Atv Asena Live - ውልቀመላኺ ኢሳያስ ብዛዕባ ዓሰብ ኣብ ዕጹው ኣኼባ ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝበሎ ኩሉ ኤርትራዊ ክሰምዖ ዘለዎ ተኣፋፊ ሓበሬታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • Atv Asena Live - ውልቀመላኺ ኢሳያስ ብዛዕባ ዓሰብ ኣብ ዕጹው ኣኼባ ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝበሎ ኩሉ ኤርትራዊ ክሰምዖ ዘለዎ ተኣፋፊ ሓበሬታ

ความคิดเห็น • 100

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +10

    ምስ ተንቤኒ ትግራይ ኢትዮጲያዊ ገጢሚና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።።።።

    • @tesfakirosmirach3948
      @tesfakirosmirach3948 หลายเดือนก่อน +2

      እቲ ሓቀኛ ግጥምካ ምስ ትግራይ ዘይኮነስ ምስ'ቶም ባሕሪ ወይ ሞት ዝብሉ ኢትዮጵያ'ዩ ሃለውለው ገዲፍካ ነዚ ተዳሎ ህግደፍ መንደፍ

    • @TewoldeGhebrezghi
      @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

      @@tesfakirosmirach3948 እና ህዝብ ትግራይ አይበሊኩን እትም ኢሰያሲ እፍርቂ ተንቤን ኢቲዮጲያ ዚበሊኩ ዚሓወይ። ኒህዚቢ አዉኪሊኒዩ ግን ግብር አሲራቲውን ቢዛዒባ ዓስብ ሃተፅተፍ ኢሉ እብ ደደቢቲ ግል ሃተፍ ኢኒተዚቢል ክም ኢሃፖ ምሓቀቀቲ ኔራ ወያነ ናጺነት ኣርትራ እምነት ኒአዲስ አበባ 1991ኒኺቲአቱ ተፈቂዲላ ።ፉሉጢየ ድርጊት አፋኒኻ ድርጊት እትም አይቢህልኒዩ።

  • @terrygebrial7838
    @terrygebrial7838 หลายเดือนก่อน +5

    ብዘይ'ጥርጥር እዚ ውዲት እዩ ኣማኑኤል, ኢሳያስ ብፍቓዱ ዝፈረመሉ ውዱእ ጉዳይ እዩ::

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw หลายเดือนก่อน +3

    ETHIOPIA 🇪🇹. ETHIOPIA will never have asseb. They should not start the war with ERITREA. It will be devastating for ETHIOPIA 🇪🇹. This person is crazy political agenda. Thanks

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +3

    ኺሊተና ሓድምህዚቢ ኤርትራ ክልል ኢትዮጲያ ቢቀኒዱ ኢትዮጲያ ተኒቤን ትግራይ ዕድል ተኾሊፊና ኢሲኻ ምትክ ቢደውካ ክንድ ትግራይ ዓዱኻ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @OgbaiZera
      @OgbaiZera หลายเดือนก่อน +2

      ኣማን ኣብ ኤርትራ ምጥቓዕ ንሓደ ውልቀ መላኪ ምበር
      ምምርማር ዕሙቕ ዝበለ ኣፍክጢውን ዝሽምት ኣይኮነን።
      ኣብ ኩናት ግን ክገጥም ይክእል ይከውን፡ ባህርያት ኩናት ዘውሕስ ኣይኮነን ጥፍኣት እዩ መውዳእትኡ።
      ኣምልካ ወጽዓና ርእዩ ይሓግዘና።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +2

    እብ ሻዲሻይ ወራር አይንኺኢሊን ።ጋዚ አሎ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @michaeltekle66
    @michaeltekle66 หลายเดือนก่อน +3

    አማኑኤለ አምሐራ ካበ መዋእል ጀሚሮም ካብ ፈኸራ ወጺኦም አይፈልጡን ነዓና ዘጉህየና መጻወቲ ኢሳያስ ምዃና እዩ ዘጉህየና እምበር ህዝቢ ኤርትራ እንኳንዶ በምሐራ ብጣልያንን እንግሊዝን ተዳሂሉን ተሳዒሩን አይፈልጥንዩ ንዐና ዘድሊየና ሕብረት አብነንሒደሒድና እምበር ካልእ አይኮነን

  • @rebecaeyasu5862
    @rebecaeyasu5862 21 วันที่ผ่านมา

    Gebre lebam thanks ....

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +2

    ኦሮሞ ኢትዮጲያ ኾዩኑ አይፈሊጢኒዩ ።ቀኒዲ ተጋሩኒ አምሓሩን ኢዮም ኢቲዮጲያ ፋሒፋሒ ኢሎም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።።።

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 หลายเดือนก่อน +4

    ህግደፍ ካብ ገጽ መሪት ጥራይ ይጥፍእ እምበር ኢትዮጵያ መሪታዊ ሐድነትና ሒዛ ትቅጽሎጊዚ የለን ደምና ከነፍስስላ ሙኻና ክፈልጡ አለውም

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab หลายเดือนก่อน

      ክኽክክክ ኣበይ ኬንካ ደምካ ከተፍስስ??
      ነቲ ደፍስስ ደሎ ደሙ ስሙ ደውንካስ ኢትዮጵያ ትእቶ እሞ ድሓር ተመሊስና ደምና ኣፍስስና ክንሰጎ ማለትካ ዩ??? ጸወታ ቆልዑ

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ምስላታት ሕብረተሰብና❤❤❤
    ኣብታይስ ካብ ጸግበን ዝዕንድራ ወይ ዝጎያ !!ይዕንዲራ ኣሎዎ ኢለን ዝዕንዲራ ኢየን ዝበዝሓ እሞ?
    ኣብ ጉጂሌ ህግደፍ ተሰልፋ ዘላ ሰብ ካኣ ከምዝ ናይዘን ኣብታይ ኢዩ ዞሎ ኢቲ ሓቂ?
    ሓቂ ባሓቂ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኢሳያስ ኢዩ!!!

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน +2

    ዘይትገፍና ድኣ ኢትዮጵያዊት እንተኮንኪ ዘይትሕሚሉ ሃገር ሓሳብ ዘውህብ የብልክን ሃረር እንተኮይኑ ሃገርኪ ናይ ሃገርኪ ግበሪ።

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 หลายเดือนก่อน

    ስዩም ተሸመ ፅብቅ ኣለኻ ወያነ ልሸጦ ባሕርና ነምልስ❤❤❤❤

  • @habtesushaile2519
    @habtesushaile2519 หลายเดือนก่อน +7

    ኢትዮጵያ ኤርትራ ቅድሚ ምስያሙ መንግስቲ ድባርባ _መንግስቲኣኽሱም _መንግስቲ ጎንደር ኣብፍሪቃ እየን ነይረን።

  • @michaeltekle66
    @michaeltekle66 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቕ አለኻ ተኽለ ኢሳያስን አቢን ምንም አብ መንጎኦም ምንም ጽልኢ የብሎምን ሚእቲ ካበ ሚእቲ አይተጻልኡን

  • @okbaykflom5717
    @okbaykflom5717 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nouraviri4903
    @nouraviri4903 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🥰🥰

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 หลายเดือนก่อน

    Hzba kikesin Alem kikesin Eritra kit-tefi-e tirah eyu zelewa,

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน +1

    እሞ ንሕናኸ እንታይ ንግበር እንታይከ ንገብር ኣሎና እዞም ኣብ ስደት ዘሎዉ ምሁራትናኸ ካን ስቕ ድዮም ክብሉ ናብ ዓለማት ከየእወዩ፧ ድቃስ እኮ ስኢንና እዋይ ዉርደት ኤህ ኢሳያስ ወዲኡ ዕላምኡ ኣቕኒዑ።

  • @iandmyself
    @iandmyself หลายเดือนก่อน

    This is imminent thats the total sum of last 30 years Eritrea can even not defeand itself....thanks to Isayas

  • @tessmebrahtu7288
    @tessmebrahtu7288 หลายเดือนก่อน

    አየ ናትካን ከማኻን ሕልሚ ብጣዕሚ ዘሕዝን'ዩ ይፈትኑ ከም ቀደሞም ተቐጥቂጦም ይምለሱ

  • @danitew5231
    @danitew5231 หลายเดือนก่อน

    frequency change geru du?

  • @tahiromar4952
    @tahiromar4952 หลายเดือนก่อน

    Kemey gerka mekfal kab Sweden??

  • @semeresibhatu8691
    @semeresibhatu8691 หลายเดือนก่อน +1

    አዉያት ወራር ነፃ ሃገር፡ ዘይጠቅም ዑብታ ኢዩ። ቅድም ቀዳም ኢትዮጵያ ትባሃል ሃገር እሞ ስረሑ ድሕሪ ኡ ክረአ።

  • @GoodTimes-sx1yz
    @GoodTimes-sx1yz หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ሎሚ ሪኢቶታት ሲ አይግድን በጀካ the voice, doctor and Asmerom !! እዛ ኢትዬዽያዊት እየ ትብል ሐፍትና ሐቃ እያ እዞም ዕስለ ህግደፍ 33 ዓመት ብዘይ ምርጫ ንዕቀት ህዝቢ ረአዬ እሞ ብኹቦን ዘንብር አገልግሎት ኬድካ ሞሳ ዘይህብ አሲሩ ዘይፈትሕ ኤርትራዊ አደዳ ስደት ዝገበረ ሃገር ዝደወነ ነዚ ዝድግፍ ኤርትራዊ ምስ ራእኻ ኤርትራዉነት የፈንፍነካ ንሕና አዚና ደንቆሮታት ህዝቢ ነዚ ሐንቲ መደገፊ ዘይብሉ ክትድግፍ ከለኻ ምስ እዞም ዕስለ ዓጣሮ ጎንደር ህግደፍ ሃገር ክንከዉን አይንበቅዕን ኢና ኢልካ ኢኻ መደምደምታ ትበጽሕ ቁሩብ እዛ ሐፍትና ናይ ዉልቃ ህይወት ስሚዒትን ገዲፋ ሐፈሻዊ ትንታነ ምዝራብ ምሐሻ። እምበር አቢይ አሕመድ ዉዕል ዘይጠልም ተደሚርና ኢሎሞ ብዓሰብ ጌሩ ጽቡቅ ጌሩ ክድምሮም እዩ ዉዕል ዉዕል እዩ።

  • @RediMedhin
    @RediMedhin หลายเดือนก่อน

    Izi halewlow iu eritrea
    Luhulawit hager ia
    Ethiopia ab tibesho
    Ieblan ASSAB AND MASSAWA THEY ARE
    BELONG TO ERITREA
    SIMPLE IS THAT

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 หลายเดือนก่อน +1

    Asena i very sorry about Assab for Esayas said in 2018 Etio.and Eritrea 2 countries aren't so he fought with Tigrai.

  • @meles317
    @meles317 หลายเดือนก่อน +1

    What goes around comes around

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera หลายเดือนก่อน +2

    ኡሮማይ ዝባሃል ቅቡል ኣይኮነን፡ ካብ ኢሳያስ ወጻኢ ስርዓተ ሕጊ ክንስርሕ እንተዘይክኢልና ብናይ ኡሳያስ ክፋኣትን ተንኮልን ከዳምየና ክንበር'ዩ።
    ናይ ሃርጋፍ ስዩመ የሚልፍልፍወ እውነት ንሮ ዓሰብ ንመያዝ የሚያንጉራጉረው የተለመደ የኢትዮጵያ መሳፍንት ምኞት ነው።
    ብዘይ ኢሳያስ ኢትዮጵያ ብመልካም ጉርብትና ሙሉ በምሉ ብዋንነት መልኩ ሳይሆን ብምልካም ኣገባብ ሁላችን ክምንጠቕም ባህር ሊሆን እንድሚችል ሓሳብ እንካን ሊይቀርቡ ኣይችሉም።
    እኛ ብኡሳያስ ኢትዮጵያዊ ሃገራችን ብቻ ሳትሆን ኢትዮጵያም ክፋፍሎ በጦርነት ውሽጥ የከተታ ኤሱ ቢዚህ ጢርነት ላይ የከተተን ብመሆኑ ለሁላችን መልካም ነገር ከብላይነት ቦታው መባረር ኣለበት መስማማት ይቻላል።

  • @freedomtnb351
    @freedomtnb351 หลายเดือนก่อน

    Why dictator Isseyas Afwerki doesn't invite Russian Navy to stay in Asseb? Or As Somali land asked Turkish Navy Isseyas Afwerki can ask Turkish Navy or Chinese Navy so there are so many options to protect Asseb.

  • @layinegebresilassie
    @layinegebresilassie หลายเดือนก่อน

    Emo entry eka tbl zeleka 18 amet leflifka entry amitsika wey entry gerka

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብይ ኣሕመድ ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ከቢድ ወጥሪ ከሎ ኣየናይ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሒዙ ኢዩ ንዓሰብ ከወስዳ ?
    ኣብይ ኣሕመድ ብFANOን ብOLAን ብTDFን ተዋጢሩ ዘሎ ኣየናይ ወተሃደራዊ ዓቕሚ ኣልዩዎ ኮይኑ ኢዩ ንዓሰብ ክወራ ?
    እዚ ኣብይ ኣሕመድ ባሕሪ ክጥቀመሉ ዝኽእል ዕድላት ካብ ኩለን ሃገራት ጎረባብቲ ኢትዮጵያ ተዓጽዩዎ ዓቕሉ ስለ ዝጸበቦ ናይ ዓቕሊ ጽበት ንታህዲድ ኢሉ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ እምበር ናይባሓቂ ንዓሰብ ክወስዳ ይኽእል ኢየ ኢሉ ተኣማሚኑ ዝዛረቦ ዘረባ ኣይመስልን ::
    ኤሪትራ ብሕጊ ናይ ሑቡራት ሃገራት ዓለም ልዕላውነታ ዘረጋገጸት ሃገር ኮይና ሓንቲ ካብተን ኣባላት ሑቡራት ሃገራት ዓለም ኢያ :: ክልል ኣይኮነትን ::
    ኤሪትራ ሃገር ኢያ ::

    • @user-fv2gp7kk2g
      @user-fv2gp7kk2g หลายเดือนก่อน

      ሰበይ፡ ኣበይነይቲ ዓለም ኢኻ ትነብር ዘለኻ? ካልእ ዘይንፈልጣ ዓለም ክይትህልው"የ፡ ብዝኾነ ኝምንታይ ድእ እዛ ዓለም ትብላ ዘለኻ ንጉዳይ ዶብ ልኡላዊት ሃገርያ'ያ ኢላ ዘይወደአትልካ፡ ናይ ፖለቲካ ሽርሒ ዘቕለብካሉ ኣይመስለንን፡
      ኣብ ኤርትራ ኢትዮጵያዊ መራሒ ኣቐሚጥካ ኢትዮጵያ ከምዚ ትሓስብ ኣላ ምባል እንታይ ይዓብስ።

  • @andezerasion7930
    @andezerasion7930 หลายเดือนก่อน +1

    ኩሉካ ኤርትራዊ ክትፈልጦ ዘለካ ብጉዳይ ዓሰብ ዝባሃል ዘሎ እንተ ሓቂ እንተ ኮይኑ ኢትዮፕያ ውልቀ መላኪ ኢሰያስ ኣብ ኢማራት ከይዱ ዝተፈራረሞ ክፍለጥ ኣለዎ

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 หลายเดือนก่อน +3

    አታ አምኔል፡ እሳያስ ደይ መደይ ኢሉ ፡ ብኹናት ወሲዶማ፡ ንምባል ንኽጥዕሞ ኢሉ። ዝዛረቦ ዞሎ ዑቡድ ከልቢ ኢዩ። ቀደም

    • @mutonichance3723
      @mutonichance3723 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ሱዑድያ ብዕሊ ብፈርማ ዓሰብ ንኢትዮጵያ ሂብዋ እዩ ::

  • @selnai7192
    @selnai7192 หลายเดือนก่อน +1

    Isayas is led by CIA. He cannot do any thing with out their consent. It has long been decided by West that east africa shall remain poor for ever. Simply watch the recent developments in the region. Isayas has been history's biggest facilitator for that couse. Eritreas condition now is the best example for that.

  • @GBM-m4s
    @GBM-m4s หลายเดือนก่อน

    Aseb belongs to afar peoples

  • @HabtemikaelBerhane
    @HabtemikaelBerhane หลายเดือนก่อน +2

    Mila, I can tel,l you are caring and loving Eritrean. Amanuel has paid and is paying dearly.

  • @desaleestifanos6813
    @desaleestifanos6813 หลายเดือนก่อน

    Hasawi

  • @andezerasion7930
    @andezerasion7930 หลายเดือนก่อน

    ውልቀ መላኪ ኢሰያስ ፈትዩ ዝባረከሎም ጥራይ ኢዩ

  • @senaithadish9105
    @senaithadish9105 หลายเดือนก่อน

    💙💙

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    ምሒሳቢካ ዘይተሪፈካ ባኒዴራ ሒጊደፍ ኪሊል ኢትዮጲይ ኢያ ቀጤላ ቢጫ ቀያሒ ቢታሒቲ ባሒሪና ተደሚሪና ተኾሊፍና ።

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera หลายเดือนก่อน +1

    ኡይ! ኡይ! ኡይ!
    ብቐደሙ እንቱም ነዚ ገበል መንደላይ ተመን ዝእመንኩም ሕጂ ከ እብታይ ኢኩም ትብሉ?
    ብዛዕባ ዓሰብ ይኩን ዝኮነ ኣካል ኤርትራ ናብ ዝኮነት ጎሬቤት ሃገር ናይ ምእታው ዕድል ይኩን ኣጋጣሚታት ብበጀካካ መን'ዩ ክሕመየሉ።
    እቶም እንዳጣቕዑ ክማካ የልቦን ዝብልዎ ሕጂ ከ እንታይ ኮን ይበሉ።

  • @gitup7918
    @gitup7918 หลายเดือนก่อน

    KITET KITET KITET KITET KITET KITET KITET ni Asab Birged nihamedu 😂😂😂😂😂😂

  • @andezerasion7930
    @andezerasion7930 หลายเดือนก่อน

    ኮነ ኢልካ ንህዝቢ ኤርትራ ከዳክምዎ ስለ ዝደለይዎ ጥራይ ኢዩ

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 หลายเดือนก่อน

    ሓሰና ልሕቲት ፍጉር ወያናይ ገንዘብ ብልክብጥና ክድዓት ትእክቦ ዘለካ ክልክመካ እዩ ከም ዓምካ መለስ ዜናዊ

  • @aminahmed7947
    @aminahmed7947 หลายเดือนก่อน +1

    " TDF" Vi er stolt av dere!!!

  • @ahferom7780
    @ahferom7780 หลายเดือนก่อน

    ብመጀመርያ ዓሰብ ዘይብላ ኤርትራ ኪኖ ሓጹር ትደርበ መኽንያቱ ባጽዕ ምስ ዓሰብ ብምውድዳር it's nothing 😮 ዓሰብ ዘላቶ ጅኦግራፊያዊ ኣቀማምጣ ንዝፈልጣ ምልእቲ ደንካልያ ልዕሊ ኩሉ ሃብቲ ህዝቢ ኤርትራርን ዋላ'ውን ምሉእ ሃብ'ቲ ኢትዮጵያ እውን'ያ። የውሃት ብዓይኒ ወደብን ዓሳን ክገልጽዋ ክሰምዕ ከለኹ ይገርመኒ'ዩ። ኣብ ሓደ ሰዓት 80 ዝተፈላለያ ዓለማውያን መራኽብ ብኣፍደገኣ ክሓልፋ ንዝርኣየ ሰብ 10-20 ክሬናት ተኺልካ እኽሊ ንብረት ዘራግፍ ወደብ ምጥቃም ጥራይ ዝመስሎ ወይ ዝሓስብ ካብ ቁንጮ ኢሰይስ ዘይሓይሽ በሃም ወይ ነቲ ህልዊ ጅኦግራፍያዊ ኣቀማምጠኣ ፍጹፍ ዘይፈልጦ ጥራይ'ዩ።ደንካልያ ንህዝቢ ኤርትራ ጸላም ዓይኑ'ያ።ስለዚ'ያ ከኣ ሃገርና ኣብ ደንበርበር ትነብር ዘላ።

  • @Samitesheme
    @Samitesheme หลายเดือนก่อน

    ዕላማ ኢሰያሰ ኢዩ። በኣሲ ወይ ምጥላም ናይ ኣቡይ ኣይኮነን።ብካልእ ሜላ ተልእኩኡ ክዛዝም ይሓስብ ኣሎ። ኣብዘይ ገዝኡ ሉዋም ለይት ዝድቅስ ኢንተልዩ ከኣ ክንሪኦ ኢና፣

  • @ShidenMsgna
    @ShidenMsgna หลายเดือนก่อน +1

    ዶ/ኣቢ ይሕሸና ካብ ኢሰያስ ኣረጊት ከልቢ ሓቂ ትብሉ like ጽቐጡ❤❤❤

  • @kalkidanfekadu7058
    @kalkidanfekadu7058 หลายเดือนก่อน

    ኢሳያስ አብ ሱዒዲ ዓሰብ ክህቦ ተሳማሚዑ እዩ ዳሐር አቢ አሕመድ ምስ ወያነ ናይ ሰላም ዉዑል ምስ ፈረመ ኪሒድዎ አቢ አሕመድ ነዚ እዩ ዘተግብር ዘሎ

  • @kebirates5125
    @kebirates5125 หลายเดือนก่อน

    ውዲቱ ህዝቢ ኤርትራ ኣጽኒትካ: ምልእቲ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ምርካብ ምኳኑ ንልዕሊ 20 ዓመታት የእዊና ሳዕሳዒ እምበር ሰማዒ ኣይረኸብናን::

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus9485 หลายเดือนก่อน

    Isaias wedi mebelet

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 หลายเดือนก่อน

    ላስመሮም የጋግየካ ከይህሉ ተዝጠንቀ ኤማ።

  • @elsaberhane1370
    @elsaberhane1370 หลายเดือนก่อน

    👋👋👋👋👋👌👌👌👌👌💐💐💐💐🙏🙏🙏

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin หลายเดือนก่อน

    እዚ ህዝቢ እዚ ንኽጠፍእ ንኽዎጋእ ደም ንኽፈሱስ ሐንቲ መቀስቀሲት ባሕሪ እያ ዎላ ንዓና ዎላ ንዖዖም እቲ ፖለቲካ ንሱዩ ዘሽርፎዎ ነዚ ኽአ ጋዜጠኛታት እዩም ፍታሕ ግን ብአምላኽ እያ ኽትመጽእ

  • @belaberhe3177
    @belaberhe3177 หลายเดือนก่อน

    Noy bad speech you😂😂😂

  • @kebirates5125
    @kebirates5125 หลายเดือนก่อน

    ሂወት ኢሰያስ ንምድሓን ዓሰብ ንኢትዮጵያ ክትዋሃብ ኣለዋ ማለት ድዩ ዝኸውን ዘሎ?

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน +1

    የቕርንየልና ኤማ ሓውና ከምኡዉን ገብረ ኣይትጥፋእ፥ ተባረኹ።

  • @MezmurKidane
    @MezmurKidane หลายเดือนก่อน

    Ezi qelil eu n Iseyas tray yeleywo ember debay tewagaeti koyna xerarigna nwxo ab dey gezu deqisu zhadr zeyele

  • @AydahisAli-n5r
    @AydahisAli-n5r หลายเดือนก่อน

    Woset.no 99

  • @user-in2ew7qu6z
    @user-in2ew7qu6z หลายเดือนก่อน

    ኣፍ መቆምጥዒ 😂

  • @mesghinnatedla6766
    @mesghinnatedla6766 หลายเดือนก่อน

    Ajewjew eyu ezi zerbka amaneal kab eka terkbo seby

  • @mussieberhane4858
    @mussieberhane4858 หลายเดือนก่อน

    Etioform media wn mkttal tsbukyu

  • @FiliFili-o4m
    @FiliFili-o4m หลายเดือนก่อน

    ኣታ ኤማ ብጣዕሚ ዶንጊና ኮ ቲ ኪናት 😂

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 หลายเดือนก่อน

    ቃደሙስ መራሕቲ ወያነ ኤርትራውያን ስለ ልኾንይ እየም ሃገርና ወደብ ኣልና ልገበርዋ

  • @ahferom7780
    @ahferom7780 หลายเดือนก่อน

    እዚ ጉዳይ ቢተወደድ እንተ ተላዒሉ ጉዳይ ሳልሕ ዑስማን ጎሲኻ ኣይሕለፍን ኢዩ ዝበሎ ንብዙሓት ኮንፊዥን ፈጢሩ ክኸውን ይኽእል'ዩ።እቲ ብህሎ ግን ቢተው ኣብ ወደብ ዝነበረ ንብረትን ህዝቢ ክጥቀመሉ ዝግብኦ ሃብቲ ከድሕን'ዩ ሂወቱ መጥዩ ፡ሳልሕ ዑስማን ድማ ካብ ድፋዕካ ውጻእ እንዳ ተባህለ ኣብ ትሕቲ ሃይለ ሳሙኤል ሰራዊቱ ወዲቡ መሬትን ባሕርን ደንካልያ'ዩ ኣድሒኑ።ስለዚ ዘመሳስሎም እዚ'ዩ። ካልእ ግን ብዙሕ ሰብ ዘይፈልጦ እንተስ ረሲዑ እንተስ ቁምነገሩ ኣይተረድኦን ግን ኣነ ብፍሉይ ዝዝክሮን ንኪሮስ ኣስፍሃ ኣምሪሕካ ማለት ኣባሉ ስለ ዝነበረን ነዚ ኣብ ደገ ሆ ዝብል ዘሎ ፈራሕ መንእሰይ ኣብ ኣኼባ ፈቲንዎ'ዩ ንመሰሉ ገለ ክገብር።ኩሉ ግዜ ዘይርስዓ ተረካብ ዘረብኡ ኣብ'ታ ወሳኒት ናይ ፈተነ ኣኼብኡ "ብዕራይ ተስብሖ ክትሓርዶ ወይ ክትሸጦ'ዩ" ማለቱ ኩሉ ኣባል ሰራዊት ንኸብዱ'ምበር ንመሰሉ ዝጣበቐ ሰብ ከም ዘየለ ምስ ኣረጋገጸ ንሰራዊቱዝበሎም'ዩ። ኣለዉ ኣብ'ቲ ኣኼባ ዝነበሩ ኣባላት ክ/ሰ 39 ስለ'ዚ ነቲ ህዝባዊ ግንባር ዝብል ዝነበረ ናይ በሃማት ኣበሃህላ ዶር•ገብረ ጽቡቕ ኣብሪሁዋ'ሎ።ኣይንወስልት። ታሪኽ ህ/ግንባር ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ'ዩ። ታሪኽ ሃገሩን ህዝቡን ዘናሹ ብላሽ'ዩ። ቁንጮ ኢሰያስ ንበዓል ሳልሕ ዑስማንን መሰልቱን ብመዓት ፈተውቲ ነብሶም መንእሰያትን ናይ ደርጊ ገበነኛታት ተኸቢቦም ከም ዘለዉ ዝፈልጡን ዝሸምገሉን መራሕቲ ሰራዊት'ዮም።ፍኒሕኒሕ መበሊ ነቓዕ ዘይብሎም ሽማግለታት ተጋደልቲትን ደቂ ሃገርን ሃገራውያንን ኢዮም። ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባርኮ ቅድሚ ኹሉን ልዕሊ ኹሉን ዘይከማና ናይ part time ተቓለስቲ ኣብ ዓዶም ኮይኖም ፈቲኖምን ተሸሚሞምን'ዮም።

  • @AkakiAmani
    @AkakiAmani หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ - go ፋክ- yourself!

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 หลายเดือนก่อน

    ወይ ሃለው ለው ናይ ሰበይቲ ነገር ዓሰብ ዝደሊ ኦሮሞ ዝጥየቅ ናይ ትግራይ ውድባት በሊ ደአ ከሊዮ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @girmalemaraya2354
    @girmalemaraya2354 หลายเดือนก่อน +1

    ልክዕንድዩ ሓው ኤማ፡ አታ ዘይተረጋገአት ኢትዮጵያ ኪኖ ናይ ፖሎትኻ ሃልኪ በዚ ናይ ብዓል ክልተ ዝተቐደ፡? ናይ ተቓለስቲ ኤሪትራውያን ተራስ እንታይ ኢዩ ኤማ

  • @semereom
    @semereom หลายเดือนก่อน

    You are funny. I enjoy your nonsense.

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน

    ክንዉንኖ እዮም ዝብሉኻ ዘሎዉ ኣቃሊልካ ኣይትርኣዮ፡ ብጸጋ ምልዉዋጥ ኣይኮኑን ዝሓቱ ዘሎዉ።

  • @user-fv2gp7kk2g
    @user-fv2gp7kk2g หลายเดือนก่อน

    ኤርትራ፡ ኢትዮጵያዊ ኣንዳመርሓ ኢትዮጵያ ከምዚ ትሓስብ ኣላ ምባል እንታይ ይዓብስ፡
    ኣጆኹም ደፊርኩም ኢሳያስ ኢትዮጵያዊ"ዩ ኢልኩም ኣዉጁ፡ እዛ ኤርትራ ቁስላ ክፍወስ።
    "ሰብኣይ ደሊኽን ጭሕሚ ጸሊእክን" ኣይትግበርዎ።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน

    ናብ መን ኢኺ ክትከስዮም ጉዳም ሰብ።

  • @swiensahle6784
    @swiensahle6784 หลายเดือนก่อน

    😂😂 ከላአ ኢዚኦም ከኣ ደንግዮሚና ድምስስ ኣቢሎም ወደባት ከይጥቀሙሉስ ንሕና ባዕልና ክንመሓደር ኣይንኪኢልን ወልካም ኣቢ ኡቶ ውሰዳ ዛ ጋዕጋዕ ዓዲ ዕድል ዘይብላ

  • @ahferom7780
    @ahferom7780 หลายเดือนก่อน

    ኩልና ሃገር ክትህልወና እንደሊ ካብ ኣንነትን ሕኒንን ወጺእና ብንቕሓትን ተወፋይነትን ብሕድገትን ሕብረትን ቀዳምነትና ከነቐድም'ዩ ዝግብኣና። ካልእ ኤትራ ካብ ቁንጮ ኢሰያስ ከነድሕና ዘይከኣልና ናብ ኢትዮጵያ ገጻ ሸተት እንተ ኢላ መቸስ ትምክሕትን ሕጊ ዓለምን ኣይከድሕነናን'ዩ። ሃገርና ከም ጡብ ኣዴና ክንቀብጻ ኢና። ነዛ ዘላ እኽብካብ መንነት ኣልቦ ቁንጮ ህግዲፍ ንምቅባጽ ካብ ኣንቸ መንቺ ወጺእናን ዝሓይሽ መኺርናን መጻኢ ወለዶና ከነውሕስ ዋጋ ክንከፍል ድልውነትና ብሎሚ ጽባሕ ዘይሳለጥ እንተ ኮይኑ ስሉጣት ኣብ ኣፋፌት'ዮም በጺሖም ዘለው። ሽዑ ከም ኩርዳውያንን ኣልባናውያንን ኣብ ጎደናታት ዓዲ ሃገር ምስ ደቅኻ ፍትሒ ኣብ ብያቲ ምልማን'ዩ ክኸን ዕጫና😮ታሪኽ ህ/ኤርትራ ክድገም'ዩ ዝብል የኣህነት ግን ከም'ታ ዕውርቲ ንርኢ ኢልካ ምሕላፉ'ዩ ክሓይሽ😂

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus9485 หลายเดือนก่อน

    Amanuel isaias eko merahina Eka Eritreawi kemzebla geru Hade hzbi ena zbel wedi mebelet dongolatat isaias hgdf

  • @wedieri6762
    @wedieri6762 หลายเดือนก่อน

    Ema azi Abrhaley zbehal sekiru ayu zmesl azeearbau😂

  • @BereketSolomon-u9m
    @BereketSolomon-u9m หลายเดือนก่อน

    Ethiopia kab fekera zehalif neger yebelomin zeymichinak

  • @efremtewelde5052
    @efremtewelde5052 หลายเดือนก่อน +2

    Hasena bi haki ni Eritrea tihasib tekonka minchika niger ezi habertak halowlow yu kone gin key wesduwa tedelika kid ettow kitikelakel television hasena nay chatt seb zitezarebo amtsieka tsere hagerka dew zibelka seb ekka etti nay ethiopia hilmi zizarebo negirkana gin Dukuam seb ekka.

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +3

    ቲአምራት ነገራ ዘኪሪ።

  • @mutonichance3723
    @mutonichance3723 หลายเดือนก่อน +1

    ቅድሚ ስዩም ተሽመ ምዝራቡ ባዕሉ ባባ ኢሱ ኣዋሳ ኢትዮጵያ ከይዱ ተደልኹም ኣሰብ ተደልኩም እሙሓጀር ክትከድ ትኽእል ኢኻ ክብል ከሎ ንሕና ሕጂ ምዝራብና ትርጉም የብሉን ::
    ናይ ሱዑዲ ዓረብ ፈርማ ባባ ዓሰብ ንኢትዮጵያ ሂብዋ እዩ ::

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 หลายเดือนก่อน

    ናይ ዕንወት ናይ ኢሳያስ ኣፎርቅ ኣብራሃ ሓጎስ መቁጸርን መትሓዝን የብሉን!!!!!
    ነገር ግና ባህ ክብላ ነታ ዓሻ ዱባ ጹቡሕላ እሞ ዝግኒ ኢዩ በልዋ እሞ ክትኣሙኑኩም ኢያ ኢዩ ዝኮውን ዞሎ እምበረይ ኢሳያስ ክእለ ጥራይ ኢዩ ዞሎዎ ናይ ባሓቂ ብዛዕባ ኤርትራን ህዝባን ልእላውነታን ይኽብርን ይፎቱን ኢየ ዝብል ሓይሊ ኣካል ሰብ ኢንቶሎ ሎሚ?
    ሰለዚ ኢዚ ኢግርካን ሊቢካን ገንዘብካን ነብሰካን ሰብካን ኢናሃደምካን እናኣድምካን ብመልሓስ ጥራይ ኤርትራ ዊ ኢየ ንኤርትራ የፍቅራ ኢየ ምባል ንባዕልካ ነብስ ቅትለት ትፍጽም ከም ዞሎካ /ኪ ሕሶቡ?🎉🎉🎉

  • @temesgemkidane778
    @temesgemkidane778 หลายเดือนก่อน

    I am sorry, Amanel you send it the wrong message to Eritrean people. It’s a very sad for you to give announce this kind of nonsense information even if it’s true, you shall never demean to a military and also people I understand we don’t like it say Administration, but however, the way you doing is you destroy our country watch it be carefulto the point where you can be yourself where you are right now all support you now it’s a sad day for you. I’m very disappointed. You should say sorry to people. Thank you.

  • @usersmart.
    @usersmart. หลายเดือนก่อน

    እዚ ትዛረቦ ዘሎኻ ቐሊል ከይመስለካ። ዓሰብ ካብ ምባል ኤሪትራ ብምልእታ ምባል ምሓሸካ። ሓደ ሓያኺ ጫት ሓደ ሰራቒ ባጀላ ተዛሪቡ ኢልካ ከም መርትዖ እንዳኣቕረብካ ኣብ ኣዝዩ ዘይተጨበጠ ናይ ሕለሚ ዘረባ ምእታውን ምዝታይን ግዜ ምጥፋእን ነውሪ እዩ።
    - ኢትዮጵያ ንባዕላ ትፈርስ ድያ ዘላ ትንደቕ ንኢትዮጵያውያን ገዲፍናሎም ኣሎና። ዋላ ንፍለጦ ኣብኡ አይንኣቱን።
    - ዕጽው ኣኼባዶ ዕጽው ሳንዱቕ ኣበይ እዩ ተኻይዱ ከይትብል ነይረ ድየ ኮይኑ መልሱ። መዓስ እዩ ተኻይዱ እንተበልካ ሰዓት ኣይሓዝኩን ኮይኑ እቲ ሞጎቱ
    - ክንደይ ተኣኪቦም? ደረጅኦም ወይ መዓርግ ተኣከብቲ ከይትብል ሰነድ የብለይን እንድዒ ኮይኑ መልሲ ዕንጋሎኡ።
    እዚ መልእኽቲ ካብ ጥፍኣት ኤሪትራ ዝምነዩን ዝሓልሙን ናብ ከምኦም ዝኣመሰሉ ተቐበልቲ፡ንዘይመራመሩ፡ ንፈራሓትን ንኣላሽ ብሃልትን፣ ንፈተነን ንዕንኪልልን እምበር ንቓልሲ ዘለዓዕል ኣይኮነን።
    እዚኣ መቐጸልታ ናይታ ኣብ ከባቢ መረብ መብራህቲ ወሊዖም በዓል እከለ ካብ ኤሪትራን ወያነን ተራኺቦም ዘትዮም ኢሳያስ ክኣ ላዕልን ታሕትን እንዳበለ አብቲ ከባቢ ኮይኑ ቐልጥፉ ብዘሰምዕ ይከታተል ኣሎ ዝተባህለ እዩ።

  • @flimonmehreteab5329
    @flimonmehreteab5329 หลายเดือนก่อน

    Fetika xelieka aeb aelem traau zeyfelt flim you zserh zelo eseyas ftwet eseyas you ezi kulu bkemey dae eseyas defiru komu elu naezezti serawit zhbr zelo aeye hzbey

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw หลายเดือนก่อน

    Asseb ERITREA. This problem was starting since Meles Zinaw government. Never solved 😴. Esaias afeweky government is a blind eye 👁 for ERITREA and ETHIOPIA 🇪🇹. The problem is Esaias afeweky government officials in ERITREA 🇪🇷. Like any other countries like ERITREA have a port to next each other countries like ETHIOPIA 🇪🇹. They never have a problem . What is the problem in ERITREA 🇪🇷. They should have port regulations.

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +3

    ድር እቢ ኦሮሞዩ።ኢሰያሲ እፍርቂ ኢኒተጠፋኡ ሃገሪ ክልል አይኪኢሊን ኢዩ።ዶር ግብር ኢናጺሓፊኩዋ ተዛሪቢካ ግብ ኢቲዮጲያ ሓኒጊራ ውል ባሒሪ ናበይ ይጊዒዚ ።ህዚቢ አበይ አሎ ደገፊቲ ህጂ እም የዲሒኒዋ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @tewoldekuflom790
    @tewoldekuflom790 หลายเดือนก่อน

    I use to admire you. You became a disgrace by siding yourself with Weyane.

  • @lehakeyekome
    @lehakeyekome หลายเดือนก่อน

    Ata wedi wede gebe belai kelte segs

  • @RasTeferian-m6s
    @RasTeferian-m6s หลายเดือนก่อน

    ቀዳድ

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 หลายเดือนก่อน

    ሓሰና ልሕቲት ፍጉር ወያናይ ገንዘብ ብልክብጥና ክድዓት ትእክቦ ዘለካ ክልክመካ እዩ ከም ዓምካ መለስ ዜናዊ

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 หลายเดือนก่อน

    ሓሰና ልሕቲት ፍጉር ወያናይ ገንዘብ ብልክብጥና ክድዓት ትእክቦ ዘለካ ክልክመካ እዩ ከም ዓምካ መለስ ዜናዊ