እዋናዊ፡ መድረኽ ኣሸንዳ ጉዱኣት ሰራዊት ትግራይ ሙሉእ ትሕዝቶ 20/08/2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 29

  • @fidleytube
    @fidleytube 22 วันที่ผ่านมา +3

    ዋዕሮታት እንኳዕ አብፀሐክን ክልክን ደቂ አሸንዳ ፅብቃት ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 22 วันที่ผ่านมา

    ክብርን ናፅነትን ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ💖💃🏻💖💃🏻💖
    ኩሉ ውፅኢት መስዋእትኽን እዩ 'ሞ ሓምብጣሉ!!
    ርሑስ ብዓል ቅንያት ኣሸንዳ ንመላእ ኣዋልድ ትግራይ💖😘💖

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t 22 วันที่ผ่านมา +1

    ክብረ ንጀጋኑና 😍😍😍😍😍😍💛💛💛

  • @SabaDesta-ed3dn
    @SabaDesta-ed3dn 22 วันที่ผ่านมา

    እሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ክብራ ናዓኺ❤❤❤❤

  • @TEEK4039
    @TEEK4039 22 วันที่ผ่านมา +2

    ኣዋልድ ትግራይ እንቋዕ ንኣሸንዳ ኣብጸሓካትክን!!!! መጻኢ ዘመን ናይ ራህዋ፣ ናይ ሰላምን ቅሳነትን ይግበረልክን!!! ካብ ንነብሶምን ስልጣኖምን ኣርሒቖም ዝእምቱ መራሕቲ ይፍጠረልክን።
    ❤❤❤

  • @hailuabreha9675
    @hailuabreha9675 22 วันที่ผ่านมา +1

    እስይ ጀጋኑና እንካዕ ናብዚ ኹብር ናይ
    ትግራይና ባዐል አሽንዳ ብስላም እብጻሃክን ብጣዕሚና ንፎወትክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @user-ux9vd4qd8s
    @user-ux9vd4qd8s 22 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ህይወት ናይ ህዝቢ ትግራይ ዘቀፀልክን ዋዕሮታት ትግራይ እንዃዕ ኣብፅሐክን❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤

  • @zbansas8686
    @zbansas8686 22 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂኩልኽንመላምል፣በጀካ ንኸብዶም ዝሓስቡ መራሕትኽ

  • @user-bj8wl2bp5i
    @user-bj8wl2bp5i 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላምኩም ይብዛህልኩም❤❤❤

  • @SELEMONKINDE-bq5bz
    @SELEMONKINDE-bq5bz 22 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሸንዳ ናይ ሰላምን ልምዓትን ሐድነትን ይገበረልና ህዝብና ብልምዓት ተካሕሱን ትሓጉስን ዝነብረላ ትግራይና ኩላን ኢጃምና ነዋፃኢ ሰናይ ቅንያት አሸንዳ ይገበረልና

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk 22 วันที่ผ่านมา +1

    ዋዕረታት ጀጋኑና ኩሉ ፅገም ሓሊፍክን እንካዕ አብፀሐክን❤❤❤❤❤❤🖐

  • @didshsh2
    @didshsh2 22 วันที่ผ่านมา +1

    ክብር ኒዋዓሮታት ጀጋኑ ❤❤❤❤❤❤

  • @ZebBur-jv5wi
    @ZebBur-jv5wi 22 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሂወት ተሪፍክን ናበዛ ክብርቲ በዓል ደቂ አሸንዳ አብፀሐክን አብፀሐና ከምቲ ንፀላኢ ፊትንፊት ገጢምክን ዝሰዓርክኖኦ ሐዚ ለንመብትክን ሸምጥክን ገቲርክ በዘይ ሰጋእ መጋእ ክትምክታ ፃዊዒት የቅርበልክን
    እቲ ብሕሉፉ ዘይጠሐስ ጉጅለ ዳግም ነታ ዝተረፈት አካልክን ንኽጭርሽ ዝህንደድ ዘሎ ሓይሊ በቃ በለኦ ጀጋኑ ተጋሩ
    ይቅርታ ዋዕሮ አብ ኤርትራ ዝርከብ ቦታ ስለ ዝኾነ ነግዚኡ ሓዲገዮ አለኩ ጀጋኑ አንበሳታት ኢለክን አለኩ

  • @user-ux9vd4qd8s
    @user-ux9vd4qd8s 22 วันที่ผ่านมา +1

    ዋዕሮታትና እንዃዕ ኣብፅሐክን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 22 วันที่ผ่านมา +1

    Hizbi Tigrayna enqae lab Beale KidaneMhret Ashenda absehekn absehekum selam, fikri, hadnet hizu limesie beal amet yigberelna 🙏🌷❤💖💐🌹💜🤎❤️💗💚💞💓💕❣️💛💝

  • @user-uz2hq4nj6p
    @user-uz2hq4nj6p 22 วันที่ผ่านมา

    Ashenda is good Culinary for us

  • @بهميةاندونسية
    @بهميةاندونسية 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-tw9ej1fp8j
    @user-tw9ej1fp8j 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @lidyateklemichael474
    @lidyateklemichael474 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @arongoitom-o6i
    @arongoitom-o6i 22 วันที่ผ่านมา

    💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 22 วันที่ผ่านมา

    TPM ፅቡቃት መደባት ተቅርቡ ኣለኩም። ነመስግን።

  • @mahlettuumay4327
    @mahlettuumay4327 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤😢

  • @AG-py4xd
    @AG-py4xd 22 วันที่ผ่านมา

    Waiting ❤

  • @wenshettamerate642
    @wenshettamerate642 22 วันที่ผ่านมา

    Tdf jegenoche enkoine le ashenda beale beselam aderesachu❤❤❤

  • @Welse1965
    @Welse1965 22 วันที่ผ่านมา +2

    ህውሓት ዝብሀል ውድብ ቆልኡ ትግራይ እናበለኧ አብስልጣን ክነብር ዝደሊ ጉጅል ይአክል ንበሎ ብሰላም ክንነብር ኢና ንደልይ ምስ ብሄር ብሄረተሰበባት ኢትዮጵያ።

    • @wenshettamerate642
      @wenshettamerate642 22 วันที่ผ่านมา +1

      Kolu zebaleshew Eirtiya , fano ena Abye enji tplf aydelm ensu le netsanetachew new yetagelu enji le tplf aydelem❤ ❤❤❤❤

  • @user-ym6xe6cm3
    @user-ym6xe6cm3 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7k 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @merimeri762
    @merimeri762 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉