ቤተክርስትያንን መላእ ቤተሰብን ዘገረመ ታሪክ ፍቕርን ሓዳርን very surprising love story

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ค. 2024
  • ኣደይ ሞይቱ ኢላ ቀቢፃትኒ ነይራ ፈጣሪ ግን ካብ ሕማቕ ዓለም ዘፍቅራ ጋል ኣብ ገዝኡ ቀሪቡ ሂዎተይ ናብ ሙሉእ ታሕጋስ ለዊጡለይ፡፡ ቤተክርስትያንን መላእ ቤተሰብን ዘገረመ ታሪክ ፍቕርን ሓዳርን very surprising love story ሙሉእ ትሕዝትኡ ረኣይዎ ክትፈትዎ ኢኹም፡፡#like #share #subscribe ብምግባር ድማ ነዓና እውን ኣበረታትዑና፡፡ ሰናይ ምክትታል

ความคิดเห็น • 1K

  • @user-gf5rx9wy6q
    @user-gf5rx9wy6q 2 หลายเดือนก่อน +363

    ይቱብ ይኽፈቱ ትብሉ👍

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 2 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ሲስ❤

    • @Hareg675
      @Hareg675 2 หลายเดือนก่อน +7

      ብሓቂ ክኸፍቱ ይግበኦም ቡዙሕ ከምህሩ ይክእሉ ብፍላይ እቲ ወዲ❤

  • @SemratAraya
    @SemratAraya 2 หลายเดือนก่อน +496

    ዩቴብ ይክፍቱ ትብሉ ላይክ በሉ

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ሲስ❤

    • @gualwejerat2127
      @gualwejerat2127 2 หลายเดือนก่อน

      ዮትበራት ግን ደይሰራሕኻ ቁርሽ ምቕባል ማለት ብጣዕም ዎኡ ። ቶዓይነት ሰብ ዎኡ ድኻፍሎሙሎ ምፍላጥ ያድልዎኡ።

    • @SafsDadd
      @SafsDadd 2 หลายเดือนก่อน

      ዳምርኒ ናተይ ❤️❤️

    • @MmN-vi1yy
      @MmN-vi1yy 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @SemratAraya
      @SemratAraya 2 หลายเดือนก่อน

      @@AbushEtanbetL-vemeእሽኒ

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u 2 หลายเดือนก่อน +331

    ኩሉ ግዘ ከመዚ ኣቅርቡልና እትቡሉ አሕዋተይ💖

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +17

      ክነቕርብ ድሉዋት ኢና ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @yfr5w232
    @yfr5w232 2 หลายเดือนก่อน +100

    ነሓግዞም ተጋሩ አሕዋተይ መርአያ ንመንእሰያት እዮም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +2

      ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @SalamheAldshre
    @SalamheAldshre 2 หลายเดือนก่อน +187

    ናተኻ ሂወት ዘቃየር አምላክ ናተይ ሂወት እዉን ይቃየርለይ😢

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +6

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

    • @Hareg675
      @Hareg675 2 หลายเดือนก่อน +3

      ኣሜን ዝሓፍተይ ኣጆኺ ክሓልፍ እዩ🤲

    • @user-zg7mc9xb4s
      @user-zg7mc9xb4s 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን❤

    • @mesi-ug5di
      @mesi-ug5di 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን😢😢😢

    • @user-ng4ii8eg4n
      @user-ng4ii8eg4n 2 หลายเดือนก่อน +1

      አሜንንን (3) ንኩለና(

  • @user-mq3up5pm2p
    @user-mq3up5pm2p 2 หลายเดือนก่อน +106

    ከምዚኦም ዝበሉ መንፈሳዉያን ሰብ ሓዳር ኣቅርቡልና ንክንማሃረሎም እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +14

      እሺ ጥራይ ንስኹም ኣብ ጎንና ኹኑ ❤️❤️❤️

    • @user-bo4yr7ms2d
      @user-bo4yr7ms2d 2 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@fkrientertainmentኣለና ኣብ ጎንኹም ቀፅልሉ❤🎉

    • @SemratAraya
      @SemratAraya 2 หลายเดือนก่อน +2

      አለናአብጎንኩም

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@user-bo4yr7ms2dደምርኒ ሲስ❤

    • @Genet398
      @Genet398 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣለና ድስ ናበለና ❤❤❤🎉

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g 2 หลายเดือนก่อน +51

    ይቱብ ይክፈቱ ትብሉ ላይክ 🎉ምኻንኮ ተጋሩ ሓሳደት የኹም ኣብ ሰብኩም በእውነት ኣብ ኣማሓሩን ከለኦትን እኹም ታጨብጭቡ ክንደይ ሸገታት ይትቦሮች ናሃለዩ ተጋሩ ናይ ከለኦት ይትቦሮች ፕሮፋይ ይገብሩ😮

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +5

      ይስማዕማዕ እየ እዛ ኣረኣእያ ግን ክንልውጦ ኣለና።ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @SamsungA-xe4sq
    @SamsungA-xe4sq 2 หลายเดือนก่อน +46

    ናትካ ሂወት ዝቀየረ ኣምልኽ ናተይ ዉን ይቀይረለይ ኦ ኣምላከይ ኩሉ ከም ፍቃዲካ ይኩነለይ 🙏🥺😥

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 2 หลายเดือนก่อน +1

      Amen 3❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @reemal1725
    @reemal1725 2 หลายเดือนก่อน +51

    ታ ናብ መንግስቲ ስማያት መሪሓ ተእትወካ ስበይቲ ቀድምካ ምረፃ ቅዱስ ዮሃንስ አፍወርቂ ፈፀምቲ ይግበርኩም አሕዋተይ❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +6

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @SHSHAYHAGOS
    @SHSHAYHAGOS 2 หลายเดือนก่อน +52

    ብሓጎስ ወዲኤያ ዛቪድዮ ከምዚ ዝበለ መምሃሪ መጠንከሪ ቪድዮ ኢና ንደሊ ዘለና❤️🥰 ኣሕዋተይ አምላክ አብ ቃል ኪዳንኩም የጽንዕኩም እስካብ መወዳእታ💚

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +1

      የቐንየልና ክንቅፅለሉ ኢና ❤️❤️❤️

  • @heriheri369
    @heriheri369 2 หลายเดือนก่อน +31

    ዩቶብ ናይ ባዕሎም ይከፈቶም ትብሉ ግጨይኒ❤❤❤🎉🎉🎉ፁሩያት ማራ ደስ ትብሉ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-mq3up5pm2p
    @user-mq3up5pm2p 2 หลายเดือนก่อน +37

    ዩቱብ ክፈቱ ክሕግዘኩም እዩ ፅርያት ደስ ክበትብሉ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +2

      ፅቡቕ እሺ ግን ሐዚ ነዛ መፅሓፍ መሐተሚት እዮም ሓገዝ ደልዮም

    • @SesenMenasbo
      @SesenMenasbo 2 หลายเดือนก่อน

      እወ ነታ መፅሓፍ ተሓጋጊዝና ነሐትመሎም

  • @dnglmaryamadey
    @dnglmaryamadey 2 หลายเดือนก่อน +22

    ፍቅርኩም ይሰስን ባሓቂ ለባም ሰበይቲ ቤታ ትሃንፅ ዓሻ ግን ገዛአ ተዑኑ ይብለና ምሳሌ ለባም ኢኪ እግዚአብሔር ባአኪ ክንደይ ይሕጎስ መጨረሻና የፀብቀልና ንኩልና🥰😍

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @TaemoMeresa
    @TaemoMeresa 2 หลายเดือนก่อน +19

    *መጀመርያ እቲ ምንም ዘይስኣኖ እግዚአብሔር ይመስገን*
    ሓዳርኹም ይባርከልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሕዋተይ ካብ ክፉእ ህይወት ካብቲ ፅቡቅ መሲሉ ናብ ሕማቅ መንገዲ ዘውፅአካ አምላክ ይመስገን ብሓቂ
    ልባም ሰበይቲ ካብ ኩሉ ትሕረ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @user-di4lm9vc6w
    @user-di4lm9vc6w 2 หลายเดือนก่อน +14

    እግዚአብሔር ኣምላክ ክብሪን ምሰጋናን ይኹን
    ንዓካ ዝቀይር ንዓይ እዉን የቀይርኒ 😢 ክደይ ከ ደሰሰ ትብሉ ቃል ኪዳንኩም ሓዳርኩም ዝተባርከ ይግበረልኩም ንዘለኣለም ፍቁራት አሕዋተይ ከምዚኦም ዓይነት መንፈሰዊያን ማሃርቲ ዝኮነና ኣምፀእልና ❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን ❤❤❤

  • @user-lp4zd3jg1u
    @user-lp4zd3jg1u 2 หลายเดือนก่อน +15

    ናይ ሓፍትና መርሃዊት ትሕትናኣን ፀጋኣን ፍሉይ እዩ ኣብዚሑ ይባርካ❤❤❤❤❤
    ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @user-zx7hd7qi9e
    @user-zx7hd7qi9e 2 หลายเดือนก่อน +18

    እሰይ ኣታ ክንደይ ደሰ ይብል ተመሰገን አምላክ ሰለ ኹሉ ነገር እዞም ኣሕዋተይ ሓዳርኩም ከም አብራሃምን ሳራን ይግበረልኹም🙏🥰🥰🥰🥰

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-vy8wk8td8f
    @user-vy8wk8td8f 2 หลายเดือนก่อน +46

    ኣሰይ ደስ ኽብሉካ በስመ ኣብ እግዚአብሔር ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዑኩም ዘም ኣሕዋተይ ማዓረይ🥰
    2ይ ክፍል ኣምፁእልና በጂኩም ።

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 2 หลายเดือนก่อน +13

    ኡፍፍፍፍፍፍ ትዕድልት እዩኮ እግዝያብሔር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባርኮ ዉለዱ ዘሙዱ 👏ድስትደት ድናኣናለ ብሰላም ብጥዕና ናብዛ ንፈትያ ዓድና ቤተክርስትያንና የብቀዐና♥️

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @GaEh-ir9zq
    @GaEh-ir9zq 2 หลายเดือนก่อน +15

    ትምንተይ ዝሓለፈ ህይወተይ ኩሉ ሓለፉ ካብ ሕጂ ከሙዚ እየ ዝምነ ኣምላክይ ሓግዘኒ👏😥

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +1

      ፈጣሪ ትምኒትኪ የስምሮ። ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

    • @GaEh-ir9zq
      @GaEh-ir9zq 2 หลายเดือนก่อน

      @@fkrientertainment ኣሜን(3) ማዓረይ👏❤💜

  • @user-br5ts3jp7v
    @user-br5ts3jp7v 2 หลายเดือนก่อน +26

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ብጥዓሚ ደስ ዝብል ፍቅሪ ታርክ እዩ ብእዉነት ካባኹም ብዝሕ ተማህረ ካብ ሓፍትና እዉን ካብ ሓዉና እዉን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሐልኩም ናይ አግልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣብ ቤቱ ይንብርኩም ሓዳርኩም ይባልክ እግዚአብሔር አምላክ እዞም ኣሕዋተይ ማዓረይ 🥰
    ከምዝይ ዓይነት መንፈሳዊ ህይወት ትግራይ ክምዕብል ኣለዎ ❤

    • @user-bv4tb3mq3z
      @user-bv4tb3mq3z 2 หลายเดือนก่อน +1

      እወ ብሓቂ ደሰ ክበልከ

    • @user-eq6wc4mk8t
      @user-eq6wc4mk8t 2 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ ✅💝

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @jeirejeire8992
    @jeirejeire8992 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሕቶ አለኒ ድንግል ዝኮኑ ድዮም ከምዚ ገይሮም ዝምረዕዩ ዋላ ማንም ሰብ ክምሩዐ ይክእል ዱዩ

    • @EyerusalemAbreha-mc6kk
      @EyerusalemAbreha-mc6kk 2 หลายเดือนก่อน

      ነኖ ይከኣል እዩ ቁርባን ይፍቀድ እዩ ኣክሊል ግን ኣይፍቀድን

    • @jeirejeire8992
      @jeirejeire8992 2 หลายเดือนก่อน

      @@EyerusalemAbreha-mc6kk እሺ ሰለዘይፎልጦ እየ የቀንየለይ

  • @selamburuk
    @selamburuk 2 หลายเดือนก่อน +10

    ዉይ ደስ ክብሉ በእዉነት እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዘሐልኩም ከምቲ ኣጀማምራኩም ድማ መፈጸምታኩም የጸብቀልኩም ዞም ኣሕዋተይ ማኣረይ🎉❤
    በጃኩም እንደገና 2ይ ክፋል ኣቅርቡልና ብመንፈሳዊ ሕቶታትን ምክርን ኣምጹኡልና ትብሉ👍
    ኣጆካ መጽሓፍካ ደሞ አምላክ አብ ዝፈቀዶ ሰኣት ክተሐትማ ኢካ ብሩክ ሓወይ😍🙏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @user-lp4zd3jg1u
    @user-lp4zd3jg1u 2 หลายเดือนก่อน +16

    ናትካ ህይወት ዝቃየረ ናተይ ዉን ይቃይረለይ🤲❤❤❤

    • @hadastekle2644
      @hadastekle2644 2 หลายเดือนก่อน

      Egziabiher zsaano neger yelen betchristian azewtr kale Egziabiher temshar kitkiyer Eka Egziabiher tarika ykeyro Amen

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

    • @user-zg7mc9xb4s
      @user-zg7mc9xb4s 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን❤
      ኣሜን❤
      ኣሜን❤

    • @user-lr3ru1tu3p
      @user-lr3ru1tu3p 2 หลายเดือนก่อน

      👏👏me to

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 2 หลายเดือนก่อน +12

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ፡ እግዚኣብሄር ሓዳርኩም ይባርኽ።
    ኣድራሽኡ ወይ ስልኩ ስደዱልና ዓቕምና ክንሕግዞ ንመጽሓፍ መሕተሚ።

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +11

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️ +251902031359 ናይ አሸናፊ ደውለሉ ሓሳብ ልቡ ነስምረሉ

  • @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
    @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣቤት ትዕድልቲ ልቦና ዝመልኦ ኣብ ሓደርኩም እግዚኣብሔር ይንበር ኣሕዋተይ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @user-xr5kc2cw5v
    @user-xr5kc2cw5v 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሰይ ደስ ክብሉ ሓዳርኩም ይባረኽ ይቱብ ይክፈቱ ደስ ዝብል ት/ቲ ኸምፅኡልና ተስፋ ይገብር

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-fe1hb2sv4b
    @user-fe1hb2sv4b 2 หลายเดือนก่อน +8

    አሰይ ደስ ክብሉ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርኽ ❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️ ንስኻትኩም እውን ደስ ኢኹም ትብሉ ክንሰርሐልኩም ዶ?

  • @user-wt5gh5ub2l
    @user-wt5gh5ub2l 2 หลายเดือนก่อน +8

    የቀኒየልና ንዚኦም ዘቅሮብኩምልና እግዚኣብሄር ቃያሪ ሂወተይ❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣዚና ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g 2 หลายเดือนก่อน +6

    ናሓግዞም ንዘሙ መመህር ፍቅር ዝኾኑ ቡተለይ ኣዳኣ ናይ እዳ ወርቅ ንምሻጥ ኣብ ገዘኦም ፀገም ከምዘሎ ያርእይ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +1

      ብትክክል ኣለኹልኩም ንበሎም

  • @user-vt6jw7jw3g
    @user-vt6jw7jw3g 2 หลายเดือนก่อน +6

    በሓቂ ተምሳል ፍቅሪ ኢኪም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @zaydtgraweyti1047
    @zaydtgraweyti1047 2 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ክብሉ ቁዱስ ቅንኢ ይፈፅመልኩም❤️❤️🙏ዞምሓተይ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @selamselam3599
    @selamselam3599 2 หลายเดือนก่อน +6

    በቃ ከምዚ ምሃሪ አምፅኡልና ❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      እሺ ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-hr6jx7lo4s
    @user-hr6jx7lo4s 2 หลายเดือนก่อน +8

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባርኽ ኣብ ቃልኪዳንኹም የፅንዕኹም ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ እዩ ከምኡ ልኹሉ ኣብ ወልፊ ዘሎ ሰብ ይመልሰልና እግዚኣብሔር ኣምላክ❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u 2 หลายเดือนก่อน +10

    ኣሰይይይይይይይ መቅራተይ ቃል ክዳነኩም የበርከልኩም እንታይ እዩም ፍቅራታት ኣነስ ደስ ክቡሉካ ኣነ መንፈሳዊ ቅንአሉኩም ኣነስ ሪአዩም የፍለጢ ከዚ እየ ንመጀመሪያ አየ ዘረአም ዘለኩ እግዚአብሔር አምላክ ከም ናትኩም ዘበለ መርዓ የሃበልና ፈጣሪ ሰደትና አሕፅሩ ደቂ መደመይ ከምዚ ይፍጠረልና አብ እግዚአብሔር አምላክ ዘውከል❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበለና ❤️❤️❤️

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 2 หลายเดือนก่อน

      Amen 3❤

  • @user-eq6wc4mk8t
    @user-eq6wc4mk8t 2 หลายเดือนก่อน +6

    አስይይይ ደስ ክብሉ ካብ ዘቅነአኒ ዓይነት💝❤ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን እንኻዕ ደስ ብለኹም ሓዳርኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባርክ 💞

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ፈጣሪ ይመስገን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @salmasalma-en2ef
    @salmasalma-en2ef 2 หลายเดือนก่อน +6

    ላኣኻትኽም የምስለና አሕዋተይ-🕊❤ሓዳርኽም ይባረኽ💥❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @hgf6568
    @hgf6568 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሓዳርኩም ይባረክ እግዚኣብሔር ኣምላኽ አብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ደስ ባሃልቲ አሕዋተይ❤❤❤❤❤🥀💘

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @LwamGebrekidan
    @LwamGebrekidan 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ለባማት ፈጣሪ ታይ ይሰኣኖ ኣይፈላልይኹም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it 2 หลายเดือนก่อน +8

    ደስ ክቡሉ ትዓዲሎም ብሓቂ😊❤
    ሓዳርኩም ይባረኽ😊
    እግዚአብሔር ይመስገን ናትካ ሂወት ልቀየረ ሂወትና ይቀይረልና ብሓቂ😢

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      የቐንየልና ❤️❤️❤️

    • @user-bv4tb3mq3z
      @user-bv4tb3mq3z 2 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን 😊

  • @AwetLove-mu9kk
    @AwetLove-mu9kk 2 หลายเดือนก่อน +2

    ልቦና ዝተመልአ ሂወት ክትነብር ጸጋ ኢዩ ፡ ብርዲኢት ዝተመልአ ሓዳር ደስታን ሓጎስን ጸጋን ኢዩ ፡ ሓዳርኩም ይባርክ እግዚኣቢሄር ❤

  • @HdjbHxjbih
    @HdjbHxjbih 2 หลายเดือนก่อน +4

    ክብሪ ናዓካ ይኩን ኣምላከይ ኩሉ ዘይሳኣካ❤❤❤❤👏👏👏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ይመስገን ❤️❤️❤️

  • @user-jw1it3fs8d
    @user-jw1it3fs8d 2 หลายเดือนก่อน +3

    ፈለማ እግዝኣብሄር ፍፃመኩም የፀብቆ ብምቅፃል ግን ዛ መፅሓፍ ተወዲኣ ከንብባ ሃፂፀ ሜሪ ለ ነዓይ ዓብዩ ትምርቲ ኢኪ ህብኪኒ ብውላድ ይባርኩም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-yw7cg1ch7b
    @user-yw7cg1ch7b 2 หลายเดือนก่อน +6

    ዋዉ ብስማም ባሓቂ ደስ ክብላ አምላክ አይፈለይኩም ሓዳሩኩም የባረክ ፍረ ሓዳሩክም ብዉላድ የባረክ አንሕናዉን አምላክ ህይወትና ይቅይርና ናብ ቤቱ ይምረሕና🙏🙏🙏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን። ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

    • @RrRr-ku5sk
      @RrRr-ku5sk 2 หลายเดือนก่อน

      Qትዕድልቲ እዩ ኣምላ ክ ሓዳርኩም ባሪኹ ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኩም❤❤❤❤❤

  • @hagushhaftu4875
    @hagushhaftu4875 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ደስ ትብሉ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርክ❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-kp1yk3qv2x
    @user-kp1yk3qv2x 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይይይይይ ክንደይ ደስ ትብሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ንዓካ ዝቀይረ ኣምላክ ኣብ ወልፊ ዘለው ዘለና ኣምላክ ታርክና ይቃይረልና❤😘

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-cj3qk2mb6j
    @user-cj3qk2mb6j 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይይይ ምቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሓዳር አብርሃም ዝባረከ ይባርኩም ❤❤❤ ፍሽኽታኹም ይብዛሕ😂

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሓዳርኹም ይባረክ ብሩኻተይ ኣጆኻ ብኡ ቀጽለሉ እግዚአብሔር ቀያሪ ታሪክ እዩ☦️❤🕊

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ቃል ኪዳን አብረሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፍቁራተይ❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-zc1id2hb4c
    @user-zc1id2hb4c 2 หลายเดือนก่อน +2

    መርአያ ናይዚ ወለዶ መንእሰያት እኹም ብሓቂ ለባም ሰብአይን ለባም ሰበይቲን❤❤❤ ሓቀኛ ፍቕርን ምትሕልላይን ካብኩሉ ይበልጽ ገንዘብ ሓዳር አይከውንን፣ ብሓባር እናሰራሕኻ አብ ሓዳር ይንበር እዩ። ፍቕር ተሃልዩ ኩሉ ቀልል እዩ❤❤❤ ሓዳር አብርሀምን ሳራን ይግበረልኩም ❤❤❤ ሓዳርኹም ይባረኽ❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @user-kj9yz9gj8i
    @user-kj9yz9gj8i 2 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሔር አምላክ ወልዱኹም ንምስዓም የብቅዕኹም ደስ ክብሉ ሓዳርኹም ይባረክ😍

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @Samsunga14-jz1pr
    @Samsunga14-jz1pr 2 หลายเดือนก่อน +3

    ከንደይ ደስስስ ዝብል ነገር እዩ አምላክ ይመስገን በእውነት ታሪክ ቀያሪ ፍፃሜኩም የፀብቆ አሕዋተይ ዝተባረኸ ሓዳር ይግበረልኩም❤❤❤🎉🎉🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @norahabashi6554
    @norahabashi6554 2 หลายเดือนก่อน +2

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብ ሔር ይመስገን ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብል ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም አሕዋተይ❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @user-me4uq7oc6b
    @user-me4uq7oc6b 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤ትዕድልቲ እዩ እንኮዕ ካብዚ ዉልፊ ወፂካ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ቤቱ አእተወካ ፈጣሪ ታይ ይሳአኖ ብሓቂ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @user-st7kl4eb5l
    @user-st7kl4eb5l 2 หลายเดือนก่อน +4

    እሰይይይይ ደስ ክብሉኻ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ቃለ ክዳንኹም ያፅንዕኹም ኣሕዋተይ ማዓረይ ብሓቂ ናይ ፍቅር መስዋእት ኣብዝ ኣሎ🎉🎉🎉🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @user-hu8gd3dz4n
    @user-hu8gd3dz4n 2 หลายเดือนก่อน +4

    እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሰኣኖ ለእግዚኣብሔር
    ትዕድልቲ እዮ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓዳርኹም ይባርኸልኹም ውለዱ ኽበዱ ❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @Ykgxu
    @Ykgxu 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ተመስገን ሓዳርኩም ይባረኽ ፍቅርኹም ይብዛሕ ንዓኹም የምስለና ፈጣሪ ኣምላክ✝️🙏🙏❤❤💋💋

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-md6ni8zn4j
    @user-md6ni8zn4j 2 หลายเดือนก่อน +2

    የእግዝአብሔር ሰራ ድንቅ ነው ይባረክ
    በጣም ደሰሰሰሰ ትላላቹህ ተባረኩ ❤❤❤

  • @lemlem4809
    @lemlem4809 2 หลายเดือนก่อน +4

    ተመሰገን ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርክ ዞሞ ሓተይይ❤❤❤🎉🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @mrhafytu5944
    @mrhafytu5944 2 หลายเดือนก่อน +4

    አስይይይይይይይ አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ጨቱ ፈጣር❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i 2 หลายเดือนก่อน +2

    ተመሰገን ኣምላክ እስራኤል❤ደቂ ዓባይ ትግራይ ናይ እግዚአብሔር ድንቃ ስራሕ ኣብ ምሰክርንት ናብ ኩሉ ክበፅሕ ሸረ ኣብ ምግባር ኣይንሕመቅ ❤🙏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃበልና የቐንየልና ❤❤❤

  • @AXUM13
    @AXUM13 2 หลายเดือนก่อน +2

    እሰይ ደስ ክብሉ ሓደርኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኩም 🙏🙏🙏 ብyou tube ክትመፁና ተስፋ ንገብር 😊

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 2 หลายเดือนก่อน +3

    እስይ ደስ ክብሉ ፈጣር ምጨረሻኹም ያጸብቐልኩም ❤❤🥰🥰🤲🤲🤲🤲🙏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓቂ ቃል ሰናይ የሰመዓልና እግዚአብሔር አምላክ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @saramm8772
    @saramm8772 2 หลายเดือนก่อน +2

    ንዓካ ዝቀየረ ልዑል ፈጣሪ ንኩሉና ይቀይረና መዓረይ ርሑስ ጋማ ድማ ይግበረልኩም❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 2 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ካብዚ ሕማቅ ወልፊ ዘውፀአኻ ደስስስ ክትብሉ መወዳእታኹም የፀብቆ ኣብ ቤቱ የንብርኹም ዞም ኣሕዋተይ❤🤲 ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ🤲

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @asoalasoal7642
    @asoalasoal7642 2 หลายเดือนก่อน +19

    ለባም ሴት ንሰብአያ ዘዉዱ እያ🙏❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ብትክክል ❤️❤️❤️

    • @Winta984
      @Winta984 2 หลายเดือนก่อน

      Arakibni bejakum

  • @FshaArega-gp9zl
    @FshaArega-gp9zl 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ዝገርምን ዘደስት እዩ እግዚኣብሔር ፍፁም ሓዳር ይግበረልኹም ❤❤❤ 🙏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-cy4ex7yn6e
    @user-cy4ex7yn6e 2 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኣብሄር ቀያሪ ታሪክ ❤
    ናትካ ታሪክ ዝቀየረ መድሃኒኣለም ታሪከይ ይቀይረለይ❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @FreweiniFreweini
    @FreweiniFreweini 2 หลายเดือนก่อน +1

    እስመ አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ለእግዚአብሄር🙏❤️❤️❤️ሓዳርኩም ከም ናይ ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኩም ❤️

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @smerhsoso7490
    @smerhsoso7490 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይይ ሙቁራተይ ኩሉ ግዚ ከምዝይ ኣቅርቡልና

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      Okay ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @mediwukro6662
    @mediwukro6662 2 หลายเดือนก่อน +5

    ብሓቂ ናይ እግዚአብሔር ምሕረት መግለጺ የብሉን ፍጻሜኹም የፀብቆ ❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 2 หลายเดือนก่อน

    ናትካ ህይወት ዝቀየረ እግዚአብሔር ናትና ህይወት ይቀይረልና ።ሙሉእ ዘቅንእ መርዓ ፍቅሪ። ብሓቂ ንመንእሰይ መምህሪ ዝኾኑ መንእሰይ። እዞም መናእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና እግዚአብሔር ካልእ ታኣምር ክንሪኢ እና።

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ገሪሙኒ ደስ ክአ ኢሉኒ መንፈሳዊ ቅንኢ ቀኒኤ እግዚአብሔር አምላክ ዝተረፈ ሂወትኩም ይባርክ❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @xhv5054
    @xhv5054 2 หลายเดือนก่อน +5

    አስይይ ተመስገን❤ብሓቂ እስመ አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ለአግዚአብሔር
    በእዉነት ደስ ክቡሉካ ከምዚ እዩ ሓዳር ብሓቂ ንፍዓት ቤተክርስትያን አጥቢቆም ፈሊጠምዋ አለዉ አምላክ ዘፍቀሮ " ህይወቱ ዝቀየሮ "አነ መንየ ዝነበረ ህይወቱ ዝጽብጽብ አቤት እምበር ትድነቅ እያ🫶
    _ታሪኽ ቀያሪ አምላከይ ተመስገን ሰለ ኩሉ ነገር ኣይይ ስራሕ እግዚአብሔር አምላኽ እኮ ድንቂ እዩ ተመስገን ብሓቂ መጨረሻና የፀብቀልና ፍቁራተይ 🤲_

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-kj9yz9gj8i
    @user-kj9yz9gj8i 2 หลายเดือนก่อน +6

    ንዚ ገዛ ሓዳሽ እየ Sb ገይረ አለኹ ቀፅሉ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን ኣይትፈለይና ❤️❤️❤️

  • @Tefetawit.12.21
    @Tefetawit.12.21 2 หลายเดือนก่อน +1

    የአብርሃም እና የሳራ ጋብቻ የባረከ አምላክ ትዳራችሁን ይባርክ እድሜ ና ጤና ይስጣችሁ❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-yu8uq9ic6r
    @user-yu8uq9ic6r 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅሩኩም የብዛሓዮ 😍😘ፅሩያተይ ደስ ክብሉ ክብሪ ለእግዚአብሔር ብሓቂ 😍

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @ኣሃዱ
    @ኣሃዱ 2 หลายเดือนก่อน +4

    ከምዙይ እዩ ዘጥዕመልና ተጋሩ ብዙሓት ኣለና እዚ ህይወት እዙይ ዘድሊየና .....መልክዕስ ካብ እንታይ ይረክቦ ለባም ሰበይቲ ሃበኒ ድዩ ዝበሃል❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ምስ እግዚኣብሄር ኩሉ ይከኣል እዩ ነመስግን ❤❤❤

  • @user-rb5zz8jx2t
    @user-rb5zz8jx2t 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣስይይይይ መራዓ ኣብራሃምን ሳራን የግብርልኩም ሓዳር ሩክም የባርከሉኩም😢❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  8 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi 2 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገንንን ኣምላክ ቀያሪ ታሪክዩ

  • @user-qb2gj2gx2b
    @user-qb2gj2gx2b 2 หลายเดือนก่อน

    በውነት መርአያ ድዓድና ኾንሎዉ ሓዳርኹም ይባረክ ሓዳር ኣቦና ኣብርሃም ኣደዋና ሳራ ይግቦረሉኹም❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi 2 หลายเดือนก่อน +2

    እሰይይይይይይይ ክንደይ ደስስስስ ይብል ብሓቂ🙏🙏🙏🙏2ይ ክፍል ኣቅሩቡልና ሰሚዑኻ ዘይምኖ❤❤❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣስይይ ክንደይ ደስ ይብሉ ሓዳርኹም እግዚአብሔር ይባረኽ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @TesakalgBerihu
    @TesakalgBerihu 2 หลายเดือนก่อน

    ዝወዲ ግን ሓስየን ድዩ ዓዱ ከምዙዝፈልጦ ይመስለንሎ❤💛👏

  • @Tem560
    @Tem560 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ኣምላክ ዝሰኣኖ ዘየለ ቡዙሕ እየ ተማሂረ ካባኩም 🙏😍😍😍

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @user-ds4tc5dv1p
    @user-ds4tc5dv1p 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕምይ ደስ ክትብሉ ብርክትይ ሰበይትይ❤ ከማኩም ፍቅራ ይዓድለና❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @SesenMenasbo
    @SesenMenasbo 2 หลายเดือนก่อน +2

    ና ፈጣሪ ስራሕ ተኣምር እዩ የፈፅምኩም ንተሓጋገዝ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @azmeruaynalem5861
    @azmeruaynalem5861 2 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ዕልልልልልል ሩሑሰ ጋማ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን መጨረስኡውን የፀብቀልኩም
    ብሓቂ ብተግባር ዓብይ ትምህር
    ዝወደቐ ዘተንስእ ፍጡሩ ዘይርስዕ ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @Shewitzetwahdo
    @Shewitzetwahdo 2 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ደስ ክብሉ 🎉 ዩቲብ ይክፈቱ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ኣቤቱ የፅንዕኩም 🙏♥️ዩቱብ ይክፈተሎም 👍♥️

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @genet6293
    @genet6293 2 หลายเดือนก่อน +1

    ከመይ ደስ ይብሉካ እግዚአብሔር ኣምላክ ቃል ኪዳንኩም ይባርክ❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-hj5tt9pz3p
    @user-hj5tt9pz3p 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ተመስገን ናይ ኩለና ይወት ከም ናትኩም ይቓየረልና ፈጣሪ የፈፅሙኹም ብሩኻተይ🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😇😇

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 2 หลายเดือนก่อน

    አግዛብሄር ኣምላኽ መርዓ ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኩም ፍቕሪ አንታይኣባኩምን ኣብ ቤተሰብኹምን ብተግባር ኣርእኹምና ፍቕርኹም አናሓደረ ይለምልም አግዛብሄር ጸግኡ የብዘሐልኩም ❤️😍😘🙏🙏🙏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @flfu5333
    @flfu5333 2 หลายเดือนก่อน

    እስይይይይይ ተመስገን ፈጣረ ታይ ይስእኖ ናይ ጌታ ሓይለይ ፍቅርኩም ይብዝሕ እሕዋተይ ማዓረይ ተዕድልት እዪ ካብ ስድት ተመልስና ናብዘ ክብረ ይብቅዓና❤❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-zx2rx5ky3h
    @user-zx2rx5ky3h 2 หลายเดือนก่อน +1

    ደብርና በጣም እዩ ደስዝብል
    አሹ ሐወይ እንኮዕ ደስበለኩም
    ንሕና እውን ንሃገርና የብቀዐልና 👏🏻

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-st2vr1tw6h
    @user-st2vr1tw6h 2 หลายเดือนก่อน +1

    ባሓቂ መግለፂ ቃለ ሲኢነልኩም እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን❤❤❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @user-dq5kv7bz2q
    @user-dq5kv7bz2q 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤት ትዕድለቲ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @azyeb3119
    @azyeb3119 2 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይይይይይ እግዚአብሔር አምላክ ቃል ኪዳኖም ይባረኽ ኣቤት ትዕድልቲ ❤💒🤲✝️🙏🙏😍😍😍😍😍

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @690Hani
    @690Hani 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቓት ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️