Alaje Media
Alaje Media
  • 343
  • 499 103

วีดีโอ

ተዘይዓሪና ዝበኣሰ ክመፅአና 'ዩ ! @AlajeMedia
มุมมอง 23021 วันที่ผ่านมา
#alaje #tigray #tigraymedia
መሬት ፍሒርኻ ከምዙይ ውን ይርከብ 'ዩ! @AlajeMedia
มุมมอง 5Kหลายเดือนก่อน
#tigray #alaje #ethiopia
ቕንያተይ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ . . . @AlajeMedia Tigray
มุมมอง 2062 หลายเดือนก่อน
#tigray #alaje #news #ethiopia @TigraiTv @TigraiMediaHouse
ብሰንኪ ሕፅረት ዘርኢ ካብ ምሕራስ ተሪፍና ነይርና ... ወረዳ ኢሮብ ትግራይ @AlajeMedia
มุมมอง 5002 หลายเดือนก่อน
#tigray #erob #alaje #tigraymedia #ethiopia
ጉዕዞ ናብቲ ዝሓዘንኹሙሉ ቦታ. . . @AlajeMedia
มุมมอง 7K2 หลายเดือนก่อน
#tigray #tigraymedia #alaje #ethiopia
ሓረስቶት ካብ ልመናን ተፀባይነትን ክትወፁ... @AlajeMedia ማርያም ሸዊቶ Tigray
มุมมอง 1.9K2 หลายเดือนก่อน
#tigray #tigraymedia #alaje #ethiopia @TigraiTv @TigraiMediaHouse
ተዘይትመፁ ኣይምሓረስናን! ቅንያተይ ኣብ ኩናማ... @AlajeMedia kunama Tigray
มุมมอง 6522 หลายเดือนก่อน
ተዘይትመፁ ኣይምሓረስናን! ቅንያተይ ኣብ ኩናማ... #kunama #tigray #tigraymedia #alaje #ethiopia
ህፁፅ መፍትሒ ዝጠልብ ህፁፅ ሓበሬታ! @AlajeMedia Tigray
มุมมอง 5763 หลายเดือนก่อน
#tigray #tigraymedia #alaje #ethiopia
ከም ሎሚ ሓዚነ ኣይፈልጥን. . . @AlajeMedia Tigray
มุมมอง 2.6K3 หลายเดือนก่อน
ከም ሎሚ ሓዚነ ኣይፈልጥን. . . #tigray #tigraymedia #tigraytvnews #ethiopia #alaje
እቶም ኣቅሓ ክምፅኡ ንኣዲስ ኣበባ ዝተልኣኹ ሰሪቖም ንወፃኢ ኸይዶም ! Alaje Media Tigray
มุมมอง 3.5K3 หลายเดือนก่อน
እቶም ኣቅሓ ክምፅኡ ንኣዲስ ኣበባ ዝተሀኣኹ ሰሪቖም ንወፃኢ ኸይዶም ! Alaje Media Tigray #tigray #alaje #ethiopia
መሬት ትግራይ ፆሙ ከይሓድር . . .ወፍሪ "ማሕረስ ብትራክተር" ንሓረስቶት ማርያም-ሸዊቶ @AlajeMedia Tigray
มุมมอง 4533 หลายเดือนก่อน
መሬት ትግራይ ፆሙ ከይሓድር . . .ወፍሪ "ማሕረስ ብትራክተር" ንሓረስቶት ማርያም-ሸዊቶ #Tigray #alaje #tigraymedia
ወፍሪ ማሕረስ ብትራክተር - ቅንያት ኣብ ራያ ጨርጨር @AlajeMedia
มุมมอง 9K3 หลายเดือนก่อน
#tigray #alaje #tigraymedia #ethiopia
መሬት ሓረስቶትና ንሕረሰሎም | Alaje Media Tigray
มุมมอง 3454 หลายเดือนก่อน
#tigray #tigraymedia #ethiopia #tigraytoday
ማርያም ሸዊቶ -ትግራይ! Tigray
มุมมอง 3974 หลายเดือนก่อน
ማርያም ሸዊቶ -ትግራይ! Tigray
"ክሳዕ መዓዝ ለመና ማዳበርያ"? @AlajeMedia
มุมมอง 2.5K4 หลายเดือนก่อน
"ክሳዕ መዓዝ ለመና ማዳበርያ"? @AlajeMedia
ትግራይ ብምግቢ ዓርሳ ትኽእለሉ ዓቕሚ ኣለዋ ዶ? Tigray Today
มุมมอง 1.1K4 หลายเดือนก่อน
ትግራይ ብምግቢ ዓርሳ ትኽእለሉ ዓቕሚ ኣለዋ ዶ? Tigray Today
"ኣፅቢ ክትሓርስ ድያ ክትጠሚ" Tigray
มุมมอง 3645 หลายเดือนก่อน
"ኣፅቢ ክትሓርስ ድያ ክትጠሚ" Tigray
ሓሸንገ ዝናፈቐኩም! ሓሸንገ-ትግራይ! Hashenge Tigray 2016
มุมมอง 1.5K5 หลายเดือนก่อน
ሓሸንገ ዝናፈቐኩም! ሓሸንገ-ትግራይ! Hashenge Tigray 2016
ኣላማጣ -ትግራይ!
มุมมอง 6685 หลายเดือนก่อน
ኣላማጣ -ትግራይ!
ምድላው ቅድመ ኽራማትን ኣቕርቦት እታወታትን ኣብ ትግራይ!ኣብ ኣላጀ ሚድያ ክልቀቕ'ዩ! @AlajeMedia
มุมมอง 5775 หลายเดือนก่อน
ምድላው ቅድመ ኽራማትን ኣቕርቦት እታወታትን ኣብ ትግራይ!ኣብ ኣላጀ ሚድያ ክልቀቕ'ዩ! @AlajeMedia
ለመና ዝፅየፍ ወለዶ ንምፍጣር ...... Tigrai
มุมมอง 1546 หลายเดือนก่อน
ለመና ዝፅየፍ ወለዶ ንምፍጣር ...... Tigrai
ከምዙይ ኢልኻ ክሳዕ መኣዝ? @AlajeMedia
มุมมอง 2227 หลายเดือนก่อน
ከምዙይ ኢልኻ ክሳዕ መኣዝ? @AlajeMedia
"ንልምን ተዘይረኺብና ፆምና ንሓድር"! መዓልታዊ ናብራ ተመዛበልቲ ታይ ይመስል? @AlajeMedia
มุมมอง 1337 หลายเดือนก่อน
"ንልምን ተዘይረኺብና ፆምና ንሓድር"! መዓልታዊ ናብራ ተመዛበልቲ ታይ ይመስል? @AlajeMedia
ዓብይ ጾም ምክንያት ብምግባር ብፁዕ ኣቡነ ሰላማ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ #Tigray
มุมมอง 2427 หลายเดือนก่อน
ዓብይ ጾም ምክንያት ብምግባር ብፁዕ ኣቡነ ሰላማ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ #Tigray
መልእኽቲ ካብ ብፁዕ ኣቡነ ኢሳይያስ ! @AlajeMedia
มุมมอง 717 หลายเดือนก่อน
መልእኽቲ ካብ ብፁዕ ኣቡነ ኢሳይያስ ! @AlajeMedia
ንግዚያዊ መፍትሒዶ ወይስ ንዘላቒ ሓገዝ ንትጋህ?
มุมมอง 2577 หลายเดือนก่อน
ንግዚያዊ መፍትሒዶ ወይስ ንዘላቒ ሓገዝ ንትጋህ?
ተረከቡኒ ፤ ካብ ርእሰይ ኣውሪደ ኣለኹ! @AlajeMedia
มุมมอง 1187 หลายเดือนก่อน
ተረከቡኒ ፤ ካብ ርእሰይ ኣውሪደ ኣለኹ! @AlajeMedia
ምስ ተመዛበልቲ ሱዳን ...ኣብ ዓድና ክንቕበር ኢልና ኢና መፂና
มุมมอง 2147 หลายเดือนก่อน
ምስ ተመዛበልቲ ሱዳን ...ኣብ ዓድና ክንቕበር ኢልና ኢና መፂና

ความคิดเห็น

  • @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
    @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳን ደሓን መፃኪ ሰኒየይ ❤❤❤❤

  • @brhaneteamr6364
    @brhaneteamr6364 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @brhaneteamr6364
    @brhaneteamr6364 3 วันที่ผ่านมา

    tsbuk

  • @avielavi990
    @avielavi990 8 วันที่ผ่านมา

    Thank you Alaje media for what you doing for the people of Tigray 🙏💪

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 15 วันที่ผ่านมา

    Seninya Haftey good job we❤❤❤❤you.

  • @letebrhangebrekirstos7095
    @letebrhangebrekirstos7095 15 วันที่ผ่านมา

  • @zenab-p8l
    @zenab-p8l 15 วันที่ผ่านมา

    Senit zshaftey keslulu jegna like share ygebereye.

  • @GuwaTube
    @GuwaTube 16 วันที่ผ่านมา

    💯💯💯💯💯❤❤❤❤❤👌👌👌👌

  • @Gebrielabeyene
    @Gebrielabeyene 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ሰኑ ለባም

  • @brhanegmedhin5188
    @brhanegmedhin5188 16 วันที่ผ่านมา

    good idea

  • @berhanehaile291
    @berhanehaile291 16 วันที่ผ่านมา

    🙏ህዝባዊነት ማለት ኣብ ፅላል ከምዚ ዝዓይነቱ ህዝባዊ ግልጋሎትን ሓብሬታታትን ዝህብ ሚዲያ ኮንካ ምስራሕ ማለት እዩ:: ንኸምዚ ዝኣመስለ ሚድያ ድማ ኩልና ንረብሓ ኢልና ዓቕምና ብዝፈቕዶ ክንሕግዝ ይግባእ ::🙏

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 16 วันที่ผ่านมา

    ሓሳብኪ ኩሉ ግዜ ንህዝቢ ትግራይ ዝረብሕ ኢዩ ሞ ቀፅልሉ ድምፂ ህዝቢ ኢኺ🙏👍

  • @zufanbeshir4098
    @zufanbeshir4098 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @እመቤቴማርያምሩፍታልበይ
    @እመቤቴማርያምሩፍታልበይ 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @JMGD44
    @JMGD44 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ሰንይ ጀግና

  • @esaiasberhane6756
    @esaiasberhane6756 26 วันที่ผ่านมา

    Thank you our father.

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 หลายเดือนก่อน

    ቅድሚ 3 ዓመት ኣብ ጀርመን ምስ ኣተኩ 20 መዓልቲ ኣብ ካንፒ ፀንሔ ኔረ ኣፍተን 20 መዓልቲ ብዘይካ ቁርሲ ኣብ ምሳሕን ድራርን ዝተመደበልና ምግቢ ደርሆ ይኹን ሰጋ ዝኮነ በጎኒ ድንሽ ኣላ ብዝተፋላለየ ዓይነት ተሰሪሓ.ዝተፋላለየ ሱፐር ማርኬት ኣትየ ድንሽ ዋጋኡ ዝተሓተን ዝላዓለን ማእከላይን ተፃሒፉ ብበዝሒ ክሽየጥ ቀሪቡ ረኣኩ። ሓደ ሓሳብ መፀኒ ኣብዚ ዓዲ ድንሽ ሓደ ነገር ውለታስ ኣለወ በልኩ።ምስ ሓተትኩ ጀርመን ብጦርነት ዓንያ ዝብላዕ ኣብ ዝተሳኣነሉ ድንሽ ብበዝሒ ይብላዕ ንሽገሮም ዝፈትሐሎም ዝነበረ ድንሽ ኔሩ።ትግራይ ዓደይ ድንሽ ብበዝሒ ክተፍሪ ኣለዋ ።ድንሽ ኣልጫን ቀይሕን ፀብሒ ጥራሕ ኣኮነን ዝስራሕ ኣብዚ ዓዲ ስቆ ቆጫ ኬክ ላዛኛ ጥብሲ ዝተፋላለየ ጌርካ ሰሪሕካ ዝብላዕ ።

  • @BirhanAbraha
    @BirhanAbraha หลายเดือนก่อน

    ሰኒየይ ዋዕሮናጉልበትኪ ይባረክ❤❤❤❤

  • @merrymerry4939
    @merrymerry4939 หลายเดือนก่อน

    ሰን ጅግና❤❤❤

  • @حسينالحجوري-ع7ق
    @حسينالحجوري-ع7ق หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @birhanemelaku3931
    @birhanemelaku3931 หลายเดือนก่อน

    😊

  • @hagosgebremeskel4882
    @hagosgebremeskel4882 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና

  • @zenab-p8l
    @zenab-p8l หลายเดือนก่อน

    Seniytey kemy aleki berti zahftey bi media temahalfeym tsbukat hasabat eyom .kedmihezi zemahalefkyo hidar Sefie merit teharisu do ykon ?

    • @AlajeMedia
      @AlajeMedia หลายเดือนก่อน

      እወ ተሓሪሱ'ዩ ዘርኢ ውን ማዳበርያ ውን ሂብናዮም ኢና🙏

  • @letebrhangebrekirstos7095
    @letebrhangebrekirstos7095 หลายเดือนก่อน

  • @gebrehiwotgebreab5780
    @gebrehiwotgebreab5780 หลายเดือนก่อน

    Bravo Seni Much respect to your commitment.

  • @berry-lc8lt
    @berry-lc8lt หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 หลายเดือนก่อน

    Good man

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 หลายเดือนก่อน

    Marsh nsrah nsrah

  • @Berheize
    @Berheize หลายเดือนก่อน

    ንፉዕ ዝሓወይ🙏🏽 በለጠ ግና በጃኹም ሹም ቀይሩሉ

  • @bahreh.7807
    @bahreh.7807 หลายเดือนก่อน

    ዋዕሮ ጓል ትግራይ ። የቀንየልና 🎉❤

  • @almazeyasu7388
    @almazeyasu7388 หลายเดือนก่อน

    Ete hzbna ayfltn wa kenday hfte eyu zelo mesnki

  • @aeron2708
    @aeron2708 หลายเดือนก่อน

    ሰኒ ባዓልቲ ሓቦ ናብራ ገባር ተጋሩ ዘጨንቓ ናይ መፍትሒ ዋዕሮ

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER หลายเดือนก่อน

    ወይለከ ዝሰበይታይ ደ/ጽዮን ኣቢዱ! TDF ካብ ግምት ሥልጣን ኣሕዲኩም ንኣየ ደ/ጽዮን ሠራየ/ሻዕብያ ሃበኒ ማለት እዚ ናይ ኣእምሮ ጥእንኡ ኽረአ ኣለዎ። ዝሓዘ ዘይብሉ ናብ ጽንተታዊ ኹይናት ኣእቲዩናስ ኽንዲ ንስሃስ ሥልጣን? ኽንዲ ኻብ ህወሓት ወሪድካ ንኻልኦት መናእሰይ ምትካእስ sham ዝኾነ ጉባኤ ጌርካ ንባዕልኻ ምምራጽ ዘየሕፍሮ ደንቆሮ ደ/ጽይን ዐቢዱ ኸምዘሎ ጥራይ እዩ ዘሪኤና! ኣንታ እሰሩለይ ፈጉምለይ ዶ ሰብ በትሪ! ህዝቢ ትግራይ ኽንዲዚ ኽንኣቅ? ታብ ሕዚማ ሥልጣን ናይ ህዝቢ 'በር ካብ ካድረን ሠረቅቲ ሕሩጭን ኢድ ኣምሊጣ እያ። ሕዝባዊ መንግስታ ይዳሎ! ህወሓት ንብ ፍርዲ ትቅረብ! ደ/ጽዮን ሻእብያን ኽሳዶም ይመንጠል! ብእእኦም ዝኹሉ ጸገም ተጋሩ ረኺብና! ናይ ብሎኮ ኣድዋ መለስን ናይ ስብሓት ኔትወርክን ጸረ-ትግራይ እዮም! ቀጥቂጥና ኽነጥፍኦም ይግባዕ! ህዝባዊ መንግሥቲ ትግራይ ሔዚ! ደ/ጽዮን ናብ ኣማኒኦል ሔዚ!!!!

    • @almazeyasu7388
      @almazeyasu7388 หลายเดือนก่อน

      Tgray hgre zegber ena nedle zeqtqt, ebrer ayndln klom deqe hzbi tgray eyom

  • @kissivlis
    @kissivlis หลายเดือนก่อน

    አነ እዙ ሓውና (ሕድሮም) ብሓቂ ሕድሮም ፣ ፃዕራም ብሉፅ ትግራዋይ አብ ሰርሑ ዘድህብ ፣ ካብ ዋኒኑ ኸይቦክር እምበር ፣ ካብቶም አለውና እንብሎ ሰብ ወረቀት ( ዶር ) ንላዕሊ ሚኒሰተር ሕርሻ ይኹን መበልክዎ ? ብሓቂ ዕቱብ ፈላጥ ብውነ ዝሰርሕ ሰብ

  • @mussiegten8154
    @mussiegten8154 หลายเดือนก่อน

    thank you always time*mushroom* mushroom and ❤🎉🎉

  • @hskf4344
    @hskf4344 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @tsehayberhe1063
    @tsehayberhe1063 หลายเดือนก่อน

    Your program is better than other media in teaching the farmers. Good job.

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray หลายเดือนก่อน

    ሰናይተይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀክን ዝፈትወክን በቃ ንዓኪ ዝከውን ቃላት እየ ዝስእነልኪ ❤

  • @znawuhagoss9176
    @znawuhagoss9176 หลายเดือนก่อน

    ስኒተይ ሽኮር ኣነስ ክፈትወኪ መዓት እየ ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዝ ዝሓፍተይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪይ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 หลายเดือนก่อน

    Yekeniyelna berteu fetari yihagiz 🙏🌹

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 หลายเดือนก่อน

    Good see you seni meareye❤❤❤❤kebure Hawen yakenyelna 🙏❤️❤️❤️❤️

  • @LetinaAsfwa
    @LetinaAsfwa หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 หลายเดือนก่อน

    አየ ተጋሩ ንዛ ሓፍትና ንምንታይ ዘይናባራታዓ ሼር ሰፕስክራይብ ላይክ ግበሩላ 🙏❤️

    • @tiamirkidane7715
      @tiamirkidane7715 หลายเดือนก่อน

      ​@@yashikonju8805 ሓቅኻ ካብ ደብረጽየን ዶ ጌታቸው እንዳበለ ዝውዕል ንባዓልዚኣ ብግብሪ ሰሪሐን ዘርእያ እንተ ዝድግፍ ዝሓሸ ለውጢ ምመጽአ ኣብ ትግራይ ዕድመ ይሃብኪ ሰናይት ጅግና

  • @davidgidey4713
    @davidgidey4713 หลายเดือนก่อน

    ❤Thank 🙏🙏🙏👍

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና ሰኑዋይ ዋዕሮ ትግራይና 💛❤️🥰🥰🥰 ❤️🙏

  • @MG-su4nh
    @MG-su4nh หลายเดือนก่อน

    Senu ayney thank you ❤

  • @Almas-sp6wu
    @Almas-sp6wu 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤