🛑ኣደይ ንሕቶታትኩም መልሲ ሂባ || ኣውደኣመት ምስ ኣደይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 พ.ค. 2024
  • #tigray #eritrean #recommended #easter#holiday
    🛑ኣደይ ንሕቶታትኩም መልሲ ሂባ || ኣውደኣመት ምስ ኣደይ
    ሰላም ፍትዋተይ መጀመርያ እንኳዕ ንጌታና መድሓኒትኒናን እየሱስ ክርስቶስ ትንሳኤ በዓል በሰላም ብጥዕና ብፍቅርን
    🙏🙏♥️♥️♥️
    ኣብ ናይ ሎምዓንቲ ቪድዮና ኣደይ ንዓይ ክንደይ ዝኣክል እያ ትፈልጠኒ ዝብል ብሓደ ክንርኢ ኢና።
    እንተፈቲኹሞ ላይክ ሼር ግበርዋ ርኢቶኹም ድማ ኣብ comment ኣካፉልኒ የቐንየለይ።
    ሰናይ ምክትታል !!!
    #tigray #eritrean #surprise #easter #holiday
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 353

  • @brandbinientertainment4558
    @brandbinientertainment4558 2 หลายเดือนก่อน +47

    ንኩለኩም ኣመንቲ ክርስትና እንኳዕ ኣብፀሓኩም 🙏

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 2 หลายเดือนก่อน +33

    ኣዴኻ ኣኽብራ ኣነ ካብ ኤርትራ ካብ ዝስደድ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ኣለኒ ምስተፈለኻ ኢኻ ትፈልጦ ፍቅሪ እለዲ🇪🇷💙

    • @angeup
      @angeup  2 หลายเดือนก่อน +1

      🥺🙏🙏♥️♥️♥️🥰

    • @user-ce2jq4eb5i
      @user-ce2jq4eb5i 2 หลายเดือนก่อน +1

      ትኽክል 👌❤️❤️❤️

    • @Justworkhard-iu4ry
      @Justworkhard-iu4ry หลายเดือนก่อน

      ኣጆኻ bro እግዚኣብሄር ምሰ ኣደኻ ብሰላም የራኽብካ ። ኩሉ ግዜ መዝሙረ ዳዊት ድገም ,ቤተክርሰትያን ኪድ እግዚኣብሄር ከበርተዐካ እዩ ምሰ ኣደካ ውን ከራክበካ እዩ ።

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 2 หลายเดือนก่อน +18

    ኣጆካ ዝሓወይ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ ድማ የብፅሕካ❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 2 หลายเดือนก่อน +18

    ኣሜን እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ከምዚ ንዓመታ ምስ ወለድና ክነክብሮ ንምነ🤲ኣንጌዋ ሓፂሩ ግን ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ንኣዴኻ❤❤❤🙏

    • @angeup
      @angeup  2 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🥰🥰♥️♥️

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470 2 หลายเดือนก่อน +46

    ብሽም አድኡ ል አንጊ ሳፕስክራይፕ ግበሩኒ አይክፈሎን እኾ ንምንታይ ኢኹም ትሕስዱ ተጋሩዋይ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃበን🙏✅

    • @user-wc7vo5xn2v
      @user-wc7vo5xn2v 2 หลายเดือนก่อน +1

      ገይረልኪ ዓሳድዋይ❤❤

    • @amlesetmuruts470
      @amlesetmuruts470 2 หลายเดือนก่อน

      @@user-wc7vo5xn2v የቐንየለይ እምቤተዋይ💜

    • @user-rh6zq2ty4s
      @user-rh6zq2ty4s 2 หลายเดือนก่อน +1

      ገይረልኪ ኣለኩ ኤምሊየ🎉❤

    • @amlesetmuruts470
      @amlesetmuruts470 2 หลายเดือนก่อน

      @@user-wc7vo5xn2v የቐንየለይ ጎተይተዋይ

    • @amlesetmuruts470
      @amlesetmuruts470 2 หลายเดือนก่อน

      @@user-rh6zq2ty4s የቐንየለይ እምቤተዋየ🙏

  • @user-ci1cj3ei6d
    @user-ci1cj3ei6d 2 หลายเดือนก่อน +16

    እንካዕ ኣብፀሐኩሙ ብሉፃት ስድራ ኣሜን ሓቢሩ ማማይ መዓረይ 👏☘️♥️🦋🔥

    • @angeup
      @angeup  2 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🥰🥰♥️♥️♥️

  • @arebtaemieyetenadidenrechr3813
    @arebtaemieyetenadidenrechr3813 2 หลายเดือนก่อน +18

    አዶ ሽሕ ዓመት ትንበር 🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ኣቦካውን ሓደ ማዓልቲ ኣምፀኣዮም ❤️❤️❤️❤️❤️

    • @angeup
      @angeup  2 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🥰🥰♥️♥️

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 2 หลายเดือนก่อน +10

    ኣደዋይ ብርሃን ገፃ ዕድመን ጥዕናን ነደታትና 🙏♥️

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 2 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤አሜን አሜን አሜን ክብራተይ አዴካ ደስ ክትብል። ማዓረይ እንዃዕ አሕቢሩ አብፀሐና🙏❤️❤️❤️ ናይ ዓመት ሰባት ይበልና ፈጣሪ ተመስግን አምላክ አቦና ብጣዓሚ እየ ዘመስገንካ ለባም ሰብ። ።🙏❤️❤️❤️

  • @musse_shakur
    @musse_shakur 2 หลายเดือนก่อน +14

    Enkae abtseh deki remey edeme mes mulue tena nedena❤❤

    • @angeup
      @angeup  2 หลายเดือนก่อน

      Thanks brother 🙏🥰🥰

  • @melatyohanes585
    @melatyohanes585 2 หลายเดือนก่อน +9

    ኣሜን(3)እንካዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሜን(3) እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና
    ማምየ ብርሃን ገዛ ዕድመ ጥዕና ይሃብኽን ኣዶዋይ♥️♥️♥️♥️👏

  • @ghde996
    @ghde996 2 หลายเดือนก่อน +4

    Kibrti Adey sle shimkin I subscribed to this channel. And I also gave this video a thumbs up. Yekenyelna mama. Eritrawi Hawkum

  • @RShaN-kiki
    @RShaN-kiki 2 หลายเดือนก่อน +4

    አደዋይ ምቅርቲ ፍጥረት አንጊዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ 🥰💥🌹🙏

  • @Hareg675
    @Hareg675 2 หลายเดือนก่อน +15

    ሃለቃ ኣንገሶም 😂 ዙኩሉ እናታኣማመነትልካ ኣዲኻ ብቁምነገር ሓዳር ክትገብር ይምነየልካ❤🤲

    • @angeup
      @angeup  2 หลายเดือนก่อน

      😅😅🥰🥰🥰♥️♥️

  • @user-cy9ik4cb9m
    @user-cy9ik4cb9m 2 หลายเดือนก่อน +7

    Great job you are lucky enough to have beautiful mothers God bless

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs 2 หลายเดือนก่อน +4

    አሜን ንኩላትና እንኳዕ አሕቢሩ አብፀሐና
    አስስስስስይ ዕድመንን ጥዕናን ይሃበን ፈጣሪ ከማካ ናዓናውን የማስለና ዛሓወይ❤❤❤❤❤

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሜን ሓቢሩ እንኳዕ ኣብፅሐና ኣጆካ በርትዕ ዝሓወይ❤❤❤

  • @hamelmalkahsay1535
    @hamelmalkahsay1535 2 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ አብጸሐኩም ንበዓል ትንሳኤ አዶን
    ወዲይን ከምዚ ዝበለ ደስ ዝብል ናይ ስድራ ፍቅሪ ብጣዕሚ ያሖጉስ 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @edenaraya9795
    @edenaraya9795 2 หลายเดือนก่อน +6

    አዴካ ሽኮሪና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 2 หลายเดือนก่อน +8

    አሰይ ደስ ክትብሉ ማማየይ🥰😊አብ ስራሕዩ ዝውዕልያ😂

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ሓብሩ ኣብፀሐና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 2 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ አብፀሓና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራካ ❤❤❤❤

  • @GgGg-jh2xk
    @GgGg-jh2xk 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሜን አሕቢሩ እንኳዕ አብፀሓና ሓሳብልብካ ይስመርልካ መማ ዕድመን ጥዕናይ የሃበን❤❤

  • @user-jy2xc6ng1n
    @user-jy2xc6ng1n 2 หลายเดือนก่อน +7

    እንካዕ፡ኣብፀሐኩም

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርቲ ኣደዋይ ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣበጸሐና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ማማዋይ ሽሕ ዓመት ትንበርልና🙏❤❤❤❤❤💘💘💘💘

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሜን እንኳዓ ሓቢሩ ኣብፀሐና ክብርቲ ወላዲትና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @jamalgaberut1654
    @jamalgaberut1654 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ፈጣሪ ማሜ

  • @DPo-fq3lb
    @DPo-fq3lb 2 หลายเดือนก่อน +4

    አሜን እንካዕ ሓብሩ አብፅሐና😍😍😍

  • @sarasa1683
    @sarasa1683 2 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ምበለን አደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ አዶ ናይ ገዛ ብርሃን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @suosuowe6666
    @suosuowe6666 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @user-yu8uq9ic6r
    @user-yu8uq9ic6r 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ማሚተይ🥰🥰♥️♥️

  • @user-qs1wf1bl3w
    @user-qs1wf1bl3w 2 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ መመሳሰል ስታምሩ እድሜ ጤና ለናትና ልጁ 🙏🙏🙏

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና ❤❤❤

  • @user-yt4qu9yc1g
    @user-yt4qu9yc1g 2 หลายเดือนก่อน +1

    ምቅርቲ ወላዲት ዕድመን ጢዒናን ይሃብክን❤❤❤❤❤

  • @user-pz8pj8qz6d
    @user-pz8pj8qz6d 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይ ድሰ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣዶዋኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤

  • @HagossBerihu
    @HagossBerihu หลายเดือนก่อน +1

    Ade tinber bzey Ade hiwet blash eya🥰🥰🥰❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @tsegat6873
    @tsegat6873 2 หลายเดือนก่อน +1

    kfetweka anes angeway❤❤❤nedeka dima newih edmen tienan yhaben enasehaqkum nberu🎉🎉❤❤❤

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሓንቲ ሕቶ ቀርያትካ አላ ንአብ ስደት ዘለዎ/ዋ አሕዋትካ ብከመይ ይርኣና አብ ቀፃሊ መልሲ ክንፅበ እየ❤

    • @Justworkhard-iu4ry
      @Justworkhard-iu4ry หลายเดือนก่อน

      ኣብ ሰደት ዘለኩም ኣሕዋትና እግዚብሔር ብሰላም ነዓድኹም ይመለሰኩም ። ሓሳብ ልብኹም የሰምረልኩም ። ብጣዕሚ ኢና ነኽብረኩም ማእገር ሰድራ ኢኩም ❤❤❤ ኩሉ ግዜ እግዚአብሔር መፅናዕኒዒኩም ይኩን ። እግዚአብሔር ህይወትኩም ይቀይረልኩም/ክን ። ብሓቂ ብጣዕሚ ኢና ንናፍቀኩም።

  • @sll4867
    @sll4867 2 หลายเดือนก่อน +3

    Hasabi Libka Yefetsimka Zahawe

  • @SSh-rn4zi
    @SSh-rn4zi 2 หลายเดือนก่อน +1

    Edmen tenan nadietat. Zhawey ajoka

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 2 หลายเดือนก่อน +4

    እካዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም❤❤❤

  • @user-hh4hl1jr7m
    @user-hh4hl1jr7m 26 วันที่ผ่านมา +1

    Adeway. Yenae marrrrrrr❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bl3gl5cc2b
    @user-bl3gl5cc2b 2 หลายเดือนก่อน +1

    Love you mom❤❤

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር አምላክ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኺ ማማየ ምስ ኣንየ ወድኺ❤🙏

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 หลายเดือนก่อน

    ኣደዋይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን 🙏🥰🥰

  • @ngstihylemaryam7540
    @ngstihylemaryam7540 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዶ ብርሃን ገዛ❤❤❤❤ እንኻዕ ኣብፀሓኩም

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይ ማዝዋ ፅሪቲ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕኣብፀብሐኩሙብሉፃትሰድራኣሜንሓቢሩ ማምይመዓረይ💕💕

  • @melataskal9201
    @melataskal9201 2 หลายเดือนก่อน

    ይመችኻ ዛሓወይ ኣደዋኣኻ ዕድመን ጢዒናን ያሃበን ፈጣሪ❤🙏

  • @user-jf7iy7ms7f
    @user-jf7iy7ms7f 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ቆናጁ ኣደዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semiraabrahim1264
    @semiraabrahim1264 2 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም❤❤❤❤

  • @amantube28
    @amantube28 2 หลายเดือนก่อน +1

    ማማዋይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብክን ❤️❤️

  • @user-rs5wt6cu8k
    @user-rs5wt6cu8k 2 หลายเดือนก่อน +2

    Asey des behaletiy aden weden❤❤❤❤❤❤

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v หลายเดือนก่อน

    እስይይይይ ደሰ ክትብሉ ኣደዋይ ፃሓይ ገፃ ሽሕ ዓመት ንበርለይ💋💋💋❤❤❤ኣጆኻ በርትዕ ዝሓወይ ኣብ ጎድንካ ኣለና✌

  • @aedf4837
    @aedf4837 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ኣብፅሐኩም❤❤❤❤

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 2 หลายเดือนก่อน +1

    🥰🥰🥰🥰🥰 u have a blessed Holiday GOD bless you Both🙏🙏🙏🙏😘😘😘😘😘

  • @micosimon2748
    @micosimon2748 2 หลายเดือนก่อน +1

    Betaemi gobez eka ketsilelu

  • @terhasteklay9840
    @terhasteklay9840 2 หลายเดือนก่อน +2

    Asey Edimen tienan yehabkum fetari ♥️😍🥰🥰

  • @Brihentsify-zc8wc
    @Brihentsify-zc8wc 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ማማ ኣይሓስቦይ በላ😂😂😂😂😂❤❤❤❤ድሮ ይመችኹም❤❤❤❤❤

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉እንኳዕ ኣብፀሓኩም

  • @GdgdDhdh-uq1ci
    @GdgdDhdh-uq1ci 2 หลายเดือนก่อน +3

    እውይ ደሰ ክትቡሉ ጣዕማማት❤❤❤❤

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን ፫እንካዕ አሕብሩ አብፀሐና አዶ ብራሃን ገፃ እፍ አደዋይ እካ ናፍቀ አምላክ ስደትና የሕፅረልና ❤

  • @gedu8644
    @gedu8644 2 หลายเดือนก่อน +3

    ንኩልኩም ተክተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ኣብፀሐኩም💜

  • @SalamaSalama123-ur1nj
    @SalamaSalama123-ur1nj 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕና ይሃብኩሞ ፈጣሪ ❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @emmaq1588
    @emmaq1588 2 หลายเดือนก่อน +1

    አደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤

  • @user-zm7ed5bl1s
    @user-zm7ed5bl1s 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዓሚ እኺም ደሰ ትብሉ

  • @user-be3ws9if1g
    @user-be3ws9if1g 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያት❤❤❤

  • @user-nc8id6od6q
    @user-nc8id6od6q 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ደስ በሃሊ ❤❤

  • @HadasTedros
    @HadasTedros 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣዳዋይ ፃሓይ ገፃ❤❤

  • @SalamS-tn9sw
    @SalamS-tn9sw 2 หลายเดือนก่อน +1

    ማሚተይ❤

  • @YdtHr
    @YdtHr 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @jfjg1180
    @jfjg1180 2 หลายเดือนก่อน

    🌻🌻💐💐💐🌻🌻
    🌻🌺 እንኳን 🌺🌻
    🌻🌹አደረሰሽ🌹🌻
    🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻

  • @user-hk3or2cj1c
    @user-hk3or2cj1c 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤

  • @abadithagos
    @abadithagos 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉

  • @lixmony1698
    @lixmony1698 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @user-dv5qr6rv9f
    @user-dv5qr6rv9f 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-cm6uq9et1g
    @user-cm6uq9et1g 2 หลายเดือนก่อน +5

    💖💖💖♥️♥️♥️♥️♥️

  • @melay222
    @melay222 2 หลายเดือนก่อน +1

    your mum is looks smart ❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተዓዲልካ ብሓቂ ደስ ክብል❤❤❤❤❤

  • @iffufv3190
    @iffufv3190 14 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @abebagmedhen6544
    @abebagmedhen6544 2 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🙏

  • @merrymerry2356
    @merrymerry2356 2 หลายเดือนก่อน +1

    Edmen tanan yhabelkan ❤❤❤❤

  • @FgRr-yc1wg
    @FgRr-yc1wg 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🌹🌹🌹🌹

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @FbJ-vc7pr
    @FbJ-vc7pr 20 วันที่ผ่านมา +1

    ዋይ ደስ ክትብሉ ❤እም ብፍቅርካ ሓሚመ ኣለኩ በጃካ ገለ በለኒ 😂❤❤❤❤

    • @angeup
      @angeup  19 วันที่ผ่านมา +1

      ን mother ኣፍቅድያ 🤣🤣

    • @FbJ-vc7pr
      @FbJ-vc7pr 19 วันที่ผ่านมา

      @@angeup ሕራይ ጅቡዐይ ❤❤❤

  • @user-hy1bl4qz7c
    @user-hy1bl4qz7c 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Naod56
    @Naod56 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-zf9tn5fz7u
    @user-zf9tn5fz7u 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️

  • @hffug921
    @hffug921 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mdmajarul8661
    @mdmajarul8661 2 หลายเดือนก่อน +2

    ማሪየ አደዋይ❤❤❤❤

  • @user-qh4gm7nv7m
    @user-qh4gm7nv7m 10 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @jannaibrahim142
    @jannaibrahim142 2 หลายเดือนก่อน

    ብስም ማዘርካ ሳብስክራይብ ጌረካ ኣለኩ።
    ፍትውቲ ኣደ❤

  • @user-pu5ny4yl3v
    @user-pu5ny4yl3v 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️💝🤗🤗

  • @user-pk3pw2nt9h
    @user-pk3pw2nt9h 2 หลายเดือนก่อน +1

    💜💜💜

  • @Muhammad-ch4bp
    @Muhammad-ch4bp 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @zebibabraham3882
    @zebibabraham3882 2 หลายเดือนก่อน

    😍😍😍😍😍😍

  • @user-yl6be4ey5o
    @user-yl6be4ey5o 2 หลายเดือนก่อน +2

    አደዋይ❤❤❤