ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ድንግልና ሃሊዎም ተክሊል ዘይፍፀመሎም ሰባት ||ሥርዓተ ተክሊል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 62

  • @yaredkahentemelsan2950
    @yaredkahentemelsan2950 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ክቡር መምህርና ንዓናውን መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ 🤲🤲🤲

  • @Genet398
    @Genet398 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ባሓቂ ቃለ ህወት የስመዕልና ክቡር መምህርና ስብ ክፍርድ እንበር ክስትውዕል ኣይክእልን

  • @gfgffy8060
    @gfgffy8060 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን (((3)))🙏🙏🙏

  • @GalGerye-em2fp
    @GalGerye-em2fp 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤❤

  • @AbuchinHope
    @AbuchinHope 2 หลายเดือนก่อน +1

    kale hiwet yesmealna egziabhear memhrey amen

  • @user-kd2li3ch9c
    @user-kd2li3ch9c หลายเดือนก่อน

    ሰናይ ቃል ይኡ ፀጋኡ የብዝሐልኹም🙏🙏

  • @aaff882
    @aaff882 2 หลายเดือนก่อน +4

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ሓውና ሚድያና ነተባብዕ ክብራት ኣሕዋትና❤❤❤❤

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 2 หลายเดือนก่อน +3

    አምላክ ቅዱሳን ይሓግዘና መምህርና ጸጉኡ የብዝሕ ቃለ ሕይወት የስመዐልና✅💙

  • @fotofoto378
    @fotofoto378 2 หลายเดือนก่อน +2

    እግዛብሄር ኣምላክ ምስትውዓልን ልቦናን ይዓድለና ኩብር መምህርና ድማ ቃለ ሄወት የስመዐልና 🙏🙏🙏

  • @user-vy4yg3gn9n
    @user-vy4yg3gn9n 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጋ የብዘሐልኩም ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ መስተውዓሊ ዓይነ ልቦናና የብረሀልና

  • @grmaneshalal4401
    @grmaneshalal4401 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ሕይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና🌸💝💝🌸💝

  • @Teamt-nn4iq
    @Teamt-nn4iq 2 หลายเดือนก่อน +3

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና❤ብስም ደቂ ተዋሕዶ ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ❤መምህርና ሰብ ተኽሊል በዚሑ በሓቂ ከጠራጥረና ጀሚሩ በሓቂ ድዮም ብ ድንግልና ጸኒሖም😢

  • @user-cj3qk2mb6j
    @user-cj3qk2mb6j 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ይሰመዐልና ጸጋ የብዝሕ መምህርና ልቦና ይሃበና ኣቦታት ትግራይ ኣዝዩ ድኽመት ኣሎ ልምንታይ ጉቡኦም ዘይዋጽኡ ምስ ይቅርታ

    • @medhini7477
      @medhini7477 2 หลายเดือนก่อน

      ተተናገሩለ ሰማዒ የለን መስተዉዓሊ የሃበና😢

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም🙏❤❤❤

  • @Noob-mo4jk
    @Noob-mo4jk 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስመዐለና ❤❤❤

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 2 หลายเดือนก่อน +1

    እኳዕ ሰላም መፃእኩም ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት የስመዐልና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና ፀጉኡ የብዘሐሎም እግዚኣብሔሬ ዶ ሕሹኽ ኢልኩም ይኮን ኣብ ልበይ ዝሓስዎ ዝነበርኩ ስለ ዝመለስኩምለይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን
    ምስጋና ልእግዚኣብሔር ኣምላክና ይኩን ተመስገን❤❤❤

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITV 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @user-zz2xm1eu3q
    @user-zz2xm1eu3q 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ የብዝሕ🕊❤

  • @fdg761
    @fdg761 2 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ይምስገን ኣሜንን ❤❤

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur Memhrna ❤

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @aynalemaynalem-xb9qo
    @aynalemaynalem-xb9qo 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ መስተውዓሊ ዓይነ ልቦናና የብረሀልና😢

  • @user-sm8vn6zm3d
    @user-sm8vn6zm3d 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይመስገን የኛ እንቁ ቃል ህይወት ያሰማልን

  • @SOLYANA434
    @SOLYANA434 2 หลายเดือนก่อน

    ቓለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መ/ረይ ጸጉኡ የብዝሕ❤👏

  • @user-ri6dw4hu7j
    @user-ri6dw4hu7j 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ንንንን

  • @fhjih578
    @fhjih578 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ym7vq8fi4t
    @user-ym7vq8fi4t 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና🥰
    እግዚአብሔር አምላክ ምሰትውዓልን ልቦናን ይዓድለና🤲

  • @user-br1qr2hw7f
    @user-br1qr2hw7f 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና🥰❤

  • @majedmousa
    @majedmousa 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና❤

  • @user-tl8tv6fi8x
    @user-tl8tv6fi8x 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐለና መምህረይ ደሰ ዝብል ዝሰማዕናዩ አብ ፅላት ልብና የሕድሮ

  • @YoDaha
    @YoDaha 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና

  • @kiflomhailu3651
    @kiflomhailu3651 2 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ትምህርት ቃል አምላክ የስምዕካ መምህር

  • @never-w3u
    @never-w3u 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የሰመዐና መምህርና 💙🙏

  • @user-cj3rz2ew2r
    @user-cj3rz2ew2r 2 หลายเดือนก่อน

    👏👏👏❤❤❤

  • @selamhaile8324
    @selamhaile8324 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዓልና🙏

  • @senaytsenayt6366
    @senaytsenayt6366 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሰናይ የስመዐልና መምህር

  • @user-sk5bo4qf5q
    @user-sk5bo4qf5q 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህወት የሰመዐና

  • @FevenFtwi
    @FevenFtwi 2 หลายเดือนก่อน

    Qale hywet yesmealna kbur memhrna❤ egziabher fltetka ybark❤

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህረይ

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x 2 หลายเดือนก่อน

    _እግዚአብሔር ይመሥገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም መምህረይ💐💜_

  • @midomi7537
    @midomi7537 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይመሰገን ክቡር መምህረይ❤❤❤

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡር መምህርና🙏

  • @user-oj2zs7if8k
    @user-oj2zs7if8k 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም መምህር ❤

  • @HfgJff-le8zu
    @HfgJff-le8zu 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት ያስምዐልና መምህርና ናይበዝሓና ጥያቄ እዩ ተመልሱልና ያኽብርልና ፀግኡ የብዚሐሎም

  • @fkreykahsay5665
    @fkreykahsay5665 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @haregugebremedhin8880
    @haregugebremedhin8880 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-of8ej7je3j
    @user-of8ej7je3j 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-ty8sg4nm6u
    @user-ty8sg4nm6u 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @deradubai1754
    @deradubai1754 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️

  • @AbdullhHani-hf1cc
    @AbdullhHani-hf1cc 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @avg4628
    @avg4628 2 หลายเดือนก่อน

    መምህር ቃለ ሂወት የስመዐልና ዝተፉተሐት ሓንቲ ሰብ ብከመይ ቀለበት ትኣስር ማለት ቤተክርትያን ክትኣቲ ትክእል ዶ ክትምልስለይ ብተስፉ እፅበ

  • @user-sb5se7qd3l
    @user-sb5se7qd3l 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ዲ/ን ሓወይ ግን ኣነ ዘይተረዳኣኒ ነገር ኣሎ ተኺልል ክንደይ ዓይነት ድዩ??ማለተይ ኣነ ዝፈልጥ ናይ ደናግል ብቻ እየ ግን ደናግል ዘይኮኑ ብተኪልል ዝምርዓዉ ኣለውሞ ንሱ ድማ ናይ ንስሃ ተኪልል እዩ ኢለናኒ ኣነ ኣይተረዳኣንን ደናግል ዘይኮኑ ዳኣ ካባ ብቻ የኾነይ ድዩ ዝፍቀዶመቀ በጃኹም ኣረድኡና ክቡር መምህረይ ብዙሕ ሰብ በዘይ ፍላጥ ንጋገ ከይንህሉ።

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 2 หลายเดือนก่อน

    መምሕረይ፡ኣጀንድእካ፡አይከነይዋ፡ግን፡ክትምሉስለይ፡ተስፊይገብር፡ኣነ፡ዘይረብሕ፡ሓጥያተኛ፡እየ፡ግን፡ግን፡ሎማኣንቲ፡ቲግራወይት፡ምካነይ፡ዝሕፈርኩሉ፡መዐልት፡፡እዩ፡፡ዘሕፈረኒ፡ማዐልት፡እዩ፡በክሊል፡ተሞርዐያ፡ከብ፡መጠን፡ንላእሊ፡ተሓጉስና፡፡እት፡ዘሕዝን፡ግን፡እክሊል፡ደፉእካ፡ጭረራ፡ዳንኬራ፡፡እም፡ተፈላጢት፡የሕዝን፡፡ዝብኢ፡እምንታዩ፡ወቂእካዮ፡ኣብ፡አፉ፡እግደድካሉ፡ይበሓል፡፡😢😢😢😢😢😢፡ካብኡለ፡ናይ፡አያ፡ዘብርኣብሩክ፡እልተመርዐይዎ፡ኣሚ፡በክሊል፡እልተሞርዕዩ፡ሙካኖሙ፡ዝወፅእ፡ዘሎ፡ከዚ፡ኣየሕፍርዶ፡ኣንሕናስ፡ሓፊርናዋ፡፡ካብኡለ፡እት፡ኩሉ፡ልግበርሎ፡ኣብታ፡ኣባይ፡እትበሓል፡መቀልና፡እዩ፡እም፡ሊቃውንት፡መቀለከ፡ይርእው፡እለው፡ድዩሙ፡መስሕቂ፡ኣዲ፡ሰለስተ፡ኢና፡ኮይንና፡ዘለና፡፡እታ፡ትግራይ፡ኣዲ፡ቁድሳን፡እትበሐልማ፡ኣበይ፡እዩ፡ትቅድስና፡ልክልተ፡ጎይቶት፡እናተ፡ግዛእና፡ብዝይ፡ንፈጣር፡ብዝይ፡ልስይጣን፡፡በይዛካተሙ፡ሊቃውንቲ፡ኣገብ፡ኣገብ፡ኣገብ፡በሉናታ፡ምዕት፡ከይመፅና፡፡😢😢😢😢😢መምሕረይ፡ተደፊርለይቅርታ፡ግበሩለይ፡ግን፡😢😢😢

    • @alemdesta454
      @alemdesta454 2 หลายเดือนก่อน +2

      ናይ አቦታትና ጉድለት እዩ ህዝብና ሰአን አፍልጦ ወንጌል ጠፊእና ኢና/ምስ ዘመን ዘምፀአልና ንጠፍእለና !!!ግን ከምኡ ኢልና ክንከድ ከለና አቦታትና እዮም ክግስፁና ዝግበኦም አይግበርን ኢሎም ምእታው ክክልክሉና ይግበኦም።።።።

  • @GalGerye-em2fp
    @GalGerye-em2fp 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤❤

  • @selemawittadele3572
    @selemawittadele3572 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና መስተወዐል ልባና ይሃብና🙏❤❤

  • @user-ww8yn9cd4h
    @user-ww8yn9cd4h 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @fhjih578
    @fhjih578 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤