TBS TV|ሓዱሽ ዓመት ምስ ስድራ መምህር ገብረኪዳን ደስታ:

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • #tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

ความคิดเห็น • 117

  • @fitsumhaile5052
    @fitsumhaile5052 4 หลายเดือนก่อน +11

    ብጣእሚ ካብዘድንቆም አቦና አነ ሀደ እየ ከምአጋጣሚ አነ ካብዋሽንግተን ናይ መቀለ ማይ ሪሰርች ሂዘ ንሶም ካብለንደን አብ አሉላ አባነጋ ኤርፓርት ተራኪብና ቅድሚ ጦርነት ነቲ ሪሰርች ምስረአኩዎም ፅባህ ተሞትኩ አይቁጭጨንን ዛጓለይ ኢሎም ሀቂፎም ሲኢሞምኒ ንትግርኛይ ፁሁፍ ይቅርታ አዲስአበባ ተወሊደ እየ አብየ ንመምህር ገብረኪዳን ኩል ግዜ አብልበይ አለው ጀግናን ደፋርን አቦ እዬም መንግስተሰማያት የዋርሰልና አቦና❤❤❤❤

  • @nigistialem9042
    @nigistialem9042 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዮ ፕሮግራምኩም TBS TV Ihope ቡዝሓት ፀገማትን ፅቡቃትን ናይ ሕብረተሰብና ክትሪእዎም ኢኩም ኢለይሓስብ፡፡
    ኣቦና መምህር ገብረኪዳን ካብ ሒልናና ኣይጠፍኡን፡፡ ፎታዊ ዓዶምን ነይሮም
    ❤❤

  • @agaziT
    @agaziT 4 หลายเดือนก่อน +7

    thank you TBS tv for reminding our late father M/r Gebrekidane. i really appreciate for this 👏

  • @FitawGirmay
    @FitawGirmay 4 หลายเดือนก่อน +4

    ክቡር ኣቦና መም/ር ገረኽዳን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ። ፍትዋት ኣሕዋተይ ዕልልታን ናይልን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤🎉🎉🙏🙏

  • @gideyabraha3922
    @gideyabraha3922 4 หลายเดือนก่อน +7

    ፁቡቅ ሮግራም TBS TV ዕልልታ ❤❤❤ይበል ቁኖ አጥዒሙልኪዝሐፍተይ በርትዒ

  • @medhin8187
    @medhin8187 4 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፅሐና ❤
    ፅቡቕ ጌርክን ክብሪ ይሃብክን እታ ናቶም መፅሓፍ ካብ ስደት ምስ ኣተኹ ክገዝእ ይምነ ፈጣሪ ድማ ፍቓዱ ይኹን ። ኣብና ትግራይ ክብሉ ሓሊፎማ ነፍሶም ይምሓረልና❤

  • @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
    @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 4 หลายเดือนก่อน +5

    🙏🩵🙏 ኣዳለውቲ መደብ TBS መደብኹም ኣዚዮ ጽቡቅ
    ግና እዛ ኣብ background music ብጣዕሚ እዮ ረባሺ ማዕረ እቲ ዘረባ እናዓብለ ሎ ብዝተረፈ ናይ ኣቦና ነር መ ም ገብረ ኪዳን ነፍሶም ይምሓሮም 🙏 ነዴና ኽኣ ጽንዓት ይሃብ
    መደብኩም እልልታ ኣብ ዝመጽእ ንእተቅርብዎም ኣጋይሸ ናይ ሕሉፍ ስእልታት ኣሰኒኹም እንተ ተቅርብዎ ምመቀረ ብዝተረፈ
    ርሑሰ ሓድሸ ዓመት
    2017 🥂🍾 ሰላም 🫶🏻🕊️🕊️🕊️ንህዝቢ ትግራይ 🫶🏻

    • @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
      @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 4 หลายเดือนก่อน

      ኣብታ ኣማውተኦም ከመይ ከምዝነበረ ድምጸን ተቃሪጹ ፈጺሙ ብደርፊ እዮ ተሸፊኑ ኮነ ኢሉ ድዮ ጌርክሞ ወላሰ ኣይፈለጥኩምን
      ድሓር ክኣ ሺሸሸሸሸሸ ዝብል ድምጽ ኣዚዮ ይሰማዕ
      ጥንቃቀ ይገበር ኣብ ዝመጽእ መደባትኹም TBS 🙏🫶🏻🙏

    • @Haregte
      @Haregte 4 หลายเดือนก่อน +1

      በረኸተይ ሰላም 👋👋👋እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና🎉🎉🎉 ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ንኹላትና እንተ ናይ ዓድና ኩሉ ጊዜ ብድሕሪት ድምፂ ይዕብልሎ ንፅሕፍ ሰማዒ የለን??

    • @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
      @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 4 หลายเดือนก่อน

      @@Haregte 🙏🏻🩵🙏🏻 sebey ahebiru yegerem eyu abena wedi bayre zegeberewo tsehefelome lomi kea zegedade sabe kehrequ deyome welase zeketatelome yelen eyu nayzen ade keha seaweeds eyu helufe halifewome demtsan tefiu eti Mizos weliemo 😂😂😂

  • @موودعس
    @موودعس 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክብር አቦና ገ/ረ ክዳን መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም ንብምሉእ ቤተሰብ ፅንዓት ይላአከሎም ፈጣሪ 💞

  • @TiebeKiros
    @TiebeKiros 4 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ክብላ ወላዲት ዕድመይ ምሉእ ጥዒናይ ይሃበን ፈጣሪ❤🙏

  • @banogebrematios9679
    @banogebrematios9679 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ደስ ዝብል ፕሮራም ኣቦና መ/ም ገብረኪዳን ኩሉ ግዜ ኣብልብና ኣሎ❤️

  • @Beserat
    @Beserat 4 หลายเดือนก่อน

    ብጣእሚ ደስ ትብል አዴ ብትምህርታ አብ ግዝየ ጃኖሆይ ዝተምሃረ ሰብ ብትምህርቲ ክተርክቦ አይተክእልን ዝበለጸ ትምህርቲ ናይ ሃይለስላሴ ብጣእሚ አድንቀያ ።

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 4 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር አቦና መ/ ገብረ ኪዳን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንቤተሰብ ዕድመን ጥዕናን ❤️💛🌹🙏

  • @MULEY12
    @MULEY12 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዝፈትዎም መምህር ገብረኪዳን አብ ገነት የንብረልና

  • @milenngusse3339
    @milenngusse3339 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤edmen tenann yhabkn betami des bhalti

  • @MikalNguse-pd1bp
    @MikalNguse-pd1bp 4 หลายเดือนก่อน

    እልልታ ፅብቅቲ ምስ ትሕትናን ፅባቀ መልክዕን መሊኡ ዘሃበኪ ፈጣሪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 4 หลายเดือนก่อน +10

    From Eritrean ኣቦና ገብረኪዳን ካብቶም ጀጋኑ ኣቦታት

    • @ወሎ-የ7ረ
      @ወሎ-የ7ረ 4 หลายเดือนก่อน +1

      ጀግንነቱ ምኑ ላይ ነው በውሥጡ የተጠቀጠቀው ጥላቻ ነው መቼም ፍርዱን ያገኛል

    • @dl4055
      @dl4055 4 หลายเดือนก่อน

      Hasawi kab eritrea ke tbl,kndey jeganu abotatna eritrawyan alewu,entay ketedenq ika nay tegarusi hasawi

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 27 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@dl4055 eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😊

  • @davidDavid-kn2dq
    @davidDavid-kn2dq 4 หลายเดือนก่อน +2

    Sidra bet Memhir Ghebrekidan enquan abtsehakum deki Ezom Philaspha Tigraway meninet kibur abo haki thank you so much

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari 4 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር ኣቦና መምህር
    ገብረ ኺዳን ሽሕ ዓመት ክነብሩልና እናተመነና ግን ናይ ፈጣሪ ውራይ ኮይኑ ስኢናዮም ነብሶም ኣብ ገነት ትዕረፍ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Chereka203
      @Chereka203 4 หลายเดือนก่อน

      🐕‍🦺🦧🤒💀🦼🛌🦴👹👎🤧

  • @abelsolomon8453
    @abelsolomon8453 4 หลายเดือนก่อน +9

    አልዒለ ዘይጸግቦም አቦ መንግሰተሰማይ የዋሪሶም ቀልጠፈሙና

    • @hiwotkidanu7662
      @hiwotkidanu7662 4 หลายเดือนก่อน

      Me too❤

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj 4 หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኒ ማዓረይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @rigbeamare1971
    @rigbeamare1971 4 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፅሐና

  • @Aduniahope
    @Aduniahope 4 หลายเดือนก่อน

    "ሰበይቲ ንሰብኣያ ክትእዘዞ ኣለዋ" ዕልልታ🙄 ማማ ግና ፅቡቅ ገይረን መሊሰናልኪ "ክተሓላለዩ ኣለዎም መ/ር ከምኡ ነይሩ" ኢለናኺ ትኽክል ማማ፤ መምሃሪ መደብ 👍

  • @fevina-334
    @fevina-334 4 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you TBS ❤Rest in paradise dear father 🙏

  • @lucheagirmatsion6350
    @lucheagirmatsion6350 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና አቦና አምላክ ነብስኩም የዕርፍ 🙏♥️🙏ማማ ጽቡቅ ኣለክን አምላክ ጸጕኡ የብዝሓልክን 🙏♥️🙏

    • @Chereka203
      @Chereka203 4 หลายเดือนก่อน

      🐕‍🦺🦧🤒💀🦼🛌🦴👹👎

    • @Chereka203
      @Chereka203 4 หลายเดือนก่อน

      ሬሳ የሻቢያ ዲቃላ👹🦴🛌🦼💀🤒🦧

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 27 วันที่ผ่านมา

      ​@@Chereka203ye tenquai lij 😊

    • @Chereka203
      @Chereka203 27 วันที่ผ่านมา

      @serenityshalom7387 ገብረ ኪዳን ሰይጣን👹🛌☠️👎🤧

  • @GezanaCharity
    @GezanaCharity 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣእሚ ካብዘድንቆም አቦና

  • @salamb9556
    @salamb9556 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ኣቦና ትምህርቲ ኣብትግባር ኣውዕልዎ ሓቂ ተዛረቡ

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 4 หลายเดือนก่อน +1

    ንኽቡር ኣያና መምህር ገ/ኪዳን ዝዝክሮም ዘልዕሎም ከይስእኑ ከምዙይ ገይርኪ ስለዝዘከርክዮም ኽብሪ ይሃብኪ

  • @yonasokbay3941
    @yonasokbay3941 4 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣእሚ ፅቡቅ ኢንተርቢው ቀጽሉሉ ግን እቲ ባግራውንድ ሙዚቃ አይመድለይ። ከም ሪኢቶ ምስ ሰናይ ይቅርታ

  • @BeyeneHaile-c4i
    @BeyeneHaile-c4i 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሓፍትና ወ/ሮ ለተብርሃን
    ሩሑስ ባዓል ሓዲሽ ዓመት ትግራይ ኒዓኺን ቤተሰብክን ይግበረልኪ/ ይግበረልና!
    ንፈትዎ ሓውና መምህር ገረኺዳን ተፈልዩና እዩ ግን ኩሉ ንህዝቢ ትግራይ ክገብሮ ዝግባእ ገይሩ ስለዝሓለፈ ቁም ነገሩ ግን ጀግና ተባዕ ዘኹረዓና መዘከረታ ስለዝገደፈ ኩሉሻዕ ነባራይ እዩ! ዝርሳዕ አይኮነን! ንፈትዎ ነኽብሮ ሓውና እዩ! እንካዕ አብፀላኢ ኢድ ወዲቁ ተሳቅዩ አይሞተ!!

  • @tessemamizer9907
    @tessemamizer9907 4 หลายเดือนก่อน

    Tnx both 😢😢😢

  • @rigbeamare1971
    @rigbeamare1971 4 หลายเดือนก่อน

    እላልክን ብጣእሚ ጽቡቅን ኣብዚኸዚ ጊዜ ንዘሎ ወለዶ መስተምሓሪን ነይሩ። ማማ ለተብርሃን ንዝሃባና ትምህርቲ ብጣእሚ ኣመስግን እድመን ጥኢናን ይሓበን። ናብ ጋዜጠኛ ናይል ግና ርእይቶ ክገልጽ ፩.ንዞም ኣቦ ትግራይ ታሪኽ ትግራይ ዝነበሩ መምህር ገ/ኪዳን ኣታ ኣይባሃልን ፪.ትግርኛኺ ጽሩይ ትግርኛ ኣይኮነን ተዝስተካከል።

  • @zizihibue5241
    @zizihibue5241 4 หลายเดือนก่อน

    ቁናኖ አጥኢምልኪ እልልታና ❤

  • @yonasbelay9457
    @yonasbelay9457 4 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ፕሮግራም ምቕራብኩም ዘይተረፈ ድምጺ ቸግ ኣይትገብሩም ዲኹም ብጣዕም ድምጺ ትሑት ኮይኑ

  • @kidusgirma7909
    @kidusgirma7909 4 หลายเดือนก่อน +1

    አቦና መምህር ገብረ ኪዳን ነዊሕ ዕድመ ክኑብሩልና ይምነ ነይረ💔

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523 4 หลายเดือนก่อน

    tanks tbs ezi eyu hadar malet from canada mother u are brillant why u dont work for tgray

  • @Beserat
    @Beserat 4 หลายเดือนก่อน

    አብ ሱሳታት ገምተ ጸንሐ ጽቡቅ አሎዋ

  • @zenimoges2834
    @zenimoges2834 4 หลายเดือนก่อน +4

    እቲ ዘይፈትዎ ዊግ አፍታ ዝፈትዋ ዕልልታ ብምርኣየ ብዙሕ አይተሓጎስኩን

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 4 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏

  • @Haregte
    @Haregte 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ንዞም ኣቦና ዘኪርኩም ብምካድኩም ደስ ባሃሊ እዩ ክብሪ ታዓደላ ግንሲ እዙይ ዝመስል ክዳን ተኸዲንክንስ ነፀላ ዘይትገብራ ?ወይስ ተገዲፉ እዩ?

  • @filywedibereka1961
    @filywedibereka1961 4 หลายเดือนก่อน

    ወዮ ደኣ ሙዉት ኣይክሰስን ኮይኑ እምበር ኣብዚ ከባቢና ሕማቕ መርዚ ሓዲጉ ኢዩ ዓዲ ኩልና ከይዱ ነብሱ ይምሓሮ: እቲ ትግራይ ትግርኒ ዝብል ኣምር ግን ሱር ከይሰደደ ተቖጽዩ ምትራፉ ነዚ ከባቢ ዕረፍቲ ኢዩ: አብ ግዚኦም ኢዮም ዓዲ ኩልና ከይዶም 🙏🏾

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 27 วันที่ผ่านมา +1

      Eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😮😮

  • @shewitabayhzkias5166
    @shewitabayhzkias5166 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523 4 หลายเดือนก่อน

    excellent sebeyti btefetro sebeytya sebaya ktezezo ygbae true

  • @AngesomBerhe-q5j
    @AngesomBerhe-q5j 4 หลายเดือนก่อน +1

    ታድያስ? የኔማር እዚሲ ኣብ እንዳ መምህር ታኣረማ ዘኪርክን አኽቢርክን ኣብ ገዝኦም ብምኽባርክን ምስግና ይግባኣክን።

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 หลายเดือนก่อน

    megeste. Semay. yeuarskum. Kubur. Abona. ✝️☝️😢🙏🌿❤️🌿

  • @teberehyehala7729
    @teberehyehala7729 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ መምህር ገረኪዳን ተማሃሪት እየ ነይረ ኣብ ኣኽሱም። ፊደላት ትግርኛ ዘምሀሩኒ ዝኾርዐሎም ኣቦ እዮም ነይሮም።መንነቶም ህያው ኮይኑ ክነብር እዩ።

  • @amanfreta9814
    @amanfreta9814 4 หลายเดือนก่อน

    EiILLTA shikor ❤💐💝💌

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523 4 หลายเดือนก่อน +1

    tgrau the first from axumawit kingdom thats true memhr grmay

  • @genetyohanes7935
    @genetyohanes7935 4 หลายเดือนก่อน

    We can’t hear you guys.

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉👍

  • @xbdhdvvvhh1811
    @xbdhdvvvhh1811 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🙏

  • @piealpha795
    @piealpha795 4 หลายเดือนก่อน

    መምህር ለተብርሃን መምህር ገብረኺዳን ኢዶም ከም ዝሃቡ ንደርጊ ሸፈፍ ኢልክን ሓሊፍክንኣ ፣ መምህር ገብረኪዳን ኢዶም ሂቦም እዮም

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 27 วันที่ผ่านมา +1

      aboka gin dergi ketali endyu neyru 😊😊

  • @ለምለምጋልቀሺ
    @ለምለምጋልቀሺ 4 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢❤💔❤

  • @ምልኣት-ጐ2ዠ
    @ምልኣት-ጐ2ዠ 4 หลายเดือนก่อน

  • @ጓልትግራይሓላል-ነ7ወ
    @ጓልትግራይሓላል-ነ7ወ 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @letezgheralebel9012
    @letezgheralebel9012 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉

  • @Haregte
    @Haregte 4 หลายเดือนก่อน

    ምስ ይቅረታ እዙ ናይ ድሕሪት ሙዚቃ ወይ ቀንስዎ /ግደፍዎ ኣየናይ ክንሰምዕ???

  • @tigraywinbkalsi.3574
    @tigraywinbkalsi.3574 4 หลายเดือนก่อน

    ኦቦና ነብስሄር መምህር ገብሰረኺዳን መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም !! ታሪኾም ንመፃኢ ወለዶደታት እንዳተዘከረ ክነብር ብስምም ዝስመ ሓደ ቤተመፃሕቲ ወይድማ ጎደና እንተዝግበር:;

  • @lovetruly6111
    @lovetruly6111 4 หลายเดือนก่อน

    The music is disturbing

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw 4 หลายเดือนก่อน

    ድምጺ ጠፊኡ መወዳእትኡ

  • @Lilu10424
    @Lilu10424 4 หลายเดือนก่อน

    Waw I never thought he was banda

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 4 หลายเดือนก่อน +1

      bandas from the beginning of life that's u the tenquai children about him and likes his ancestors were fight with Egypt derbush mahadist turk Italian etc in gundet gurae kufut dogali metema adwa etc where are ur tenquai fathers were fight 😂😂😂

  • @TerryGallegos-y3g
    @TerryGallegos-y3g 4 หลายเดือนก่อน

    Hills Curve

  • @Chereka203
    @Chereka203 4 หลายเดือนก่อน

    👎🦼💀🦴🛌👹👍

  • @hannahkassa6319
    @hannahkassa6319 4 หลายเดือนก่อน

    ብሓኣሚ ፅቡቕ መደብ ኔሩ የቀኔልና። ግና እቲ ሙዚቓ ተዝተርፍ ፅቡቕ ኔሩ ምኽንያቱም ነቲ ዘተኹም ብደንቢ ንከይስማእ መአንቐፊ (distraction) ኮይኑ
    ኣያና መምህር ገ/ኪዳን ድማ ናብሓቒ ናይ ትግራይ ቕርሲ ናይኩልና መምህር እዮም ኔሮም። ኣነ በቲ እፅዋን ክባን ግዘ ክዛረቡ እዩ ንመጀመሪያ ግዘ ዝሰማእኩወን። ናይብሓቒ ትግራይ ሰብ ሰኣና ንቦና ዝሳኣና ዕለት!! መፅሓፎም ኲሉ ደሊየ ከምብቦ እየ!!
    ባኣልቲ ገዝአንዉን ጥዕምቲ ኣደ ትግራይ እየን። የቀኔልና ስለዘካፈላና ካብ ናይ ሂወተን ተመክሮ።
    ታማ ኣ ) መጨረሻ እቲ ድምፂ ኣጥፍኽንኦ?

  • @brehanbekele1345
    @brehanbekele1345 4 หลายเดือนก่อน +2

    ገብረ ኪዳን የወያኔ ትግሬ ብረት ምጣድ !

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 27 วันที่ผ่านมา +1

      ay ye tenquai lij tenquai eko yabatun ayresam 😊

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523 4 หลายเดือนก่อน

    rhus awdamet geganu seb sre tgaru

  • @Bysi8jj
    @Bysi8jj 4 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ገረኪዳን ናዓኺ ካብተን ላድራቶም ትኾኒ ናይጽቡቕ ባዓል ሚዳንኪ ይኸውን ንህዝቢ ትግራይ ባሓፈሻ ብፍላይ ድማ ንመንእሰይ ዘሎ ዘየለን ታሪኽ እንዳጃሰው ብሚልዮን ካሃልቕ ዝገበረ ባዓል ኪዳንዩ።

  • @WalterGray-w5v
    @WalterGray-w5v 4 หลายเดือนก่อน

    Beryl Brook

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 4 หลายเดือนก่อน

    ደምፂ የለን

  • @user-gi9bt8nn1b
    @user-gi9bt8nn1b 3 หลายเดือนก่อน

    የምድሩ ቤት ጥሩ ነው የሲዖሉን ቤታቸውን ብታሳዩን ??

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 27 วันที่ผ่านมา +1

      ante nigeren enji ye tenquai lij 😊

  • @betelmesfin8598
    @betelmesfin8598 4 หลายเดือนก่อน

    Nejegna yegebo.

  • @girmaygtsadik7176
    @girmaygtsadik7176 4 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ድምፂ ኣይስማዕን ዘሎ

  • @abelsolomon8453
    @abelsolomon8453 4 หลายเดือนก่อน

    አረበጃኹም ብምስጣ እነረኤናስ አብቲ ክሰማዕ ዝግቦኦ ዕላል ድምጺ ዘይብሉ ዋይ ቸክ አይተግብሪዎን ዲኹም

  • @MosesCarr-g2b
    @MosesCarr-g2b 4 หลายเดือนก่อน

    Lewis Larry Johnson Mary Clark Jessica

  • @teberehyehala7729
    @teberehyehala7729 4 หลายเดือนก่อน

    ????????!!!!

  • @yenesewzegeye1922
    @yenesewzegeye1922 4 หลายเดือนก่อน

    የለየለት የሰይጣን ሽንት ነበር መ/ር ገብረኪዳን ፣ ደግሞ እሱን ብሎ መ/ር። ጥንብ ዘረኛ ሽማግሌ ነበር። ደጉ ሞት አንጠልጥሎ ወሰደው እንጂ።

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 27 วันที่ผ่านมา +1

      ye tenquai lij tenquai ya abatun ayresam eko 😊

    • @yenesewzegeye1922
      @yenesewzegeye1922 27 วันที่ผ่านมา

      @serenityshalom7387 ልክ እንደገብረኪዳን፣ የጠንቋይ ልጅ ጠንቋይ። የባንዳ ልጅ ባንዳ። የዘረኛ ልጅ ዘረኛ። የለማኝ ልጅ ለማኝ።

  • @Hanigualhagretigray
    @Hanigualhagretigray 4 หลายเดือนก่อน

    Tsbuq akrarba eyu gin tay eyu amhargna zezareb ke

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 4 หลายเดือนก่อน

      Egziabher Amlak NAbona memhr Gebrekidan ab axede genetu ykebelom sidrabiet ka xnat yhabom

    • @Hanigualhagretigray
      @Hanigualhagretigray 4 หลายเดือนก่อน

      @@bahtaleake5969 amen

  • @ሴትንልጅቅድሚያአስቀድም
    @ሴትንልጅቅድሚያአስቀድም 4 หลายเดือนก่อน

    ቁማር መፃወቲ ናይ ኣፍሪካ ፖለቲካ መራዩ ዝገርመኒ 🙄🙄😀😀እዚ ወዲ ናይ ጌታቼዉ ቲም ዝነበረዩ በሽም ብሄርተኛ ህዝብ ትግራይ በህዝብ ኢትዮጵያ ክፀል ናይ ሚዲያ ሽፋን ናይ ጌታቼዉ ቲም ደህንነት ኔሩ ስፖሰር ዝገብረዉ ዝነበረ በሽሞ ብሄርተኝነት ህወሓት ክዳከም መግበር ኔሩ ዋና ኣላማ ኢሉ ብኢትዮጵያ ህዝብ ህወሓት ብሄርተኛ ዩ ስለዝብሓል የግድ ኣብ ትግራይ ካላይ ብሄርተኛ ፈጢርኸ ህወሓት ክትዳከም መግበር ኔሩ ዋና አላማ ዝነበረ 😂😂😂😮

  • @merkebhadish6113
    @merkebhadish6113 4 หลายเดือนก่อน

    Sbuk medeb endyu dmsi gn 😡😡😡

  • @ወሎ-የ7ረ
    @ወሎ-የ7ረ 4 หลายเดือนก่อน

    አቤት ወደውቱ ሄዶል በውሥጦ ያለ ጥላቻ እንዲህ ተጥሎ ለሚሄድ ምድር አድን ነው

  • @TilahunTekle-h9w
    @TilahunTekle-h9w 3 หลายเดือนก่อน

    ህዝብ እያጣላ ጥሩ ቤት ሰርቷል

  • @Kbsku
    @Kbsku 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @amitgebregergis9056
    @amitgebregergis9056 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @medcobiomedicalconsultancy7205
    @medcobiomedicalconsultancy7205 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🙏🙏🎉🎉

  • @kidanfkrr6580
    @kidanfkrr6580 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @munaara4780
    @munaara4780 4 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️

  • @selutigrayሰሉትግራይዩቱብ
    @selutigrayሰሉትግራይዩቱብ 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @zizihibue5241
    @zizihibue5241 4 หลายเดือนก่อน

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @ftggtt1969
    @ftggtt1969 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤