Mejemerta edmen tienan yhabka ato sirak kemzi gierka Ms hbretesebna emo kea msti hakena tarikna kelena ezom gorobietna b hasot leyti Ms ketri ktimzzwo zhasbu kemzi gierka neti meniesey aflto mhabka b lbi ye zemesgneka''Pls bejaka wana aleka ata bahri tbl men ya derifata sdeduley' ''
Wow ሲራክ! አብቲ ኩሉ ዝበልካዮ ነብሰይ ረኺበያ! Prince Mokonen ተማሂረ አነ እታ ሽምካ ክሳብ ሕጂ ይዝኽራ ዋላ መልክዕካ ሕጂ ግን ብሽምካ ጥራይ ፈሊጠካ! ካብኡ ሒዘ ክሳብ ሕጂ ኤሪትራዊ እንተዘይ ኾይኑ ኢትዮጵያዊ ዝብል ካብ አፈይ አዉጺኤያ አይፈልጥን እየ።
ጽቡቕ መደብ ክብረት ይሃበልና ሆርዳታ እተቕርብዎ ብሓቂ ብሉጽ ኢዩ❤❤❤❤❤❤
ሰናይ መደብ ኣቦ ❤ጻቡቅ ስራሕ
Very good program and presentation! Tankyou Sirak and Hordata media!!!
ሲራክ 🇪🇷🐆❤
We need more like this.
Thank you ato srak edmen tenan ehabka
ብጣዕሚ ሩጡብን ብሱልን ሓሳባት
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብጻይ ሲራክ 🌹🌹🌹
Xbuq tmhirti kubur abo 👍👍🇪🇷💙💚💙🇪🇷
Neziom odll ahblna mshi ball abrahaley kfle kedae gzie aytqtelu
❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🤺❤❤❤
❤️❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉
ዜግነተይ ኤርትራዊ
መንነተይ ትግርናዊ የ"
ኤርትራውነት ናይ ሓሶት መንነት እዩ"
የቐንየልና!🙏🙏🙏
ኣብዚ ለንቅነ ኣብ ሶሻል ሜድያ ትዘውር ዘላ ድማ፡ ሓደ ኢትዮጵያዊ፡ ብዛዕባ ትርጉም ጂፕ/ ቶዮታ መኪና Land cruiser ፡ cruiser ማለት መነሊክ ናብ ኤምርሪካን ኤውርጳን ከይዱ ፡ንሓደ ኩሩ ዘር ዝኸውን መኪና ስርሑለይ ምስበሎም ኢዮም Land cruiser ሰሪሖም፡ ዝብል ኣብ መጽሓፍ ተጻሒፊ ኣሎ፡ስለዚ ታሪኽና ካብዚ ጀሚሩ ክንገር ኣለዎ " ኢሉ ተዛሪቡ።እቲ ምስኡ ዝነበረ ኣላይ መድረኽ ግን ደሓን ይእቶ፡ተጋጊኻ ኢልዎ።
ጎሮቤትና ብዘይ ሓቂ ምዝባዕ ክነብሩ ኣይክእሉን ኢዮም።😂😂😂
300
እዞም ሃላያት ሓማሴን ደምብያ ሕቖኦም ክስበሩ ኣለዎም. ሑቖኦም ከይሰበርኩ ኽኣ ደቂሰ ማለት ዘበት. ስቕ ኢልካ ፈራዕራዕ ምባል የለን መዝሓሊ ፈውሲ የድልዮም ኣሎ እንስሳታት
3000
ምስ ኢትዬጰያን ዝፈሌና ኣሎ ዝበልካዮ ከም ሕብረተ-ሰብ በሔረ-ኣግኣዚ (ትግርና) ናትና ኢዩ ኢልና ኢና ንኣምን።
ሱቕ በል ክሻ። ኤርትራዊ ዜግነት እምበር መንነት የብልናን