ዝኣትው ዘሎ ነዳዲ ኣበይ ይውዕል ኣሎ? መፍትሒኡ ኸ እንታይ'ዩ? Tigray Ethiopia Today

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 19

  • @AlajeMedia
    @AlajeMedia  2 ปีที่แล้ว +4

    ሙሉእ ቪድዮ ፃንሒት ምስ ኣመሃ | Alaje Media Tigray: th-cam.com/play/PL1Zbm27SQuKyfBb5-doyho44E4A_3V6ul.html

  • @samisami-ve8mn
    @samisami-ve8mn 2 ปีที่แล้ว +1

    ንኣኻ ዝኸውን ቃላት የብለይ ዋ ፈጣሪ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ

  • @MG-su4nh
    @MG-su4nh 2 ปีที่แล้ว

    Thank you alaje media

  • @abrsh7484
    @abrsh7484 2 ปีที่แล้ว

    እቲ ሓሳብ ንህዝብና ፅቡቕ ዋላ ይኹን ድኣ እምበር ብኻልእ ወገን ግን እቲ ዝኣቱ ዘሎ ነዳዲ ንወትሃደራዊ ኣገልግሎት ኢና ነውዕሎ ኢልካ ሚስጥር ምውፃእ ጎዳኢ ይመስለኒ

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
    @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ዝሓወይ ትግራይ ካማካ ለባም ተባዕን ሰብ የድልያ✊✊✊💊💊

  • @abrhambokry8537
    @abrhambokry8537 2 ปีที่แล้ว

    ጡዑም ዘረባ ቀፅሉ

  • @tsebayesenay5353
    @tsebayesenay5353 2 ปีที่แล้ว

    nice topic
    nice discussion

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ
    @ጓልወየንቲትግራይትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና ተደከተር ኣመሃ ጅግና ውዲ ህዝብ

  • @thecash_4219
    @thecash_4219 2 ปีที่แล้ว +1

    እጅግ በጣም ጥረ ነው

  • @gideyweditigray5250
    @gideyweditigray5250 2 ปีที่แล้ว

    👍👍👍

  • @hadguTigraway
    @hadguTigraway 2 ปีที่แล้ว +1

    ካብቶም ውሕሉላት ዝኮኑ ምሁራትና .......ሓደ እዙይ ረ/ፕ አማሃ ካሕሳይ እዩ ሞ ቀፅሉሉ አላጀ ሚድያ ውን 👍👍👍👍👍👍👍

  • @temesgenberhe632
    @temesgenberhe632 2 ปีที่แล้ว

    ከማካ ስብ ይብዛሕ ንስካ ትግራይ እንተትመርሓ

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 2 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕

  • @PurposeDriven4U
    @PurposeDriven4U 2 ปีที่แล้ว

    🛑🛑Absolutely stunning❗️ May Jesus bless Tigray forever 🙏🏽 Everyone MUST participate in this grand mastermind advice/project, especially those who're in Tigray. 🛑Plant plan plant🛑

  • @filimongebrelibanos7349
    @filimongebrelibanos7349 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራዋይ ን መኸተ ትግራይ ብ ከመይ ኢና ንሪኦ ዘለና ? ብዙሓት ሰባት መኸተ ትግራይ ማለት እንታይ ምዃኑ ኣይተረደኣናን። ኣብዛ ኣላጀ ሚድያ እዚኣኳስ ኣብ ሰለስተ ( 3 ) ሰዓት 273 ሰባት ሪኢኽምዎ 80 ድማ ላይክ ገይርኩም። 5 ድማ ኮመይንት ገይርኩም። ንኣና ወይ ንተኸተልቲ ኣላጀ ሚድያ ላይክን፥ ኮመንትን፥ ምርኣይን ፥ ንሕና ኣይንኸፍለሉን። ን ኣላጀ ሚድያ ግን ተጠራቂሙ ይሕግዞም ኢዩ። ኣላጀ ሚድያ ድማ ዓብያ ንህዝባ ትሕግዝ ። ኣላጀ ሚድያ ሃፍቲማ ማለት ብተዘዋዋሪ ትግራይን ተጋሩን ሃፍቲሞም ማለት ኢዩ። ምኽንያቱ ኣላጀ ሚድያ ( ሰናይት ) ሃፍታ ኣብ ትግራይ ዓዳ ኢያ ኢንቨስት ክትገብሮ። ስለዚ በጃኹም በጃኹም ተጋሩ ኣብ ናይ ተጋሩ ሚድያታት ኣቲኹም ረኣይዎም ፥ ላይክ ፥ ኮመንት ፥ ግበሩ። መኸተ ትግራይ ማለት ብዙሕ ኢዩ ምስጢሩ ስለዚ ተጋሩ ኩልና ከም ሓደ ስድራ ኾይና ትግራይ ትበሃል ሃገር ድማ ኣብ ርእስናን ኣብ ልብናን ከም ዘይሃስስ ውቃጦ ንወቀጣ። ክብርን መጎስን ንናይ ቀደምን ናይ ሕጅን ሰማእታትና። ትግራይ ስዒራ!

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ
    @ጓልወየንቲትግራይትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ቨቲ ደደቢት ከመሕለልፍ አለው ስኒ ህዝብና ከስመዕ አለው

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 2 ปีที่แล้ว

    መሸጠረ ወተደረ መሐበረ ነፀለኢ
    ነረደአ።ተ ሰለዘመፀ ኸሉ ነሀዘቢ አነዲ በለካ መኻደ ፀበቀ

  • @ZoroRonoroa1st
    @ZoroRonoroa1st 2 ปีที่แล้ว

    መንግስቲ መሐለዊ ነዳዲ ንእሽቶይ እንተሓዘ፡ ፀገም ኣለዎ? ጽባሕ ጦርነት ምስተጀመረ ነዳዲ ስኢነ ተሉኸ፡ ንምንታይ ዘተዳለወ ንምባል ድዩ? ንሙኻኑ ንስኻትኩም ኣንፃር ህዝቢ ትግራይ ዲኹም?