ኣቀታትላ ሰገን ማህሌት ተኽላይ ፖሊስ ፀጥታ ምምሕዳር ከተማ ዓድዋ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብራ ገሊፀሞ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 184

  • @user-bu7ev7he9o
    @user-bu7ev7he9o 2 หลายเดือนก่อน +23

    ቀተልቲ ሓፍትና ኣብ ቅድሚይ ህዝባይ ይረሸኑ😢😢😢

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 2 หลายเดือนก่อน +57

    ቀተልቲ ማህሌት ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ይረሸኑ።😭😭😭😭😭

    • @user-le8mk5sb1r
      @user-le8mk5sb1r 2 หลายเดือนก่อน +5

      ትኽክል ካሊእ ዋላ ሓንቲ ኣማራፂ የለን ከምኡ እንተዘይተገይሮም ድማ ተቐባልነት የብሉን

    • @user-ks9hr4wt6z
      @user-ks9hr4wt6z 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክቅተሉ ኣለዎም መምሀሪ ክኮኑ ኣለዎም ፍትሒ ንደቅ ኣንስትዮ ትግራይ😢😢😢😢😢

    • @alibbn8408
      @alibbn8408 2 หลายเดือนก่อน

      ሃይማኖታችን ኣይፈቅድም😢

    • @alibbn8408
      @alibbn8408 2 หลายเดือนก่อน

      ፍርድ ከላይ ነዉ😢

  • @SelamAsefa-ur8ll
    @SelamAsefa-ur8ll 2 หลายเดือนก่อน +30

    ይሰቀሉ አብቅድሚ ህዝቢ

    • @user-ks9hr4wt6z
      @user-ks9hr4wt6z 2 หลายเดือนก่อน +1

      እወ ንሱ እዩ እትመፍትሒ😢😢😢😢

    • @amanuelberhe7221
      @amanuelberhe7221 2 หลายเดือนก่อน

      Yes

    • @amanuelberhe7221
      @amanuelberhe7221 2 หลายเดือนก่อน

      Eway haftay kemay zebul sebat eyom weday ab kidm hizb kektol alawom

  • @MilkanaMegos
    @MilkanaMegos 2 หลายเดือนก่อน +25

    ሞት ይፈረድ ሞት ንሞቱ ብስቃይ ይቀተሉ ዓድና ትግራይ ርእሳ ለድፈአ ይቀተል

  • @aheatjars9993
    @aheatjars9993 2 หลายเดือนก่อน

    ንስድራ መዋቲት ፅናዓት ይሃብኩም ንሓፍትና መዋቲት እግዛቢሄር ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ተቐቢሉ ኣብ ገነት የንብርኪ 😢😢😢

  • @fishiktaameley2645
    @fishiktaameley2645 2 หลายเดือนก่อน +10

    ዕድመ ይሃበና ጽባሕ ክትለቅዎም ኢኩም 💔ንስካትኩም እንተትጥዕዩ ወጣት ወጺኡ ኣይመቀረየን ሓስውቲ

    • @user-si1ph1lc4w
      @user-si1ph1lc4w 2 หลายเดือนก่อน

      ዋእ no way 😢😢😢

  • @user-sm7fk7xm3g
    @user-sm7fk7xm3g 2 หลายเดือนก่อน +9

    ይረሽኒ አብ ቅድሚ ህዝቢ 😢😢

  • @user-qq8ot1qi7c
    @user-qq8ot1qi7c 2 หลายเดือนก่อน +9

    አብ ቅድሚ ህዝቢ ዓድዋ ይሰቀሉ

  • @user-lj3bw5lf9q
    @user-lj3bw5lf9q 2 หลายเดือนก่อน +10

    ንዝቀተለ ምቅታል ተዝህሊ አብ ትግራይ ዋላ ሓደ ሰብ እካ አይምጎደላን ትግራይ ግን ታይ እዩ ካሕሳ ናይ ወለዳ ርግፀኛ እየ ሞት ፍርዲ እንድሕ ዘይ ተፈሮዶም ድሕሪ ዓመታት ከም ዝልቀቁ

    • @user-br5kk1mz7h
      @user-br5kk1mz7h 2 หลายเดือนก่อน

      እዚኦም ዋላ ድሕሪ 50 ዓመት ይልቀቆም መንግስቲ ንሕና ውን ኣይንገድፎምን ደቂ ልያቡ ህወሓት

  • @rozar227
    @rozar227 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክቅተሉ ኣለዎም እዞም ጨኻናት 😢😢😢😢😢

  • @almaznoalmazno4714
    @almaznoalmazno4714 2 หลายเดือนก่อน +16

    ሞት ክፍረዶም ይግባአ
    ንካሎት መምሀሪ ክኮኑ አለወም

  • @user-dh8ym1ep2f
    @user-dh8ym1ep2f 2 หลายเดือนก่อน +9

    ኣቱም ይረሸኑ ትብሉ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ግን ኣበይ ዘሎ መንግስትን ሰርዓትን ናይ ሐጅ መንግስትና ዘይ ምስራቅ እንታይ ይፈልጥ ስለ ህዝብ ሰለ ደቅ ኣንስትዮ ኣይግደስን😢😢😢😢😢😢ኣይ ህዝበይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

    • @user-il4vt4cm7k
      @user-il4vt4cm7k 2 หลายเดือนก่อน

      ግደፍእማ መንግስቲንባዕሉ ስልክ ክርሸንኣለዎ ሙሁራትኣለውና ግዜመናውሒኦም ዝግበርሴራእዩ

  • @jssllaa122ali7
    @jssllaa122ali7 2 หลายเดือนก่อน +8

    😢😢😢ቀተልቲ ማሃልየት.የረሸኑ

  • @agsfud4859
    @agsfud4859 2 หลายเดือนก่อน +7

    ክቅተሉ ኣለወም😢😢

  • @Abiy.qj6gr6qo4q
    @Abiy.qj6gr6qo4q 2 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአብሔር ኣይትቅተል ይብል ግን ንቃትል ኣይትስረቅ ይብል ግን ንሰርቅ ልምንታይ ኢና ኣንፃር እግዚአብሔር ንኮን ዘለና ልእግዚአብሔር ተዘይ ፈሪሕና ካብ ሕሊና ወፃኢ ኢና ንኮን።
    ሕሊና ቢስ ኣይንኩን ናይ ሰብ ነብሲ ክነጥፍእ ኣይኮነን ናይ ባዕልካ ሂወት ልክነጥፍእ መሰል ኣይብልናን።💔እዛ ጨናዊት መታለሊት ዓለም ክትሓልፍ እያ ልዝሓልፍ ኢልና ምስ ፈጣሪና ኣይንባኣስ።

    • @AaAa-ec7gl
      @AaAa-ec7gl 2 หลายเดือนก่อน

      መን ኢሉ ክቅተሉን ክርሸኑን ጥራሕዩ ዘለዎም ሕጊ ንምኽባር ሕጊ ምጥሓስ ግድንዩ 😢😢😢

  • @user-wn5by6yx7f
    @user-wn5by6yx7f 2 หลายเดือนก่อน +14

    ኣብ ቅድሚ ህዘቢ ክርሾኑ ኣለውም ረሳሓት😢😢

  • @WedeGebre
    @WedeGebre 2 หลายเดือนก่อน +5

    አብ ቅድሚ ህዝቢ ይረሸኑ በቃ

  • @wawa8948
    @wawa8948 2 หลายเดือนก่อน +2

    እፍፍፍ ትግራይ ዓደይ ድሙ ንብዒትን
    😭😭😭💔💔💔

  • @HdhdhdEbeheh-qr5vr
    @HdhdhdEbeheh-qr5vr 2 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ዓድዋ ንፎዓት ኣድኒቀኩም ኣብ ዓዲ ግራት ንእልሻ ነይርና ኢና ማሂተይ😢😢😢😢😢

  • @setinoteklay6897
    @setinoteklay6897 2 หลายเดือนก่อน +1

    Btami zehzn nabey eina nkeyd zelena kemhbreteseb 💔💔

  • @melataskal9201
    @melataskal9201 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቀተልቲ ማሃሌት ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ይረሸኑኡ😭😭😭😭

  • @user-so5li9yd1w
    @user-so5li9yd1w 2 หลายเดือนก่อน +1

    ባዕሎም ከዝቐተሉ ተዛሪቦም ከብቅዑ እንታይ ማለት እዩ ተጠርጠርቲ?😡እዚኦም አብ ቅድሚ ህዝቢ ክርሸኑ ኣለዎም ብስሩ ዕሸል ጎያ ዘይጸገበት ቀቲሎም ንሶም ደቂሶም ክሓድሩ የብሎምን።እዚኦም ተዘይተሰቒሎም ሞትና ቀጻሊ እዩ ስለዚ ፍትሒ ንደቀንስትዮ ትግራይ ፍትሒ ነሕዋትና😢

  • @Apollo-vq3no
    @Apollo-vq3no 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዋና ዕላማ ናይዛ ቆልዓ ሞት ንገንዘብ ኸምዘይኾነ ንኹሉ ህዝቢ ግልጺ ኾይንሉ አሎ ብድሕሪ መጋረጃ ስዉር ሚስጥር አሎ ናይዚ ጉዳይ ዋና አቃናበርቲ ላዕለዎት ሐለፍቲ ናይ ትግራይ ኢድ ኸምዘለዎም ምንም ጥርጥር የብሉን

  • @akiaksumawit4937
    @akiaksumawit4937 2 หลายเดือนก่อน

    ነፃርለና ናበልኩም ህዝቢ ቀስ ብቀስ ይፀርሎ😥😥 ቀተልቲ ኣሕዋትና ይቀተሉ

  • @ejehshehu843
    @ejehshehu843 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ህዝቢ እዝዮም ብሕማቅ ኣቓታትላ ክሞቱ ጥራሕ እዩ ዘሎ ሓደ ነገር ተጠርጠርቲ ኣይኮነን ሙሉብሙሉ ኣብ ገበነኛታት እዮም ኣብይ ቀብሮም ኣርዮምኩም ከመይ ቀትሎም ኣስሚዖሙኹም

  • @MUChotMUChot
    @MUChotMUChot 2 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍፍፍፍፍ አረ ይርሸኑ አብ ቅድሚ ህዝቢ😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔

  • @user-il4vt4cm7k
    @user-il4vt4cm7k 2 หลายเดือนก่อน

    ይረሸኑ ኣብቅድሚህዝቢ 😢😢😢😢ዋይወዲሃሳስ ክልተሻዕ ይውቃዕ ድዮምልበሉ ስለዚተኣሲርና ክንወፅእ ብዝብልእዮምእኮ

  • @user-fl6zs3hb5n
    @user-fl6zs3hb5n 2 หลายเดือนก่อน

    ምስ ይቅርታ ኣሕዋት ንምንታይ እዩ ጥሩጡራት
    ዝብሎ ገብነኛታት ዘይብሎም 😢😢😢😢ንእስቲ ሓፍትና ኣብ ገነት የንብርኪ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ያሃብኩም 😢😢😢😢

    • @MedanitMelkamu
      @MedanitMelkamu 2 หลายเดือนก่อน +1

      ቤት ፍርዲ እስካብ ዝፈርደሎም ብሕጊ ተጠርጠርቲ እዩ ዝበሃል

  • @user-ot8sf5vf4b
    @user-ot8sf5vf4b 2 หลายเดือนก่อน +2

    ክቅተለ ኣለዎ ንማህሌት ዝቀተለ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @user-rx6sz7ym3m
    @user-rx6sz7ym3m 2 หลายเดือนก่อน

    እነዚህ አካላት በትግራዋይ ላይ ኢሄ ሁሉ መከራ እንዲመጣ የተወኑ አካላት ርዝራዥ ናቸዉ በፍፁም እንዳትራሩላቸዉ

  • @SebrinNorhsin
    @SebrinNorhsin 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂 ፅንዓት ይሀብኩም ንመላእ ስድራአን ንህቢ ዓድዋን

    • @aexum1597
      @aexum1597 2 หลายเดือนก่อน

      👎👎👎👎👎

  • @user-mp4sp5sw2s
    @user-mp4sp5sw2s 2 หลายเดือนก่อน

    አምላክ አቦይ ይአኽለኩም በለና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @KinfGebrekidan
    @KinfGebrekidan 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሐዚ ዘረባ ምብዛሕ ኣየድልን ናይ ማህሌት ቀተልቲ ኣብ ኣደባባይ ተሰቂሎም ክቅተሉ ኣለዎም ምኽንያቱ እዞም ቀተልቲ ዕድመ ልክዕ ኢሉ ዝፈረደ ዳኛ ኣብ ትግራይ ቅትለት ስርቂ ንኽበዝሕ ዝደሊ እዩ ካሊእ እውን ዘሐሸኒ ቀቲለ ሰሪቀ ኩሉ ግዜ ካብ ዝሽገር ምእሳር ይሕሸኒ እናበለ ናብ ወጀል ከምርሕ እዩ ተሳቅዮም እንተሞይቶም ግን ኩሉ ሌባ ክፈርሕ እዩ ካልኣይ ንህዝቢ ትግራይ ካዓ ሌባ ቀታሊ ሰብ ኣሕሊፉ ናይማሃብ ዓብይ ፀገም ኣለዎ ምኽንያቱ ኣሕሊፈ እንተሂበ ቤተሰቡ ክቅዮሙኒ እዩ ወዲ እከለ እዩ እናበለ ሌባ ናይ ምሕባእ ልምዲ ኣለዎ የስተኻኽል ፖሊስ ጥራሕ ምስ ቀታሊ ሰብ እና ሌባ ክጓየ ኣይንድለ ።መግስተ ሰማያቲ የዋርስኪ ዕሸል ሓፍትና ፅንዓት ይሃብኩም ቤተሰብ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @WushateGezanaMedia19
      @WushateGezanaMedia19 2 หลายเดือนก่อน

      ክርሽኑ ኣለዎምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምም

  • @mlat9280
    @mlat9280 2 หลายเดือนก่อน +1

    መዓረይ😢

  • @user-fe1kp1mm8s
    @user-fe1kp1mm8s 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቀተልቲ ማህልት አብ ቅድሚ ህዝብ ክርሸኑ ኣለዎም😢😢😢😢

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 หลายเดือนก่อน

    የሕዝን የሕፍር 😢
    ወለዳ 90 መዓልቲ ተሳቕዮም እዚኮይኑ ደበሶም

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans9400 2 หลายเดือนก่อน

    ይሰቀሉ አብ ህዝቢ ዝተአከቦ መምሃሪ ክኾኑ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @letewubnhe2899
    @letewubnhe2899 2 หลายเดือนก่อน +2

    ክርሸኑ ዓለው

  • @shumaibirhane5681
    @shumaibirhane5681 2 หลายเดือนก่อน

    ካብ 100 ገበን ሓደ ሒዞም ክንዲዚ በፍበፍ ካብ መደተ ንህዝቢ ብሰላም ወፊሩ ብስርላም ገዝኡ ክምለስ ሓግዝዎ።

  • @aexum1597
    @aexum1597 2 หลายเดือนก่อน

    Keme.sega.guzey.tekorarysom.kektelu.alewom.aeb.adebabay.💔😭😭😭😭

  • @abebaberhe2161
    @abebaberhe2161 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቀፃዒ ሱጉሚቲ ይወሰዶሎም ሂወት መፃወቲ ኪደይ ደኺሞም ዘዒቦዩ ሞሎዲ ከምዋዛ አጢኢፎሞ ናይስድታት መፃወቲ ኮና

  • @tahesgabra2015
    @tahesgabra2015 2 หลายเดือนก่อน

    ፉትሒ ንህዝቢ ትግራይ😢😢😢😢😢💔💔

  • @user-xp9qd4jx1b
    @user-xp9qd4jx1b 2 หลายเดือนก่อน

    ጽንዓት ይሃብ ንመላእ ስድራቤት ነዛ ተማሂራ ሃገራን ናብራአን ክትመርሕ ዝነበራ ሰገን መንግስተ ሰማይ ይዋርሳ

  • @richochewa1640
    @richochewa1640 2 หลายเดือนก่อน

    ይሰቀሉ 😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @TesfishHadgu
    @TesfishHadgu 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ኣደባባይ ይረሸኑ

  • @user-cj4fo8mu2d
    @user-cj4fo8mu2d 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢

  • @FyoriBaraki
    @FyoriBaraki 2 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @gebruhintsay-dn2ds
    @gebruhintsay-dn2ds 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ናይ ወንጀለኛታት ን30 ዓመታት እናሓዝኻ ቀሊብኻ ምስዳድ ድምር ውፅኢት እዩ ።
    ኸዚውን ብተግባር
    ፍትሒሒሒሒሒሒ ይንገስ አብትግራይ።

  • @Aksumfreshmancourse
    @Aksumfreshmancourse 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብ እዙይ መጀመርያ ተመዲቡ እንትመፅእ ቦርጭ ዝብሃል ኣይነበሮን

  • @user-xj3jv6iv6b
    @user-xj3jv6iv6b 2 หลายเดือนก่อน

    ክርሸኑ ኣለዎም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢በቃ

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-rb5zz8jx2t
    @user-rb5zz8jx2t 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢

  • @user-ky9vp5yr7r
    @user-ky9vp5yr7r 2 หลายเดือนก่อน

    Atum. Nay. Tigray. Merahti. Atum. Denakur. Hzbi. Tewediewo. Alekum

  • @ALIAhmed-e2g
    @ALIAhmed-e2g 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭

  • @user-rq5nv3vi9p
    @user-rq5nv3vi9p 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢

  • @elsateare2621
    @elsateare2621 2 หลายเดือนก่อน

    Intay Abisa htsan bzey haythats bkfue thefiya seb hsum

  • @Konjo-zr9xd
    @Konjo-zr9xd 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭💔

  • @RobierSaboor-qp8pr
    @RobierSaboor-qp8pr 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢

  • @zufanzufan9302
    @zufanzufan9302 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭

  • @HalekaEzra
    @HalekaEzra 2 หลายเดือนก่อน

    ይቆረፁ

  • @terhashailesalase8443
    @terhashailesalase8443 2 หลายเดือนก่อน

    Rip 😢😢😢😢😢

  • @goitomnaizgi8977
    @goitomnaizgi8977 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-sq9ve2eh3d
    @user-sq9ve2eh3d 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክቅተሉ ኣለዎም 😭😭😭😭

  • @amohfgFgjiooi
    @amohfgFgjiooi หลายเดือนก่อน

    💔😥😥😥

  • @GuwaTube
    @GuwaTube 2 หลายเดือนก่อน

    💐💐💐💐💐💐

  • @Am-yr5zd
    @Am-yr5zd 2 หลายเดือนก่อน

    ቀተልቲ ሓፍትና ዋጋቸው ማግኝት አለባቸው
    ወረ ብቻ ዋጋ የለውም ለሌሎች ትምህርት ይሆናል ዋጋቸው ማግኘት አለባቸው😢

  • @mihretabberaki4293
    @mihretabberaki4293 2 หลายเดือนก่อน

    💔💔

    • @Enbokye
      @Enbokye 2 หลายเดือนก่อน

      Hallo

  • @user-br5kk1mz7h
    @user-br5kk1mz7h 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣረ ስለ መድሃኒኣለም መንግስቲ ትግራይ ብዕቱብ ይሰርሕ ኣሎ ኣይተበሉ ዋይ እንታይ ገደሰኩም ስቕ ዘይትብሉ ስቕ ኢልኩም እንዶ ክሳብ መዓልትኹም ትፅበዩ እንዳሰረቕኩም ነበሩ ንዕቐት ናይ ህዝቢ ድዩ መንግስቲ ትግራይ ይሰርሕ ኣሎ ትብሉ ተውሳኹ ኣብ ስርቂ ዘሎ መሪሕነት ህወሓትን ካድርኡን ዋይ

  • @TslalTakelay
    @TslalTakelay 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-rn6mi7pm1t
    @user-rn6mi7pm1t 2 หลายเดือนก่อน +1

    💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 2 หลายเดือนก่อน

    ንቶም ብኮልስተን እናተፋጁ ዝውዕሉን ዝሓድሩን ዘለው መናእሰይ ስርዓት ኣትሕዝዎም ኣቱም ናይ ከተማ ዓድዋ ፖሊስ

  • @user-wh2hl2vr6n
    @user-wh2hl2vr6n 2 หลายเดือนก่อน

    ይኣክልልልልል ይኣክልልልልል😂😂😂😂😂ኣዝዩ የሕምምምምምም አአአአአአፍፍፍፍ

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭🙏❤️🙏

  • @user-lr7lh1nj3j
    @user-lr7lh1nj3j 2 หลายเดือนก่อน

    💔💔💔😭

  • @user-zz8ox6rk1z
    @user-zz8ox6rk1z 2 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔

  • @NaxaB-ut5co
    @NaxaB-ut5co 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭 yeketelu ab kedmi hezbiy 😢😢😢😢

  • @MelatGebru-ic9oh
    @MelatGebru-ic9oh 2 หลายเดือนก่อน

    ንዚኦም እውን እንዳተቀለቡ ስፖርቶም እንዳሰርሑ ስርሖም እንዳሰርሑ ኣብ ቤት ህንፀት እንተድ ኣሰፊሮም ንዝተረፈ ህዝቢ ኢኩም ትቀትልዎ ዘለኩም ስለዚ ሕጊ ንዘይፈልጥ ብሕጊ ኣይኮነን ዝቅፃዕ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ይረሸኑ

  • @user-fh5pw6ov5k
    @user-fh5pw6ov5k 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭💔

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ከተማ ህዝቢ ኣኪብካ ክርሸኑ ይግባእ ንዞም ናይ ሰብ ፍጥረት ዝይብሎም

  • @user-mo4on4wl9h
    @user-mo4on4wl9h 2 หลายเดือนก่อน

    ክሪኑ አዩ ዘለዋም

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏💚🙏

  • @slamhm759
    @slamhm759 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ቅድሚይ ህዝቢ ይቀተሉ ቀተልታይ 😭😭😭😭😭

  • @Raki860
    @Raki860 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭

  • @AwetJHON
    @AwetJHON 2 หลายเดือนก่อน

    ንዚኦም በኒዚም ነስኒስካ ክቃፀሉ ኣለዎም😭😭😭😭😭😭

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 2 หลายเดือนก่อน

    ይረሸኑ ኢልኩም ወስኑ ህዝቢ ትግራይ አጸጋሚ ነገርዩ ዝወርደኩም ዘሎ ይረሸኑ በቃ

  • @FtleyTslase
    @FtleyTslase 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔

  • @LH-iu7mx
    @LH-iu7mx 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭💔💔💔💔😭😭😭😭

  • @FgGg-ko6px
    @FgGg-ko6px 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @birhanueestay1981
    @birhanueestay1981 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MelatGebru-ic9oh
    @MelatGebru-ic9oh 2 หลายเดือนก่อน

    ታይ እዩ ተጠርጠርቲ ዓይንኩም ይንጠር ባዕሎም ፈፂምና ተይሎም ታይ ማለት እዩ ተጠርጠርቲ ሕሙስ ዝኮነ መንግስቲ ገበነኛታት ዘይትብልዎም ዋ

  • @TrhesShire
    @TrhesShire 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @user-mw5ng1gd6r
    @user-mw5ng1gd6r 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭

  • @abebaberhe2161
    @abebaberhe2161 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏😭🙏

  • @genethagos9547
    @genethagos9547 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @KjvccYexs
    @KjvccYexs 2 หลายเดือนก่อน

    🥺🥺💔

  • @wedigebel7080
    @wedigebel7080 2 หลายเดือนก่อน

    Ata Suk Belu Bejakum 3Werhe Elka Zereba Aykonn

  • @tigrayadey7909
    @tigrayadey7909 2 หลายเดือนก่อน

    😢😭😭😭😭😭😭

  • @user-tg1iv5jo1k
    @user-tg1iv5jo1k 2 หลายเดือนก่อน

    💔😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔😢😭😭😭😭😭

  • @Dsaerty-hi9cc
    @Dsaerty-hi9cc 2 หลายเดือนก่อน

    🖤🖤🖤🖤💔💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @kuludhrihager7270
    @kuludhrihager7270 หลายเดือนก่อน

    I really feel sorry for the poor Tigray people who have lost their children by the corrupt criminal hwahat and now they are suffering and getting raped and killed every day it’s a shame.