I have learned in mekelle university the beautiful tigray people will always be in my heart one day everything will be fine and we will meet again dear tegaru friends we love u kenerakeb ina.
Me too i am eritrean and studied in axum university i tgray is my second home i miss it i feel sad what is happening to this humble and honest and religious and brave tgray people i wish one day to help tegaru people what i can do
@@peace8494 much love for tigray the place where humanity is respected they have shown a huge love we will never forget the hands that fed us..... thanks
What an iconic song & our leaders are our ICONS & their pictures and names must be added to evething we do!!!! Proud of you Awet for your mesmerizing song!
i miss the moment when i will meet ma grandma 🙏miss all tigriyans from bottom of ma heart I'm always pray & dream all things are done and we hv to start the beautiful life together.............miss u all ma families 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ማን ነው እንደ እኔ ከቲክ ቶክ መንደር ሰምቶ የመጣ?? ሙቼ ነው የምወዳችሁ ተጋሩዋኒ ሰላማችሁን አላህ ይመልስላችሁ ጀግና አይበገሬ ህዝብ ከስልጤ
❤❤
እኔ
🥰🥰🥰🥰🙏
እኔ ኢትዮፒያዊነኝ ግን ትግሬ ውሰጤናቺሁ ፈጣሪ ሰላሙንይመልሰልን
❤❤
ኤርትራዊ ኢየ ግን ንህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ክመልሰሉ ረቢልዓለሚን ናይ ወትሩ ሕልመይ ኢዩ ኣጆኩም ኣሕዋትና ተጋሩ
❤❤
ኣሜን ሓወይ🥺🥰🥰
አዲስ አበባ ተወልጄ ያደኩ በስደት አውሮፓ ምኖር ነኝ ይሄን ዘፈን ስሰማው ይነዝረኛል😍😍😍😍ክንራኸብ ኢና አብ ሀገርና ትግራይ ትግራይ ትስዕር😍❤
❤❤
7yjnln vū00
Me to bro
👌😊. ...👊
Me toooo
እውነት ነው የትግራይ ህዘብ የጀግኖች ሁሉ ጀግና ነው ። ሲያሸንፍ እንጂ ሲፎክረና ሲሸልል የማይታይ ማሸንፍና ድል ማድረግ ለሱ ብቻ የተፈጠረ ህዘብ ነው ።
❤❤
#ዓወት ተስፋይ th-cam.com/video/Xq8GqHPM8gg/w-d-xo.htmlsi=F7QSIrLkEY7L7ZCl
ፈጨጭ በኋላ ይሄን comment ታጠፋዋለ🤫
ኩላና ተጋሩ እሕዋተይ ኣጆኩም ዝግዜ ምስ ሓለፈ ንራከብ ኢና ኣብታ ሃገረ ትግራይና
💯✔️☝️🤲🙏🙏🙏
የምችአኩምይ!
ሰሜናዊት መቐለና
ክንራኽብ ኢና ገና
ኣብታ ሽረ እንዳባጉና
ክንራኸብ ኢና ገና
ኣብ ኣኽሱም ሓወልትና
ክንራኸብ ኢና ገና
ኣብዛ ዓድዋ ሰሎዳና
ክንራኸብ ኢና ገና
ኣብ ዓገመ ምስከድና
ክንራኸብ ኢና ገና
ኣብ ሑመራ ወልቃይትና
ክንራኸብ ኢና ገና
ኣብቲ ራያ ዓድ ጠስሚ
ክንራኸብ ኢና ገና
ኣብ ተምቤን ዓብዪ ዓዲ
ክንራኸብ ኢና ገና
🥰✊😍
❤❤❤
ውቅሮስ?
@@awettesfay ውቅሮ ክ ሓውዜን ????
❤️❤️❤️
ኣፅቢ ከ ንራከብ ዲና
ለማንም የማይበገር የትግራይ ህዝብ❤ትልቅ ክብር አለኝ ለናንተ ጀግና የጀግና ዘሮች
❤❤❤
ዓወተይ ብልፀይ ጅግና
Ye tigray hizeb le Egizabhr enge lesaw aysagedem Egizabhr yemasegan ye tigray hizeb hiyle Egizabhr naw Amen 🤲🤲🤲 Egizabhr yemasegan
😍😍😍😍
❤❤❤
ትግራዋይነት መሆን ኩራት እኮ ነው 💊💪
❤❤
ሰሜናዊት መቀሌ ህዝብ ትግራይ ጀግና !!!!!!!!what ever it is i am proud on u!!!
❤❤
ነዚኣ ተንቡቡ ዘለኹም ተጋሩ ፈጣሪ ስቃይና ቀንጢጡ ብርሃን ዓሲሉ ኣብ ቀረባ ግዘ ምስ ስድራና ኣብ ዓድና የራኽበና። ኣሜን
Amen
ኣሜን ቡሩኸይ
Amen aykealkun anes nafike uffff 😥😭❤💛
Amen amen amen amen amen 🙏💊
አሜን ማዐረይ ።
ግጥሚ💯
ዜማ 💯
ደርፊ💯
ዓዊታ ጅግና ፅቡቅ ስራሕ 💊💊💊💪💪💪
ዓባይ ሃገረ ትግራይ ምስ ተመስረተት ክንራኸብ ኢና ንመን ኢልዎ አምላኽ🥺💜
ኣሜን ዛ ሓፍተይ
😅😅😅😂😂😂😂
i can't stop hearing this music just wow well done dear Awet Tesfay
❤❤
I don't understand tigragna but I'm feeling happy when i listen to tigray music the guitar and voice ❤💛
❤❤
Hajj pp0..
Io9
❤❤❤❤❤❤
Wellcome ዓወተይ ወዲ ሓላል መሬት ጽቡቅ ስራሕ ኣይዞካ በርትዕ ይበል ድምጺ ካ ካናሪ ❤❤❤❤ብሃንቀውታ ክጽበ የ ቀንየ ። እስከ ከምዚ ከማይ ሃጺጹ ዝቀነየ ክሳብ ትዝርጋሕ 𝙡𝙞𝙠𝙚 ስከ ጽቀጡ ኣብ ዘለክምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ 💊💊💊💒❤ዓደይ
መፅካ ዶ ከመይ ታሃንቅና ነርና መስልካ እዩ ዓውታ እንካዕ ብሰላም መፃካ::ይበል ስራሕ ብዘይ ቀላዓለም ዓውታ100% ግጥሚ ዜማ 💛❤👍👍👍👍👍👍💞💞💞
❤❤
ኣጆና እዚ ናይ መከራ ግዜ ከም ምሕላፉ ክሓልፍ እዩ:: ኣብታ እንፈትዋን ሃገርና ትግራይ ምስ ህዝብና እንራከበኩ ግዜ ርሑቅ ኣይከውንን❤️✊
ጥራሕ
ሓድነትና ነስጥም/ንሰጣጠም
ንሓርን
ንቃለስ.....
ፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ ቀፅለሉ❤️🙏
#ትግራይ እያ ሃገረይ❤️
❤❤
Amen yerakbena deki adey maarey ahwatey natey afta meret tigrayna btaami desssss zbl derfi awetey nayna ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤
ደቂ ትግራይን ደቂ ኤርትራ ነቲ ህዝብታት ፍቅርን ሰላምን የውርደልና ማርያም ጽዮን ኣብዘለኩም ሃሊኩም ትሓልኩም ዓዊታ ጽቡቅ ስራሕ ከም ወትሩ❤💪🏿
❤❤
🥰🥰🥰
ዓወተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ፅቡቅ ስራሕ
እዙ ኩሉ ፀበባ ሓሊፊ ወጋሕታ ትግራይና እንረኤሉ ምስ ንፍትዋም ስድራና ማሓዙትና ይሪኪበኒ ❤😍👏
❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ደቂ ዓደይ ሰራውር ደመይ ሰላም ይኹን አብ ዘዘለናዮ እሰካብ ግዜ ወጊሑ ንራከብ 👏👏❤️👬❤️👭💘💘
❤❤❤
❤❤❤
@@ብስቃይህዝበይሓሚመ እሹ
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ሓወይ ናተይ ብልፅቲ ስራሕ ኣጆና ክንራኸብ ኢና ተጋሩ ኣብ ሃገረ ትግራይ
ዓወተይ ፅቡቅ ስራሕ ኣብቲ ኣፅቢ ወምበርታና ውቅሮ ክልተ ኣውላዕሎና ለ ክንራከብ ኢና ኣይዞና ተጋሩዋይ ፀሎት ነዘውትር በብሃይማኖትና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ
❤❤❤
Mr
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@@awettesfay ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
~ክፈቶ እንዶ እዚ መንገዲ
ናብዛ ትግራየይ ክኣቲ👌💛💖
ሰላም ግበሮ እዚ ቦታ
ከይከውን ምድረበዳ😢
ዓወተይ ብሉፅ👏👏
❤❤
I am from somaliland am so much love the tigray people
❤❤
Amus dhilaa ku dhashaye
Thank you ❤❤❤
Wow Somaliland we love you ❤❤❤
ዓወተይ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ፅቡቅ ስራሕ እዚ ኩሉ ፀበባ ሓሊፉ ወጋሕታ ትግራይና እንረኤሉ ምስ ንፍትዎም ስድራና መሓዙትና እንራከበሉ ግዜ የመፀአልና ኣጆና ክንራከብ ኢና ❤💛❤
❤
SAB GEBARILINA CANALINA
ታገሩ ኢንወደቹሀለን ጊን ሰለም ፍጠሩ
ሁለችኒም አንድ ኢትዮጵያዌ ናን
እስይ ዝሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃእካ ጥዑም ድምፅ ክንራኸብ እና ተጋሩ አብ ሃገረ ትግራይ እጆና💊💊
ኣሰይ ኣቱም ጀጋኑ ብመንነትኩሙን ብክብሪ ህዝብኩሙን ዘይትደራደሩ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ
ኣጀኳ ትግራዋይ ክንራከብ እና ኣብታ ትግራይና
ኣሜንንን
ዓወተይ ጅግና እወ ኽንራኸብ ኢና አብ ትግራይ ሃገርና 💛❤💪💊
❤❤
ጀጋኑ ተተባህልና ይንዕሰና እንበር አይበዝኸናን❤❤😊😊
ዓዊተይ ናተይ ብሃቀውታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ሙዚክ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ ህያበይ ትግራይ ትዕወት ብጀጋኑ ደቃ✊💊🐅✅
ዓወትይ ጅግና አንካዓ በስላም መፅካ ሓወይ ናተይይይይ አወ ከናራከብ አና 🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤
ብሃንቀዉታ ኽጽበያ ጸኒሐ ብልጽቲ ስራሕ ተስፋን ሓቦን እተስንቕ ስራሕ 💛❤️💛
A wonderfull song. You are one of our rising star. TIGRAY SEB ALEWA.
❤❤
Welcome back wdi abyti thanks 😊🙏
❤❤
ብሰላም ይራክበና ስድራይ ህዝበይ ናፊቀኩም ብፃየይ ናፊቀካ ♥️💛🥰🙏🙏🙏
እንኻዕ ዳሓን መፃእኻ ዓወተይ ጀግና እወ ክንራከብ ኢና ትግራይ ዓደይ ወለላ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💯💯💯💯
❤❤
@@awettesfay ❤️💛❤️💛❤️💛❤️
እንካዕ ብስላም መፃእኹም ጅግና እወ ናይ ብሓቂ ክንረክብ ኢና ሩሓስ ብሕቲ
ናይ ስላም ጥዕና
ናይ ራህዋ ፍቅርን ይግበረልና
ትንሣኤ ትግራይ ይርእዩ ኣሜን ኣሜን
❤❤
Wow great job God bless you all 🌹 🙏 ❤️ 👏 🙌 😊 🌹 🙏 ❤️ 👏 🙌 😊 🌹 🙏 ❤️ 👏
❤❤
Yes,we will meet soon in Tigray with God's will,Tigray shall prevail &shine ❤💛❤💛❤🙏🙏🙏beautiful voice & song,keep up the good job ❤
❤❤
በጣዕሚ ደስ ዝብል ደረፊ😘😘😍 ሰላም ምስ ወረደ ኣብ ትግራይና ዓድና ክናረከብ ኢና ገና ተጋርዋኒ😍😘😘😘
ብጣዕሚ ደስባሃሊ ዓወት ሓወይ ኣጆኻ ቀፅለሉ 💖💖💖🥰💖💖💛💛💛💛❤️❤️
ይበል ሰራሕ ወዲ ዓዲ 😘😘
"ክንራከብ ኢና"ናይ ግድን ክዓ
ሰላምን ራህዋ ነቲ የዋህ ህዝብናን ዓድናን🙏💘
❤
❤❤
Nay giden ember selamin rehawan nihezibi tigrayina yigebero tiray💔💔💔💖💖💖💖
ዓወት ተስፋይ ኣረ ይመችካ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ኣታ ጅግና💋💖💖😘😘💪👍
I hope so God willings after all this suffering missing our parents our brothers and sisters I hope so brother keep up the good work
❤❤
እሰይ ሓወይ ማዓረይ ጡዑም ድምፂ ትግራዋይ ሙካንኮ ሚስጥር እዩ ዓድና ሰላም ይግበረልና ኩሉና ሼር እናገበርና ከየንትና ነበራታትዕ ተጋርዋይ tdfy my hero💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪💪❤💛🙏
Beautiful voice Beautiful song Beautiful Tigray Beautiful People. Tigray will prevail❤️💛
❤❤❤
አሰይ ዝሓወይ እንካዕ ሰላም መፃካ ጥዑም ድምፅ 💊🙏 ትግራይ ዓደይ ወላዲት ጀጋኑ 💊🙏🙏🌹✅️👏👏👏👏
awetey muQurey bTaeemiye zfetweka❤❤❤❤❤
❤❤
@@awettesfay ambesa JGna wedi aDey
I have learned in mekelle university the beautiful tigray people will always be in my heart one day everything will be fine and we will meet again dear tegaru friends we love u kenerakeb ina.
❤❤
Me too i am eritrean and studied in axum university i tgray is my second home i miss it i feel sad what is happening to this humble and honest and religious and brave tgray people i wish one day to help tegaru people what i can do
Thanks for your honest comment ሰንቱ የበላበት ወንጭት በሚሰብርበት ግዜ ተባረክ የትግራይ ህዝብ ለወደደው ፍቅር ነው
@@emteemte3985 pray for Tegaru and thanks for your thought about tegaru we love u 😍
@@peace8494 much love for tigray the place where humanity is respected they have shown a huge love we will never forget the hands that fed us..... thanks
መፀለሊተይ ሙዚቃ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ሓዊተይ❤🙏💛❤🙏
እንኳዕ ድሓን መፃእካ ዓወትና ተስፋ ሓቦ ፍቅሪ እተስንቅ ሓፅርን ጥዕምትን ደርፊ እያ ይበል ዝሓውና 💖😘
ዓወተይ ጅግና እንኳዕ ብስላም መፂካ ጽብቅ ስራሕ ቀፅሉል ይበል ግርማ
ድምፂ 💯♥️✅
ግጥሚ 💯♥️✅
ዜማ💯♥️✅😘
❤❤❤
Selamtakum ybzah deki tigrai adey
I love you so much ተጋሩ
❤❤
Keber lanante lajagenocha yehune Egzyabher bertate ena tsnate yehunachehu hulam kanante gare nane TEGERAY Teser ❤❤💛💛💪💪💪
❤❤
ይበል ድምጺ ወዲ ጥሕሎ 🙏ሰላም የራክበና ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ♥
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ብሉፀይ
ኣነስ ድምፅካ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ so ቀፅለሉ ተጋሩዋይ ኣጆና ኩሉ ሓሊፉ ኣብዛ ብርክቲ ዓድና ክንራከብ ኢና💞💞💞💞💘💘💘💘💘💘💘
አሰይ ዝሓወይ እንካዕ ሰላም መፅኣኻና ሶ ፅቡቅ ስራሕ አዩ ቀፅለሉ ዝሓወይ ተጋሩዋይ ንበሩለይ ❤💛✊🏾️🙏
❤❤❤
Oooh Wow! Amazing song with the beautiful ppl long live our diamonds people 🙏🙏🥰🥰🥰❤️❤️❤️✊✊✊✌️✌️
🥰🥰🥰🥰🥰 ajoka wedi tigeray adey geden kenrakbina nemen eluwo amelak 🙏🙏🙏
❤❤
ዓወተይ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ♥️♥️👍👌💊💊💊
ብሓቂ ኣምላኽ ኣሎ ኩሉ ሓሊፉ ነበረያ ነበረ ክኾን ናብቲ ፅቡቅ ግዜ ንበፅሕ ኣጆና❤️ 💛🙏::ገራሚት ስራሕ የቀንየልና ወዲ ዓደይ 💊✅️
❤❤❤
A rising star. Viva AWET. Keep it up.
wow what a great and powerful song ❤ thank you brother Awet you have amazing voices
አብቲ ውቀሮ አውላአሎና ክንራኸብ ኢና ገና
አብ ደጀና ፀለምትና ክንራኸብ ኢና ገና
አብ ኩናማ ኢሮፕና ክንራብ ኢና ገና
አለውሃ ምላሽ ክንራኸብ ኢና ገና
አብደራፊዕ አብርሃ ጅራ ክንራኽብ ኢና ገና
አብ ዓደርቃይ ማይ ፀብርና ክንራኽብ ኢና ገና
ትግራይ አድና ሰፋሕ አባይ አዲ እያ አይነፅብባ
ስነጥበባውያን ተጋሩ ሐዱሽ ስራሕ ናብ መድረኽ ናብ ሕዝቢ ቅድሚ ምቅራብኩም ታሪኽ ትግራይ ምሰ ዝፈልጡ ሰባት ክትማኸሩ ይግባእ ሰነጥበብ ማለት ቀሊል ሃይሊ ከይመሰለኩም
ብዝኾነ ብጣእሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ
አምሐይሸካ ካብ ሰብ ሞያ ታሪኽን ሕልው ኩነታትን ትግራይ አብ ግምት ዘእተወ
ነቲ ተአምራዊ መዘና አልቦ ናይ TDF ጅግንነት ዝገልፅ ስራሕ ሒዝካ ከም ምእተ መፅእ ተሰፋ አለኒ ክብረት ይሃበለይ
Good musique selam amlak yewiridelina fashishti yetifalina
❤❤
Wwwwww very nice I love tigray I love my brother
❤❤
ዓወት እንኮዕ ደሓን መፅእካ ብጣዓሚ ደስ ዘበል ሰራሕ እያ ብለፅቲ ሰራሕ እያ ኣጀኩ ግብዚ ❤♥️
ሠላም ንኹሉ ፍጥረት እንኳዕ ዳሕና መፃእኻ ዓዊታ💛❤ አምላክ ሰላምና ይልሰልና💒
እንኳዕ ዳሓን መፃኻ ዓወተይ ሓባኛ ❤️💛🦁💘ትግራዋይ ፈታዊ ህዝቡ ብጣዕሚ ዘድንቀካ ድምፃዊ 👍👍👌👌🥰🥰
Inshallhah yahazen hazbi tatyou voice for voiceless Tigray people
❤❤
ሰላም ሰላም ለትግራያችን ይሁን ፍቅር የሆናችሁ ህዝቦች እንገናኛለን እንሰበሰባለን እንስቃለን እናለቅሳለን እንረዳዳለን እንተባበራለን አገራችንን እንገነባለን አብረን ተባብረን
ብርትዑ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ
ኩሉ ሓሉፉ እወ ትግራይና ስላም ኮይኑ ክንራከብ ኢና ምስ ስድራና 😍💛❤🙏
❤❤❤
Hero Of Heroes 💗💚💯ጅግና ጀጋኑ ኮሪዕናልካ
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዓወተይ ብሃንቀውታ ኢና ክንፅበየካ ቀኒና ኣጆካ ዝሓወይ🙏
ዓወተይ በጣም ስሜት ቀስቃሽ ሙዚቃ ነው ጐበዝ በርታ እኔም ባህርዳር ነው ያለሁት በቤተሰብ ናፍቆት ተቃጥያለሁ አዎ አንድ ቀን ክንሪከብ ኢና አብ ትግራይ
❤❤
Wow !!! excellent work from AWET TESFAY
❤❤
ዓወታ ፅቡቕ ስራሕ ፈጣሪ ካዓ ምስ ህብና ብሰላም ንራኸበሉን ህዝብና ዝወግሐሉ ግዜን ይፍጠረልና🙏🙏
ክወግ እዩ ካዓ💪💪❤
እንካዓ ብሰላም መፃካ ወዲ ትግራይ ጀግና ፅብቅ ሰራሕ እዩ ቀፅለሉ ❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ጀጋኑና እወ ናይ ብሓቂ ክንራኽብ ኢና እግዚአብሔር አምላክ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልና አሜን🤲❤️💛❤️💛
Men kem deki Tigray shikorinatat ❤️❤️🥰 we love Tigray shikor
❤❤
Asey deki tegriy mearey ❤❤❤❤❤nay behaki kenerakeb ina gena❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ዓወተይ
ፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ❤💛
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ዓወተይ ብሃንቀወታ ኢና ትፅብይ ቀኒና 🌍♥️
ጀግና ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክንራከብ እና እግዚአብሔር ልሳኣኖ የለን ህዝበይ💛💛❤❤❤💛💛🙏🙏🙏🙏
What an iconic song & our leaders are our ICONS & their pictures and names must be added to evething we do!!!! Proud of you Awet for your mesmerizing song!
❤❤
Awet tigraway jegna...best serah❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዋው ወድሓትነይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝሓውይ
waw ብሉፀይ ኣንኳዕ ብሰላም መፀካ
ፁብቅ ሰራሕ 100%ቀፅለሉ ደቂ ዓደይ ብሉፃት
ኣጆና እዚፀልማት ግዜ ሓሊፉ ምስ እንፈትዎም ስድራና ኣሕዋትና ምሓዙትናና መታዓብይትናን እንራከበሉ ዘመን ይግበረልና
TDF ዋሕስ ህዝብና ፀዋራት ንኩሉ እመቤቴ ትከተልኩም
💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍✅✅💯💯💯
ኣሰይ ዝሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ፅቡቅ ድምፂ ፅቡቅ ስራሕ ጅግና ወዲ ትግራይ💊
ክንራና ትግራይ ተስእር
Tigray 😘 love you 😍 ❤️
❤❤
Mekele na🥰🥰🥰🥰🥰
Love u from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤
ዓወተይ ወድ ዓደይ ፅቡቅ ቀፅለሉ መዓረይ ፅቡቅ ስራሕ❤💛
ኮሞንት ብድንግላ 😁እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ወዲ ሪመይ🌺💜
ብጣዕሚ ዝፎትዋ ልቢ ትግራዋይ ልቢ ተስፈ ዘስነቀት ደርፊ እንካዕ ድማ ዳሓን መፃእኻ💖💛💖
ትርጉምን ባላቀውም ደስ ይላል ሀገሪችን ስለም ያድርግልን
❤❤
Glad to be part of this people, 💪💪💪❤❤❤❤
❤❤
ጥዑም ድምፅን ግጥምን ዜማን ክቡረይ💚🙏😍ሙሉእ ዓወትን ክብርን ንሰራዊትናን ንህዝብናን😍😍🙏
ዓወተይይይይይ ከም ሽምካካካካ እምበር ዓወት ። እወ ኩሉ ክሐልፍ እዩ። አብ ት💛ግ❤ራ💛ይ❤ ብታሕጓስ ሽሸ ክንብል እወ ገና ❤💛❤💛❤💛❤💛
ኣብቲ ኣፅቢ ወምበርታና ክንራኸብ ኢና ገና
😘ዝገርም ድምፂ ኣለካ ወድሪመይ ግን ትግራይ ኣንኢስካያ ትግራይ ብዓባያ ብሙሊኣ ክትገልፃ ነይሩካ❤💛
❤❤🙏
ፅቡቅ ስራሕ ቐፅለሉ
ጋል ዓደይ ኣነ እዉን ከማኪ እየ ኣፅቢ ደረፍቶምን መራሕቶምን ንምንታይ እያ ኣፅቢ ዓቀብ ትኮኖም ኣየልዕልዋን ኣፅቢ ዓደይ
i miss the moment when i will meet ma grandma 🙏miss all tigriyans from bottom of ma heart I'm always pray & dream all things are done and we hv to start the beautiful life together.............miss u all ma families 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
❤❤
ምርጥ እና ፍቅር የሆነ ህዝብ የትግራይ ህዝብ ። 🙏🙏🙏 😘😘😘😘🤗
❤❤