ሰበር ዜና🔥 ውሳነ TDF ንኤርትራ ኣድናቖት ረኺቡ/ ዘርኡ ገ/ሊባኖስ ቀኒዑዎ / "ብመለስ ሕፈሩ" ኣብይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 89

  • @mekonenarefaine
    @mekonenarefaine หลายเดือนก่อน +1

    ዘርኡ ገ/ሊባኖስ ሽልማት ዝግበኦ በዓል ሃፍቲ ትግራይ ❤❤❤👍‼

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 หลายเดือนก่อน

    ክብረ ሓወይ ዘሩኡ ገብረልባኖስ ብሉፅ ሰብ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ 💙🥰👏

  • @mekonenarefaine
    @mekonenarefaine หลายเดือนก่อน

    ኤማ ለባም ፍጥረት ‼

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n หลายเดือนก่อน +2

    ፍታሕ ህዝብ ትግራይ ኣብ ኢድ ምሁር መንእሠይ ትግራይ እዩ፣ መንእሠይ ትግራይ ንዞም ድሑራት ብዘይ ስልጣኖም ፀገም ህዝብ ዘይምልከቶምን ዘይርድኦምን ሃፍት ህዝብ ትግራይ ብምምጣጥ ዝደንዘዙ መራሕቲ ብፖለቲካ ጠንኪሩ ክቃለሶም ይግባእ።

  • @sibhatberhane
    @sibhatberhane หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ Love tigay broad cast.❤❤❤

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 หลายเดือนก่อน +4

    ኣበይ ድምፅና ክንህብ

  • @HailemariamDesta-fy5vz
    @HailemariamDesta-fy5vz หลายเดือนก่อน +5

    ደ/ር ዘርኡ ገ/ሊባኖስ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 หลายเดือนก่อน

    DR. ZEREU.

  • @اسامهمنصور-ذ7ث
    @اسامهمنصور-ذ7ث หลายเดือนก่อน +1

    ዶ/ር ዘርኡ ገብረሊባኖስ

  • @WediMemher
    @WediMemher หลายเดือนก่อน +2

    ሸየጥቲ ሃገር እዮም ቀንዲ ፀላእቲና። ልኡኻት ኣቢይ ኣብ ገዛና ኮፍ ኣቢልና ሰላም የለን።

  • @alganeshgebremedhin4742
    @alganeshgebremedhin4742 หลายเดือนก่อน +1

    ዶ/ር ዘርኡ ገ/ ሊባኖሰ

  • @TemsgenGebregergs
    @TemsgenGebregergs หลายเดือนก่อน

    Hailemkaiel lebam nkuh tgraway🥰🥰🥰🥰

  • @rahelteklay-qz7fg
    @rahelteklay-qz7fg หลายเดือนก่อน

    "ዘርኡ ገብረሊባኖስ

  • @welaykahsay6309
    @welaykahsay6309 หลายเดือนก่อน

    ደ /ር ዘርኡ ገብረሊባኖስ

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus หลายเดือนก่อน +1

    ሠራዊት ትግራይ ፍፁም ህዝባዊ ትካል ምኻኑ ብተግባር ዘረጋገፀ "ዓለም ዓቀፍ ናይ ህዝባውን ጅግናን" እዩ።
    ኣይትድከሙ ናይ ማንም ሕሱር ሓሽከርን ደጋፍን ኣይኮንን።

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n หลายเดือนก่อน

    ክቡር ዶ/ር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ኣብ ዓለምና ዝተኸሰተ መንእሠይ ብሉፅን ርህሩህን ለጋስ በዓል ሃፍቲ እዩ።

  • @selamselam7358
    @selamselam7358 หลายเดือนก่อน +4

    እቶም ን ዓዶም ዝተጠረዙ ስደተኛታት ደቂ ህዝቢ አራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ አይትእትውዎም እግሮም ይሰበር ካብአቶም ንላዕሊ ጸላኢየብልናን።ደብረጽይን ረሳሕ ኤርትራዊ ስለዝኾነ እዩ ዘፍቅደሎም ዘሎ ንሱ ክሳብ ዘሎ መከራ ትግራይ አይውዳእንዩ።

  • @YemaneAsgedom
    @YemaneAsgedom หลายเดือนก่อน +1

    ዘርኡ ገብረሊባኖስ

  • @FjfDo
    @FjfDo หลายเดือนก่อน

    ህዝብን ህወሓትን ሰራዊትናን ካብ ማንም ንላዕሊ ጥንቃቀን ጥንካረን ስምረትን ክህልዎ ይግባእ ።

  • @Zemen15
    @Zemen15 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks for brife enfo

  • @GebreAdishe
    @GebreAdishe 16 วันที่ผ่านมา

    ዘርኡ ገ ሊባኖስ

  • @tsehayeberhie3804
    @tsehayeberhie3804 หลายเดือนก่อน +2

    ዘርዑ ገብረሊባኖስ

  • @TeklayTameneDarfur
    @TeklayTameneDarfur หลายเดือนก่อน

    ካሳ H/mariam❤

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n หลายเดือนก่อน +1

    ኣማኑኤል ኣሠና ዘቕርቦ ዘሎ ሓሳብ ካብ ባዕሉ ንኤርትራ ነምክልኻል እምበር ግልፂ መረጃ የብሉን

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 หลายเดือนก่อน +2

    ዘርኡ ዘርኡ ዘርኡ

  • @gebrabzgiteklay110
    @gebrabzgiteklay110 หลายเดือนก่อน

    Thanks!Hayle is ever hero

  • @kebedeAsefa-n7o
    @kebedeAsefa-n7o หลายเดือนก่อน +3

    ዘርኡ

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 หลายเดือนก่อน

    Selam ❤❤❤

  • @TeshomeAlay
    @TeshomeAlay หลายเดือนก่อน +1

    ኹብር ሓውና ዘርኡ ገብረሊባኖስ

  • @SabaAregay
    @SabaAregay หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና ትግራዋይ !

  • @MarshetAbebe-w3w
    @MarshetAbebe-w3w หลายเดือนก่อน

    ዘርኡገ/ሊባኖስ

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees หลายเดือนก่อน

    ክቡር ዶ/ር ዘርኡ ገ/ሊባኖስ ወናም ለዋህ ብሄርተኛ ትግራዋይ

  • @AmanuelKahsay-sh7mc
    @AmanuelKahsay-sh7mc หลายเดือนก่อน

    መጋቤ፣አእላላፍ፣ሃይ

  • @ChfjcHfjff
    @ChfjcHfjff หลายเดือนก่อน +1

    Tbs my favorite medea . Keep it up

    • @tbstig
      @tbstig  หลายเดือนก่อน

      Thanks! Will do!🙏

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey หลายเดือนก่อน

    💛❤️

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 หลายเดือนก่อน

    ስማዕ " ስማዕ " ስማዕ " ሃይለሚካኤል """ እዞም ቁንጣሮ ! ሓለፍቲ ፡ ስረሖም ዘንጊዖም ዲዩ ! ጠንጢኖም ! ኣብ መቐለ እንተ-ተኾየጡ !!!
    እቲ ህዝቢ " ምስ መንእሰያቱ " ኾይኑ ፡ ጉሒፉ ! ዕላውያን ንፉዓት ደቁ መሪጹ ፡ ነብሱ ዘየመሓደር ?
    እዚኣቶም ከ ! ካብ ንህዝቢ ምጥፋእን ፡ ምጽናትን ! ሓሊፎም ፡ መዓስን ! ኣበይይ ግዜ እዩ ንህዝቢ ሰሪሑ ዝፈልጥ ?
    ካብ ብዕራይ ጸባ ምሕላብ እዩ ትጺትካ ህዝቢ ትግራይ !!!!

  • @gebremichealgebremariam2740
    @gebremichealgebremariam2740 หลายเดือนก่อน +1

    TBS እቲ ሓቂ ሓቁ ከምዙይ ጌርኩም በምርግጋዕ ትግራዋይ ግደኹም ብምፅዋት ታሪኽ ስርሒ።

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus หลายเดือนก่อน

    ትችትን ፀርፍን ኣይኮነን ንህዝብና ዘድልዮ።
    ብውልቀ ክብርን ረብሓን ትግራይ ዝምዝን ኃይሊ:ጉጅለ፡ውልቀ ሰብ ብዘይካ ምሕረት ልክውገድ ካብ ኣደርባይነት ወፂእና ብሰላማዊ። መንገዲ ይተኣለ-ዋላ ብምሕረት-ነፃ ተገይሩ።
    ኣብዚዓ ብውልቀ ስሱዓት ዳግማይ ናይ መፃኢ ትግራይ መናእሰይ ክንስእን ክፍቀድ የብሉን።
    እዚ ብቀጥታን ብተዘዋዋርን ዝገበረ ኣካል-ጉጅለን ውልቀ ሰብን ብታሪክ ተሓታታይ ክከውን ካም ዝክእል ምንም ዘጠራጥር ነገር ኣይኮነን ስለዚህ ኩሉ ነገር ብመፃኢ ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ክረአ አለዎን ይግባእን ኩሉ ዓቅሚ ኣለኒ ዝብል ተሓላቃይ ትግራዋይ ኣብዚ ክዓስል ኣለዎ ዝብል ወገናዊ ሓበሬታ አለኒ።

  • @Yeabsraserasra-kl2ql
    @Yeabsraserasra-kl2ql หลายเดือนก่อน

    ሰላማት ሰሓምኩም በዝሕ ይበል

  • @GERE-zp2hq
    @GERE-zp2hq หลายเดือนก่อน

    መጋቤ ኣእላፍ ክዕወት ኣለዎ

  • @Amanuel-q9u
    @Amanuel-q9u หลายเดือนก่อน

    አረትራውያን ኣብ ምጅማር ቅልሲ ህዝቢ ትግራይ ዘይናዓቕ ኣበርክቶ ገሮም እዮም ፡ተሓት ሕጂ ብዛዕባ ዚ ዝዛረብ የለን።ከም ጎረቤት ንዎሎዶታት ክንህሉ ኢና'ሞ ኣንጻር ድኽነት ክንቃለስ ምመኸርኩ።እቲ መሳርሒ ባዕዳውያን ምዃን ይትረፍ።

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 หลายเดือนก่อน

    Zerue

  • @SimonGm-xg3oe
    @SimonGm-xg3oe หลายเดือนก่อน

    Please Post the address to vote

  • @millionaberra5987
    @millionaberra5987 หลายเดือนก่อน

    Link?

  • @gizealewlehulum5145
    @gizealewlehulum5145 หลายเดือนก่อน +1

    የኢትዮጵያ መንግሥት እንደ ኢሀዴግ መንግስት ስህተት እናዳይ ደግም ኢሳኢያስን ነካክቶ እንዳይመለስ እስከመጨረሻ ኢሱን አስወግዶ አሰብን ወደ ባለቤቷ ኢትዮጵያ
    ማስመለስ ነው: : መፍትሄው ለሁለቱም አገሮች ሰላም ይሆናል!

    • @Abasmarino-p7i
      @Abasmarino-p7i หลายเดือนก่อน

      eshi mokr ...enayawelen ante ye melata lij....

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus หลายเดือนก่อน

    እሞ ኃይለ ህዝቢ ኣብ ሓድነት እሰሉ ጎጣዊ ሃሳብ ኣወግዱ።

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus หลายเดือนก่อน

    ናይቲ ሸላሚ ትካል ኣድራሻ ጠቁሙና ግንድግፎ

  • @Proud-2020
    @Proud-2020 หลายเดือนก่อน

    እህምም. ደገፍቲ ህግደፍ ኣድኒቖምዎ ኢልካ ፅዋ 😢 እቲ ውሳነ ልትግራይ ከመይ ይጠቕማ እዩ ለገድሰና

    • @tbstig
      @tbstig  หลายเดือนก่อน

      ኣብዚ ሰዓት ትግራይ ምስ ዝኾነ ኣካል ብዘይምውጋን ዝተፈረመ ስምምዕ ክፍጸም ምእንቲ ውሁድ ሓይሊ ዩ ዘድልያ

  • @KidaneGamlak
    @KidaneGamlak หลายเดือนก่อน

    ሓቀኛ ሚድያ ኢኹም ግን ሓደ ሓደ ሓበሬታ ግን ግለ ሰባት ከም ፍልፍል ኣይትጠቐሙ ንኣብነት ኣማኑኤል መዘክር ዝበሃሉ ሰባት

  • @GyohanesThaimanot
    @GyohanesThaimanot หลายเดือนก่อน

    Zeru G/libanos

  • @adwawoldearegai
    @adwawoldearegai หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሓቂ ኣብሓዲኦም ክህሉ ግድን እዩ :: ንኹሉ ኹሎም ጌጋ እዮም እናበልኩም ህዝቢ ኣቓልቦ ገይሩ ሽግሩ ኣብይንኦም ክምዝኾነ ንኸይፈልጥ ኾነ ኢልካ ምድንጋር ትግራይ ሽግራ ንኽናዋሕ ኣምግባር እትዝዓበየ እጃም ዝወስዱ ሚድያታት ኢኹም ኡትሓቂ ኣበይኖም ከምዝኾነ ንህዝቢ ንገሩዎ :: ወይ ኣግሂድካ ከም ኣሉላ ሰለሞን ብልጽግና ምኴን እዩ ::

  • @tsegatsega1930
    @tsegatsega1930 หลายเดือนก่อน

    Zeroi meliet. Baned bhaebvet hezbve tigery

  • @DesuDesu-nf6hf
    @DesuDesu-nf6hf หลายเดือนก่อน

    zeru gebrelibanoss

  • @moe3000
    @moe3000 หลายเดือนก่อน

    Shabia, abiy ahmed, fano, and amhara are the main 4 enemies of Tigray

  • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
    @AbrahamTesfamariam-fz7vr หลายเดือนก่อน

    እዛ ሓሰና ደኣ ጻድቃን ሓሳዊት እያ ምሽ ይብላ ኔሩ 😂😂😂 ኣሚንኩማ ከም ምንጪ ኣምጺእኩማ 😂😂😂

    • @genetbrhane7433
      @genetbrhane7433 หลายเดือนก่อน

      Bzaeba G/tsadiqan hasawi kehadi mukanu amanial zterzareb haqi eyu

  • @samson4774
    @samson4774 หลายเดือนก่อน

    Adenan,hezbenan tewaridena

  • @yemdos7222
    @yemdos7222 หลายเดือนก่อน +1

    መዓዝ እዩ አብይ ዕጥቂ ከይንፈትሕ ፈቒዱ?

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e หลายเดือนก่อน

    TBS ❤

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 หลายเดือนก่อน

    ገና ገኔ ካልእ አለ

  • @LetebrhanTeferi
    @LetebrhanTeferi หลายเดือนก่อน

    ራሳቸው ለቀውለት ወደ መቀሌ መምጣታቸው አቢዪ ለመገልበጥ እድል ነበራቸው ስለዚህ ጦርነቱ ትክክል ነበር የሚል ሽፋን ልትሰጠው ስለፈለግክ ነው ግን የወንዶች አገር ነውና ሁልሽም ሻእቢያም ጨምሮ ምላሳቹ ነከሳቹ እንጂ ምንም አላመጣቹም ።

  • @biniyamhaghos5391
    @biniyamhaghos5391 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ኣማኒኤል ኢያሱ ማለት ዝጠፈሸ ጋዜጠኛ ኩላትኩም ሓደ በቃ ሃተፍተፍ ኮይኑ መውዓሊኹም ኣታ እንታይ ኢና ንገብረኩም

  • @LetebrhanTeferi
    @LetebrhanTeferi หลายเดือนก่อน

    Ermias ግደፍ ንተጋሩ አይትፅረፍ ኢሳያስን አቢዪን ንትግራይ ዕሉላት ፀላእቲ እዮም ስለዚ ንፀላእትና አይንድግፍን አቢዪ ከየዋርደኩም ግን ሞዴስኩም ሒዝኩም ውፈሩ ጀጋኑ እና ስሬና እትብሎ ግን ይፅነሔልካ ባድመን ጋል ገምሃሎን ገዲፍካዮ ዝኸድካ ስረ ምሳኻ ከምዘየለ ባዕልኻ ትፈልጦ ኢኻ ።

  • @ChfjcHfjff
    @ChfjcHfjff หลายเดือนก่อน

    Abza guday si abyi tkkl eyu mknyatu afar nab afaru tigraway nab tigrawayu gerka ember erfti aynrekbn zele alem knnaqot kn nebr ena ezi seb ay eti natna hasab baelu yzarebelu alo .

  • @kinfemesfin5749
    @kinfemesfin5749 หลายเดือนก่อน

    የትግራይ ህዝብ ችግር ማን እንደሆነ ለይተህ አውግዝ ። ደካማ ግን የትግራይ ክብር የሚጠብቅ ከካሀዲዎች እኩል አታውግዝ ልጅ ኃይለ

  • @LetebrhanTeferi
    @LetebrhanTeferi หลายเดือนก่อน

    ክህደቱ ካንተ ነው የተማረው በናንተ የፖለቲካ አላዋቂነት አማራ በሚያሳዝን እየጠፋ ነው ።

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb หลายเดือนก่อน

    Meles zenawi emo kemaka ayikonen ethiopia get abiliwa entekone hakom eyom meles zenawi nitigray keyesfihe niAmhara aminu niethiopia amaebilu tigray hanti tetekasi equa keyekemete hizbi tigray nihadega aetiwo.

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 หลายเดือนก่อน

    666 gedyi

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 หลายเดือนก่อน

    666

  • @habtomhailemichael4324
    @habtomhailemichael4324 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkk

  • @ErmiasGerezgiher-d5t
    @ErmiasGerezgiher-d5t หลายเดือนก่อน

    አየ ተጋሩ መን ምዃና ትፈልጡና ከማኹም ሓሳዳት ስረና ውን ትፈልጡና አብ ሕልሚ ትነብር ሃገር አይኮናን ንነብር

  • @BerhaneSium-ox1so
    @BerhaneSium-ox1so หลายเดือนก่อน

    Hasawi agame

    • @tamutafu528
      @tamutafu528 หลายเดือนก่อน

      Denekoro.

  • @yemdos7222
    @yemdos7222 หลายเดือนก่อน

    አረ ፍልፍል ዜና !!!መሕፈርቲ

  • @habtomhailemichael4324
    @habtomhailemichael4324 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክክ ሓሶት ግደፉ በጃኹም

  • @YeyooGerye
    @YeyooGerye หลายเดือนก่อน