ኣነስ ክፈትዋ መዓት ን ኤልሲ ካብ ኩሉ ነጻ ኮይና ተዕልለካ ደስ ክብለካ ዕላላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣጆኺ ከም ቀደምኪ ክትከዲ ኢኺ 🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 ปีที่แล้ว +4

    ሰረቅትን ዓመጽትን ጃንዳ ወያነ ነቲ ባዕሎም ዝገብርዋ ንዓና ከጸልሙና ከለው ከብድኻ ዝቀርጽ'ዩ።

  • @negusetecle1360
    @negusetecle1360 ปีที่แล้ว

    ምሉእ መሕረት ይምነየልኪ ኤልሳ !!!!!

  • @Eriywelela
    @Eriywelela ปีที่แล้ว +1

    📢eritreawenet kubur minenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷awet nehafasheeee ✊️✊️

  • @user-vp5ko3hy4v
    @user-vp5ko3hy4v ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ጽቡቕ❤❤

  • @mebrahtuaregay3520
    @mebrahtuaregay3520 ปีที่แล้ว +3

    አንቕዕ ደሓን መጻኺ ምሉአ ምሕረት ይግበረኪ ኤልሳ ኪዳነ(መታራኸሻ) and so nice

  • @user-bo1ip1ff3y
    @user-bo1ip1ff3y ปีที่แล้ว +2

    ከምዚ ኢልኪ ጥዕናኪ ምምላሱ ክብሪ ን ኣምላኽ ኤልሳ ካብ ከቢድ ስንክልና ከምዚ ኢልኪ ብሓደ ሙርኩስ ክንርእየኪ ብጣዕሚ ሓጎስ ይስንዓና ዝተረፈ ዘመንኪ ብሩኽ ይኹን

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 ปีที่แล้ว +12

    ብመጀመርታ ደጊመ እንቋዕ ፈጣሪ መሓረኪ። ብምቅጻል ምስ ምሉእ ኣኽብሮት፡ኤልሳ ሓፍተይ እዛ ብሎንደ ሕብሪ ጸጉሪ ትትረፍኪ።እቲ ምንታይሲ ምስ ባህልናን መንነትናን ዘይከይድ ስለዝኾነ ጥራሕ ኮይኑ ዘይኮነስ፡ መንእሰያትና ባህለንን መንነተን ረሲዐን/ድርብየን ብናይ ምዕራባውያን ቅይሒ ቆርበትን ቅይሒ/ብሎንደ ጸጉር ኢየን ልበን ዝፋልል ዘሎ ናብ ኣደዳ ስደትን ወዘተ ነገራትን። ስወኣትና ድማ ባህልናን መንነትናን ከነኽብር ኢዬም ተሰዊኦም።ንስኺ ባዕልኺ'ውን ባህልኽን መንነትክን(ሃገርኪ) ከተውሕሲ ኢኺ ተጋዲልኪ።🙏🙏🙏

    • @saraasmerom9050
      @saraasmerom9050 ปีที่แล้ว

      Why ?

    • @WarsaYYikealo1249
      @WarsaYYikealo1249 ปีที่แล้ว

      @@saraasmerom9050 ቆብ ናይ ምባል ዓቅምኺ ንቕሓት የብልክን ትመስሊ። ስለዚ ኤዴት ገይረ ጽሒፈዬ ኣለኹ ደጊምኪ ኣንብብዬ።

    • @WarsaYYikealo1249
      @WarsaYYikealo1249 ปีที่แล้ว

      @@saraasmerom9050 ኣብ Waka TM ዝጸሓፍክዎ ዝያዳ ንምርዳእ እንተሓገዘኪ።
      መጀመርታ ሰላም።
      ላይክ ሸር ፡ሳብስክራይብ ግበሩ ትብሉና ኢኹም ኩላትኩም ወነንቲ ሶሻል ምድያ ቻነላት። ግን ርእይቶ ምትብባዕን ነቀፌታን ተዓዘብቲ ኣንቢብኩም ተተግብርዎ ዶ?
      ጽገ እንጀራ ዓለም ብልዒ።ኣብቲ ሜክኣፕን ዊግን ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ናይ ጸጉረን ሕብሪ ናይ ምዕራባውያን ብሎንደ ብምግባር ነቲ ተፈጥራዊ ኤርትራዉ ጸሊም ሕብሪ ጾግረን ዝቅይረኦን ብመንነተን ብባህለንን ዘይኮርዓ ወይ ድማ ዝገብረኦ ዘይፈልጣ እንዳሳዕረራ ይመጻ ኣለዋ። ንኣብነት ዳርጋ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዝስራሕ ቭድዬ ክሊፕ ደርፊ ብፍላይ ደቅንስትዬ ኣሕዋትና ጾግረን ብሎንደ ይገብረኦ። እቲ ዝገርም ድማ ኣብ ባህላዊ ደርፊ እቶም ሳዕሳዕቲ ባህላዊ ክዳን ተኸዲኖም፡ ባህርያዊ መልክዕም ለቢሶም ክንሶም እታ ትደርፍ ጓል ወይ ድማ ዝደርፍ ወዲ ንሓንቲ ጓል ግን ጾግራ ብሎንደ ኢዩ። ኣብ ሃገራዊ ደርፍታት ንጅግንነት ዝገልጽ'ውን ካብኡ ዝተፈለየ ኣይኮነን ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት። ናይ ዋርሳይን ይከኣሎን ወተሃደራዊ ዕጥቅን ክዳንን፡ጌራ ክንሳ ጾግራ ግን ጻዕዳ ብሎንደ ገይራ ትደርፍ ተዓዚበ ኣለኹ። ኣብ መዓልቲ ሰማእታት፡ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ፡መዓልቲ ናጽነት፡ ዝግበር ደርፍታት፡ድራማታት፡ ከምዚ ሕጂ ዋሪ ዓዲሙኪ ዝግበር ኣጋጣሚታት ጾግረን ብሎንደ፡ገጸን ፊስቶ ምሉእ መቅይሒ ሜክኣፕ ተለኽየን ክሰርሓን ክቀርባን ንዕዘብ ጸኒሕናን ኣለናን።ብባህለንን መንነተን ኮሪዐን ዝሰርሓ የለዋን ማለተይ ግን ኣይኮንኩን። የግዳስ ኣብቲ ዝስዕርር ዘሎ ያዕ ክበሃል ዝግበኦ ከተኩር ስለዝደለኹ ኢየ። ምኽንያቱ ንብዙሓት ነኣሽቱ ወሎዶ ሕማቕ ኣብነት ይኾና ስለዘለዋ።
      በዚ ኣጋጣሚ እዚ ንበዓል ዋርን ካልኦትን ሕውነታዊ ሃገራዊ ነቀፌታ ኣለኒ። ነቶም ናብ ቻነሎም፡ዝዕድምዎም፡ኣጋይሽ ከም ክራይተርያ ኣቀዲሞም ክነግርዎም ዝግባእ፡ ኤርትራዊ ባህሎምን መንነቶምን ዓቂቦም ክመጹ ክገብሩ ይግባእ።
      እዚ ክብል ከለኹ ግን ኣብ ድራማ ንምዕራባውያን ዝውክል ካራክተር ብዘረባን ምስልን እንተተዋሂብዎም ንዕኡ መሲሎም ክዋስኡ ስለዘለዎም ርዱእ እዩ። እቲ ከፊኡ ዘሎ ካብዚ ኣቀዲመ ዝበልክዎ ወጻኢ ምስዝኸውን እዩ። ካልእ ንኣብነት ኣብ ግዜ ጥምቀት፡በይቢ ሻወር፡ ቅንያት ሓድሽ ዓመት፡መርዓ፡ወዘተ ኣጋጣሚታት ኤርትራዊ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ጸጉሪ፡ ባህራይዊ መልክዕ ገጽ ተሪፉ፡ ናይ ጸዓዱ ገጽን ጸጉርን ኢና ንዕዘብ ዘለና። ኣብ መብዛሕትአን ቻነላት ዝግበር ውድድርን ምዝንጋዕን'ውን ዝረአ ዘሎ ኣዚዩ ዘሰንብድን ዘሰክፍን ጉዳይ ኢዩ።
      ዓገብ ኣብ ዝብለሉ ግዜ ገለ ጨለ መልሓሶም እንታይ ጸገም ኣለዎ፡ ዲሞክራሲ ኢዩ፡ ንሓደ መጽሓፍ ብገበሩ ኣይትፍረዶ ወዘተ እንዳበሉ ዝወራዘዩ ኣፍረስት ሃገራዊ መንነትን ባህልን ተዓዚበ ኣለኹ። ኤርትራውያን መንግስትናን ህዝብናን ሓደ ካብቲ ንፍለጠሉ ብገዛእ ነብስናን ባህልናን መንነትናን ንኾርዕን ንኣምንን ምኳና ኢዩ። እሞ እዚ ሓቂ እዚ እንዳበርከተ ብዝመጽእ ዘሎ ዝሳዕረረ ናይ ምዕራባውያን ባህሊ ምምላኽ ምሽርሻር ከመይ ዘየተሓሳስብ!? ዓመታዊ ፈስቲቫል ኤርትራ ፡6 ዞባታትና ብኤርትራዊ መንነትን ባህልን ቅርስን ትሕዝቶአን ኢየን ዘቅርባን ዝወዳደራን። ብሜክኣፕን ብሎንደ ጸጉርን ዝጸበቃ ዝመስለን ድማ ኣንጻር ሃገርን ህዝብን መንግስትን ባህልን መንነትን ኢየን ዝሰርሓን ዝሰርሑን ዘለው። መንእሰያትና ናብ ስደት ከምርሑ ካብ ዝገብር ዘሎ ብዙሕ ናይ ምዕራባውያን ሽርሒ ድማ ሓደ እዚ ናይ ጸዓዱ ባህሊ ኣተኣታቲኻ ብናትካ ባህልን መንነትን ዘይምሕባንን ነቲ ባህልኻ ምንዓቅን ምድርባይን ኢዩ። ሓደ ኣርቲስት ካብ ብናይ ምዕራባውያን ባህሊ ዝሕበን ብናይ ሃገሩ ባህልን መንነትን ተሓቢኑ ባህሉን መንነቱን ንዓለም ምሉእ ከላሊ ይግባእ። ገሊአን እኮ ብሰንኪ ሜክኣፕን ብሎንደ ሕብሪ ጸጉርን ከተላልየን ኣይትኽእልን። ጽገ እዚ ሕጂ ተኸዲንክዬ ዝመጻእኪ ባህላዊ ክዳን ምስ ባህላዊ ኣሰራርሓ ጸጉርን ባህርያዊ ኤርትራዊ ኣፍሪቃዊ ጸሊም ሕብሪ ጸጉርን ዘኒጥኪ መጺእኪ ምስ በለኪ ደስ ዝበለኪ ኽኸውን ይግባእ። ወላ ከምዚ ናትኪ እንተዘይገባራ፡ ብውሕዱ እቲ ብሎንደ ሕብሪ ጾግርን መቅይሒ ሚክኣፕን ግን ብዕሊ ደው ከብለኦን ቆላሕታን ጎስጓስ ንቕሓትን የድልዬን ኣሎ።
      ሰማእታትና ዝተሰውኡ ባህልናን መንነትናን ገዲፍና ብናይ ምዕራባውያን ባህልን መንነትን ክንሕበን ኣይኮነን። ስለዚ ብስም፡ስዉኣትና እዚ ዝስዕርር ዘሎ ምዕራባዊ ባህሊ ደው ይበል።
      ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና፣ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ ወዲ ፈራዳይ ጅግና ምስታ ፍትውቲ ዋዕሮ ስነጥበባዊት ኤልሳ ኪዳነ ኩሉ ዕላልኩም ደስ ዝብልዩ ኩሉ ዝሓለፈ ፊልምታትና ኣዛካኪርኩምና ስነጥበብ ሃገርና ይዓንብብ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 ปีที่แล้ว +4

    ዋው ወዲ ፈራዳይ እንካዕ ድሓን መጻኻ

  • @favfor4455
    @favfor4455 ปีที่แล้ว +2

    Thank you ኣርካናትና 🙏❤️🇪🇷

  • @ketemahaile2493
    @ketemahaile2493 ปีที่แล้ว +3

    ኤልሰይ ናይ ብሓቂ ብጽቡቅ ልሳንኪ ገሊጽኪያ ንጊንድዕ እግዛብሄር ኣምላክ ሙሉ ጥዕናኪ ይሃብኪ ፈጣሪ ኮሙኡ ካአ ወዲ ፈራኣድይ Thank you
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya8776 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን የህዝብካ ደክቶር ተኸስተ፡ የቀንይልና በቲ ቡዙሓት መጽሕፍቲ ናብ ህዝብኻ ዝወፈኻልና ጀግና ደም ኤርትራዊ።
    ዓወት ንሕፋሽ🇪🇷💯💪🇪🇷💯💪🇪🇷💯💪🇪🇷💯💪🇪🇷💯💪🇪🇷💯💪🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷🙏🙏🙏

  • @sraarana5127
    @sraarana5127 ปีที่แล้ว

    Edemena tenanea yhabkea 🙏🙏

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi4956 ปีที่แล้ว +5

    Welcome metrksha🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔥🔥💥💥💥🌍🌏🌎🌴🍂🌱

  • @gegerbashay719
    @gegerbashay719 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ፈራዳይ & አልሰይ ጉሩማት ደቂ ሪመይ ዕላልኩም ንነዊሕ ክፋላት ክኸይድ ተስፋ ይገብር ፡
    EMN ድማ ብጣዕሚ ነመስግን ሓንቲ ክላወበኩም እቲ ክፋላት ቀቀልጢፍኩም ኣምጽኡልና

  • @allisgoodtome9135
    @allisgoodtome9135 ปีที่แล้ว +1

    Wedie Feraday .🌹❤🌹 . . ONE OF THE GREATEST🌹❤🌹. ELSIE KEDANE hezekalna 🌹❤🌹 mexeka thank you..
    Great interview & memories too

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 ปีที่แล้ว +17

    Two my favorite people🇪🇷❤️

  • @teklitmahari5061
    @teklitmahari5061 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ከሉኩም ብሓባር ተባራኩ❤️🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷❤️🌹🌹👍

  • @alextesfation2524
    @alextesfation2524 ปีที่แล้ว +8

    I like the combination ❤❤❤❤❤

  • @Adimiri1
    @Adimiri1 ปีที่แล้ว

    ሽኮር ዝኾነት ፍጥረት 🥰🥰🥰🥰🇪🇷

  • @God2344
    @God2344 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwwwww feraday wz meterkesha aterakiskumna, edmen teanan yhabkum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-sf5tb6wd7j
    @user-sf5tb6wd7j ปีที่แล้ว

    Marhba deki Erey shkorata 🌷🌷🌷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @beyenhagos1490
    @beyenhagos1490 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም🙏🙏

  • @selamtuquabo-girmazion3068
    @selamtuquabo-girmazion3068 ปีที่แล้ว

    ኤልሳ ኪዳነ ካብታ ብዙሕ ዘስሐቀትኒ አብታ ሕማቅ እዋን ወራር ወያኒ ክስሕቅ ዝገበረትኒ ክርስዓ ዘይክእል አብ ሂወተይ ፍሉይ ጊዜ ብምካና ብዙሕ እየ ዘድንቀኪ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ፈጣሪ

  • @phili8384
    @phili8384 ปีที่แล้ว +5

    One of our beloved artists ❤🙏

  • @haregugebrebrhan444
    @haregugebrebrhan444 ปีที่แล้ว +1

    Welcome guys together nice to see you again god bless you all

  • @almazlebassi2073
    @almazlebassi2073 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷😘😘❤❤ ኤልሳ ንብረትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👌❤❤❤ love you

  • @trhastewelde7873
    @trhastewelde7873 ปีที่แล้ว

    ኤልሱ ኣምላክ እንቋዕ ብሰላም መጻእኪ
    ክልተ ግዜ ተራእኪ ሕጂ ግና ተመስገን
    ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ደቂ ኢረይ
    ዕድመን ጥዑናን ይሃብኩም ሰላምን ፍቅርን
    ከኣ ንሃገርና።

  • @leltehaile3035
    @leltehaile3035 ปีที่แล้ว

    Ajoki elsi haftey kerkbki eki haweki eki

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 ปีที่แล้ว +1

    Wow welcome deki erey ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @awethaile8522
    @awethaile8522 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ደሰ ትብሉ ወዲ ፈራዳይ & ኤልሳ ምቁር ዕላል ኢንተሪቢ ኮይኒ ዘይ ሰማዓካ ፡ኣብ ቀጽሊ ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና፡

  • @nebunebu262
    @nebunebu262 ปีที่แล้ว

    ሙሉእ ምሕረት ይግበረል ኪ ኤልሱ

  • @kidaneberhe8275
    @kidaneberhe8275 ปีที่แล้ว

    Waaa I enjoyed it, hard to wait the next part

  • @Yosiefjose
    @Yosiefjose ปีที่แล้ว +1

    She is one of the best actors ❤

  • @majornamen7150
    @majornamen7150 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም እንኳ ዳሓን መጻኩም

  • @habtittesfaldet9692
    @habtittesfaldet9692 ปีที่แล้ว +2

    Gindae haqa eya miss u my childhood 😢😢😢

  • @yoniyoni7247
    @yoniyoni7247 ปีที่แล้ว

    Welcom deki erey 🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @eyobgerezghiher6089
    @eyobgerezghiher6089 ปีที่แล้ว

    አግዚኣብየር ምሉአ ትአና ይሃብኪ ኣባይ ሰብ

  • @mehreteabhaile2505
    @mehreteabhaile2505 ปีที่แล้ว

    ኣዚና ንፈትወኩም ደቂ ኤሪ ጡዑም ዕላል ዘይምኖ ዕላልኩም

  • @yordanosasmelash3167
    @yordanosasmelash3167 ปีที่แล้ว

    Very nice and beautiful interview ❤❤❤❤ I lovely to see you Elsi again ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 ปีที่แล้ว +3

    መርሐባ ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ወዲ ፈራዳይ ሽኮር ኤልሳ ሽኮር ኩሉ ዘጸብቀልኩም ጽሩያት ሕቡናት ኩሩዓት ጀጋኑ እንኳዕ ደሐን መጻኹም ።ወዲ ፈራዳይ ጀግና አንዲሕቆ ስነ ጥበብ ሐገርና የቀንየልና አዚዩ ጽቡቅ መደብ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏👍👍👍

  • @Dolphin-98
    @Dolphin-98 ปีที่แล้ว +2

    My two favorite ppl❤🇪🇷🫶🏽🇪🇷🫶🏽 Elsu your positive energy is priceless love 🫂🇪🇷🫂

  • @eritrea5289
    @eritrea5289 ปีที่แล้ว

    Deki remey shikorrnattt 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @brurberhanu9991
    @brurberhanu9991 ปีที่แล้ว

    You remind me a lot. I miss that time you are a great artist nice to see you after long time

  • @loveyoueritrea4452
    @loveyoueritrea4452 ปีที่แล้ว +1

    Welcom Feraday show with Elsa Kidane (Metrakesha)

  • @dubatop7581
    @dubatop7581 ปีที่แล้ว

    Waww nidihret meliskumuna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yordanosg5420
    @yordanosg5420 ปีที่แล้ว

    Welcome our heroes ❤️ good job deki e 🇪🇷 👏 🇪🇷

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 ปีที่แล้ว +3

    ማዕበል ድኣ ኩሉ ስርሑ ምስሓቅ እንድዩ ሓደ መዓልትስ ተቅርበልና ትኸውን እምበር

  • @mengsteabtekleab5594
    @mengsteabtekleab5594 ปีที่แล้ว +1

    ትናፈቑ ሰባት ❤️ ብሓቂ 2ይ ክፋል ቀልቱፉና

  • @selamawitberhe4283
    @selamawitberhe4283 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤ we can't wait to see you walking with out stick. God bless ❤️

  • @nasserabdurhman6696
    @nasserabdurhman6696 ปีที่แล้ว +1

    Wawww Elsa shkor kabten zednka sene tebebawit admen teanan yehabki ❤️❤️❤️🇪🇷

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat4719 ปีที่แล้ว +1

    Welcome 🙏 Elesa Anbsete 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹💪🙏

  • @aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542
    @aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542 ปีที่แล้ว +1

    Edemen tnan yhabkum deqi Ereyyyyy

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 ปีที่แล้ว +1

    Welcome deqi Eri. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌸❤️

  • @omerdiyagon7557
    @omerdiyagon7557 ปีที่แล้ว

    Gual Gindah Shikor 💕👑🇪🇷

  • @brktibeki1741
    @brktibeki1741 ปีที่แล้ว +2

    ኤልሱ ብልጽቲ ተዋሳኢት & ወዲ ፈራዳይ ብሉጽ ሰብ
    ብዙሕ ኢና ንፈትወኩም።

  • @Ermi
    @Ermi ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኤልሳ ኣምበሳ ዋዕሮ፣ እቲ ናይ ነርቭ ምትንኻፍ ብሰንኪ ምምራዝ ክኸውን ይኽእል እዩ እሞ እተን ትበልዕለን ሬስቶራንትታት ዋናታተንን ከሸንተንን ጽሩያት ኤርትራውያን እንተ ዘይኮይኖም ኣብአን ኣይትብልዒ። ካብ ናይ ዘይትፈልጥዮ/ትጥርጥርዮ ሰብ ናይ ምግብን መስተን ግብጃ'ውን ተሓረሚ። ኣጆኺ ናይ ነርቭ ሽግር ተመላሳይ እዩ። ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ምሉእ ብምሉእ ክፍውሰኪ እዩ።

  • @GodisLove-hp9pf
    @GodisLove-hp9pf ปีที่แล้ว

    My favorite movieeeeee love you all ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @naomiyemane3145
    @naomiyemane3145 ปีที่แล้ว

    we’d Feraday i really miss you oh my God you take me back 3-4 decide u are king brelant i admire you i wish you all the best also sister Elsa you look beautiful keep shining both God blessed you 🙏🏾💕💕💕💕

  • @frewyniembaie9965
    @frewyniembaie9965 ปีที่แล้ว

    Ankuo dahan metsaakum
    Dekierey Eretrawnet kubur Mennet

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue5389 ปีที่แล้ว

    Welcome deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 ปีที่แล้ว

    Well come deki eri 👍❤️🇪🇷🎉💥🇪🇷❤️

  • @debesayalazar7175
    @debesayalazar7175 ปีที่แล้ว +3

    መን ከም ሻዕቢያ ፡ ኩሉ ነገሮም ጽሩይ ።

  • @alemyohannes2084
    @alemyohannes2084 ปีที่แล้ว

    ቶፖ ሸው ወዲ ፈራዳይ ንኤልሳ ሽኮር ምቅራብኩም የቀንየልና ❤❤🇪🇷🌹🇪🇷💪🇪🇷

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay4296 ปีที่แล้ว

    Eritrea media network azyom bluxatn abeytn snetbebawian tray zeykonus abeyti memharanin gazeteynatatn, tegadeltn zhakofet channel 🇪🇷❤️🐪 aedmen taenan

  • @yodithabte2116
    @yodithabte2116 ปีที่แล้ว

    Tewrdka, weldey Tewrdka ,weldey 🥺ahhk yezker entey dea kegbr yezker entey dea kegbr fetiha do kemrawki yezker cinema Roma 💖🥺🥰

  • @eyobtesfay
    @eyobtesfay ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ወ ከምዚ ሎሚ ኩሉ ከይነብሐ
    እዚ ፊልምታት እዚ ተደሪርና ንሓድር ኔርና
    የቀንየልና ፍትዋት ።

  • @tslatmeqomia177
    @tslatmeqomia177 ปีที่แล้ว +1

    Nice interview

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 ปีที่แล้ว

    ብጣእሚ ኬፍ ዘለዋ መደብ ፈራዳይ ምሰ ኤልሳ

  • @yonatanmesfun9817
    @yonatanmesfun9817 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ፈራዳይ ሾው መዓስ እዩ ንፈራዳይ ዝዕድም
    ግን በቃቅ እዩ ። ተመኩሩኡ ዘየካፍል። ፈራዳይ በቃቅ

  • @sabayohannes1212
    @sabayohannes1212 ปีที่แล้ว

    DEKI ERI DEKI ZA HALAL MERET JEGANUNA 🇪🇷❤️9️⃣✝️☪️☝🏾❤️☝🏾HIZBI

  • @rigatgebrihwet4988
    @rigatgebrihwet4988 ปีที่แล้ว

    Wawwww xebuket🇪🇷❣🇪🇷❣🇪🇷❣🇪🇷

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 ปีที่แล้ว +1

    Well come

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤣🤣🤣💖💖💖🇪🇷My Lovely Eritrean Actors, Artists 🎨 ♥

  • @danielasmerom1917
    @danielasmerom1917 ปีที่แล้ว

    ከመይ ዲኹም ደቂ ኤረ ምቅሰናት ኣጆኹም በርቱዑ።

  • @efremhabte5273
    @efremhabte5273 ปีที่แล้ว +1

    ንወዲ ፈራዲይስ ከምዚ ከማይ ዝፈትዊ'ዶ ኣሎ ብሉጽ ደራሳይ ዳርክተር ኣምላክ ጥበብካ የሰስኖ ኤልሳ ከኣ ኣምላክ ምሕረቱ ይለኣከልኪ

  • @alem8607
    @alem8607 ปีที่แล้ว

    Egzabiher Mului mehret yewredelki

  • @maykillmaykill1560
    @maykillmaykill1560 ปีที่แล้ว

    🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷edimen tienan yihabkum fetari deqi arey xiada 🥰🇪🇷🙏❤️

  • @nebelbalentertainment
    @nebelbalentertainment ปีที่แล้ว

    Elsu shekor Edmen tinan yhabki ❤

  • @edentecle818
    @edentecle818 ปีที่แล้ว

    Welcome 🇪🇷 👍 🙏 🇪🇷

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 ปีที่แล้ว +2

    ኣብዬት ኣብዙይኔአካ ድዋይ ኣቲና🤣🤣🤣🤣👍👌

  • @Naturalism85
    @Naturalism85 ปีที่แล้ว +3

    ደቂ ኤረይ ✍️ገጽ ትፈትውዋ ወላዲትኩም የርእየኩም ብር ክትብሉ ታሓጎሱ ስደትና የሕጺረልና ፍቅሪን ሰላምን የዉሪደልና ዝታሰረ ይፍታሓልና ሳብስክራይብ ታሓባበሩኒ ኣሓዋተይ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏

  • @tsehaytd9059
    @tsehaytd9059 ปีที่แล้ว

    Enquae kemzi elki arayena Elsa shikor. Mulue Mhret ygberelki ❤

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 ปีที่แล้ว

    Welcome elsa hafety after long time amlak mleu mhret yewrd 🤗😍😍😍

  • @yordatv419
    @yordatv419 ปีที่แล้ว

    Abay tewasaeit and sbkti fshktea asnana kumeta krsa hbra 😍😍😍😍

  • @nebilkahsay775
    @nebilkahsay775 ปีที่แล้ว

    Elsa kidane (meterkesha ) 😍😍😍🇪🇷

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 ปีที่แล้ว +2

    ዝፈትዎም ሰባት ኣቅሪብኩምልና

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 ปีที่แล้ว +2

    Merhaba deki eri shikornatat 🥰❤️👏🇪🇷🌾🇪🇷❤️🥰👏👏👏👏👍👍💐💐👌👏🌾👏👏👏👏

  • @kadrajemal6713
    @kadrajemal6713 ปีที่แล้ว +2

    Wellcome deqi eirey enqoa bselam mexakum deqi eirey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AhmedMahmoud-zy9zv
    @AhmedMahmoud-zy9zv ปีที่แล้ว

    Aseyyyy Aseyyyy Elsa kidane mara eina nfetweki Edmen tanan yhabki fetariii

  • @mebrahtikiflemariam1002
    @mebrahtikiflemariam1002 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤

  • @mengestabhaile4726
    @mengestabhaile4726 ปีที่แล้ว

    Wellcome my family today i.m happy

  • @teflostsegay3688
    @teflostsegay3688 ปีที่แล้ว

    We miss you Elsi Shikor 💞🇪🇷💞🇪🇷..