#ቴሌቪዥን_ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 6

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናቶም ሎቃምጽ ሰበስልጣን አብ ቀይዲ ዜና የለይ ትዕዝብቲ እዩ።😅😅😅😅😅😅😅

    • @getachewmergia8949
      @getachewmergia8949 2 หลายเดือนก่อน

      እቲ ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርጫ ቦርድ ንሕወሓት በቲ ሓዱሽ ኣዋጅ ቁፅሪ 1332/2016 ዓንቀፅ 2(1) መሰረት "በልዩ ሁኔታ እንደ ፖለቲካ ፖርቲ እንዲመዘገብ ቦርዱን ወስኗል" ይብል። እዚ ማለት ህወሓት ከምታ ጌታቸው ዝበላ በቲ ሓዱሽ ኣዋጅ ድኣምበር ከምታ ደብረፄን ዝበላ ከምዝነበሮ ሕጋውነቱ ክምለሰሉ ኣይሓተተን ኣይተውሃቦን (Reinstated) ኣይኮነን።

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 2 หลายเดือนก่อน

    ፦ ንሱኹም ትገዱ ናይጌታቸው ረዳ ዜና ትሕልፉ አበይዘላ ትግራይ እያ ጌታቸው ረዳ ዝዛረበላ ዘሎ? ግደፉእባ ተለብጅን ትግራይ አበይዘላ ትግራይ በልዎም

  • @getachewmergia8949
    @getachewmergia8949 2 หลายเดือนก่อน

    እቲ ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርጫ ቦርድ ንሕወሓት በቲ ሓዱሽ ኣዋጅ ቁፅሪ 1332/2016 ዓንቀፅ 2(1) መሰረት "በልዩ ሁኔታ እንደ ፖለቲካ ፖርቲ እንዲመዘገብ ቦርዱን ወስኗል" ይብል። እዚ ማለት ህወሓት ከምታ ጌታቸው ዝበላ በቲ ሓዱሽ ኣዋጅ ድኣምበር ከምታ ደብረፄን ዝበላ ከምዝነበሮ ሕጋውነቱ ክምለሰሉ ኣይሓተተን ኣይተውሃቦን (Reinstated) ኣይኮነን።

    • @Haylemaryam-br4yp
      @Haylemaryam-br4yp 2 หลายเดือนก่อน +1

      አበይ አሎ ከምብሓዱሽ ተመዝጊቡ ዝብል? አብቲ ሰርትፊኬት ከምኡዝብል የብሉን።ኻሊእ ደብዳቤ ተልዩ ለጥፍዎ ከነንቦ

    • @getachewmergia8949
      @getachewmergia8949 2 หลายเดือนก่อน

      @@Haylemaryam-br4yp እቲ ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርጫ ቦርድ ንሕወሓት በቲ ሓዱሽ ኣዋጅ ቁፅሪ 1332/2016 ዓንቀፅ 2(1) መሰረት "በልዩ ሁኔታ እንደ ፖለቲካ ፖርቲ እንዲመዘገብ ቦርዱ ወስኗል" ይብል። እዚ ማለት ህወሓት ከምታ ጌታቸው ዝበላ በቲ ሓዱሽ ኣዋጅ ድኣምበር ከምታ ደብረፄን ዝበላ ከምዝነበሮ ሕጋውነቱ ክምለሰሉ ኣይሓተተን ኣይተውሃቦን (Reinstated) ኣይኮነን። በቲ ዝነበረ ኣዋጅ ተዝምዝገብ (reinstate) ነይሩ ብኣዋጅ ቁፅሪ 1162/2011ዓም ከሰብል እዩ ክምዝገብ ነይሩ። ስለዚ ደብረፅዮን ንህዝቢ ትግራይ ዳግማይ እዩ ቅሉዕ ሓሶት ሓሲዩ።