TBS TV| ጋሻ ፈረቓ ምስ ዕልልታ፡ ምስ በዓልቲ ቤት ስዋእ ጅግና ተጋዳላይ ሻምበል መስቀለ ኣብርሃ ወ/ሮ ባሕሪ ስዮም ዝተገበረ ፃንሒት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
  • #tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ# Elilta #tdf #familiy

ความคิดเห็น • 64

  • @yemanereda6444
    @yemanereda6444 4 หลายเดือนก่อน +13

    ተባረኪ እልልታ ሓፍትና። ከምዚ ዓይነት ማሕበራዊ ጉስቁልና ዘለወን አሓትና ክርአያ አለወን።

  • @TsgeredaS.M
    @TsgeredaS.M 4 หลายเดือนก่อน +5

    ዕልልታ ሓፍተይ ብምንታይ ክረኽበኪ? ኣብ ሳዑድ ዓረብ እየ ዘለኹ ግን ዝኾነ ነገር ክነግረኪ እየ ዝደሊ ❤

    • @ኣዙጋልትግራይ
      @ኣዙጋልትግራይ 4 หลายเดือนก่อน

      ንኣቤል ጉዑሽ ጠይቕዮ መሳርሕታ እዩ ኣጋጣሚ ንሱ fb ይጥቀም እዩ

  • @hiwotegebrekirose3316
    @hiwotegebrekirose3316 4 หลายเดือนก่อน +3

    ማዓረይ ቆልዓ እያ ካዓ

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 4 หลายเดือนก่อน +5

    ተባረኪ እልልታ ሓፍትና 🙏ኣጆኪ መዓረይ😢

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 4 หลายเดือนก่อน +7

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ።

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 4 หลายเดือนก่อน

    ኣባይኺ ይንባዕ መዓረይ😢😢
    ኣጆኺ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ጠንካራ ኹኒ ምእቲ ደቅኺ🙏

  • @KebareAman
    @KebareAman 4 หลายเดือนก่อน +6

    እልልታየ ተባረኺ በርትዒ ካልእ ዝብለኪ ኩሉ ብዓቕሙ ንኽሕግዝ challenge ነዚ ሓገዝ ዝውዕል አካውንት ተኸፊቱ ሓምሳም ትኹን ሚኢቲ ኩሉሰብ ዝሳተፈሉ ኮይኑ ንስድራስውእ ዝውዕል ነገር እንተዝህልው😢😢😢😢

    • @tbstvinternational
      @tbstvinternational  4 หลายเดือนก่อน +2

      @@KebareAman ስም፡ ባሕሪ ስዩም ምናሰ
      ቁፅሪ ሒሳብ፡ ባንኪ ንግዲ 1000588393503
      ቁፅሪ ስልኪ +251 91 425 9865

  • @FithanegestGidena
    @FithanegestGidena 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ መልክዕ ፈራሲ እዩ ዝብሃል ከዚ ኣሚነሉ ባሕርዋይ ፈጣሪ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንመስቀለ ፈጣሪ ኣብ ለምለም የንብሮ 😥😥😥

  • @rahilhayale2627
    @rahilhayale2627 4 หลายเดือนก่อน +4

    Ajiuk zhfety❤😢

  • @kidanebaheta1540
    @kidanebaheta1540 4 หลายเดือนก่อน +5

    እልልታ ሓፍትና በጃኺ ኣካዉንታ ላኣኽልና
    ስልኪ ኣብ ላዕሊ ገዲፈ አለኹ

    • @teshemegebremichael8147
      @teshemegebremichael8147 4 หลายเดือนก่อน

      ኣቱም ተጋሩ እስከ ናይዚ ሓውኹም ኪዳነ ኣሰር ሰዓቡ።ኣቲ ሓታቲት ከኣስ እዝኹሉ ሓቲትኪ ሳንቲም ከይ ሃብኪ ትወጽኢ ሸይም ኦን ዩ እዛ ቖልዓ (ኣደ) ሓግዝዋ እቶም ናይ በሓቂ ተጋሩ።

  • @ገዛሃገረትግራይ
    @ገዛሃገረትግራይ 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዘሎ ስርዓት እዘን ከም ባሕሪ ዝበላ ለባማት እኖታ ፀገም ረሲኦም ብዛዕባ ወንበሮም ይላገፁ ኣለው እው ትናሳሕ ባዓል ገዛይ ነዚ ድዩ መስዋእቲ ከፈሉ ኢላ ክንደይ ኣዶታት ግራይ እየን ደቀን ሒዘን ዝሳቀያ ዘለዋ ዋይ ፈጣሪ በቃካ ዘይትብሉ ዝህዝቢ ኣንታ ፈጣሪ ነቶም ፀረ ህዝቢ ዜዝኮኑ መራሕቲ ዕድመኦም ኣሕፅሮ ሰብ ዶ ላብ ሸይጣን ይቅየር ?

  • @KebareAman
    @KebareAman 4 หลายเดือนก่อน +5

    መራሕቲ ትግራይ ግደፉ ልቢ ግበሩ😢😢 ሂወት ንዝሃበስ እዙይ ትፈድይዎ

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 4 หลายเดือนก่อน +1

      ከመይ ዝበለ ጽቡቅ ህይወት ዝነበሮምስ ብሓንሳብ ስድራ ዕኑው ኢላ መንግስቲ ንስድራ ስዋኣት ደገፍ ክገብር ግቡእ ኢዩ

  • @assafa35
    @assafa35 4 หลายเดือนก่อน

    Beautiful 😍😍😍😍

  • @Titii2721
    @Titii2721 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ❤😢

  • @bahtaleake5969
    @bahtaleake5969 4 หลายเดือนก่อน +2

    Sidra geganu kihgezu nay nebsi wekef zega halafnet alewu Egziabher Amlak yeheylkum

  • @Petruspetrus1
    @Petruspetrus1 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ጓለይ ፅብቅቲ ኣጆኺ 😢

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 4 หลายเดือนก่อน

    ተባዕ ኣጆኪ🙏😢

  • @fsdsdgwsf971
    @fsdsdgwsf971 4 หลายเดือนก่อน

    😢😢🙏❤👏🙏

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 4 หลายเดือนก่อน

    ፀሎት ጥራይ ፈጣሪ ኩሉ ጊዜ ኣብ ጎንና እዩ😢

  • @KebareAman
    @KebareAman 4 หลายเดือนก่อน

    ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት ወዲአያ😢😢😢😢

  • @saramm8772
    @saramm8772 4 หลายเดือนก่อน

    Ajoki mearey❤❤❤

  • @trhashagos216
    @trhashagos216 4 หลายเดือนก่อน

    ኦፍፍ ኣጆኺ ዝሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ።😭😭😭

  • @yonasaraya3212
    @yonasaraya3212 4 หลายเดือนก่อน

    Ajoke haftay ❤

  • @saragrmay3505
    @saragrmay3505 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @TizitaMekete
    @TizitaMekete 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @eleniteklebrahan4898
    @eleniteklebrahan4898 4 หลายเดือนก่อน

    Ajeki haftey

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ሓፍተይ በጃኩም ንሓግዛ

    • @tbstvinternational
      @tbstvinternational  4 หลายเดือนก่อน +1

      @@ቀንዴልሓርነት ስም፡ ባሕሪ ስዩም ምናሰ
      ቁፅሪ ሒሳብ፡ ባንኪ ንግዲ 1000588393503
      ቁፅሪ ስልኪ +251 91 425 9865

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq 4 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢

  • @medcobiomedicalconsultancy7205
    @medcobiomedicalconsultancy7205 4 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉

  • @Befreedaily
    @Befreedaily 4 หลายเดือนก่อน +2

    ልክዕ ኣላ:ጻማ መስዋእቱ ሰበይቱን ደቁን ሰላም ዘለዎ ሂወትን ጽቡቕ ናብራን ይነብሩ ተዘይ ኣለዉ:ሓቃ ክህልወላ ምሓሻ 😓

  • @businessforvalue
    @businessforvalue 4 หลายเดือนก่อน

    Ajoki haftey maarey marymam msaki tkun

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 4 หลายเดือนก่อน

    ብጽብቕታ ምስኪን ሓፍተይ 😢

  • @HiwetTesfay
    @HiwetTesfay 4 หลายเดือนก่อน

    Metabitey btami yehzn sebaya btami yu zfetwa nru bkolaa eya temreya

  • @saraabraha482
    @saraabraha482 4 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭

  • @hiwetmehari3153
    @hiwetmehari3153 4 หลายเดือนก่อน +1

    Selam selam Elelta haftey entay eya eza simnto etbela zela eza haftena entay mesrah eyu kendey ke yekewen betaemi gobez nemesgneki

    • @tbstvinternational
      @tbstvinternational  4 หลายเดือนก่อน

      @@hiwetmehari3153 ስም፡ ባሕሪ ስዩም ምናሰ
      ቁፅሪ ሒሳብ፡ ባንኪ ንግዲ 1000588393503
      ቁፅሪ ስልኪ +251 91 425 9865

  • @HjgfhVhghh
    @HjgfhVhghh 4 หลายเดือนก่อน

    💔

  • @BrhaneKirosGebremeskel
    @BrhaneKirosGebremeskel 4 หลายเดือนก่อน

    መሰቀለ መንግስተሰማይ የዋርሶ

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 4 หลายเดือนก่อน

    ሕማቕ ስማእ ንግዝኡ ፍታሕ ክሳብ ትረክብ ኢደይ ኢድካ ኢልና ንሓግዛ

  • @Lilu10424
    @Lilu10424 4 หลายเดือนก่อน

    I feel sorry, this is the consequence of war. I hope this will be an end.

  • @Paulos.w7
    @Paulos.w7 4 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝቢ ትግሪይ መዓት ዩ ወሪድዎ ዘሎ። መረሪሕቲ ትግሪይ ንስልጣን ይጻደፉ, ኣደታት ትግራይ ከኣ ንብዓት ኮይኑ ቀለበን። so sad 😭

    • @Chcghh-m6g
      @Chcghh-m6g 4 หลายเดือนก่อน

      ንስተይ ፅብቅተይ ajokhi ምዓረይ

  • @MeazaDesalegn-l2g
    @MeazaDesalegn-l2g 4 หลายเดือนก่อน

    Elelta I appreciate you but how we help her I need her address

    • @tbstvinternational
      @tbstvinternational  4 หลายเดือนก่อน

      @@MeazaDesalegn-l2g ስም፡ ባሕሪ ስዩም ምናሰ
      ቁፅሪ ሒሳብ፡ ባንኪ ንግዲ 1000588393503
      ቁፅሪ ስልኪ +251 91 425 9865

  • @kahsayaregay9856
    @kahsayaregay9856 4 หลายเดือนก่อน

    ስድራ ስውኣት ተንቀሳቐስቲ ቅርሲ 'ዚ ወለዶ እዮም::
    ምእንተና ዝተኽፈለ ሂወት
    ምእንታኣ ምእንተ ቆልዑታን ዝኽፈል ክንከፍል ኣለና ::
    ተግባራትን ድኻምን ዕልልታ ድማ ንበል ክተርፍ የብሉን ...

  • @Hfhg-hc4ec
    @Hfhg-hc4ec 4 หลายเดือนก่อน

    ለበም ሰበይቲ እንታይ ትደሊ እላትስ መልሳ ኣሕጎስኒ ልበይና የመለሰቲ ይኩላትና እለ መልሳ

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 4 หลายเดือนก่อน +1

    agokey gena menesay eky moral yehlky

  • @meharidebesay4598
    @meharidebesay4598 4 หลายเดือนก่อน

    There is no right when involved in war all about devastating .

  • @GB-ly7rt2
    @GB-ly7rt2 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣካውንታ ኣቀምጥላ 😢

    • @tbstvinternational
      @tbstvinternational  4 หลายเดือนก่อน

      @@GB-ly7rt2 ስም፡ ባሕሪ ስዩም ምናሰ
      ቁፅሪ ሒሳብ፡ ባንኪ ንግዲ 1000588393503
      ቁፅሪ ስልኪ +251 91 425 9865

  • @HiwetTesfay
    @HiwetTesfay 4 หลายเดือนก่อน +1

    adrasha abey knrekba nkel

    • @HiwetTesfay
      @HiwetTesfay 4 หลายเดือนก่อน

      Telfon nabera

    • @tbstvinternational
      @tbstvinternational  4 หลายเดือนก่อน +1

      @@HiwetTesfay ስም፡ ባሕሪ ስዩም ምናሰ
      ቁፅሪ ሒሳብ፡ ባንኪ ንግዲ 1000588393503
      ቁፅሪ ስልኪ +251 91 425 9865

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 4 หลายเดือนก่อน

    Ajoki zihafey. Kulu kihlif u.
    Simito enay malt u. Enda siminto sirah diu.

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin 4 หลายเดือนก่อน

    ለዚህ ነው የተሰዉት ? መሪዎች ደግሞ ለወንበር ሲሉ ህዝባችንን ረሱት😢

  • @RgeatHani
    @RgeatHani 4 หลายเดือนก่อน

    Entay aynet kelb zkonki sebyti eki ab mewedaeta gele ktbya mesluni abkik gdfkya newram

  • @BerhaneSelemun
    @BerhaneSelemun 4 หลายเดือนก่อน

    Aye debretion nay edka aytisian arasasikum ab hawi yetikuma

  • @katherineskula7235
    @katherineskula7235 4 หลายเดือนก่อน

    You make a stupid war to make her loose her husband