My Lord, this reminds me of the time I lived with my mom. Her emotions that I saw then, I feel so intensely now. Tigray Hagery, we are here for you, you are our pride, our blood. Tigray adey, hagerey, ajoki ❤️❤️
My Tigray adage!!! This song makes me cry I don’t know why??? I can’t wait to go and see my beautiful country Tigrina and my loving family!!! Thank u for this amazing song very talented keep it up!!!❤️💛❤️🏅❤️💛🏅🏅🏅🏅💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾
I remember this song, my mother she love it I miss my home, Ataklti haylemichael lunch time my mom she is listening 🎶 ❤️ Good job bdenbi serihkaya zhawey thanks 😊
ንዘርኣኹምና ክብርን ሓልዮትን ካብ ልቢ ነመስግን።
Subscribe ብምግባር ኣርቲስታትና ነበረታትዕ፣
Aa+qqq 1qq
Aaqaaqqq+Aaqaaqqq aaqaqqqqqqqq+q!+qaqaqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq qaqaqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq+qaaaaq 1
Q Q is a will of a
0
Woow ❤❤❤
*ትግራይ ንባዕላ ዓባይ ሃገር ኢያ* ።
*Much recpect from* 🇪🇷✌️
*ሰላምኩም ይመለስ ተጋሩ*
ኣሜን👏👏👏ዝሓወይ
ኣሜን
Amen amen kbretey🥺🍫♥️🙏🙏🙏
ኣሜን መዓረይ 🙏🙏🙏
አሜን (3)ክብረተይ 🥰🥰🥰🥰💔
ቅድሜኺ ይስጠሐኒ ዓደይ መዓረይ😭
ድምፂ 100
ግጥሚ 100
ዜማ 100
ክሊብ 100
ቀፅለሉ ጅግና ሓወይ💊
ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ ጅግና ሓው 💛❤
adey alemey adey natey adey miss u ♥️💛
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ th-cam.com/video/Kazk2d796pk/w-d-xo.html
@@KsaKsa-hg2lp ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@@tirhashagos3716 ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ተመንየ ሰላም ክወርደልኪ ሃገረይ ትግራይ 🙏💔
መዓረይ ቀፅለሉ ጥዑም ድምፂ😍
ተጋሩዋይ ናይ ባዕልና አሕዋትና ነዐብዮም 🙏💗
ወዲ ትግራይ ጅግና
ጥፁም ድምፂ
እሺ ወድነይ
Victor ሓወይ ጎበዝ ቀፅለሉ ጥዑም ድምፂ 💛❤️ተመንየ ሰለም ከወርደልኪ ሃገረይ ትግራይ 🙏 ተጋሩዋይ ንዘም ጎበዛት ኣሕዋትና ነዕብዮም ነተባብዓዮም🙏 💛❤️💛❤️
አምላኬ ሆይ ምአዝ ይኮን ምስ ቤተስብና ንራከበላ ምአልቲ💔😢❤💛
ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ሓላል መሬት፡ኣጆኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ እዚ ጭንቂ ናይ ሕጂውን ክሓልፍዩ ሰላም ነቲ ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ሓብትኩም ደላይት ሰላም 🇪🇷
Thenkyou sester. ❤
Thanks sweet
አሜን አሜን አሜን መዓረይ እግዚኣብሄር የክብረልና እምበይተዋይ♥♥
@@alganeshberhe314 ❤️🩹❤
@@tdfhoney9161 ❤
Selam kum ymeles ata lewah hzbi tgray🏖 kab haftkum 🇪🇷 🙏
ሃገረይ ትግራየይይይይይ 💛❤💛❤💛❤💛❤💛☑️ሃገር ትደልዩ ባ ኣርእዩኒ ተጋሩዋይ😍😍😍👍
❤️💛🥰
@@habu207 ሰብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ
@@FRETUBE-oz4pm eshi geyrelki maearey
ሃገረይ ትግራይ እየ ዝደሊይ ብዘየላትም !!!!
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ምእንቲ ህዝቦም ዝተበጀውን ኣካሎም ዝኸፈሉ ጀጋኑ ተጋሩ !!!
sab Thawawerina
🥰🥰🥰🥰
ህዝቢ ትግራይ ❤ 💛❤ ምቃል ጎነይ 🇪🇷
እዚ ለባምን ጸዋርን ህዝቢ💐❤
ነዛ ደርፊ 1000 ግዜ እናሰማዕኩ: ነታ መበቆል ታሪኸይ ዝኾነት ትግራይን ህዝባን ወሪድዎ ዘሎ ጸበባን እናዘከርኩ እናሻዕ ይነብዕን ይናፍቕን💔😢
ኩሉ ግና ብሓይሊ ፈጣሪ ክሓልፍ'ዩ🙏
ህዝቢ ተጋሩ ንክገልጸኩም እካ ክንደይ ዓቅሚ ከይህልወኒ!!! ኣነ ግን ብኣኩም ብጣዕሚ ኢየ ዝኮርዕ ብልቦናኩምን ብትብዓትኩምን❤❤❤❤❤❤❤❤
ትግሪኛ ተናጋሪ አይደለሁም። ግን ይህንን ዘፈን ስሰማ በትግራይ ህዝብ ላይ የተፈፀመውን ግፍና በደል እያስታወስኩ ልቤ በጣም ያዝናል። የወንድሞቼ የነ ሰለሞን መሐሪ፣ የነ ሀገዞም ፣ የነ ወልዴ ሀገር ትግራይ ሰላምሽ ይብዛ፣ እግዚአብሔር ከናንተ ጋር ይሁን።
አሜን ማርዬ ❤
እዛ ትግራየይ ሲ
ሃገር እያ ኢሉ ማንም ከየሞጉሳ
ክልል እያ ኢሉ ማንም ከየናእሳ
ዓርሳ ዝኸኣለት ዓለም እንድያ ንሳ
ይትረፍ ንባዕላ ምስ ሙሉእ ታሪኻ ምስ ምሉእ ቅርሳ
ነተን ካልኦት እውን ባዕላ እያ ኣዕብያተን ኮስኪሳ !💛❤️🔥🏜
Wow 😍💛❤️🔥
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
😌😌
😌😌
Hagerey 🥰
ስነ ጥብባውያና ነተባበዐዮም ደቂ ትግራይ ማዓረይ 💕💕💕💕💕💕
😭😭😭😭😭😭😭💕💕
التيغراي بلدي نحن. نركع. لصلاة. وليس للغزاة
ኣገንዕ ዓወት ሓወይ፡ ልግዜ፡ ኩነታትይ ክብርናይ ኣብ ግምት ውሽጢ ለእተወ ፅፉፍ ስራሕ ሒዝኻልና ስለልመጻእኻ ክብሪ ይግበአካ👏👏👏
👉ክቡር ከያኒ ኣታኽልቲ ሃይለሚኪኤል ኣሰሩ ብልኽተሉ ብቑዓት መናእሰይ ኣብ ልዕሊ ክብሩ ክብሪ እላደረበ ክነብር እዩ👌
👉ነባራት ደርፍታትና ልክብሪ ተጋሩን ትግራይን ብልምጥን መልክዕ ዳግማይ ክስርሑ መንገዲ ልኸፍት ስራሕ እዩ👌
ሰጉም ሰጉም ሰጉም
በይተሰብ ንኩን ነንቦዕልና 🙏🙏
❤️💛🥰
@@Zanta_Gedli )
@@Zanta_Gedli ኮይና ኣለና
ተመነክሞ ኣምላክ ይስመዓኩም መሳኪን ኣህዛብ
I am from Eritrea 🇪🇷
ንመዓልቲ ብዙሕ ጊዜ ሰመዐ ዘይመንዋ ናይበሓቂ ገላጺት ደርፊ Thanku Aweta Much love from 🇪🇷🤝
"ምውዓል ኣቦታተይ ከይጋገ
ብናትኺ ነፃነት ከይዋገ
ተንበርኪኸ እስዕሞ ሰንደቕኪ
እምነ እየ ሰላም ክወርደልኺ
እወ ንዓኺ!
ሃገረይ ትግራዬይ ኮሪዐ ብኣኺ"
ሰላም ንትግራይ ❤️💛 #ሃገረይ
😍😍😍😍😍 ሃገርይ ትግራይዬ ኮርኤ በዓኪ ❤💛 ከምዚ ድማ ጌሩ አብርሃም ገብረመድህ ኢትዮጵያ ኢሉ ዝደረፋ ትግራይ ኢሉ ተዝቅይሮ ክንደይ ንጠዓመ!😍
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ th-cam.com/video/Kazk2d796pk/w-d-xo.html
ኢትዮጵያ 🥰🥰🥰🥰
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ወዲ ሃገረ ትግራይ ❤️💛ሰሚዐ ዘይመንዋ ደርፊ ብጣዕሚ ደስ ትብል ኣጆካ ቀፅለሉ ዝሓወይ ተጋሩዋኒ like👍ኣይነውሕድ !!
My Lord, this reminds me of the time I lived with my mom. Her emotions that I saw then, I feel so intensely now. Tigray Hagery, we are here for you, you are our pride, our blood. Tigray adey, hagerey, ajoki ❤️❤️
Oh my goodness I can so relate to your story.
ቅድሜኪ ይግበረኒ ትግራይ ዓድይ ድምፂ 100% ግጥሚ 100% ዋው ቀፅለሉ
'አንቲ ትግራየይ ዐደይ ቅድሜኪ ይስጠሐኒ'😥😥ልብኻ ዘንፈስፍስ ደርፊ ❤❤💖💗እዚ ፀልማት ነዊሑዎ ህዝበይ😭😭ታይ ኢና ንገብሮ
ዋው ደስ ባሃሊ ሰራሕ ቀፅለሉ ካብዚ ምርዋሓ ድምፅካ ብዙሕ ክንፅበ ኢና ካባካ ማዓረይ❤️💘 ትግራይ ዓደይ ዓድ ኩሉ ሰላም የሪእኒ 😭😥
ኣብ ዓለም ከማና ዝተፈተነ የለን እንተበልና ምግናን ኣይኸዉንን። ዓለም ብምልእታ ኣብ ልዕሌና ፈሲሳ፣ ዕጫ ኩርዳውያን ከይበፅሐና እሰግእ። ግን ክንሓልፎ ኢና!
ኩላትና ተጋሩ ሃገረ-ትግራይ ንምግሃድ ንቃለስ።
#ትግራይሃገርእያ
ኹሉ ጊዜ ሴጣናት ዝፈታተንዋ ቅድስቲ ስለዝኾነት እዩ.
Ofcourse man, This ZION
I start to cry deeply i hear this music...for me it is not only a song...that heals me ...TIGRAY ADEY...ላኣኺ እዩ ምንባረይ ዛ እምበይተይ
💓🤗💓🤗
ሰላምኪ ይመለሰ ሃገረይ ትግራይ💊💛❤️ ጅግና ወዲ ዓደይ 🥰😍
ዓወት ሓወይ ብጣዕሚ ኾሪዐልኻ። ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድምፂ። Proud you my brother. Keep it up.
ሙሌ ወዲ ኖዋ❤✌️
ልብካ ተፍስህ ጽፍፍቲ ደርፊ🥰🥰
ዓድና ትግራይ ንበርልና ድመቕልና❤💛
ሰላምኺ ክምለስ ናይ ኣምላክ ፈቓድ ይኹን🙏🙏
ትግራይ ዓደይ ንዘልአለም ትንበር
በርትዕልና ሓወይ 🙏🖐️💛❤️💛❤️💛❤️
ሃገረይ ትግራየይ ክብርቲ ማዓዝ ❤💊
ዘንጉሩጉር ምልክዕቲ ሞሶብ ኣናብራ ኣዶ ሚልዮናት ክበራ ብርኽቲ ምድሪ 💛❤
Amlak ab gonkum ykun tigrawet yehwatey ❤🇪🇷
ዘግነተይ + ማንነተይ =ትግራይ ❤❤
መዉዐል ኣቦታተይ
ከይጋግ ብናትክ ነፃነት ከይዋገ
ተምበርክከ ስዕመሰደክ የመነ ሰላም ክወርደልክ
እወ ንዓኽ ሃገረ ትግራይ ኮርዐ ብኣኽ 🥺✊
#ትግራይ ንዘላለም ትንበር 💛❤️✊
#ዓወተይ ፅቡቕ ስራሕ ቓፅለሉ ኣጆኻ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና ወዲ ሪመይ 💪💛❤️✊💘
አሜን ዝያዳይ❤💊
@@ህያብ ለለ ባባይ መፅኽ 🥺✊
@@ህያብ ♥♥♥
ኣዮና ዋዕሮ ✊🏾️
@@anescoo እሽ ዝያዳይ 🤘❤️💛➛✊
ተመንየ ሰላም ክወርደልኪ ሃገረይ ትግራይ ❤️💛😢
ዓደይ ስላምኪ ናፊቀዮ ክሳብ ማዓዝ ይከውን😢
ፅቡቅ ስራሕ ሓወይ ናተይ ቀፅለሉ🥰
"ሃገረይ ትግራየይ ግደፍዋ ኣይትተንክፍዋ" 😭❤💛🙏
My Tigray adage!!! This song makes me cry I don’t know why??? I can’t wait to go and see my beautiful country Tigrina and my loving family!!! Thank u for this amazing song very talented keep it up!!!❤️💛❤️🏅❤️💛🏅🏅🏅🏅💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾
I thought Tigrigna is the language?
Me too....
ብጣሚ ፅቡቅ ድምፂ እዩ ዘለካ እና ጎቦዝ ሓውና ስራሕካ ይቀፀል ሓደሽቲ ብልፃት ደርፊ ሒዝካልና ክትመፅእ ተስፋ ንገብር 🌾🌾🌾🌾🌾🌾🥰
The historically reach, land of heroes & heroines, Tigray Republic❤💛
ሰበሰክራይብ በለለይ ብቅንዕና th-cam.com/video/Kazk2d796pk/w-d-xo.html
❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍
ኣየ ወ ዛሃገርና ትግራይ ክበትና ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ ዓወት ሓወይ💊💊💘💘💪💪💪
Absolutely true!!! Soon to be free Tigrina!❤️💛❤️💛❤️💛💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾
ኑሽተይ ኣታኽልቲ ❤❤
ዋውውውው ዓወት ጅግና ወዲ ትግራይ ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ ቀፅለሉ ወዲ ሓላል መሬት
ኣብየት ድምፂ ክንደይ ደስ ይበል ዓወተይ ጥዑም ደምፁ ሃገረይ ትግራይ ኩሪዒ ብኣኪ እወን❤️❤️❤️❤️❤️💋💋💋💋💋💊💪💊💪💊💪💊💪💊🥀🌹🥀🥀🌹🥀🌹🥀🌹🥀🌹🥀🌹🥀🌹🥀🌹🥀🌹🥀🌹🥀🌹🥀🌹🥀🌹🥀🌹🌹💊❤️💊❤️💊❤️
ደቅኪ ከም ነብሪ ሕብሪ ቀለሞም ዘይዛሪ ሂወቶም ዝህቡ ብክብሪ ስኪ ትነብሪ 😥💛❤️ ሃገረይ ትግራይ i love you ተጋሩዋይ ❤️💛 ዓወተይ ጅግና ወዲ እኖዋይ ፅብቅ ድምፂ ቀፅለሉ ❤️🥰
ደርፊ ክብሉኻስ ከምዚ ኢዩ ግጥሚ፡ ዜማ፡ ሜሎዲ፡እንታይ ክዎጾ ❤🇪🇷ሰላም የውርድውልና
ሃገረይ ትግራየይ ጥዕምቲ ማዓዛ 💖💖💋🥀💋
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የርእየና ደቅኪ ሰላምኪ ናፍቅናዮ😢💔😢🙏💞💋💋💞
ደስ ልብል ስራሕ ሃገረይ ❤💛
ሰላምና የቕርበልና ❣️
ትግራይ ትስዕር✊
ፅቡቅ ድምፂ ቀፅለሉ ቪክቶር ሓዉና❤️💛🙏🏾🕊
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ th-cam.com/video/Kazk2d796pk/w-d-xo.html
@@elsawelay9415 🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊👍👍👍👍👍
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ባዓል ጥዑም ድምፂ ነተባብዐዮ ተጋሩዋኒ💛❤️
ብዘይ ዕረፍቲ ብዙሑ ግዜ ሰሚዐያ ኣዝያ ብልጽቲ ደርፊ ሰላም ከውርደልና ተመኔ ኣብ ስደት ኮይነ እንዳነባዕኩ ግን ካኣ ካብ ትግራይ ብምውላደይ ኩርዓት እንዳተሰማዓኒ እየ ዝጽሕፍ ዘለኩ ሞ ኣምላክ ሰላም ትግራይ የርኤና
ትግራይ ከሪአ ገይርካኒ ብሉፅ እዋናዊ ነባሪ ግዜ ዘይውድቆ ስራሓ ሰሪሕካዮ ሰሰነልና ከማኩም የእላፍ ይፈጠሩ ❤
ዋውውው እንኳዕ ብሰላም መፃካ ማዓረይ
ብሃንቀውታ ንፅብያ ዝናብርና 💖💖💖
ተመንየ ሰላም ክወርደልኪ ሃገርይ ትግራይ
ቁፅለሉ ጥዑም ደምፀ ክብር ሓወና 💖
ተጋሩዋይ ናዐብዮም ናዘሞ አሕዋትና 💖💖💖💖
Aa!aaaa!aaaaaaaaaaaa!!a
Aa!a
!++++++1⁰aaqqaaaaaaaaaq
aAAAAAAAAAAAaAAaAAA
ቪክቶሮይ ሓወይ በዓል ጥዑም ድምፂ ኮሪዐልኻ ቀፅለሉ ወዲኖዋይ ❤🙏🥰
መዝሙር ሰመስል ናብ ልቢ ፀሪፁ ዝአቲ አቤት ደሞፂ። ተባረክ ❤❤❤❤እድመ ጥእናን ይሐብካ አሜን
I am so proud off Tigray people ❤️🙏🏾❤️🙏🏾❤️🙏🏾.i stand with Tigray 🙏🏾
ትግራይ ዓደይ ዓድ ሓራስ ነብር ንዘልኣለም ንበሪ❤🙏
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ
ጡዑም ድምጺ
100/100
ትግራይ ሃገር ትከዉን መሪሕነት እተ ረኪባ
ተመንየልኪ ትግራይ ዓደይ ሰላም ክወርደልኪ👏💔
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ሰሚዑ ዘይ ፀገቦ ብሓቂ ሰሚዕካ ዘይ ፅገብ ደርፊ 💔ሰሱኑለይ ደቂ ሪመይ💛❤👏
ብሓቂ ክቡር ሓዉና ቀፅለሉ ❤🙏ፅቡቅ ስራሕ ትምኒትና ሃገረ ትግራይ ዝገልፅ ፈጣሪ ፍፁም ሰላምን ራህዋን የዉርደሉ ነቲ ለዋህን ዉፁዑን ህዝበይ ህዝብ ትግራይ ❤❤❤🙏🙏🙏
ወድነይ መቃልሰተይ ብጣዕሚ ደሰ ልብል እና 😭😭😭😭😭አነሰ ከብደይ በሊዓትኒ ልሞቱ ለ አሰታዊሰ 😭😭😭ገዛና ለ ናፍቀ ዓመት ሙሉእ ድምፂ ለይሰማዕኩ ብቦይሰ ብቻ ዓክክክክክክክ
ትግራዮ ዓደይ አይትንቦዕለይ ወድኖ አብኪካኒ ሙሉእ እሰካብ ልውዳእ😭ትንሳኤ ትግራይ የሪኤና☝️🙏ትግራይ ልዘላአለም ትንበር ክብርን ሞጎሰን ንሰዋአትና🙏 ሪመይ 70 እየ🙏
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ትግራይ ጀግና✊♥️💛
ፅቡቅ ስራሕ ዓወታ እግዚአብሔር ስላም ይግበረልና ትግራይና ኣጆና መከራ,ችግር,ፈተና ሓሊፍና እታ ማዓርን ፀባን እተፈስስ ሀገርና ትግራይ ክንውንን ኢና ብቀረባ 💪✊
ሃገረይ ትግራይ 💘💛❤️ኩርዓተይ
ተባረክ ዝሓወይ ይበል ፅቡቅ ስራሕ
ብዙሕ ግዜ ናይ ቀደም ደርፍታት ክድገሙ ደስ ኣይብለንን ነይሩ ግን ምድጋምካ ዘይቀሪ ከምዚ እንተኮይኑ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ኮፍ ኣታኽልቲ ፅቡቕ ስራሕ ሓውና ኩሉ ፀፅቡቑ ንዓኺ ዓደይ ምስቲ የዋህ ህዝብኺ
Yibel derfi malet ✅✅✅ dimxi 🔉👌💯
Selam yewrid fetari ni hizbi tigray 🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪👈 .
ከምዚ ደርፊ እዚኣ ተፅቢትጰበዚሐኒ አይፈልጥይ 💖💖💖💖
ብጣዕሚ
ጀግና ወዲ ትግራይ ማዓረይ ፅቡቅ ስራሕ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የርእየና ኣሜን ፫❤❤❤😍😘🙏🙏🙏
ሃገረይ ትግራየይ ዘልኣለም ንበሪ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️ ፅቡቕ ስራሕ ዓወት ሓውና❤️❤️❤️
እንታይ ኢለ ከምዝኩምት እኳን ጠፊኡኒ ፁቡቅ ስራሕ ኣብዘለካዮ ሰላም ይምነየልካ ህያብ ሓወይ 👑👑👑👑👑 ፈጣሪ ትግራይ ዓድና ሰላም የውርደልና🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏❤️💛
ኣሰይ እንካዕ ብሰላም መፃኻ ዝሓወይ ኣነስ ከመይ ድየ ዝሕጎስ ከባኹም ምፍጣረይ💊💊💊💊💊💊💊❤❤❤❤
ዓደይ ማዓርይ ሰላም ይመለሰልኪ ፈጣሪ ኩሉ እለም ሃገርይ ትግራይ 💊🙏🌹🥀♥️
ዓደይ ዓለመይ ሰላም ይመለሰልኪ ፊጣሪ ኩሉ እለም ሃገርይ ዓለመይ ትግራይ 😘😘😘😘 ጀግና ሓወይ አጀካ ቅፀለል
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ጎይታዋ ❤️❤️❤️❤️ሃገረይ ትግራይ ዝበለ ይዕወት
ወትሮ ሰስኒ ወትሮ ንበሪ ሃገረይ ትግራየይ ዘልኣለም ንበሪ ሃገረይ ትግራየይ ኣይትተንክፍዋ❤❤❤ ወድኖ ❤✌️
ኽልኣዩ ንኣታኽልት ዒድመን ጤዒናን ያሃብኻ ንብረና
ኣሰይ ደስ ክብለካ ማዓት ጎበዝ ቀፅለሉ
"ትግራይ ሃገረይ" 💘
ኮላይ ድምፂ ናይ ኣትየ ዝመስል ድምፂ ኣለካ
በርትዐልና ዝሓውና😘
ትግራይ ሃገረይ ክብረተይ🥺💛❤🤞 እንካዕ ሰላም መጸካ ዓወተይ ጁብዕ🥰💚
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራእዩ ምስቱ ሩጉዕ ድምፅካ❤
ትግራይ ሃገር እያ ትግራይ ትስዕር 💊
ሰበስክራይብ በልለይ ማዓረይ th-cam.com/video/Kazk2d796pk/w-d-xo.html
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለሶ ፈጣሪ 🙏🙏🙏💞🍒🍒🍒💞🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹ዕድመ ሙሉእ ጥዕና ያሃብካፈጣሪ በርትዕ አበሳይ ❤️❤️❤️💛💛💛✊✊✊✊✊
ዓለም ባኣኺ ትድመም ትግራዋይ ምዃነይ ብቃላት ኣይጎልፆን እየ ናዓኽስ ክልተ ሰለስተ ህይወተይ ምኽፋለይ ይንእሰኪ ።❤❤❤❤
ብጣዕሚ ኑፋዕ ቀፅለሉ
ድምፁ ንነሰፊሄር ኣታክልቲ ይጥዕም 😍
Historical music from the legend Ataklti H/michael,
Thumbs up for the composer and you, Awet, Good job! Tigray Forever!
ብጣዒሚ ፅብቅ ቅፅሉሉ ወዲ ትግራይ ጅግና 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ስላም ያሪደልና ንህዝቢና
እንኻዓ ብሰላም መፂካ ዓወተይ ጅግና ተግራይ ሃገረይ አነሰ ብተጋሩ ሓብንትን ኩሪዓትና እምላክ ሰላም የምፅአልና
ኣፍ ከም ገለ ትገብረካ ዛሙዚቃ💔😭
ሰላምኪ ይለም ዓደይ 🥺
ትግራይ ትስዕር ኣጀኩም ደቂ ትግራይ
ደቂ ዘርኢ ከርከበደል ሓውኩም ወዲ ኣከለጉዛይ ዘብሄረ ካዓቲት ብጃኩም፡ህዝቢ ሰገነይቲ ህግደፍ ይውድኦ ኣሎ free ሰገነይቲ ኣባህልና
እግዚኣብሔር ይሓልዎም
ናብ ናባዕሉ ዶ ተመሊሱ ኣምላክ ይሓልዎም
ሰብስክራይብ በልለይ ማዓረይ th-cam.com/video/Kazk2d796pk/w-d-xo.html
እግዚአብሔር ምስኦም ይኹን ሓው
እዙ ኣራዊት ናብኦምዶ ዘይሩ ፈጣሪ ይሓልዎም
እንኳዕ ብሰላም ምፃእካልና💛❤ኣንሕናለ_ኾሪዕና_ብኣካ_ሓወኒ 🎵🎧♥️✌️ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ማዓረይ
ይምነየ ሰላም ክወርደልኪ ሃገረይ ትግራይ😥💔🙏♥️
ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ ተጋሩዋይ💛❤🙏
Tigray, the land of miracles, the home of heroes, the cradle of civilization
ትግራየይ ንፈትወክይ ፈረቓይ
ክብር ጅግና ወዲ ጀጋኑ ትግራይ ዓደይ ማህፀንኪ ይለምልም !!
እንኻዕ ብሰላም መፃካና ዓወተይ ጅግና ሰላምኪ የርእየና ሃገረይ🙏💊💊💊
እንካዕ ብሰላም መፃካ ጡዑም ድምፁ❤️😍⛱💊✊✊ብኩሉ ሙሉእ ኢካ ወዲ ሪመይ❤️💊⛱🤟
እንኳን ካባኩም ተፈጠርኩ ትግራይ አደይ 💛❤Good gob ከም አትክልቲ ሃይለሚካኤል ይመስል ደሞ😍
The only song i actually took schedule to the premier❤️💛😭
ማዓዝ ይኾን ቆስለይ ዛሓውይ ትግራይ ዓደይ ኣሕሕሕሕ😭😭😭😭😭።
ይበል ድሚጽ ግጥሚ ዜማ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓዉና
ትግራይ ሃገረይ ኣጆኪ ንፁቡቅኪ እዩ😭💔❤️💛
Welcome ማዓረይ ባዓል ጥዑም ድምፂ🧡🥰
ዓወተይ በዚ መረዋሕ ዝኮነ ድምፅካ ካብካ ብዙሕ ንፅበ ኢና ጀግናዋይ ቀፅለሉ 💛❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሓወይ ናተይ ጥዑም ላዛ ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብል ክብረት ይሃበልና እግዚአብሔር ኣምላክ የክብረልና ወድኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝያዳይ መፃኢካ ብሩህ ይኩን ዝያዳይ ድምፂ 100%
ግጥሚ 100%
ዜማ100% የበል ኩሉ ሙሉእ ዝተረፈ ዘይብሉ ቀፅለሉ ወድ ሪመይ ማዓረይ ኣብ ዘለካዮ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ ወድነይ🙏♥️🇻🇳💝💝💖💖👌
What a beautiful song ! Amazing lyrics!! Like all Tigray songs, gave me a pang deep in my core!! Love you Tigray!! Miss you!!
ጅግና ሓወይ 🤲ሃገረይ ትግራይ ከሪዐ ባአኪ ዓደይ🤲✅❤❤❤❤❤❤❤
I remember this song, my mother she love it I miss my home,
Ataklti haylemichael lunch time my mom she is listening 🎶 ❤️
Good job bdenbi serihkaya zhawey thanks 😊
Endanebaeku zewedakuwa musica
Is it an old song ?
You really did a great job singing. Tigray will rise again ❤️💛❤️💛
ቅድሜኺ ይስጠሐኒ ዓደይ መዓረይ🥰
Eza derfi ktdref kela Eritrea sle zneberku comment kxhf aykealkun...Mara eya kef thbeni good job 👍👍🇪🇷🇪🇷