MIETI KAB MIETI Abrar Osman ሚእቲ ካብ ሚእቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 257

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem ปีที่แล้ว +23

    ርእየ ርእየ ርእየኪ ከም ምርኣይ
    ኣዕሊለ'ውን ምዕላል
    ፈሊጠ ብዓቐን
    ፈትየ ብዘይ ወሰን
    ብዘይክኣሲ ብዘይክኣሲ
    ብዘይክኣሲ ብዘይክኣሲ
    ኣይነበረን ካልእ ካልእ
    ኣይነበረን ካልእ ካልእ
    ኣይነበረን ካልእ ካልእ
    እንተኽፈቱ ወይ'ውን ክጸልእ
    ውን ክዛረብ በታ ዝፈልጣ
    መልክዐኛ ኢኺ ናይ ጸሓይ ማንታ
    መልክዐኛ ኢኺ ናይ ጸሓይ ማንታ
    ዕምባባ ያስሚን ወትሩ ፍትውቲ
    ጎዶሎ የብልክን የብልክን
    ናትክስ ናትክስ
    ናትክስ ናትክስ
    ናትክስ ናትክስ
    ናትክስ ንበይኑዩ ወይ ናትክስ ሚእቲ ኻብ ሚእቲ
    ምጭውቲ ኢኺ ኣማን ብኣማን
    ባህታ ናይ ልቢ ከም ሽታ ሪሓን
    ጸብለልታ መልክዕ ብዘይ ጎዶሎ
    ፈጣሪ ጥዑም'ዩ ኩሉ ይካኣሎ
    ካብቲ ዘይርስዖ ስእሊ ናይታ ምሸት
    ኮፊልኪ በይንኺ ዘይብልኪ ጎሮቤት
    ኣብቲ ድሙቕ ብርሃን ደቢኑ ዙርያኺ
    ብኣካል ቀረባ ብመንፈስ ርሒቕኪ
    ዕላል ሰሓቕ ቲውዕውዕ ሃዋሁ
    ዘቕለበ ኣይነበረን ብኡነት ብገርሁ
    ኣነስ ብድድ ኢለየ ናባኺ ብምኻድ
    ሽምዓ ኸብርሃልኪ ሓቲተኪ ፍቓድ
    ርእየ ከም ምርኣይ
    ኣዕሊለ'ውን ምዕላል
    ፈሊጠ ብዓቐን
    ፈትየ ብዘይ ወሰን
    ብዘይክኣ ግን ኣይነበረን ካልእ
    ኣይነበረን ካልእ ካልእ
    ኣይነበረን ካልእ ካልእ
    ኣይነበረን ካልእ ካልእ
    እንተኽፈቱ ወይ'ውን ክጸልእ
    ውን ክዛረብ በታ ዝፈልጣ
    መልክዐኛ ኢኺ ናይ ጸሓይ ማንታ
    መልክዐኛ ኢኺ ናይ ጸሓይ ማንታ
    ዕምባባ ያስሚን ወትሩ ፍትውቲ
    ጎዶሎ የብልክን የብልክን
    ናትክስ ናትክስ
    ናትክስ ናትክስ
    ናትክስ ናትክስ
    ናትክስ ንበይኑ'ዩ ወይ ናትክስ ሚእቲ ኻብ ሚእቲ
    ንቡር ነይረ ህጻን ክኸውን ኩሉ ክነብረኒ
    ነዛ ንነብሰይ ጋሻ ኮይነ ብዙሕ ገሪምኒ
    ከምዚ ዝበለ የለን ስሑው ኢልኒ ኣይድንጋጸይ ፍቕሪ
    ኣምሪሐ ናባኺ ብዘይፈልጦ ናህሪ ናህሪ
    ቀስ ኢለ ከይከይድ ኣያ... የይ... ተጻዊተ ኣዕሊለ
    ዘይፈልጦ ስምዒት ደድሕረይ ቀጸለ
    ኣሃሃሃሃ ጋንይኒ ምስ ነብሲ ደሓን እተዊ ደሓን
    ኣማን'ዶ ኽብሎ ንልበይ ወይ ድማ ኣይፋል
    ሰትየ'ዶ ኾን ነይረ ቅሩብ ሞይቁኒ
    ዘይኣመለይ ገይረ ምስ ሰብ ዘየሳኒ
    ብስዉር ስምዒት ዝነውነዎ ልበይ
    ኣጨኒቑኒ'ሎ ኮይኑ ልዕሊ ዓቕመይ
    ካብ ጠባይኪ ድዩ (ንገርኒ)
    ምስ ኩሉ ዘሳኒ (ንገርኒ)
    ወይሲ ካብ ከናፍር (ንገርኒ)
    ውቁጥ ደርጊ ስኒ (ንገርኒ)
    ካብ ግርማኺ ድዩ (ንገርኒ)
    መልክዕ መሀነኒ (ንገርኒ)
    ወይሲ ካብ ሰሓቕኪ (ንገርኒ)
    እስከ ንገርኒ
    ኣይ...
    ዝሕው ኢልኒ ኣይድንጋጸይ ፍቕሪ
    ኣምሪሐ ናባኺ ብዘይፈልጦ ናህሪ
    ቀስ ኢለ ክኸይድ ከም????????
    ዶንግየ ኣቕሊበሉ ኣባይ ተለወጠ
    ናይ ዕድል ክኸውን ኩሉ ክነብረኒ
    ጋሻ ነብሰይ ኮይነ እኽለ ማይ ኣቢኒ
    ወይ መድሃኒት ሃቢ ወይ መድሃኒት ኩኒ...
    ኣይ...
    ኣየ... ይ ኣያየየየየየይ
    ኣየየየየይይይይይ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +5

      ሰላም ናዓኻ ይኹን ፡ኩቡር ቶማስ ፡
      ይበል ጽሒፍካያ ፡ዓሚቊ ሰነ-ጥበባዊ
      ፍቕርኻ የባርኽ።ብዓቢኡ ሰነ-ጥበብ ኢኻ'ም
      ንስነ- ጥበብ የንብርካ።
      የቐኒየለይ ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

    • @bewunetud1466
      @bewunetud1466 8 หลายเดือนก่อน

      Respect bro a lot!

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 3 ปีที่แล้ว +69

    ምጭውቲ ኢኺ ፡ ኣማን ብኣማን
    ባህታ ናይ ልቢ ፡ ከም ሽታ ሪሓን
    ጸብለልታ መልክዕ ፡ ብዘይ ጐደሎ
    ፈጣሪ ጥዑም'ዩ ኩሉ ይከኣሎ 🔥

  • @ሰላምዎሰናይ
    @ሰላምዎሰናይ 2 ปีที่แล้ว +11

    Doctor ኣብራር, ደርፍታትካ ከኣ መድሃኒት በቃ ፈውሲ ናፍቆት ፈውሲ ጽምዋ, ትማሊ ኣብ ዝገብርካዮ ቃለ መሕትት ንዝንበረኒ ክብሪ መሊሰ ወሲከሉ, ኣቦና ኣብራር ኹቡር ዑንቂ ኢኻ ተበልኩ ኣይተጋገኹን, ነዊሕ ዕደመ ምስ ጥዕና ይምነየልካ 🙏🇪🇷❤

  • @Fre-Hiwot
    @Fre-Hiwot ปีที่แล้ว +9

    believe me or not this is my favorite song since 1998/99 i was about 5/6 Yrs old specially the verse "ዕምበባ ያስሚን ወትሩ ምጭውቲ"🥰

  • @hagostesgayliverpool5376
    @hagostesgayliverpool5376 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ኣብራር ኣብ ሕክምና የለን እንትሎምካ ልክዑ ከመ መድሃኒት ዝዕብልሎ ህማም ውስዶ ናብ ኣምላካ ትጽጋዕ ንጉሰ ናዓና ኽሕሽና ዝፍቀዳ ትዝክውን ብማዓር ዕድመይ መቅልኩካ መታን ከይትቅድመኒ ንጉሰይ🤴🤴

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +2

      ባሓቂ ኩቡር'ኻሞ፡ ክብረት ያሃበልይ
      ኩሉ ሰናይ

  • @morninglord4154
    @morninglord4154 2 ปีที่แล้ว +9

    ንስኻ ኢካ 100/100 ኣብራር ። ነዛ ደርፊ ብዘይ ምግናን ሽሕ ግዜ ሰሚዐያ።

    • @Selam-Selam-j7l
      @Selam-Selam-j7l 11 หลายเดือนก่อน

      Kisab lomi zisemea zeleku ane

    • @senaittewel
      @senaittewel หลายเดือนก่อน

      Ane keman. More than 1000 geze semiaya😅

  • @amanuelisayas6406
    @amanuelisayas6406 2 ปีที่แล้ว +83

    ኣብራር ከምዚ ናትካ ዘይምኖ ደርፊ ሕጂ ዝደርፉ ሲኢና ኣለና the legend

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 ปีที่แล้ว +38

      ክብረት ያሃበለይ ኩቡር ኣማኒኤል ፡ንዝለገስካለይ ሙኡዝ ቃላትካ ልዕሊ ምህዞይ እዩ'ሞ ፡ብልቢ አመስግነካ ፡
      ኣይየሰኣእነና ..................
      ❤❤❤❤
      ኣብራር

    • @hayatabdu2317
      @hayatabdu2317 ปีที่แล้ว +1

      @@AbrarOsmanArt one other problem could arise arise arise when when when xooooa was werewolf zor o zoom 🏎️ in and xhe ioohe 😮😊was was 😮used used used ozozzzoxpz

    • @hayatabdu2317
      @hayatabdu2317 ปีที่แล้ว

      Definitely do that with z😅😅

    • @YorsHani-rk5th
      @YorsHani-rk5th 9 หลายเดือนก่อน

      P11pu.l5​@@AbrarOsmanArt

    • @YorsHani-rk5th
      @YorsHani-rk5th 9 หลายเดือนก่อน

      P11pu.l5​@@AbrarOsmanArt

  • @ayoubhamid7343
    @ayoubhamid7343 หลายเดือนก่อน +2

    Nice song first time to hear it

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  หลายเดือนก่อน

      @@ayoubhamid7343 thank you so much dear Ayoub. I wish enjoy it again and again.
      Peace and love
      ♥️♥️♥️
      Abrar Osman

  • @alimohammednur1596
    @alimohammednur1596 4 ปีที่แล้ว +21

    اول تعليق لى احلى مطرب
    Ferst komment fur the king of eritrea music ❣️❣️

  • @netsi8127
    @netsi8127 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣብራረይ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወካ ኻብ ጎረቤትካ💊🙏

  • @kerenkeren8162
    @kerenkeren8162 4 หลายเดือนก่อน +1

    This song reminds me 1999-2000 from Tesseney thru Ghirmayka,Sawa,akordat and keren Love you abrar osman

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  4 หลายเดือนก่อน

      @@kerenkeren8162 habibi wad Keren
      Xaada thank you so much.
      I love you too and I love Keren.
      ♥️♥️♥️
      Abrar Osman

  • @ወዲፋርስኤርትራዊ
    @ወዲፋርስኤርትራዊ 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣብራር በዓል ጥዑም ድምጺ

  • @semirmonur4859
    @semirmonur4859 ปีที่แล้ว +3

    This is the first song that I dedicated to my first truelove.I don’t have enough words to explain how your songs mean to me and my Queen.Newih edemen teenanan kablebena nemeneyelka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +3

      ክቡርን ፍቑርን ሰሚር
      ብልቢ አመስግን
      ናዓኻ 'ውን ሰላምን ፍቕርን ዕዉት ሂወትን
      እምነየልካ
      የቐኒየለይ
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @temarwelday4645
    @temarwelday4645 2 ปีที่แล้ว +10

    The song of my heart, when I feel lonely and when I’m heartbroken that’s song keeps ma heart warm. Thank you very much legend abrar osman. We love u 🇨🇦🇪🇷❤️❤️❤️

  • @yohannesabraha
    @yohannesabraha 4 ปีที่แล้ว +11

    1st comment for legend abrar
    100 kab 100 ....

  • @esayasneguse3435
    @esayasneguse3435 3 ปีที่แล้ว +6

    Abrish 100 kab 100 esika imber ግጥም 100% ዜማ 100%

  • @peacejusticeforall6806
    @peacejusticeforall6806 4 ปีที่แล้ว +12

    ኩቡርን ፍቑርን አብራር ጥዑም ደሃይ እንቛዕ ደሓን መጻአካ!!!
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!!

  • @MrZebraforce
    @MrZebraforce 5 หลายเดือนก่อน +1

    You are amazing Abrar Osman, hope some day to see your concert.💙

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  5 หลายเดือนก่อน +1

      @@MrZebraforce dear Mr. Z, i wich you too. And It will happen.
      Thank you so much.
      ♥️♥️♥️

  • @LiyaTedros-k6l
    @LiyaTedros-k6l 2 หลายเดือนก่อน

    I hope 🙏 to see you 1 day because you are the story of everything in my life and for most Eritrea 🇪🇷 ❤️ people we love you 😍

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 หลายเดือนก่อน

      @@LiyaTedros-k6l Thank you So much Liya, I love you too, I believe the day will come sooner than we dream.
      Thank you again
      ♥️♥️♥️
      Abrar Osman

  • @robitiqemem2681
    @robitiqemem2681 2 ปีที่แล้ว +2

    Baba Abrar wetru GBU Kbur Memhr fqri Habo kulu beka delay senay i love all '#Legends Qendi gn #Yemane Barya #Abrar Osman and #Abraham Afewerki

  • @nonsonoio4953
    @nonsonoio4953 ปีที่แล้ว +2

    ኣብራር ንጉስ ስነ ጥበብ💚 ❤
    Du bist der BESTE!!!

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      ኣሰይ ኣሰይ ዕድለኛ እየ
      ንፍቅርኻን ኣኽብሮትካን ኣብ ልበይ'ዩ
      የቀንየለይ ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @ibuArsenal99
    @ibuArsenal99 ปีที่แล้ว +1

    Always the best abrar osman top voice ❤✌️.
    Labha labha ⭐.

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      Thank you haibi, yali yoh habo
      Mango kahano ko liyo.
      ❤️❤️❤️
      Abrar Osman

  • @amanmehari2824
    @amanmehari2824 ปีที่แล้ว +2

    ኣቦ ፍቕሪ
    ኣቦ ሃገር
    ኣቦ ዓበይቲ
    ኣቦ ወሎዶ
    ኣቦ መንእሰይ
    ኮታ ኩሉ ኢኻ ኣብራረይ ፍቕሪ ❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      ኣማነይ .......ሽኰር !
      የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ምኡዝ ቃላትካ ኣይኽላኣኒ ።
      ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር ዑስማን

    • @amanmehari2824
      @amanmehari2824 ปีที่แล้ว

      @@AbrarOsmanArt ❤❤❤🙏

  • @samkerenawi5978
    @samkerenawi5978 ปีที่แล้ว +3

    ኣብራረይይይ ብዓል ጥዑም ድምጺ❤🎉

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ንስኻ'ውን ኣዚኻ ጥዑም ከረናዊ
      ኢኻ'ሞ ፡ንስለ'ቲ ልባዊ ፍቕርኻን ኣኽብሮትካን
      ብልቢ አመስግነካ
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @ሃገርይሃገርይ
    @ሃገርይሃገርይ 2 ปีที่แล้ว +2

    Well come king of music
    ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ

  • @wedighebremeskel13
    @wedighebremeskel13 9 หลายเดือนก่อน +1

    Wetru semika zey xgeb derfi edmen t'nan yhabka kubur wedi Esman ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  9 หลายเดือนก่อน

      የቐንየለይ ክቡርን ፍቁርን ወዲ ገ/መሰቀል
      ንሰለ'ቲ ዝለገስካለይ ካብ ዓሟቅ ልቦናኻን ዘመንጨወ ምኡዝ መልእኽትኻ ብልቢ አመሳግነካ
      የቐንየለይ
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር ዑስማን

  • @filmonmusic1995
    @filmonmusic1995 15 วันที่ผ่านมา

    ❤🎶 ባባ ኣብራር ኣብ ሙዚቃ ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበርካ፡ ኣብ ልቢ ብዙሓት ኣስተማቀርቲ ሙዚቃ ዓቢ ቦታ ዘለካ ክቡር ኣቦ፡ መምህር ፡ድምጻዊ፡ሙዚቐኛ ኢኻ እሞ፡ ዕድምን፡ ጥዕናን ይሃብካ፡ሰላም ምሳኻ ይኹን።🕊✌❤🎶ሰላም ዝሰፈኖ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና!

  • @dannynini1832
    @dannynini1832 3 ปีที่แล้ว +9

    Top one of 2021 with lovely Rhythm & magnificent voice my only therapy Legend 😘Abrare osman 🕊️💕😘🇪🇷

  • @biniambini9104
    @biniambini9104 ปีที่แล้ว +2

    ክቡር ስታዝ ኣብራር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ቢንያመይ:ፍቕርን ሰላምን ናዓኻ ይኹን
      የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ::
      ኣብራር
      ❤️❤️❤️❤️

  • @سعيد-غ7ج8و
    @سعيد-غ7ج8و 2 ปีที่แล้ว

    ኣብራር ዑሰማን ባሃር ትብል ሺም ትውሕደካ ዕድመን ጥዕና ይሃብካካካ

  • @binimilli788
    @binimilli788 ปีที่แล้ว +1

    ኣብራር ካብቶም ብጥዕሚ ዝፈትዎን ዝንእዶን ኢዩ legend ❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ቢኒ
      ክብረት ይሃበለይ
      ብልቢ አመስግነካ ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @Tes861
    @Tes861 ปีที่แล้ว

    ባባ ኣብራር ነዊሕ ዕድመ ምስ ምሉእ ጥዕና ይምነየልኩም ኩቡር ኣቦና 🫶🏻

  • @Berekettsegay-gk4oi
    @Berekettsegay-gk4oi 2 หลายเดือนก่อน

    ይዝክር ኣብ ኮርሶ ኣብ ዓዲ ቀይሕ 2007 ንሰምዓ ኔርና ኣሕ ፍሉይ ተዝክሮ እዩ ዘለኒ ባባ ዑስማን ኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ 🙏🙏

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 หลายเดือนก่อน

      @@Berekettsegay-gk4oi መርሓባ ክቡር በረኸት ፡ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ያኹን
      ኣካል ተዘክሮኻ ክኸውን ሓጎሰይ ወሰን የይብሉን ።
      ንሰለ'ቲ ፍቕርኻን ኣኽብሮትካን ብልቢ እናኣመስገንኩ
      ናዓኻ'ውን ኣብ ሂወትካ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ።
      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @ኣብተስፋቢራሃንኣሎSalahSha
    @ኣብተስፋቢራሃንኣሎSalahSha 4 ปีที่แล้ว +3

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
    Naka indiye ane kiriyeka
    Iye zimahuq zeleku
    Idemen tinan yiminelka Baba ABRAR OSMAN love you ❤️❤️❤️🙏👍❣️👍👊💪💪🤩♥️♥️

  • @yemanemebrahtom7829
    @yemanemebrahtom7829 2 ปีที่แล้ว +2

    Abrarey meley 🙏 OLD but GOLD music ❤️ memelisu znafeq derfi

  • @ልበይምለስለይሓሩ
    @ልበይምለስለይሓሩ 4 ปีที่แล้ว +3

    ባባ ኣብራር ኩሉ ደርፍታትካ ኣብ ናትካ ኣምጻኣልና ኢኻ

  • @DanuRedae
    @DanuRedae 3 หลายเดือนก่อน +1

    Abrar 100 kab 100 setiye do kon nere zeyameley gere mseb zeyesani👌

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  3 หลายเดือนก่อน

      @@DanuRedae ዳኑ ሽኰር ንስኻ'ውን ሚእቲ ካብ ሚእቲ ኢኻ።
      የቐኒየለይ ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @Eritrea001
    @Eritrea001 ปีที่แล้ว +1

    ዓምና ሓንቲ ናይ ፍቅሪ ዜማ ጆባእ በለና እዛ ካሴትካ 1000 ግዜ ሰሚዐ ምጽጋብ ሲኢነያ ሶ ገለ በለና ❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ደስ እንዳበለኒ ፡ "ኑሪ ሓቢቢ"
      ናይ ሰላም ፍቅርን ሓጎስን ኩሉ ኣብ መስርሕ'ሎ
      ብልቢ የቀኒየለይ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @jemalibrahim
    @jemalibrahim 2 ปีที่แล้ว +2

    Memhirey kulu derfitatka tom endiyu eziya gin ab kali alem iya titiweni 100%👑👑👑♥️❤️

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 ปีที่แล้ว +5

      ትሕሾ ጀማለይ ከም ስምካ ጀማል ፡ቃላትካ ንባዕሉ ጉሩም ስነ-ጥበብ'ዩ፡ ናዓይ'ውን ዝህበኒ ዕምቖት መግለጺ እስእነሉ ።
      ግና ምቕሉል ዓቕመይ ልባዊ ምስጋናይ እዩ'ሞ
      ኣይየሰኣእነና..,...........❤❤❤❤❤
      ኣብራር

    • @jemalibrahim
      @jemalibrahim 2 ปีที่แล้ว +1

      @@AbrarOsmanArt ajoka memhirey kulu gizye ab gonika Alena ❤️♥️👑

    • @hagostesgayliverpool5376
      @hagostesgayliverpool5376 ปีที่แล้ว

      ​@@AbrarOsmanArt መምህር ምርኣያ ትሕትናካ ምድረግቲ ኣልቦ ኢካ ናዓይ ኩሉ ግዜ ንጉስ ሙዚቃ🤴🇪🇷💪🦁

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      @@hagostesgayliverpool5376 ወትሩ ስምካ ድማ ወትሩ ኣብ ልበይ
      ንስለ'ቲ ስናይ ምኒዮትካ ፡ምስጋናይ ልዑል'ዩ።
      ክብረት ያሃበለይ
      ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
      ኣብራር

  • @simontekle4444
    @simontekle4444 ปีที่แล้ว +1

    Kbur abona legend artst Abrar ❤ybl srah nbrly eske ❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      መርሓባ ሳይሞነይ ፍቕርይን ኣኽብሮተይን ይብጻሕካ
      ንምኡዝ ቃላትካ ብልቢ አመስግን
      የቀኒየለይ ..........❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @nayhmameystyle9479
    @nayhmameystyle9479 4 ปีที่แล้ว +4

    Men kem Abrar 🇪🇷👌🏾💯💘✌🏾✅✅🔥🔥🔥

  • @ahmadnasir9724
    @ahmadnasir9724 4 ปีที่แล้ว +4

    We’ll come

  • @tomtomtombossa
    @tomtomtombossa 10 หลายเดือนก่อน +1

    Abona Abrar, Abraham and Barya are the epitome of Art in Tigrinya music. None match them so far.

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  10 หลายเดือนก่อน

      Thank very much lovely Tomtom.
      ❤️❤️❤️
      Abrar

  • @teddyamhara
    @teddyamhara ปีที่แล้ว +1

    ዕድሜህ ይርዘም ጋሽ አብራር🙏

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ፡ ክቡር ተዲ
      በልብ ኣመሰግናለሁ
      ኣብራር
      ❤️❤️❤️

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem ปีที่แล้ว +1

    ኣብራረይ ሓቂ ስለ ዝተዛረበ ናብ ዓዱ ካይኣቱ ዝተከልከለ ፍጡር ❤❤❤

  • @ፍትሒንህዝቢኤርትራ-ኀ9ቨ
    @ፍትሒንህዝቢኤርትራ-ኀ9ቨ 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣብራር ጥዑም ድምጹ ❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @samipeace
    @samipeace 6 หลายเดือนก่อน

    Forever legend ብርዕኻ ከም ሓወልቲ ንዘልኣለም እዩ ❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  6 หลายเดือนก่อน

      ክቡር ሳሚ ፡ንዘልኣልም ኣኽብሮተይ ናዓኻ ልዑል'ዩ ።
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ኣይየሰኣእነና ።
      ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር ዑስማን

  • @TesfayBeyene
    @TesfayBeyene ปีที่แล้ว +1

    Abrarey ናይ ሕማመይ My King 👑👑

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ኣቤት'ወ ናይ ሕማመይ እቶም መማህራነይ
      "ተስፋይ "ተስፋይ ናተይ የቀኒየለይ
      ድሃይካ ኣይተሓባእ
      ከሉ ሰናይ ሰናይ ሰናይ ሰናይ ........
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራርካ

  • @user-lw2pz6bk7n
    @user-lw2pz6bk7n ปีที่แล้ว +1

    ኣብራር ዕስማን ኣቦ ሰነጥበብ ፍጺሙ ዘይምኖ ❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      መርሓባ ናይፍ ፡ሰላም ናዓኻ ይኹን
      ምኡዝ መልእክትኻ 'ውን ኣይምነውን' ዩ ።
      የቐኒየለይ ወትሩ ኣብ ልበይ ።
      ኩሉ ሰናይ ...... ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር ዑስማን

    • @redbag3453
      @redbag3453 ปีที่แล้ว

      ​@@AbrarOsmanArt
      ኣይተ ኣብራር ብድሓን ጠፊእካ ?
      ስለምንታይ ግና ሕእድሽ ስራሕ እባ በጃኻ

  • @mehamednur5338
    @mehamednur5338 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome abrarey bhadish nixibiyeka alena inki saho cusub tiya ku ilalna gab noh esho

  • @EfremHans
    @EfremHans 7 หลายเดือนก่อน

    Atum sebat kemay do tkonu mealtawi tezeysemieyo yhamm koye ❤❤❤❤abrar king ❤❤edmen tenan ab zelekayo fetari yhabka

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  7 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን አፍረመይ ፡ ናይ ልበይ ኢኻ
      ምኡዝ ቃላትካ ዘይምኖ እዮ ።ከይስእኖ ድማ
      ኣይየሰኣእነና ።
      ኣብ'ዛ ልብይ 100 %100 ኢኻ።
      የቐንየለይ አፍረመይ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @SamSam-de6rj
    @SamSam-de6rj ปีที่แล้ว

    Zeytiminew derafi Abrar Osman! Respect !!!!!! 👍❤️❤️❤️❤️❤️

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ብልቢ የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @mulalemWeres
    @mulalemWeres 4 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልል❤❤❤ ማሽ አላህ ማሜ + ሎዛ

  • @tsinathagos1469
    @tsinathagos1469 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብራር ኣቦ ጥበብ ክቡር ኩሉ ግዜ ❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  8 หลายเดือนก่อน

      ክብርትን ፍቕርትን ዚናት ፡ልዑል ኣኽብሮተይን ሰላምታይን ናዓኺ ይኹን ።የቐንየለይ ክብረት
      ይሃበለይ
      ኣኽብሮትክን ደገፍክን ኣይይፈለየኒ.
      ኣይየሰኣእነና
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር ዑስማን

  • @amanuellamek5657
    @amanuellamek5657 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks Abrar osman

  • @Amazonmedia12
    @Amazonmedia12 5 หลายเดือนก่อน

    Ezi derfi zey kone medhanit yu xle kblekum nay ayana abona abrar ziema smu hwy ktblu ikum tefetnu wxitu dma 100% mkanu tergagxu yu king baba abrar zematatka kem zeynexfu mhazti my iyom imo bzeleka bqat tedlti fetarn bhadush zema ktmexena nmhxeneka ❤❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  5 หลายเดือนก่อน

      @@Amazonmedia12 መራ ሽኰር
      መልእኽትኻ ምኡዝ 'ዩ ባህታ ፈጢሩለይ
      ንሰነ-ጥበብ ምስማዕን ምስትምቓርን ሰለዝቕድሞ
      ውሽጥኻ 1000% ሰነ-ጥበበ' ዩ ።
      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር ዑስማን

  • @Mekeregna_sdetegna
    @Mekeregna_sdetegna 4 ปีที่แล้ว +3

    Abrarino teum dmxu deymno edmen tenan yhabeley King of King 🥰🥰🥰

  • @Nutella12691
    @Nutella12691 ปีที่แล้ว

    Legend abrar osman 👑 umangeda niafcadode tanito ❤❤❤❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      Mubarak habibi shukran .Das yohdeh
      ❤️❤️❤️❤️
      Abrar

  • @Blue_2024
    @Blue_2024 ปีที่แล้ว +1

    Abona abrar ❤❤❤ ኣቦ ኩሉና እካ ንጉስ ናይ ሙዚቃ ምስ ኣቦይ ኮይነ ቆልዓ koleku ኩሉ ግዜ ኢና ንሰምዖ ኔርና RIp 🪦 Father ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ kubur ስነጥበባዊ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      ኩቡርን ፍቑርን ኤሪ ቦይ
      የቐኒየለይ ክብረት ያሃበለይ ፡ከቡር ወላዲኻ ከምኡ'ውን ብሙሉኦም ስድራ-ቤትካን
      ባዓቢኡ ናዓኻ ፡ ኣብ ሂወትኩም ኩሉ ሰናይ እምነየልኩም ።
      አየሳኣእነና
      ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ።
      ፍቕርን ሕውነትን ይሰስን
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

    • @Blue_2024
      @Blue_2024 ปีที่แล้ว

      @@AbrarOsmanArt ❤️❤️❤️ ሓንቲ ማዓልቲ ይሪአካ ይከውን ኣብ ኮንሰርት ገለ❤️❤️ Haben eyu smey ❤️❤️

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      @@Blue_2024 ጽቡቅ ሌላ ሓበነይ
      ብረግጽ ክንራኸብ ኢና ንመን ኢሉዎ !
      ኩሉ ሰናይ ሓበነይ ኣብ ጽቡቅ የራኽበና
      ........... ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @mahamedibrahim4043
    @mahamedibrahim4043 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome baba Abrar

  • @DebesayHselase-k1l
    @DebesayHselase-k1l หลายเดือนก่อน

    አብራር ንእሰነት ዘዘክር እዮ🎉

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  หลายเดือนก่อน

      @@DebesayHselase-k1l መርሓባ ደበሳይ ፡ሰላም ናዓኻን ምሳኻን ይኹን ።
      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመሳግነካ ።
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @samiraabdulkadir6465
    @samiraabdulkadir6465 ปีที่แล้ว

    مشاءالله عليك الفنان الكبير ابرار عثمان

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      Shukran Shukran
      Atmanlik kulu tawfiq
      ❤️❤️❤️
      Abrar

  • @Merkebna841
    @Merkebna841 ปีที่แล้ว

    እዛ ካሴት ክሰምዕ ከለኩ ኩለን ግጥምን ዜሜን እቶም ተቐበልቲ መሳጥን ሓሳቡን and 100 💯 zbelkaya dma nay bhaki 100 mkana gelixkaya hgi dma komau aynet ziema zelewo hzkalna ktmexa tesfa aleni amo Baba abrar hanti flyti kdi srekebkla k
    Album aza shama bel tbl album ya ab gzie nasnetka kthlfo des zebl zenta alewa,
    Be strong god be with you my favourite abrar peace ✌️

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      የቐንየለይ ሮብ ሽኰር
      ክብረት ይሃበለይ
      ንሰለ'ቲ ምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግነካ
      ኣየሳኣእነና
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @meshave4172
    @meshave4172 ปีที่แล้ว

    No comment💯💯💯
    Long live our HERO!!!

  • @gueshbahta923
    @gueshbahta923 ปีที่แล้ว

    Abrar smart abo musik och jag kan inte förklara dig. Du är duktig för musik.

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      Thank you very much "Gueshey"
      ❤️❤️❤️
      Abrar

  • @nonsonoio4953
    @nonsonoio4953 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ክኢላ ሙዚቃ እዩ ግን ኣይከማኻን : ንጉስ ስነ ጥበብ ❤🎉 ንበረልና ኣብራረይ 🎉

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      አሰይ ኣሰይ ዕድለኛ እየ
      ንስለ'ቲ ምኡዝ ቃላትካ
      ዘለኒ ኣኽብሮትን ፍቕርን ልዑል'ዩ
      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

    • @nonsonoio4953
      @nonsonoio4953 ปีที่แล้ว +1

      Ich wünsche dir langes Leben!!!

  • @mahamodayassin6048
    @mahamodayassin6048 ปีที่แล้ว +1

    Wen ich deine Lieder höre ,fühle ich mich glücklich

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      Lieber Mahamed.:
      Das freut mich sehr.
      Danke ❤️❤️❤️
      Abrar

  • @samsonkidane7131
    @samsonkidane7131 4 หลายเดือนก่อน

    Abrarey legend ❤ Simka tuum derfika tuum lazaka tuum tebayka tuum. Getska buruh raeka buruh hasabka buruh. Tegbarku buruk ❤❤ Niberelna kiberelna goyta selam goyta fikri ❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  4 หลายเดือนก่อน +1

      @@samsonkidane7131 ሰምሶመይ ተዓዲለ
      ናትካ ብምዃነይ ዝስማዓኒ ሓበን ወሰን የይብሉን ።
      ትሕሾ ሳምሶመይ፡ የቐንየለይ ንበረለይ ክበረለይ
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ኣይየሰኣእነና
      " ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን "
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @هيثمالأسد-س5ك
    @هيثمالأسد-س5ك 11 หลายเดือนก่อน

    Nay Abrar derfie mis demna tasro for ever we love you legend man 😚🤗

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  11 หลายเดือนก่อน +1

      Haisem Hbibi thanks ❤❤❤

  • @3maredriss25
    @3maredriss25 ปีที่แล้ว

    الله ع ايامك يا كبير كانت ايام جميله

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      Shukra Amar ,
      atmana laka kulu tawfiq.❤❤❤❤
      Abrar

  • @parisawi1545
    @parisawi1545 2 ปีที่แล้ว +1

    ربنا يحفظك عمنا ابرار عثمان ❤❤🌸🌸

  • @stellagirma8312
    @stellagirma8312 2 ปีที่แล้ว

    Klu gzie zsmae btami teum Derfi Abrar 😍😍😍❤️❤️❤️

  • @gabermadhinmichael8542
    @gabermadhinmichael8542 4 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤ አብራር ጅግና ድምጺ መረዋ

  • @jemalmaruf845
    @jemalmaruf845 3 หลายเดือนก่อน

    Old is Gold

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  3 หลายเดือนก่อน

      @@jemalmaruf845 የቐንየለይ ጀማለይ ፡ብልቢ አመሳግነካ
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @yemaneshishaye3714
    @yemaneshishaye3714 9 หลายเดือนก่อน

    Abrarino ksab hadush album hanti nay fkri derfi endo jobaii belena bitsbit aynina fetitu

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  9 หลายเดือนก่อน

      የቐንየለይ ይሙነይ ፡ዜማ ፍቕሪ ናይ ልበይ'ዩ ኣብ ዝቐረበ ጊዜ ጆባእ ክብለካ ተስፋ እገብር ።
      ኣየወ ነዚ ጊዜ' ዚ መድሃኒቱ ፍቕሪ 'ዩ
      ኩሉ ሰናይ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @eritreafrist8206
    @eritreafrist8206 3 ปีที่แล้ว +1

    Abrar osman king of Eritrea🐅🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሰሚርሓምድ
    @ሰሚርሓምድ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ዝምነያ ዓድኻ ኣትኻ ክርእይ እዩ : እቲ ዝናፍቀካን ዘፍቅረካን ትናፍቆን ህዝቢ ካብ ኤሮፓርት ኣስመራ ክሳብ ጎደና ሓርነት ሙውቅ ኣቀባብላ ገሩ ክቅበለካ❤🎉 ሽዑ ኣብ ባሕቲ መስከረም እዛ ደርፊ ክትደርፈሉ .

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  7 หลายเดือนก่อน

      ክቡርን ፍቁርን "ዲያሞንድ "ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ይዂን ፡ልበይ ረኺብካዮ ጋሊህካ ኣንቢብካዮ ክቡር
      ዲያሞንድ ፡ባህገይን ትምኒተይን ንሱ እዩ ።ብጸሎትካ
      ደገፍካን ክኸውን'ዩ ክሰምር' ዩ ።
      ሰለ'ቲ ሰናይ ልባዊ ምንዮትካ ብልቢ አመሳግነካ
      ኣይየሰኣእነና ዲያሞንድ ኢኻ ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @habenemun5528
    @habenemun5528 ปีที่แล้ว

    Ane kam Abrham end yemali Bara ea zerka you are King 🤴

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      የቐኒየለይ ሓበን ❤️❤️❤️
      ብልቢ አመስግንኪ

  • @FarhanNasir-e5p
    @FarhanNasir-e5p ปีที่แล้ว

    ኣብራረይ❤ ገልጠምጠም ናይ ሜድያ ቀጨውጨው ክብለኒ ከሎ ሃዲመ ናብ ዩቱብካ ይመጽእ'ሞ ጣዕሚ ዜማታትካን ግጥምታትካን ካኣ ይፍውሰኒ🤴

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      መርሓባ ፋርሓ እንቋዕ ዳሓን መጻእካ:
      ብምምጻእካ ሕጉስ'የ .
      የቀኒየለይ ክበረት ይሃበለይ
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @bahlbifutsum4986
    @bahlbifutsum4986 2 ปีที่แล้ว

    Baba abrar kubur seb

  • @ghirmayembaye5025
    @ghirmayembaye5025 2 ปีที่แล้ว

    2023 thanks abrar osman bhdesh drfka nxbyka

  • @barce9999
    @barce9999 2 ปีที่แล้ว

    Legent abrar osman 💪💪💪

  • @yrgakebby7710
    @yrgakebby7710 21 วันที่ผ่านมา +1

    Yelen yelen❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  20 วันที่ผ่านมา +1

      @@yrgakebby7710 የቐንየለይ ይርጋ
      ብልቢ አመሳግነካ /ኪ
      ኣሎ ኣሎ ኣሎ
      ሰሰናዩ
      ርሑስ ዓውደ-ዓመት
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

    • @yrgakebby7710
      @yrgakebby7710 20 วันที่ผ่านมา

      ​@@AbrarOsmanArtAmen❤

  • @sulimanomer9736
    @sulimanomer9736 2 ปีที่แล้ว

    Abrar king of Eritrea

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 ปีที่แล้ว

      Shukran azizi Suleiman .
      Atamana laka kulal altwfiq.
      ❤❤❤❤
      Abrar

  • @samsomyohannes2151
    @samsomyohannes2151 4 ปีที่แล้ว +1

    Baba abrar thanks 🤩

  • @kibreabhagos9284
    @kibreabhagos9284 ปีที่แล้ว

    Neza derfi kisemie ab eritrea kindey beteri wedie baeiley eye zifelto but i love ❤❤❤ it

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      ኣነ'ውን ብልቢ'የ ዘኽብረካን ዘፍቅረካን ክብረኣበይ፡የቐንየለይ ከብረት ይሃበለይ ።
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @yonotanweldeamaniel6949
    @yonotanweldeamaniel6949 ปีที่แล้ว +1

    ሰብ ኣብ መሬት ኮይኑዎ ዝሓልፍ ብግቡእ እንተፈሊጡ ልክዕ ከም ኣቦና ኣብራር ዑስማን ኮይኑ እዩ ዝሓልፍ ። ዘይምኖ ፍጥረት ንዘልኣለም ቅርሲ ኮይኑ ይነብር።
    ኩላትና ቦቦታና እንተ ንፈልጥስ ክንድይ ዲንቂ ነይሩ ፧
    ብጣዕሚ ኢና ነፍቅረካ ኩቡር ኣቦና ኣብራር ዑስማን ❤❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ትሕሾ ክቡር ዮናታነይ :ኣፍካ ይስዓር ክብረት ይሃበለይ .ብዝለገስካለይ ኣኽብሮትን ፍቕርን ዝስማዓኒ ሓጎስ ወሰን የይብሉን :
      ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ
      ሰሰናዮ ........
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @mohammedsuleyman2915
    @mohammedsuleyman2915 ปีที่แล้ว +1

    ቀሲነ ከይከይድ ከም ሓው ተፈሊጠ ደንጉየ ኣቅሊበሉ ኣባይ ተለወጠ ንዕድል ክከውን እሉክ ክነብረኒ ጋሻ ነብሰይ ኮይነ እክለማይ ኣብይኒ ወይ ሃቢ ወይ መድሃኒት ኩኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ኩቡር ማሓመድ
      የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡
      ምስጋናይ ናዓኻ ልዑል'ዩ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

    • @merinmhrtiab5129
      @merinmhrtiab5129 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤

  • @kahsayh800egos9
    @kahsayh800egos9 4 ปีที่แล้ว +1

    legend abrar eusman edmen tienan yahabka fetari egus kem ambesa abo tibeb abo fthi

  • @zeromhabtemariam9587
    @zeromhabtemariam9587 2 ปีที่แล้ว

    My favorite singer 😘😘😘

  • @waterfull2907
    @waterfull2907 4 ปีที่แล้ว +6

    #ብዘይካ'ዚ ድያ ወላስ ብዘይከኣ'ሲ ?

  • @okubaykidane3284
    @okubaykidane3284 4 ปีที่แล้ว +3

    Wenani Bel tium dmxi abrar nberelna

  • @maitemenai6538
    @maitemenai6538 3 ปีที่แล้ว +1

    Amazing 🤩

  • @namayassin4741
    @namayassin4741 4 ปีที่แล้ว +2

    اغنية جميلة

  • @AlazarTsegaye-i4r
    @AlazarTsegaye-i4r ปีที่แล้ว

    Abrar good job❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      Thank you Alazar....
      ❤️❤️❤️
      Abrar

  • @YoniKing-n3p
    @YoniKing-n3p หลายเดือนก่อน

    ባባ ኣብራር ጥበብ ናፊቅናዮ ኮ ገለ ዘመናዊ ሙዚቃ ወስ እባ በለና እዚ you tube ሸቀጥ ኮይኑ ብድሕሬኹም

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  หลายเดือนก่อน

      @@YoniKing-n3p ዮኒ ሽኰር ፡
      ደስ እንዳበለኒ ፡ኣነ'ውን ዮኒ ኪንግ ዝናፍቖም ዜማታት
      እና ኣቀናበርኩ እየ።
      የቐንየለይ ዮኒ
      ሰሰናዩ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @yemaneshishaye3714
    @yemaneshishaye3714 ปีที่แล้ว

    Abrarey hanti hto alatni tegediska meliseley.ዝወፅእ hadush album aleka dyu?

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      ርግጽ ይሙነይ ፡ኣብ መስርሕ 'ዩ
      ወጽዩ ክትዛነዮ ፡ባህገይ' ዩ
      ንተገዳስነትካ እንዳኣመስገንኩ
      ኩሉ ሰናይ እምነየልካ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @ሓቂንሂወትካኢያ
    @ሓቂንሂወትካኢያ 2 ปีที่แล้ว

    ንጉስ መድረኽ በዓል ረዚን ቃላት መተኻእታ ኣልቦ

  • @nati8070
    @nati8070 ปีที่แล้ว

    Abrarey 🤦‍♂️🤦‍♂️ kulu eka nesika 🥰🥰🥰

  • @MohammedIbrahim-ue3vz
    @MohammedIbrahim-ue3vz ปีที่แล้ว

    فنان يا ابرار

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      Shukran Mahamed ,wa ahlan beck.
      Abrar