እዋናዊ ሓበሬታ፣ ኣንደርጋቸው ፅጌ? ፣ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ውጥጥ ፖለቲካ ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • #tigraybwne
    Donate- donorbox.org/a...
    To be a member- / axumawia
    AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
    Follow Axumawian Media Network on:-
    TH-cam, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
    Twitter- @MediaAxumawian
    Instagram - / axumawianmedia
    Telegram- t.me/axumawian...

ความคิดเห็น • 63

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 20 วันที่ผ่านมา +4

    ሰላም ኣኽሱማዊያ ሚድያ እዛ ናይ ስልኪ ፕሮግራም ትቐፅል ፁቡቕቲ እያ::

  • @hailuassefa6646
    @hailuassefa6646 20 วันที่ผ่านมา

    Yonatan good point 👍👍

  • @mugetademeke906
    @mugetademeke906 19 วันที่ผ่านมา

    Hi Gidey Hawna keep up the good job

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 20 วันที่ผ่านมา +1

    ኢትዮጲያውያን ኣሰኪሕኩሞም የቐን ጂብ ዝብል ሽም ሂቦምኹም።

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 20 วันที่ผ่านมา

    እቶም አብ ዘሰልጠነ አዲ ዝነብሩ ይብእሱ ዘተፈላለየ ሓሳብ አይንቅበልን ዘብሉ ዘለው አዱሽ ሓብ ምግላፅ ገበን ገይሮም ዘሓቡ በጣእሚ የሕዝኑ ከምት ዘነበርናዮ ኽንቅፅል አይንደልን ትግራዋይ ናይ ፖልቲካ መምራፅ አደል ክሕልወና ካብ ኩሉ ከልል ነፅ ኮይነ ንኩሉ ዝሓቁፍ መራሒ የደልየና ትግራይ ንቅድማት ፀላእታ ንድሕሪ 💪💪💪💪👍☝❤❤❤🎉🎉🎉✋👌👊✊👊💪

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 20 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ ፀላእትኹም ደብን ሕርር ቅዝፍ ፈንቅል ይበሉ አጆኻ ሕቢ ተግራይ ፀላትኻ አብ አፍ ገደል እዮም ዘለው እዛ ሕማቅ ፈተና በሓንሳእ ኽንወፃ ኢና viva tdf❤❤❤👍👍👍💪💪👌👍👍👋👏💪🐯✋👌🙌❤🎉🎉🎉✌❤❤❤❤

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene2650 20 วันที่ผ่านมา

    Yes. No 8 is the most ridiculous thing. I am ashamed of such decision

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye6636 20 วันที่ผ่านมา

    Thanks for your standing with our national values

  • @user-qo1ir6rj8d
    @user-qo1ir6rj8d 20 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ኢትጵያ ኣካዉንት ልኣክሉና

  • @tsegaylemma889
    @tsegaylemma889 19 วันที่ผ่านมา

    ግደይ ሓዉና ከመይ እዩ ይርደዐኒ እዩ ናይ ፋይናንስ ከምዝኮነ ልምንታይ እዩ ናብ ሳትላይት ዘይትወጽዑ?

  • @Yishak-11
    @Yishak-11 20 วันที่ผ่านมา

    Andargachew as a reference is just an insult for Tegaru amazing

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes8873 20 วันที่ผ่านมา +6

    ተጋሩ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ጸላእትን ወረርትን ህዝቢ ኤርትራ ኢዮም።

    • @baherunegash6934
      @baherunegash6934 20 วันที่ผ่านมา +1

      ዓሻ ትግርኛ ልዛረብ ስለ ልጌአካ ነጻ ልወጻካዶ መሲሉኳ።

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 20 วันที่ผ่านมา

      እቲ ትግርኛኻ ጽሩይ ስለዘይኮነ ኣይተረዳእኩኻን፡ ቋንቃ ክልል ትግራይ ትግሓርኛ ተባሂሉ ይጽዋዕ (ኣምሓርኛን ትግርኛን ሕውስዋስ ማለት እዩ)። ብእንግሊዝኛ ደሓን ተዛረብ።

    • @wedirefotube3919
      @wedirefotube3919 20 วันที่ผ่านมา

      Eway donaguru

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo1922 20 วันที่ผ่านมา

    Yonata & axumawit👍👍👍👍👍♥️♥️♥️♥️

  • @MH-dm3oo
    @MH-dm3oo 20 วันที่ผ่านมา +1

    Tigrawot uko hawina inda belkum serah temen tiseruh ikum uko

  • @michaelgebregziabiher5553
    @michaelgebregziabiher5553 20 วันที่ผ่านมา +1

    Hbri aynkum ke tum zereba dyu?

  • @habtemariammebrahtu6947
    @habtemariammebrahtu6947 20 วันที่ผ่านมา

    Remember when they were signing the Pretoria deal there was a war and edf is saround mekele they doesn’t had other options.

  • @tsehaytesfahun4564
    @tsehaytesfahun4564 20 วันที่ผ่านมา +1

    Too bad Getachew Reda to be involved for his own powers. Besides, he is facilitating to destroy and dismantle TPLF to pleasure of his boss Abiy Ahmed plus Issias Afewrki.

    • @tsegaylemma889
      @tsegaylemma889 19 วันที่ผ่านมา

      ተገልቢጥኒ !

  • @weini8015
    @weini8015 20 วันที่ผ่านมา +1

    ጉድኩም ኣውጺኤኦ, ጌታቸው 2 ዓመት ንገብር ኣለና አንዳበለ,, ኸመይ ገሩ ን ተመዛበልቲ ኣብቲ ገና ብጸላኢ ዝመሓደር
    ይመልሶም, ስለ ምንትይ ከ ብዛአባ ኢሮብ, ዘላምበሳ ዘኣነሳሰሉ ተዛሪቡ ዘይፈልጥ.

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 14 วันที่ผ่านมา

    እንዳርጋቸው ፅጌ ጥንብ ኣንሺ ነው

  • @mebrahtomteklay1152
    @mebrahtomteklay1152 20 วันที่ผ่านมา

    ኩሉኩም ሰብ ሃፊቲ ኣብ ግዝያዊ መንግስቲ ብምካን ታሪካዊ ጅግንነትኩም ተዋፅኡ።ኣምሓሩ ንህወሓት ዝድግፋ ኣርሒቁ ናይ ምሕሳብ ዓቅሙ ከም ዘብቀዐ ስለ ዝፈለጡ እዬም።ጌታቸው ናይ ግዜ ጉዲይ እምበር ምስ ኣምሓሩ ሒሳብ ክወራረድ እየ ኢሉ ኔሩ።ጌታቸው ዓለም ናይ ምእማን ተክእሎን መሻርክቲ ናይ ምምፃእን ፓለቲካ ናይ ምርዳእ ዓቅሙን ዝለዓለ ስለ ዝኮነ መርዛም መራሒ እዬ ኮይኑ ዝረኣዬም

  • @tsegaylemma889
    @tsegaylemma889 19 วันที่ผ่านมา

    Chief can I get a pdf of the book

  • @AronYohanis
    @AronYohanis 20 วันที่ผ่านมา +2

    ንስኻትኩም ንባዕልኹም መጀመሪያ ገለልተኛ ማዓዝ ኮይንኩም? ካብቶም ኣብ ድሕር መጋረጃ ኮይኖም ብውሽጢ ምስ ጀነራል ፃድቃንን ጌታቸውን ግምባር ፈጢሮም ህወሓት ከፍርሱ ዝሰርሑ ካብ ዘለው ኣካላት ሓደ ዶ ኣይኮንኩምን? እዚ ድማ ውግንናኹም ንመን ከምዝኾነ ካብ ቃላት ኣመራርፃኹም ጀሚሩ ፍንትው ኣቢሉ ዘርኢ እዩ። ስለዝኾነ ድማ ንማንም በብእዋኑ ተቕርብዎም ትንታነታት ዝከታተል ሰብ ኣብ ጎኒ እቲ ሓቢሩኩም ዝሰርሕ ዘሎ ጉጅለ ግዕዝይና ደው ኢልኩም ንምክልኻል ቡዝሕ ነገር ክትገብሩ ከምትኽእሉ ከይተሐለመ ዝተፈተሐ ነገር እዩ። ብኣቀራርባኹም እኮ ባዓል ኤድመንድ ማርያማዊት ወዘተ ብናይ ትእምት ገንዘብ እንዳተመወሉ ንህወሓት ከምዝድግፉ ገይርኩም እትተብቅዑ ትእምት ባዓል ጌታቸውን በየነ መክሩ ይመርሕዎ ከምዘለው ድማ ብምኽሓድ ባዕሉ ንባዕሉ ዝዋቓዕ ዘይበሰለ ሓሳብ ብምንጥብጣብ ኣንፃር ህወሓት መርገፂ ወሲድኩም ዝኻሓነ ናይ ቂም ፖለቲካ ሒዝኩም ትኸዱ ከምዘለኹም ግልፂ እዩ። ዋላ እኳ እዚ ሚዲያ እዚ ናይ እንመን መሳርሒ ከም ዝኾነ ዝፍለጥ እንተኾነ።

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 20 วันที่ผ่านมา

      @@AronYohanis እትፈልጦ ነገር የብልካን

    • @birhan9280
      @birhan9280 19 วันที่ผ่านมา

      Shame on the Axumawit Media for claiming neutral media while serving as the mouth piece of the partisan, populist Tigray Trastional Government

  • @baherunegash6934
    @baherunegash6934 20 วันที่ผ่านมา

    ብመጀመሪያ ክብረት ይሃበልና አክሱማዊያን።
    ፩፨ ናይ ኤትራዊ ሓውና ልምልከት ናቱ ባዕዳዊ colonial ስነልቦና ልፈጠሮ ልተጋሩ መራሕቲ ኢና ልብሉ እውን ብተዘዋዋሪ ልተካተልጎ ስነልቦና ትግራይ ላብዙ ለላቶ ጸበባ ክእተዋ ልካአለ ብባዕዳዊ colonial ድልየትን ትልምን ልተነደቀ ኢዩ።
    ናይሕወሓት መሪሕነት ጉጅለ ናይ ኤርትራ ባዕዳዊ (colonial question)ሕቶ ክቅበል ከሎ ምስታርክን ረብሓን ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ልጻባእ ኢዩ።
    ሓደ ህዝቢ አብክልተ ምክፋል ጥራይ ተይኮነስ ምንም ለራክብ ካምላይብሉ ርክክቡ ናይ ገዛእን ተገዛእን ታሪክ ገይሩ ለቀምጥ ናይኤርትራ ሕቶ ናይዲሞክራሲ ሕቶ ምኳኑ ቀርዩ ናይባዕዳዊ ሕቶ ኢሉ ክሳብ ሒጂ ብድፍረት ይዛረበሉ ይርከብ። ልህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ግን ለምጸኦ ዘለል አለማዊ ልኮነ ጎንጽን ደም ምፍሳስን ኮይኑ ይርከብ።
    ኢዙይ ክብል ግን ኤትራውያን ይኩን ማንም ብሄር አብ ኢትዮጽያ ናይምግጻል መብት ካምለለውን ኢምነተይ ምኳኑን ዓለም ለካዊ ሕጊን ኢውን ልፈቅዶ ምኳንን ክጠቅስ ይደሊ።
    ፪ አንድ አርጋቸው ጽጌና ግብረ አበሮቹ በትግራይ የእርስ ብእርስ ግጭት ለመፍጠር ነው።
    ገታቸውና ደብረጽዮን ለያተው አይተው አይደለም።
    እንደ ማርያማዊት የመሰሉ የትግራይ ፖሎቲካ በትክክል ካለመረዳትና ለ አብይ አሕመድ ካላቸው ጥላቻና ለፋኖ ካላቸው ድጋፍ ሕወሓት ካፋኖ ጋር ሆኖ አብይን ማስወገድ ካላቸው ፍላጎት ነው።
    የፋኖ ስር አቴአልበኝነት ሽፍትነትና የሕወሓት መሪነት ጉጅለ ባዕዳዊ ስነልቦና በቅጡ አይገባቸውም።

  • @mimisolomon4313
    @mimisolomon4313 20 วันที่ผ่านมา

    Kondafat Emo Haki Endiyu Tegaru Demegatat Tselaeti Hizbi Eritrea Endikum Kab Tenti Tekemti Dekizom May Telamit Deki Aluula Hibri Aynina Do Hije Des Elkum Antum Reshat Xegeteghnatat

  • @mengistuabasgedom9330
    @mengistuabasgedom9330 20 วันที่ผ่านมา

    ክልተ. ጸላኢት. ትግራይ ከንፎም በ ሐደ መዓልት. ደሲ. ዝብል ዜና. ሐደ. አመሐራይ. ሐደ ጣልያን. ኤርትራው. Good NEWS

  • @danielwondium6562
    @danielwondium6562 20 วันที่ผ่านมา

    ናይ በሐቅ አክሱም ናይ ስጣነይ ኢትዮጸ ያ

  • @weini8015
    @weini8015 20 วันที่ผ่านมา +1

    ንስኻ ናይ ጌታቸው ግሩፕ ስረሖም ገሮም ወይ ይገብሩ አለው ኢልካ ዶ ት ኣ ምን

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 20 วันที่ผ่านมา

    ናብ ሳተላይት ተትወፁ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ብዙሕ ሰብ ምተቐየረ። ምኽንያቱ ኣብ ትክክለኛ መንገዲ ኢኹም ለለኹም።ህዝቢ ትግራይ ድማ ተዓፈኑ እዩ ልንሆ።

  • @jemalmohamed8297
    @jemalmohamed8297 20 วันที่ผ่านมา

    Aba Tegrawy selzkunke malt gega Eyu

  • @Rorra22Teddivo
    @Rorra22Teddivo 20 วันที่ผ่านมา

    Zezeraekmeo ekum teatsedu zelekum tegaru , heji wen tselee ekum tezeru zelekum, kemzi beluka ,kemzi hasebulka, kezi geberuka ,keteblu wealu
    Kemakum regum zeri rye ayfelten
    Tenkol,kefat ,hasot, serqi ,memats , abdemkum eyu atyu.

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 20 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ ክነግረኩም አክሱማውያን ህዝቢ ትግራይ ልደልዮ ትክክለኛ መንገዲ ኢኹም ትርከቡ።

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo1922 20 วันที่ผ่านมา

    Qedem bqedamay weyane wn eko tu nay debtetsyon wegen eyu ms nay shuwa haili koinu eyu tigray zewarede nay abotatom eyu mkhad,

  • @kidane6417
    @kidane6417 20 วันที่ผ่านมา

    Heqi tezaribu eritra abz alm xeli ent helwa tagrawayi eyu

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 20 วันที่ผ่านมา

    ግደን ጽቡቅ አለኹም ትርር በሉ አብዘይጠቅሙ ጥቅመኛታት ካድረ ሐሜት ንጎኒ ግደፍዎ ትርር በሉ አይትለሳለሱ አብ ሐቂ ናሃለኹም ዕላማኹም ህዝቢ ዝወገነ ናሃለወ

  • @weini8015
    @weini8015 20 วันที่ผ่านมา +1

    Getachew ሕቂ አንተልዩኩም ወ ፅ ዩ ዘይዛረብ.

  • @weini8015
    @weini8015 20 วันที่ผ่านมา +1

    ሕጋዊ ዝብሃል ህዝቢ ትግራይ ትጽመረጸ, አሱ ድማ Dr Debretsyon ኢዩ

    • @user-bg5ck4mj9i
      @user-bg5ck4mj9i 20 วันที่ผ่านมา

      ዘይተገለፀሉ

    • @user-qo1ir6rj8d
      @user-qo1ir6rj8d 20 วันที่ผ่านมา

      መረፃ ዝገበርናዮ እኮ ስሕተት እዩ ነይሩ ተባሂሉ​@@user-bg5ck4mj9i

  • @ጽልማሎጎጭዋ
    @ጽልማሎጎጭዋ 20 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ ሓሳዳት ሰረቅቲ ዓመጽቲን ቀተልትን የሕዋቶም ከደምቲ ጸላእቲ ኤርትራ ሃገረይ ኢኩም ግን ዓቅሚ 00000 ጃህራን ሓሶትን 100%

  • @LoLo-ff5yf
    @LoLo-ff5yf 20 วันที่ผ่านมา

    ሀሳብ የላቹ ደንቆሮዎች እዚ ሚዲያ ላይ መጥተህ መሳደብ ብቻ ዶማ

  • @kidane6417
    @kidane6417 20 วันที่ผ่านมา

    Ewa xalatna gena hasabna ayiaxnan abza raskan alna qondafat

  • @LoLo-ff5yf
    @LoLo-ff5yf 20 วันที่ผ่านมา

    አንተም ሰው ሆነህ ሰውን ትተቻለህ ገተት እማትረባ ሀሲድ

  • @YohannesGebremichael-n6b
    @YohannesGebremichael-n6b 20 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ክንደይ ትሕሱ ትእምትስ ደብረጽዮን ጌታቸው አሰፋ ዝበልካዬ አብይ ሓሳዊ ኢካ ቺድ ንበየነ ቦክሩ ህቶቶ ንሱ ዶ አይኮነን ሓላፊ ንሱ ድማ ጌታቸው ረዳ ጉጁለ ኢዩ

  • @user-re5hv9nz3d
    @user-re5hv9nz3d 20 วันที่ผ่านมา

    ######### ኣንታ ግደይ ዝብሉኻ ሰብኣይ ሎማዓንትስ ናይዘን ወራዙ ወረጃ ተጋሩ ኣሓትና ኣሸንዳ እዩ እሞ እዙይ ጨምላቅ ረሳሕ ሓሬት ፖለቲካ ንዘን 3ስተ ማዓልቲ የዕርፍ ሓንጐልና ተናዊፁ ህራስ ሲኢና

  • @YohannesGebremichael-n6b
    @YohannesGebremichael-n6b 20 วันที่ผ่านมา

    ንስካቱም ኢሳት ዘሎ ወዲ ሻንበላት ኢኩም ክትነፍሱ ድማ ቀሪባ ኢያ ቻዉ

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile5036 20 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkk

  • @kidane6417
    @kidane6417 20 วันที่ผ่านมา

    Hhhh qondaft

  • @abebadesawit8537
    @abebadesawit8537 17 วันที่ผ่านมา

    shame on you

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 20 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ ናይ ዘልኣለም ሓሳዳት ጸላአትና ምዃንኩም ክንውለድ ከለና ኢና ንፈልጥ። ሕስድናኹም መጽሓፍ ወይ ሓበረታ ዘድልዮ ኣይኮነን።

  • @Helen-z7m
    @Helen-z7m 20 วันที่ผ่านมา

    Andargachew came to send messege of shabia,to add fuel to fire.

  • @user-sb8ff5xy1u
    @user-sb8ff5xy1u 20 วันที่ผ่านมา

    መሬት ትግራይ ብብልሽው አስራርሃ ላወረሩ ልነበሩ ትማሊ ድካታት ልነበሩ ግለሰባት ብናበለጸኛ ትምህርቲ ለይ ብሎም ፖለቲከኛታት ተረባሕቲ በአልሃፍቲ አዮም

  • @user-pw9td3ew8g
    @user-pw9td3ew8g 20 วันที่ผ่านมา

    ጌደይ ብጣእሜ ጀንትል ጋዘጠኛ ንአድካ ትግራይ አብይ ተቃላሳይ ኢካ ሒዚ ናይ ህወሓትን ጌታቸው ንስልጣን ምቅድዳም ንተጋሩ ፀላእቲ ምሐብ ኢዮ ።ከም ሐሳብ ካብ ኩሉ አይነት ዝተውፃፀኦ መንግስቲ ይመሥረት።

    • @birhan9280
      @birhan9280 19 วันที่ผ่านมา

      Shame on the Axumawit Media for claiming neutral media while serving as the mouth piece of the partisan, populist Tigray Trastional Government