Gere emun Part 58

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና

ความคิดเห็น • 794

  • @danieldesale5294
    @danieldesale5294 4 ปีที่แล้ว +61

    ክክክክክክክ እዋይ ኣደይ ትሙት እዛ ተኽስተ ዝብልዋ ሰብኣይ ኬፍ ዘለዋ ነዛ ፊልም ኮ ኣመቂርዋ እስከ ነኣያ ተኽስተ ዝፈቱ እስኪ ላይክ ይሃበኒ

    • @awethadish6643
      @awethadish6643 4 ปีที่แล้ว +4

      gdef gdef kkkkkk nay bahaki amekirwa tekeste

  • @ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ
    @ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ 4 ปีที่แล้ว +102

    እዛ ድራማ ክሳብ ዛ ሕጂ 6:3k ዝኣክሉ ሪኦማ እቲ ላይክ ግን 627ጥራሕ ዩ ዘሎ ሶ ኣቱም ላይክ ከይገበርኩም ትሪኡ "ግደፉ" ምስሓቕ ጥራሕ ኣይኮነን ላይክ ግበሩ እንዳ ገሬ ሽኮሪናታት ቀጽልዎ ጽቡቓተይ።።።

    • @sebeyumekseb8979
      @sebeyumekseb8979 4 ปีที่แล้ว +8

      ኣነ ከማን ላይክ ከይገበርኩ ሓለፍ ጸንሐይ
      ገለ ታት ገለታት ዳሓሪትለይስ አካ ፈሊጠ ዊ፡ ኣጆኩም ንፉዓት ሓውኩም eritrawi eye

    • @እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ
      @እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ 4 ปีที่แล้ว +1

      ዝረየለይ ፍቅሪ , ናይ ዩቲብ ምሓዛይ ክብለኪ ካብ ሎምስ ኣብ ጂ ድራር ቀጻሊ የ ኮመንትኪ ዘንብቦ ኣወንታዊት ብሙካንኪ ክኣ ዝያዳ ኣድኒቀኪ ።

    • @እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ
      @እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ 4 ปีที่แล้ว

      ዝረየለይ ፍቅሪ , ናይ ዩቲብ ምሓዛይ ክብለኪ ካብ ሎምስ ኣብ ጂ ድራር ቀጻሊ የ ኮመንትኪ ዘንብቦ ኣወንታዊት ብሙካንኪ ክኣ ዝያዳ ኣድኒቀኪ ።

  • @borntodie6459
    @borntodie6459 4 ปีที่แล้ว +187

    😂😂😂😂😂 ኣታ ግደፍ ዝብሉ ሰብኣይስ ኬፍ ኣለዎም ናይ ብሓቂ እንዳ ገሬ እሙን ልፈትወኩም መኣት እዮ ካብ ትግራይ ሓውኩም ተወላዲ ኣዲስ ኣበባ ከይፈልጠኪ ንፍቅፍቅ ዘብለኪ ትግራይ ኣደይ ሰላምኪ ይብዛሀለይ

    • @zttgy7054
      @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว +16

      ዋውውው ታዓዲልካ አብ እእ ተወሊድካስ ትግርኛ ትክእል ገበዝ ዘሓወይ ካበካ ለ ወለድካ ኣድኒቀየም ናይ ባሓቂ

    • @mdinaal7283
      @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว +3

      Amen amen amen lebamey 💕💕💕👏👏👏

    • @borntodie6459
      @borntodie6459 4 ปีที่แล้ว +6

      @@zttgy7054 የቕንየለይ መኣረይ ደመይ እዎ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዬ ተወሊደ ኣቢዬ ንትግራይ ኣደይ ሪዕያ አይፈፋጥን ግን ወለደይ ትግርኛ ምንባብ ምፅሐፍ ምዝራብ ኣምሒሮምኒ እዮም ካብ ቆልዕነት ጊዜ ኣቲሒዙ

    • @zttgy7054
      @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว +2

      @@borntodie6459 ብጣዕሚ ፅብቅ ዝያዳይ ንትግራይ ለ ውሰድኒ በሎም ወይ አነ ባዕለይ ወሲደ ከሻራሽርካ ማዓረይ

    • @hubihayati
      @hubihayati 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/kDgXe31qBic/w-d-xo.html subscribe gberu yhawet

  • @mussiegidey9178
    @mussiegidey9178 4 ปีที่แล้ว +39

    ግደፍ ዝተሞቸወቶ ላይክ 😂🤣

  • @udrinkmorewater6488
    @udrinkmorewater6488 4 ปีที่แล้ว +27

    🤳አንብቡኒይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም አብ ኡሱርቤት ወይ አብ ሆስቢታል ሓሚምኩም መፍተሒ ትጽበዩ ንዘለኩም ከአ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ሓዳግን መሓርን ኢዩሞ ሎሚሰንበት ምሕረቱ የብጸሓልኩም* መጻኢት ስምበት ዓባይ ክጽበ እምበር ተሃዊከ ሓቂ ኢዩባ ትግርኛ'ስ ንሓልዬት ንፍቅሪ ንሓጎስ ንደስታ ንምዕባለ ጥራሕዩ ዝጠቅም ዝባሃል ዝነበረ በሉ ሃየሓደራ ኩላትና ሓቢርና ግዜኡዩ ሕጂ ንጠቀመሎም ቃላት ፍቅሪ ትግርኛ አብ ምድሪ ልክዕ ከም ኣርበጂ ብረት ካላሽን ሽጉጥ ንዕጠቆም አብ መላእ ነብስና ብሓጎስ ራህዋ ቅሳነት ክነብሩ ናይ መጻኢ ወሎዶታትና,
    ነዚይ ፍቅሪ ሓልዬት ዕጥቅና ዝጻበኡ ግን ክንመክሮም ኢና እምቢተሎም ግን ግዲ የለን ኣይክንምሕሮምን ኢና
    ዝፈትወኩም ወዲይ EriTigray💍 ሕጉስኮይነ ክውዕል ላይክlike ግበሩለይ

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 ปีที่แล้ว +173

    በጃኩም like ሃቡኒ ኣይክፍለኩምን ዋ ደቂ ዓደይ
    👇💖💖💖❤

    • @hubihayati
      @hubihayati 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/kDgXe31qBic/w-d-xo.html

    • @eslamkhaled8827
      @eslamkhaled8827 4 ปีที่แล้ว +1

      ሳብስክራይ ግበርለይ ጋል ትግራይ ሽኮር

    • @lloveyou1210
      @lloveyou1210 4 ปีที่แล้ว

      @@eslamkhaled8827 ❤

    • @mhretabtesfay9297
      @mhretabtesfay9297 4 ปีที่แล้ว

      @@hubihayati 8j

    • @AsdAsd-ke5vf
      @AsdAsd-ke5vf 4 ปีที่แล้ว

      @@hubihayati ፡

  • @መቅደስመቅደስ-ዠ7ቘ
    @መቅደስመቅደስ-ዠ7ቘ 4 ปีที่แล้ว +171

    እንካዕ ናብ ብስራታዊ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብሪኤል ኣብፀሐና ብሩኽ ሰንበት ይግበሩልና

  • @sasing2281
    @sasing2281 4 ปีที่แล้ว +239

    ስድርኡ ዝናፈቀ ከምዚ ከማይ እንተሎ እስኪ ብላይክ ኣለና ኣጆኪ በሉኒ !
    ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ኣሕዋተይ ሰላም ኣኣብ ዘለኩሞ።

  • @Aነኝየእናቴ1ኛ
    @Aነኝየእናቴ1ኛ 4 ปีที่แล้ว +37

    አረ ከለ ኣነ እየ ምዉላድ ደስ ይብለኒ ዘሎ😋😋
    እስቲ አድነቅቲ ቤቲ ሃይላይ ኢድኩም ልላዕሊ
    ኣቱም ተጋሩዋኒ ካብ ከክፉ ነገር ኩሉ
    ኣቦና ቁዱስ ገብርኤል ይሓልዉኩም
    ስደት የሕፅረልና

  • @Henokghrimay
    @Henokghrimay 4 ปีที่แล้ว +171

    በጃኾም ኣድንቅቲ ገረ እሙን like ሃቡኒ

  • @ደጋፊጋነርስየ
    @ደጋፊጋነርስየ 4 ปีที่แล้ว +194

    ብሩክ ሰምበተ ኪዳን ይግበረልና ቅዱስ ገብርኤል ኣቦይ ይሓሉና ኣኣብ ዘለናዮ ይሕዋተይ።

  • @selamnaybzih1373
    @selamnaybzih1373 4 ปีที่แล้ว +206

    ኣክበርቲ ባህሎም፡
    ኣብ ስራህኩም ኣሳልጦ
    ኣብ ሂወትኩም ጥአና
    ኣብ ዓድኩም ክብረት
    ኣብ ህዝብኩም ሃልዮት
    ይመልኣልኩም ኣምላክ ስራኤል

    • @fa4r269
      @fa4r269 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen marr 🙏❣

    • @Hrfanentrtainment
      @Hrfanentrtainment 4 ปีที่แล้ว +2

      Gere emun ጉዳም መሰኻኽር gudam mesekakr ኣያ ዘብረኣብሩኽ ፊልሚ new Tigrigna film 2020

    • @iloveyoumama7755
      @iloveyoumama7755 4 ปีที่แล้ว +1

      እሜን እሜን እሜን ለሁላችንም

    • @theonly3409
      @theonly3409 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

    • @ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ
      @ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa7436 4 ปีที่แล้ว +36

    ኣብ ዛሃለኩም ሃሊኹም ቁዱስ ገብርኣኤል ይሓለኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ ብሰላም መጻኹም ሙቁራት

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 4 ปีที่แล้ว +120

    ክክክክክክክ ኣኽሰተ እንቋዕ ሰላም፡መጻኻ ን ግደፍ ዝፈቱ ኣብዚኣ ላይክ ጌሩ ይሕለፍ ክክክክክክክክ ኢዋይ ብስሓቅ ሞይተ ብጣዕሚ መቐረት ኮይኑ ግደፍ ክክክክክክ

    • @Hrfanentrtainment
      @Hrfanentrtainment 4 ปีที่แล้ว +2

      Gere emun ጉዳም መሰኻኽር gudam mesekakr ኣያ ዘብረኣብሩኽ ፊልሚ new Tigrigna film 2020

    • @dahlak3739
      @dahlak3739 4 ปีที่แล้ว +2

      ግደፍ ግደፍ

    • @ፈጣሪዓለሙ
      @ፈጣሪዓለሙ 4 ปีที่แล้ว +1

      እንታይ እስከ ኣስሒቁኒ መድብ ክብሎ ከሎ ሞይተ የ በቃ ክክክክክ

    • @dahlak3739
      @dahlak3739 4 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክክ ግድፍ ንዒ ዙሪ ኢልዋ ታይ ዙሪ ኢልዋ ካብ ፈለማ ክህሉ ኔርዎ

  • @fretesfayy6615
    @fretesfayy6615 4 ปีที่แล้ว +69

    እንካዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ትግራይይይ ማዕረይይይ Love you so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nahomshow3066
    @nahomshow3066 4 ปีที่แล้ว +58

    ግደፍ ግደፍ ኪፍ ኣልኩም ኩሉኩም ንፉዓት ኣጁኩም ቀጽልዎ ።

  • @እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ
    @እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ 4 ปีที่แล้ว +20

    ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ትግራይ የሕዋተይ መክበርቲ ባህሎምን መንነቶምን ሓውኩም ካብ መንደፈራ

  • @drogba200
    @drogba200 4 ปีที่แล้ว +31

    " ዋእ ግደፍ" ኣያ ተኸስተ መቅሰን ✔

  • @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ
    @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ 4 ปีที่แล้ว +31

    ግደፍ ግደፍ ግደፋ lake አይፎቱን አሕዋት

  • @malhabib357
    @malhabib357 4 ปีที่แล้ว +26

    ኣድነቅቲ ዘርኣብሩኽ እስከ ላይክ ኣለኩም ዶ

  • @mariamdngl-d8i
    @mariamdngl-d8i 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣያ ጀኬር መሕረር ዋይ ኣያ ተኽስተ በኻዪ ኣይትሰኣኑ kkkkkkk ቆሲልና እኮ ብሰሓቕ የሕዋተይ መዓረይ ሓውኹም ካብ ኤርትራ

  • @eyobtekle6693
    @eyobtekle6693 4 ปีที่แล้ว +18

    ንዒ ዝሪ እንዳበለ ኮ ኢዱ ኣትሒዙዎ ነያ ዘረኣብሩኽ ከኣ ርኸቦ እስከ ኣይርከበልካን ኢዩ ድኣ እንበሪ ኣብኣ ዘሎ ሰብኣይ ከኣ ድኽነት ምዉጻእ ኣቢያቶ ኣላ ኬፍ ኣለኩም ቀጽሉዎ ሓውኹም ካብ ኤሬትራ የ

  • @haftomgebretsadk9930
    @haftomgebretsadk9930 4 ปีที่แล้ว +27

    ላይክ እንተገበርክምዎም እንታይ ይኸብደኩም

  • @ሜሪጋልውቅሮገርዓልታ
    @ሜሪጋልውቅሮገርዓልታ 4 ปีที่แล้ว +29

    ኣየ ቤቲ ሽኮር ቆልዓ ዝኮነ ስብኣይ እንዶ ሂቡኒ ሞይተ ደየ ገለ

  • @samisenay
    @samisenay 4 ปีที่แล้ว +38

    ነዛ ኮሜንት ለንበብካ ኣብ ዘለካዬ ሰላምካ ይብዛሕ ልብካ ብደስታ ይምላእ ብሰላም ዓድኻ የእትይካ ወፂኻ ካብ ምትራፍ ይሓልይካ ኣሜን በሉ🙏 ላይክ ምስ ሰብስክራይብ ብምግባር ሞራልኩም ሃቡኒ

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +38

    ኣቦ ተከስተ ካማይ ዝፈትዎም ኣነስ ክስሑቅኒ ማዓት ሃሃሃሃሃ ጎቦዛት

  • @alemxaerieya77
    @alemxaerieya77 4 ปีที่แล้ว +36

    ግደፍ ግደፍ ክክክክክ ሞይተ
    ኩሎም ካራክተር ኬፍ ኣለዎም

    • @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
      @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ 4 ปีที่แล้ว

      እዙይ እንካዕ ምሳይ ኣይውዕል ምሕርር ግድፈ ናበሉ ክክ

    • @alemxaerieya77
      @alemxaerieya77 4 ปีที่แล้ว +1

      @@ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ kkkkkkkkkk ግደፊ እዋኣ ክደፊ ክክክ

  • @ableldebesay
    @ableldebesay 4 ปีที่แล้ว +50

    ኡንቃዕ ብሰላም መጻእኹም ደቂ ትግርኛ ፡ ቡሩኽ ሰንበት ይግብረልና ኡንቃዕ ናብ ኩቡር ባዓል ቁዱስ ገብረኤል ኣብጻሓና ፡ ህዝቢ ትግራይ ኡንቃዕ ናትና ኮንኩም
    ካብ ሓዉኹም ተዛራቢ ትግርኛ

    • @Hrfanentrtainment
      @Hrfanentrtainment 4 ปีที่แล้ว +2

      Gere emun ጉዳም መሰኻኽር gudam mesekakr ኣያ ዘብረኣብሩኽ ፊልሚ new Tigrigna film 2020

    • @temesgenfetari1535
      @temesgenfetari1535 4 ปีที่แล้ว +3

      Thanks 🙏🏻 Bro lomi Gebriel mikaunu zezekerkani.

    • @ableldebesay
      @ableldebesay 4 ปีที่แล้ว

      @@temesgenfetari1535welcam bro ማዓልትና ይግበሮ ቡሩኽ ሰንበት

    • @ableldebesay
      @ableldebesay 4 ปีที่แล้ว

      @@Hrfanentrtainment ክክክክክ ዝበለጸት ትግርኛ ፊሊም & ኮሚድያን 2020

    • @temesgenfetari1535
      @temesgenfetari1535 4 ปีที่แล้ว

      Amen Nikulana Habibi

  • @wwicxxcx805
    @wwicxxcx805 4 ปีที่แล้ว +18

    Welcom
    Welcom
    Deki abeyti fkrkum
    Ybzah🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹
    Gebrelibanos bzil sim tmhrti
    Misjemerku kileya azekirkumuni keman😂

  • @ማርያመይህዝብኪሓደራ
    @ማርያመይህዝብኪሓደራ 4 ปีที่แล้ว +44

    ብሰላም ምጹና ሑቡታታ ትግራይ ዓደይ ሰላም ኩንለይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍🌹♥️🇻🇳

    • @Hrfanentrtainment
      @Hrfanentrtainment 4 ปีที่แล้ว

      Gere emun ጉዳም መሰኻኽር gudam mesekakr ኣያ ዘብረኣብሩኽ ፊልሚ new Tigrigna film 2020

    • @JESUS-711
      @JESUS-711 4 ปีที่แล้ว +2

      Eza bandera nay china dya?

    • @tgraytgraytgray8814
      @tgraytgraytgray8814 4 ปีที่แล้ว

      @@JESUS-711 nay hog Kong eya

    • @ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ
      @ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @mikiyatlove9608
      @mikiyatlove9608 4 ปีที่แล้ว +1

      @@tgraytgraytgray8814 ናይ ቬትናም ኢያ ሰበይ ብዘይ ናትካ ወለል ክፈትውዋ ማዓት ኢዮም

  • @sanitube6795
    @sanitube6795 4 ปีที่แล้ว +18

    ደቂ ሐላል መሬት ሰብስክራይብ ግበሩለይ ስለ ቅዱስ ገብርኤል

    • @mdinaal7283
      @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว

      Geyrelki haftewa

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +26

    ክክክ ኣብራሃም ኣታ መስሓቄን ዝኮነ ቆልዓ ተጠቂሙስያ ቀይረለይ ያ ገሬ ዓይነይ እኮ ሓሚሙ

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
    @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 ปีที่แล้ว +19

    ተዋሳእት ገሬ እሙን አንካዕ አብፅሕኩም ንቅዱስ ገብርኤል ዓመታዊ ክብር በዕል አብፅሕኩም አብፅሕና ነይ ቅዱስ ገብርኤል አቦና ፅሎት በረከት አይፈለየና አሜን

    • @mdinaal7283
      @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏

  • @Ethiorango
    @Ethiorango 4 ปีที่แล้ว +18

    አታ ብስሩስ ተሓጋስ፤ብሰሓቕ ፍንጭሕ ከይብል ፈርሕለኹ ዓድማቴ። ቤቲ ሃይላይ ዓርክ ገሬ ሽኮር...

  • @yorisalemhagereselam7586
    @yorisalemhagereselam7586 4 ปีที่แล้ว +25

    ኢንካዕ ናብዚ ኩቡር በዓል ኣብቀዓና ተጋሩን ኤርትራዊያንን የሕዋተይ ፍቅርን ስላምን ኣብ ደለክሞ።

  • @tesfutekleab7357
    @tesfutekleab7357 4 ปีที่แล้ว +20

    ማዓንጣይ ቆሲለ ብሰሓቅ 😂😂😂......

  • @nahomdawit6265
    @nahomdawit6265 4 ปีที่แล้ว +12

    Tegaru natye love u 😘🌍🗝kab Hawkume 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sahbekinfe7517
    @sahbekinfe7517 4 ปีที่แล้ว +35

    ንኹሉኹም ኣምላክ ኣብ ትኸድዎ ሰላሚ ይሃብኩም እሾኽ ኣይጋኣኩም የሕማተይ ከይራእኽዋ እየ ዝጽሕፍ ዘለኩ ምርቃ ደስ ኢልኒ እሞ ክምርቀኒ ዝደሊ ይመርቀኒ

    • @er2531
      @er2531 4 ปีที่แล้ว

      *Edman tenan yehabka*

    • @yodityacob3839
      @yodityacob3839 4 ปีที่แล้ว +1

      Be ktbl tehagos
      Wenani mlue tena ybelka fetari
      Ztemereket tbtsahka.
      Kileyo do 😜

    • @sahbekinfe7517
      @sahbekinfe7517 4 ปีที่แล้ว

      @@yodityacob3839 ewe kelkyo naki ka zytmet sbay ybxhaki

    • @yodityacob3839
      @yodityacob3839 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen tack

    • @mdinaal7283
      @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen nkulatna edmen tienan yhabka fetari 💕💕💕👏👏👏

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +18

    መፅኡ ኮዋኽብቲ ትግራይ ኣብ ዘዘለክምዎ ሊቀ መላእኽቲ ቅዱስ ገብርኤል ይሓልኹም 🕊💞
    ብፍቃድኩም ዛ ፕሮፋይለይ ብምንካእ ሰብስክራይብ ግበሩኒ

  • @tomasgermay677
    @tomasgermay677 4 ปีที่แล้ว +20

    ዳ ገሬ እሙን ሓላላት።❤❤❤

  • @ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ
    @ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣብርሃም ሽኮር, 🤣🤣🤣😂
    ሳሙና ቀይረኒ ከኒፈ 😁😁😁🙄

  • @zekointertainment8312
    @zekointertainment8312 4 ปีที่แล้ว +25

    እንዳ ገሬዋኒ ሩሑስ ሰንበተ-ችዳን ይግበረልና። Subscribe አይትረሱዑኒ

  • @Dawitsiele
    @Dawitsiele 4 ปีที่แล้ว +18

    😜😂😜😂 ገርየ መሕረር
    ሳላ ኣብራሃም ንስሕቕ ኣለና
    ዛረ ዓይነይ ነዛ ድራማ ሂወት'ዩ ዝዘርኣላ
    ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ሰላምና ወሓዚ ይግበሮ ❤️❤️❤️

    • @mdinaal7283
      @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว +2

      Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏

    • @theonly3409
      @theonly3409 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen 💞💞💐

    • @ekwqwowa8916
      @ekwqwowa8916 4 ปีที่แล้ว

      amen amen amen🙏🙏🙏

  • @temesgenfetari1535
    @temesgenfetari1535 4 ปีที่แล้ว +18

    ኣብራሃም ግደፍ፣ ኣብ ክንዲ ሞኩሮ ኣምሓርኛ ፈትኖ በል ብ ትግርኛ፣ ብዝተረፈ ብፍቕርኹም ክጽለል ኢለ ብፍላይ ኣያ ዘርኣብሩኽ ኣጸሊሉኒ ። 💕 ❤️ 💕 love you from Switzerland 🇨🇭 .

  • @ከፍቅርበላይህግየለም
    @ከፍቅርበላይህግየለም 4 ปีที่แล้ว +8

    ስነ ጥበብ ካብቶም ናይ ህዝቢ ችግር ናብ ዝምልከቶ ኣካል ዘብጽሕ ሓደ ኣካል እዩ አንዳ ገሬ እሙን ከዓ ብዙሕ ዝምልከተኩም ሰብ ስለ ዘለኩም ናይ ኣብ ስዑዲን ከባቢኣን ዝሳቀዩ ዘለው መንእሰይ ድምጺ ኣስምዕሎም በጃኩም

  • @habtomokubagabr6319
    @habtomokubagabr6319 4 ปีที่แล้ว +15

    ሕጂ ካብ ትምህርቲ መጼ እንቃዕ ሰላም መጻካ በሉኒ ብስም እንዳ ገሬ እሙን

  • @ummita8730
    @ummita8730 4 ปีที่แล้ว +17

    በረከት ናይ ቅዱስ ገብርኤል ምስ ኩልና ይኩን

    • @mdinaal7283
      @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏

    • @hahhah8928
      @hahhah8928 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

  • @evanosramyek6445
    @evanosramyek6445 4 ปีที่แล้ว +5

    Aya jocker&aya kesete kefi zehabkum abzi like gberu
    I am from Eritrean I love you tigrina comady

  • @ሩባናሚድያ
    @ሩባናሚድያ 4 ปีที่แล้ว +6

    አነስ ሰንበት ምኳኑ እውን ረሲዐዬ ነይረ እየ ስደት ሕሱም ርእስና እባ አዘርካና ናይ ኢድካ አይትስአን እንዳ ገሬ እሙን ከዓ ምዝንጋዕ ጥራሕ ዘይኮነስ ማዓልቲ እውን ስለዘፍለጥኩምና የቕንየልና😊

  • @Habeshapodcast
    @Habeshapodcast 4 ปีที่แล้ว +15

    Welcome ገሬ እሙን፡
    የሕዋት ብሩክ ሰንበት ይግበረልና፡
    ንእግረ መንገድኩም ድማ ሳብስክራይብ ጫዕ

  • @Mulue844
    @Mulue844 4 ปีที่แล้ว +33

    "መሕደር መን ኢኻ?"
    ህይወትና ብሓቂን ቅንዕናን ዲያ እትነብር? እቲ ሰባት ዝመስሎምን ዝርደኦምን ዝሓስብዎን ሓንሳብ ገዲፈና ...እቲ ፈጣሪ ዝፈልጦ ህይወትና ደኣ. .እየ ዝብል። ምኽንያቱ ንህይወትና መወዳእትኡ ኣጥዕዩ ዝፈልጣን ዝምርምራን ንሱ'ዩ። ንነብሰይ ዝሓታ መሕደር መን'የ? ኢዩ። ንሕና ደቂ ሰባት ክቡራት ፍጥረት ኢና ኢልና እንተኣሚና መሕደር ክቡር ነገራት ክንከውን ውን ኣለና ኢለ'የ ዝኣምን።
    እቲ ነገራት...ክቡር ሓሳባት፡ ቅንዕና፡ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ፡ ሓቂ፡ ፍቕሪ፡ ዲስፕሊን፡ ቅዱስ ራኢ፡ እምነት፡ ለውሃት፡ ሰናይ ትምኒት፡ ኣኽብሮት፡ ተስፋ፡ ልግሲ፡ ምሕረት....ብዙሕ'ዩ። ብዙሕ ኣምላኻዊ ነገራት። ነዞም ክቡራት ናይ ህይወት ጽባቐ እንተደኣ ከነሕድር ኪኢልና ብሓቂ ግሩምት ፍጥረት ኢና ። ንህይወትና ብሰላምን ርግኣትን ከተንብር እትብህግ በሊሕቲ ሰባት ኢና ። ወላ'ኳ ከም ሰብ ምስ ብዙሕ ድኻምን ውድቀትን ትንሳኤን እናነበርና ።
    ብኣንጻሩ ሓሶት፡ ዘይንስኻ ምምሳል፡ 'ቅንኢ መንቀኝነት'፡ ጸርፊ፡ ክፍኣት፡ ተንኮል፡ ጭካነ፡ ጸለመ፡ ጽልኢ፡ በለጽ...ካልእ ብዙሕ ክፉእ ነገራት ክሓድሩልና እንተደኣ ኣፍቂድና ብኡ መጠን ምንባርና ይኸፍእ። ምንባርና ግን ኩሉ ግዜ ብመን ንልክዖ ዓቢ ሕቶ'ዩ። ምኽንያቱ ገለ ሰባት ምንባሮም ብሰባት ጥራይ ስለዝልክዕዎ። ሰባት እንተደኣ "ጽቡቕ ኣሎ/ኣላ" ኢሎሞም ንሳቶም ውን ንነብሶም ይጋግይዋ'ሞ ናብ ጸላም የምርሑ። ስለዚ መሕደር መን ምዃንካ ንምፍላጥ ነብስኻ ምፍላጥ ጥራይ'ዩ ዘድሊ።
    ሓዳስ ዓመት መጸት ጥራይ ዘይኮነስ ሓዳስ መዓልቲ ክትመጽእ ከላ ውን ምስ ነብስኻ ምግምጋምን ምዝታይን ኣገዳሲ'ዩ። ልዕሌኻ ንነብስኻ ዝፈልጣ ስለዘየለ እቲ ካብ ሰባት ዝመጻካ ርእይቶ ካልኣዊ'ዩ። ኣብ ህይወትካ ንመን ኢኻ ክነብርን ከናብረካን ኣፍቂድካሉ ዘለኻ ኣጥዒኻ ምፍላጥ'ዩ ምሉእ ጥዕና ዝህበካ በሃሊ, የ ::
    ሮሜ 12 (Romans)
    16፤ ንሓድሕድኩም ሓንቲ ሓሳብ ሕሰቡ። ምስቶም ታሕቶት ትሕት በሉ እምበር፡ ኣብቲ ልዕል ዝበለ ነገር ሓሳብኩም ኣይተውድቑ። ጠቢባን ኢና ኢልኩም ብርእስኹም ኣይትሕሰቡ።
    17፤ ነቲ ኣብ ቅድሚ ዂሉ ሰብ ጽቡቕ ዚኸውን ደኣ ሕሰቡ እምበር፡ ንሓደ እኳ ኽፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ ኣይትፍደይዎ።
    18፤ ዚከኣል እንተ ዀይኑስ፡ ብኣኻትኩም ዝመጸ፡ ምስ ኲሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ።
    Happy sunday guys.

    • @sahbekinfe7517
      @sahbekinfe7517 4 ปีที่แล้ว +2

      amlak ybrka bruk hawey lbam

    • @Mulue844
      @Mulue844 4 ปีที่แล้ว

      @@sahbekinfe7517 amen amen amen

    • @alganeshtekie2859
      @alganeshtekie2859 4 ปีที่แล้ว +1

      Muller bravo

    • @ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ
      @ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ 4 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወና ፀጉኡ የብዛሐልካ እግዚአብሄር ኣምላክ

    • @Mulue844
      @Mulue844 4 ปีที่แล้ว +2

      @@ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ amen amen amen selu haftey

  • @yohannesmannn
    @yohannesmannn 4 ปีที่แล้ว +13

    እዚ ኩሉ ምርቃ ን ላይክ ምልማን ዲዩ 😎

  • @hiwotnig3112
    @hiwotnig3112 4 ปีที่แล้ว +6

    ግደፍ ከምዚ ዓይነት ለቶሪ የለን መሕንቂ ክሳድ እምበር haha 😂 ኣያ ተከስተ!!!

  • @እምነትእዩዓቢይ
    @እምነትእዩዓቢይ 4 ปีที่แล้ว +30

    😍😍😍😍💖💖💘💝🥰🤰👩‍❤️‍👩ዝተቀደሰ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልና ብሩካተይ

  • @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል
    @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል 4 ปีที่แล้ว +6

    ክክክክክክክ ወዲ ጠንቓሊ ክክክክክ መሽረፈተይይይይ

  • @ትንሳኤትግራይ
    @ትንሳኤትግራይ 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ በጀኩም ንኣብራሃም ትፈትዉ like ሃቡኒ ከመይ ድየ ዝፈትዎ

  • @alexhawmercy1715
    @alexhawmercy1715 4 ปีที่แล้ว +17

    ጀኮረይ መቅሰን ግደፍ ግደፍ ግደፍ ምባል ክሳዕ ዝገድፋ ገርካዮ ንሰኽተተ ክክክ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @kalushow7487
    @kalushow7487 4 ปีที่แล้ว +14

    Welcom ቡሩክ ሰንበት ይግብረልና ፈጣሪ

    • @mdinaal7283
      @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏

  • @ወዲሓላልመሬትትግራይ
    @ወዲሓላልመሬትትግራይ 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣንታ ዝጆከር ዝበሃልስ ንግደፍ ግደፍ እውን በሊዕዎ
    እውይ ዝስብኣይ ገራሚ እዩ

  • @yonasyonas3249
    @yonasyonas3249 4 ปีที่แล้ว +7

    አያ ተኽስተ 🤣🤣🤣🤣🤣
    ሞይተተተ🤣🤣👍
    እንዳ ገሬ ምቁራትትት👍

  • @Hrfanentrtainment
    @Hrfanentrtainment 4 ปีที่แล้ว +8

    Gere emun ጉዳም መሰኻኽር gudam mesekakr ኣያ ዘብረኣብሩኽ ፊልሚ new Tigrigna film 2020

  • @helenakolom-w5f
    @helenakolom-w5f 4 ปีที่แล้ว +6

    ኩቡራት እሕዋተይ ሰናይ ቅንያት ይግበረልና
    ናፍቆት ዓደይን ስድራይን አይከአልኩን 😭

  • @ጸረህግደፍጸረህግደፍ
    @ጸረህግደፍጸረህግደፍ 4 ปีที่แล้ว +6

    Welcome back 👉🇪🇷✌️✌️✌️

  • @saronjohn9948
    @saronjohn9948 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣብ ንብረቶም
    ኣብ ባህሎም
    ኣብ ቁማሮም
    ኣብ ሂወቶም
    ኣብ ገንዘቦም ንጡፋት ተዋሳእቲ

  • @ንፍቅርኢየዝነብርኣቢ
    @ንፍቅርኢየዝነብርኣቢ 4 ปีที่แล้ว +4

    ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ ዓደይ ፍትውትው እየ ዘብለኩም 💖💖💖🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💕💕💕💕💕🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💕💕💕❤❤❤👊👊👊👊👊💪💪💪💪👊👊👊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @abitube3078
    @abitube3078 4 ปีที่แล้ว +12

    ስላም በፍጥነትፅጉር እሚያሳድግ እሚያበዛ ቅባት ከፈለጋቹህ ፎቶየንበመጫን እዩ

  • @thomasaraya6691
    @thomasaraya6691 4 ปีที่แล้ว +4

    Kemti Lumud Gele Aynet Enda GERYE EMUN eta Hadash Qolea Kea Kef Alewa 🥰

  • @zmzmzmzm4924
    @zmzmzmzm4924 4 ปีที่แล้ว +3

    አታ ዝግደፍ ዝብል ሰብአይሲ ብቀደሙ ክመፅእ ነይርዎ እዳ ገሬ እሙን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ቀፅልሉ ሎቶሪ እያ ግደፍ ግደፍ ክክክክክክክክክክክ ርግአት እንበር ምምዓድ ጀሚራ ኬፍ አለኩም

  • @ሰሊያናሊላ
    @ሰሊያናሊላ 4 ปีที่แล้ว +13

    😂😂😂ውይ መክራ ንኩሉ ክተክሶም አያ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂ሞይተ አንድያ ወድይ ሳሕቅ🤔🍔🍔👄👄🌭🌭🌭miss you ደቂ ትግራይ ማዓራት

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +12

    ምርጋሞም ዞም ኣያ ጀኮር ወደይ ዋይይ

  • @tdf3074
    @tdf3074 4 ปีที่แล้ว +8

    ዌል አንዳ ገሬ አሙን አንኮዕ ብሰላም መፃአኩም ደቂ ትግራይ ሓባይብ ብርኩ ሰምበት ይግበረልና ሕቡያት💞💞💞💞💞💞☑☑👍👍👍👍👈💪💪💪💪👏👏👏👏👏👍

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 4 ปีที่แล้ว +5

    ሸኮሪናታት እንዳ ገሬ እሙን ስላም ቅሳነት ናዓኹም ።።።።።። አነስ ክፈትዮኩም ማዓረይ እየ@♡♡♡♡♡♡♡♡♡♡♡♡

  • @ፀጉሸፈታዊትኩሉ
    @ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 ปีที่แล้ว +8

    ቀዳመይቲ እየ ላይክ ርገፁኒ በጃኩም ብሩክ ሰንበት ከኣ ሓባይበይይይይይይይይይይ

  • @ገኒጋልትግራይ-ገ1ዐ
    @ገኒጋልትግራይ-ገ1ዐ 4 ปีที่แล้ว +15

    ዛ ሓዳሽ ቆልዓ መን ሎ ከማይ ዝፎትዋ ሹኮር ነገር

  • @amasedetna2035
    @amasedetna2035 4 ปีที่แล้ว +2

    Ata bejekum ete gedef zebl sebay aytefewo km Lome sehkqe ayfelten kab hawkum Eri🇪🇷❤

  • @destateklay2825
    @destateklay2825 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣየ ኣያ ጆኮር ስራሕ ዘይትስእኑ

  • @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ
    @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ 4 ปีที่แล้ว +6

    ቤቲ ዝፎቱ እስቲ 👇

  • @ወዲሰመረ
    @ወዲሰመረ 4 ปีที่แล้ว +9

    ፅቡቕ ስራሕ ገርየ እሙን

  • @abitimikiye4551
    @abitimikiye4551 4 ปีที่แล้ว +2

    Aza galhadi kef zelewa kola mara des tbleka

  • @ዕባይፍግራ-ሐ9ጠ
    @ዕባይፍግራ-ሐ9ጠ 4 ปีที่แล้ว +7

    እዋይ ክትሽኩር ዶና ኣምጺኦም ሎሚ ከምተን ምሳይ copia .

  • @eoeoeowo5048
    @eoeoeowo5048 4 ปีที่แล้ว +2

    ግደፍ😀😀😀😀

  • @samiangosom6789
    @samiangosom6789 4 ปีที่แล้ว +7

    ክክክክክክ ኣቦይ ተከስተ ሲሒናታ ሎሚ

  • @Tsega1234
    @Tsega1234 4 ปีที่แล้ว +3

    Ae gdef gdef abzia endo subscrib gber kkk

  • @Mulue844
    @Mulue844 4 ปีที่แล้ว +10

    ምርቓ ደስ እልኒ እባ መርቁኒ guys

    • @መቅዲእየጓልትግራይ
      @መቅዲእየጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว

      እድመን ጥዕናንን ይሃብካ 🙏🙏🙏👈 ሓሳብ ልብካ የስምረልካ /ኪ ምስ እትፈትውዮም /ዎም ስድራካ /ኪ የራክብኪ /ካ 😍😍

    • @mdinaal7283
      @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว

      Edmen tienan yhabka fetari 💕💕💕👏👏👏

    • @brhaneabrha8830
      @brhaneabrha8830 4 ปีที่แล้ว

      ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ

    • @Mulue844
      @Mulue844 4 ปีที่แล้ว

      @@brhaneabrha8830 ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @Mulue844
      @Mulue844 4 ปีที่แล้ว

      @@mdinaal7283 ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ ልዓመታዊ ክብረ በዓል
    ብስራታዊ ቅዱስ #ገብርኤል ኣብፀሐኹም ሰናይ ሰምበት ይግበረልና❤️❤️❤️

    • @mdinaal7283
      @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen enkae ahbiru abtsehena 💕💕💕👏👏👏

  • @staystrong2369
    @staystrong2369 4 ปีที่แล้ว +6

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣነ ከኣ ክገብረልኩም ኢየ።

  • @imeritreansirak2965
    @imeritreansirak2965 4 ปีที่แล้ว +1

    Joker hasawi xeweta delye ember genzeb delye aymexakun kkkkk moyte

  • @ኦርቶዶክስተዋህዶሃይማኖቴ
    @ኦርቶዶክስተዋህዶሃይማኖቴ 4 ปีที่แล้ว +1

    ata tu gedf zebel sebayes. kef alewo kab kedemu kemtse neyrwo bezkone fetwtew eye zeblkum

  • @selammhretab9385
    @selammhretab9385 4 ปีที่แล้ว +2

    Fetwtew tigray yehwatey mearey hafetkkum kab asmera

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 ปีที่แล้ว +11

    ደቂ ዓደይ ሽክርናታት

  • @nurhushenjabir4851
    @nurhushenjabir4851 4 ปีที่แล้ว +3

    እዳ ገሬ ኡሙን አብሱዑዱን የመንን ዘለዉ አሕዋትና ፃዊዒት ዘትገቡሩ

  • @ክንዴጋልሃገረትግራይ
    @ክንዴጋልሃገረትግራይ 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣቦይ ተኸስተ ዳርጋ ዘይተበላዕኹም 😄😄😄😄😄😄😅

  • @iloveetho7531
    @iloveetho7531 4 ปีที่แล้ว +5

    ክክክክ ዋይ ቤቲ ሽኮር ዝረከብክዮ ግደፊ ገሬ ፋራ

  • @munahaile9824
    @munahaile9824 4 ปีที่แล้ว +2

    Gedef
    Gedef
    Gedef🤣🤣🤣🤣🤣

  • @medhanetesfay3017
    @medhanetesfay3017 4 ปีที่แล้ว +3

    በጃኹም part 59 ጽባሕ ስደድዋክክክክክክ

  • @sinittewolde7023
    @sinittewolde7023 4 ปีที่แล้ว +3

    አኽሰተ❤😘😘😂😂

  • @milimili3774
    @milimili3774 4 ปีที่แล้ว +4

    Kkkkkkkk ezi gdef zbl sebiay des kbl

  • @njeimcelladma6362
    @njeimcelladma6362 4 ปีที่แล้ว +2

    Wowwwww kemey dikm mekesnat mukrat 💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋♥♥

  • @tgraytgraytgray8814
    @tgraytgraytgray8814 4 ปีที่แล้ว +2

    Gdefu gdefu like

  • @nimrodwoldeab1708
    @nimrodwoldeab1708 4 ปีที่แล้ว +3

    ግደፍ ግደፍ ክብል ከሎ እዚ ሰብኣይ ማራ ኬፍ ኣለዋ ሰሓቅ ሞይተ ዲየ ገለ ክክክክክክክክ