ምንባብን ኣገዳስነቱን (6 ረብሓታት)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • #tigrigna #eritrea #eritreancomedy #habesha #eritreanfilm #eritreanguayla #eritreanmovie2023 #philosophy #eritreanmovies #duet

ความคิดเห็น • 24

  • @MerhawiHabte-xw3yq
    @MerhawiHabte-xw3yq 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰካም ፊሊ ሓወይ። ብጥሚ ደስ ዝብል ሓሳባት።🎉🎉🎉🎉

  • @Amanuelkfley
    @Amanuelkfley 3 หลายเดือนก่อน

    ፊሊ ሓወና ጎበዝ የቅንየልና ኣይ'ትጥፋኣና ኢኻ
    ቀጻሊ ተምጽኦ ቡሉጽ ትሕዝቶ እዩ

  • @senaithaile5846
    @senaithaile5846 3 หลายเดือนก่อน +1

    I am glad I found you on TH-cam. You are an inspiration. Thank you.

  • @habengebreluul7762
    @habengebreluul7762 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ንጹር 👍.

  • @awethayelom1762
    @awethayelom1762 3 หลายเดือนก่อน

    Good job 👏 brother keep it up ❤❤❤❤. Thank you for your support and interesting topics special in Reading 📚 👍

  • @muluefisehaye2468
    @muluefisehaye2468 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንብብ እንተንቢብካ ድንቁርና 'ዩ ዝርሕቀካ
    Creted MG ,motivastion

  • @mealti
    @mealti 3 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ስራሕ ፊሊ🎉❤🎉

  • @senumekeret4109
    @senumekeret4109 3 หลายเดือนก่อน

    Kemey dka Asli ❤kulu zbelkayo kbla zelewo zereba e u tebarek fili wedi ❤❤❤

  • @filimonhagos5140
    @filimonhagos5140 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you Fili

  • @Hiyab-SR
    @Hiyab-SR 3 หลายเดือนก่อน

    Great job as always dear brother and keep going.

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  3 หลายเดือนก่อน

      Thank you dear I will

  • @bigmanyea8347
    @bigmanyea8347 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you very much fili hawey

  • @Veronica-cx7hl
    @Veronica-cx7hl 3 หลายเดือนก่อน

  • @user-oj8mq6on9i
    @user-oj8mq6on9i 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @user-fi1og7fw4q
    @user-fi1og7fw4q 3 หลายเดือนก่อน

    Fili

  • @rutaokbaldet9430
    @rutaokbaldet9430 3 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍🙏🙏🙏

  • @ELNAR93
    @ELNAR93 3 หลายเดือนก่อน

    ብሉጽ ኣቃራርባ ከምቲ ልሙድ ፍሊ ሃወይ

  • @AlexkidaneNegasi
    @AlexkidaneNegasi 3 หลายเดือนก่อน

    ፊሊ ወዲ ከም ወትሩ ጽብቅ ካብ ፈለማ ኣቲሒዘ ተካታቲለካ ሃናጽቲ ሓሳባት ኢካ ተቅርብ ዘለካ ንኪድ ጥራይ።

  • @Henok.M
    @Henok.M 3 หลายเดือนก่อน

    ገለ ዓይነት! እወ ይኣኽ ኣብ ምንባብ ጥራይ ዘይኮነ ወላ ሰብ ክዛረብ ከሎ ንሓሳባቱ ንስኻ ኮንካ ትሰምዖ ወይ ተንብቦ እሞ፣ ሽዕኡ ዘድልየካ ሓሳባት ትወስድ፡ ዘየድልየካ ኸኣ ፍሒርካ ትቐብሮ 😂። ሓቅኻ ኣብ ፋንታዚ የእትዩ ክውንነትን ሓቅን ንኸይትፈልን ክትጸልእን ዝገብረካ ኣዝዩ ዝተጋነነ ዘይ-ልቢወለድ ግን ድማ ልቢ-ወለድ እዩ ክትብሎ ዘድፍር ጽሑፋት ኣሎ። ከተንብቦ ብጣዕሚ እዩ ጥዑም፣ ምስቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ውሁብ ኩነት ወይከኣ ክውንነት ግን ጽልእ እዩ።
    ካልእ ከምዝርድኣኒ ናይ ካልእ ሰብ ኣተሓሳስባ ብሓሳብ ጥራይ ናትካ ኣተሓሳስባ እዩ ማለት ኣይኮነን። ነቲ ኣተሓሳስብኡ ክትነብሮ ተፈቲንካ ግን፡ ከምኡ ቅዳሕ ትኸውን። ስለዚ ኣተሓሳስብኡ ቀዲሕካ ንዕኡ ክትመስል ምፍታን ጽቡቕ ኣይኮነን። ከምዚ ዝበልካዮ ካብ ኣተሓሳስብኡ ግን ገለ ነገር ትወስድ ወይከኣ ትመሃር።

  • @wedizayle7841
    @wedizayle7841 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks fili