ወለላ ማዓር ~ Welela Maar~ABRAR OSMAN ~ኣብራር ዑስማን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 623

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +96

    ወለላ መዓር ሽታ ጽጌ ረዳ
    ነዊሕ ጸጒራ ብርለ ክሳዳ
    ምዕርግቲ ቁመት ጽብቕቲ ካይዳ
    ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ
    ሰሊባቶ ልበይ ልበይ
    ወኒናቶ ዓቕለይ
    ካብ ኩለን ዝያዳ ❤
    15-12-20 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው

    • @berekettsegay1558
      @berekettsegay1558 2 ปีที่แล้ว +7

      ዘይት ቅጽላ ዳኣ ክቡር ሓወይ ብዙሕ ኣይ ሰምዖን እየ እቲ ግጥሚ ኣብ ገለ ገለ ማለት እዩ ኩላ ብዝዓቅምካ እንተ ትጽሕፈለይ ጽቡቅ ኔሩ ከምዝ ከማይ ዘይ ስማዓካ እንተ ኮይኑ ግን ድሓን ሸለል በለኒ

    • @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
      @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ ปีที่แล้ว

      ትፍልጥ ዲካ ከምዘ ፍትወካ❤

  • @kasuberhe9219
    @kasuberhe9219 ปีที่แล้ว +18

    ትግራዋይ እየ ፍሉይ ቦታ ኣለኒ
    ወለላ መዓር Ak

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +10

      ዝኸበርካ ካሱ ፡
      ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን
      ንሰለ'ቲ ምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግነካ
      የቐኒየለይ ክብረት ያሃበለይ
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
    @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv 2 ปีที่แล้ว +20

    ኣሕ ደርፊ ናይ በዓል ኣብራር ሰሚዕካ ነዞም ናይሎሚ ዘለዉ ደረፍቲ ዝብሉዋ ንነብሶም ክትሰምዕ እኮ ተምላስ እዮም ዘምጹልካ ኣንቱም ሰባት በዞም ናይሎሚ ደረፍቲ ኮ ኣእዛና ጸሚሙ abrar the living legend long life 🌺🌺♥️🌺

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 ปีที่แล้ว +5

      ኩቡር " ጎቦ ባሓኒ" ሉዑል ፍቕርን እኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ። ንምብጻሕካ ፡ብልቢ አንዳኣመስግነኩ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ።
      ❤❤❤❤❤
      ኣብራር

    • @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
      @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv 2 ปีที่แล้ว +4

      @@AbrarOsmanArt ሰናይካ ይብዛሕ ኩቡር ኣያይ ለጀንድ ኣብራር 🌺♥️♥️♥️

    • @alexanderalexander7126
      @alexanderalexander7126 9 หลายเดือนก่อน

      Baba abrar Btami eye zfetwokum❤ bkemey krekbekum ykl alek kab Nitherland 😊

    • @zeweldihaile2718
      @zeweldihaile2718 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኤእ ኣይተሕፍሾባ ሎሚውን ብሉጻት ደረፍቲ ይፈርዩ ኣለዉ እኮ፡ እንተኾነ ብዙሓት ካብ ሓደ መዓልቲ ዘይሓልፍ ደርፊ ዘፍርዩውን ኣለዉ። ጸጽብቑ ምርኣይ ክሓይሽ።

  • @anonymoushacker5643
    @anonymoushacker5643 5 ปีที่แล้ว +174

    ደፍታትካ ሰሚዐ ኣይጸግቦምን ወዲ መቐለ እየ ኣድናቒኻ።

    • @jddbxx4445
      @jddbxx4445 4 ปีที่แล้ว +4

      2013 💗💚💘💛💝💜💞💓

    • @therasogbamicael1661
      @therasogbamicael1661 ปีที่แล้ว

      ​@@jddbxx4445Il p8i8i99p""ist ]wg) hgh~khj77=

    • @MelakeWeldemaraim
      @MelakeWeldemaraim 3 หลายเดือนก่อน +2

      Ane le

    • @habtombereke
      @habtombereke 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

    • @smnu3721
      @smnu3721 หลายเดือนก่อน

      Me tooo❤❤❤❤❤

  • @sunshineentertainment6576
    @sunshineentertainment6576 3 ปีที่แล้ว +58

    ኣብራር !
    መምህር ጥበብ
    መምህር ፍቅሪ
    መምህር ፍትሒ
    መምህር ሓቂ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏💜

  • @AaSs-ll9bw
    @AaSs-ll9bw 2 ปีที่แล้ว +16

    ሰሚኤ ዘይፀግቦ ተዘክሮታተይ ብዙህ አለኒ ንበረልና ካብ ትግራይ

  • @AbrarOsmanArt
    @AbrarOsmanArt  4 ปีที่แล้ว +439

    ኩቡራትን ፉቑራትን ፡ ንዘይይሕለል ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ብልቢ እመስግን ፡ባህታኹም ዝመልእ ክሰርሕ ዘኽእለኒ ፍቕርኹ አዩ"ሞ አይይፈለየኒ አንዳበልኩ ፡ ሓጎስን ቅሳነትን አምነየልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️
    ፍቕርን ሕውነትን ይሰስን ......,............

    • @ብስኒትምንባር
      @ብስኒትምንባር 4 ปีที่แล้ว +11

      ኣሜን 3 ኩቡር ሰነ ጥበባዊ ኣቦና ኣብራር ብጣዕሚ ኢና ነፍቅረካ

    • @ltgofficial500
      @ltgofficial500 4 ปีที่แล้ว +12

      ክነሰኻ ወለላ፡ንካሊእ ወለላ እንዳበልካ ትደርፍ! ደርፍታትካ ንልዕሊ20 ዓመት እናሻዕ ይሰምዖ ኣሎኹ።ንስኻ ናብዛ ማኣዲ ጥበብ ምስዘይትመጽእ ናይ መን ስነጥበባዊ ኮን ይሰምዕ ምሃለኹ? ዘይተመለሠለይ ሕቶ!።

    • @abielashebr4963
      @abielashebr4963 4 ปีที่แล้ว +11

      ባባ ኣብራር ከም ሙዚቃ ዘይኮነስ ከም መድሃኒት ኢየ ዝጥቀመሉ ሙኡዙዝ ብእዝኒ ዘይ ኮነ ብልቡ ዝሰምዖ ጡዑም ድምጺ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 2020

    • @messikahsay3562
      @messikahsay3562 4 ปีที่แล้ว +6

      ባባ ኣብራር ኡስማን
      ኪብሩን ሀፍሪን
      ኮብሪ የግባካ አዮ
      መድህንት ኣርትስ አካ
      አድምን ተንንንንን የህብካ ኣምልክ
      ኣቦና

    • @fikadutsehaye6376
      @fikadutsehaye6376 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣጆኻ ኣብራሪኖ

  • @ZemenwediCharles
    @ZemenwediCharles 6 ปีที่แล้ว +126

    Abrar zeftu #Like eski aytetwhdu

  • @ደላዪፍቅሪ
    @ደላዪፍቅሪ 2 ปีที่แล้ว +17

    መን ኣሎ ፡ 1996- 1997 ኣብ ግዘ ቁልዕነቱ ምስ ዓበይቲ የሕዋቱ ተጸጊዑ ዝሰምዓን ዝኽርን ዘለዎ

    • @jonjon9469
      @jonjon9469 6 หลายเดือนก่อน

      ኣረጊት ኢካ ማለት ኢዩ

    • @metsanakieriena4391
      @metsanakieriena4391 11 วันที่ผ่านมา

      Ane aleku

  • @erilove1651
    @erilove1651 2 ปีที่แล้ว +6

    Abrar ንከባቢ 30 ዓመት ንድሕሪት መሊስካና ኣየ ግዜ😢😢😢

  • @fikadutsehaye4764
    @fikadutsehaye4764 6 ปีที่แล้ว +96

    ዓሚቅ ግጥሚ፡ዘይቅየር ስሑል ድምጺ፡መሳጢ ዜማ፡ውሁድ ሙዚቃ፡እናሻዕ ክትሰንዖ ዝዕድም፡ንወለዶታት ከይተመንወ ዝቅጽል ብቁዕ ስራሕ ዝሰርሐ፡ብዓቢኡ ከኣ ቅዋማዊት፡ደሞክራሳዊት መሰል ህዝባ ዝረጋገጸላ ኤርትራ ክርኢ ሃረር እናበለ ዝነብር ልዙብ ትሑት ስነ ጥበባዊ ኣብራር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ!!

  • @ሕልናዩምንባሪ
    @ሕልናዩምንባሪ 6 ปีที่แล้ว +18

    ወለላ ማዓር ሽታ ጽገረዳ ኣብራር ኣቦ ፍትሕ

  • @amanzoaman5711
    @amanzoaman5711 3 ปีที่แล้ว +8

    ፖሎትካ መትከል እዩ
    ዋጋ ድማ እዩ ዘክፍል ሓደ መዓልቲ
    ኣብቲ ትፈትዋ ሃገርካ ደንበ ገዛካ ዝትወላድካሉ ብደስታ ማጋርያ ክትስሕን
    መምህር ኣብራር ናይ ኩሉ ግዜ ዊንታይ እዩ

  • @BadruHusen-c9o
    @BadruHusen-c9o 3 หลายเดือนก่อน +4

    እኛ ጎረቤት ኮምቦልቻ ኤረትራውያን ነበሩ እሄ ዘፍን በጣም ነበር የሚከፍተው እዛ ቤት እኔ ደሞ ልጅም ብሆን ልጃቸዉን በጣም ነበር የምውዳት

  • @zedzee4240
    @zedzee4240 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣቦ ፍቅሪ ኣቦና ኣቦ ስነጥበብን ኣብራር ዑስማን ናይ ኩሉ ደርፍታትካ ኣድናቂን ሰማዕን ኢየ ብፍላይ ከኣ እዚ'ኣ ደርፍካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኤርትራ ኣብ ዝኣተናሉ ግዜ ይዝክራ ቖልዓ ኢየ ነይረ ኣብ ገዛውትና ክደርፍዋ ከለዉ በቲ ሕጽረት ናይ ቃንቃ ትግርኛ ዝነበረኒ ብስሚዒት ጥራሕ የስተማቅራ ነይረ ብህጻንነተይ ንድሕሪት መሊስካኒ ዓበይቲ የሕዋተይን ደቂ ገዛውተይን ኣዘካኪርካኒ ሕጂ ከኣ ፈታፊተ ይሰምዖ ኣለኩ ብዓለይ & i was meeting you at las vegas 2015 we have a good time at Vegas Thank you bro !!

  • @WediAslafyMesmer
    @WediAslafyMesmer 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሰሚዕካ ዘይምኖ ናይ አብራር መዓር ደረፊ!!

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  4 หลายเดือนก่อน

      @@WediAslafyMesmer የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ወዲ ኣሰላፊ ብልቢ አመሳግነካ
      ወትሩ ናይ ልበይ ኢኻ
      ኩሉ ሰናይ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @trhasyowhanns1649
    @trhasyowhanns1649 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብራረይ ጥበብካ ልቢ ዘረስርስ እዩ ክጭነቅ እንኮለኩ እየ ከም መድሃኒት ዝወስዶ ከም መዝሙር ኮይኑ ካኣ የገልግለኒ 1000 ዓመት የንብርካ መታን ናዓና ክጥዕመና መምህር ጥበብ

  • @noneme-jj3rq
    @noneme-jj3rq ปีที่แล้ว +4

    ኣብራሪኖ ናዓኻ ዝኸዊን ቃላት የይበለዪን ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ 💞💞💞💞

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ኣሜን ፡ናዓኻ ድማ አብ ኩሉ ማዳያት ሂወትካ ሰሰናዩ እምነየልካ. ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @Eraboy12
    @Eraboy12 ปีที่แล้ว +3

    ሰሚዑ ዘይመንዋ ደ ይህሉ እዛ ደርፊ guys

  • @aborida5438
    @aborida5438 6 ปีที่แล้ว +79

    Abrar nisika (nisikum)ikum welella Maer :-...... nisika,(nisikum ) ikum abo haqi
    Abo fithi
    Abo iman wo sabir
    Abo tebeb
    Abo hizbi
    Abo habo
    Abo hager
    Abo nay abowa
    Lubak
    Shum
    Labhat aba
    Haqi aba
    Qalbekee intit ifo
    ......... naika kigelix haqmi yaybilen
    Idmen tinan abrarey

  • @danabraham1589
    @danabraham1589 4 ปีที่แล้ว +73

    Growing up in adi keih, my older brother used to play this song a lot. Unfortunately he passed away. Whenever I listen to this song I have tears remembering my brother.

    • @nativeabashawl6519
      @nativeabashawl6519 3 ปีที่แล้ว +7

      Sorry for your loss your brother is looking down from heaven God bless

    • @danabraham1589
      @danabraham1589 3 ปีที่แล้ว +3

      @@nativeabashawl6519 thank you brother. Much love.

    • @Men1109
      @Men1109 2 ปีที่แล้ว +3

      I distribute my condolences 💐 to you be strong.

    • @ermiaspetros4338
      @ermiaspetros4338 2 ปีที่แล้ว +3

      sorry to hear that

    • @zeromabraha3742
      @zeromabraha3742 ปีที่แล้ว

      Mein Beileid! es gibts ein Sprüche! Wir wollen oder nicht müssen wir auch die gleichen Weg folgen!!

  • @messikahsay3562
    @messikahsay3562 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብራር ባርያ ኣብርሃም ጥራይ
    በር ጥበብብ ይኣክልዎ አዮም
    ባባ ኣብራር ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ኣምላኽ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  6 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን ኣሜን መሲ ሽኰር ፡የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @georgemartin2529
    @georgemartin2529 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣንድጸንሐ ዝሕደስ ስራሕ። ጥበብካን ተውህቦኻን ዝተባረኸ እዩ። ልዑል ሃገራዊ ቅርሲ። ክብረት ይሃበልና!

  • @edenasefaw7957
    @edenasefaw7957 4 ปีที่แล้ว +14

    ንብዓት ዩ ዝመጸኒ ነዚ ኪስምዕ ከልኩ ንበርልና

  • @Tusfai
    @Tusfai 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቀዳማይ ጥበብ ዝብሃል ፍርሓት ኣምላክ ኣብራር ሓውና ድማ ንሓቂ ክትብል ኩሉ ዝከፈልካ ኢካ ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩♥️

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  4 หลายเดือนก่อน

      @@Tusfai ብልቢ የቐንየለይ ክቡረይ ክብረት ይሃበለይ ፡ጽንዓት ኣብ ሓቂ የኽእለኒ እንዳበልኩ እየ
      ዝምህለል ።ንምንታይ'ሲ ክትከውን ምድለይን ምብቃዕን ከቢድ ሰለዝኾነ ።
      ናዓኻ ሒዘ ክኽእሎ ልዑል ባህገይን ትምኒተይን እዩ
      ንሰለ'ቲ ዝሃብካኒ ኣኽብሮትን ክቡር ጊዜኻን
      ብልቢ አመሳግነካ ።
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ኣይየሰኣእነና
      " ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን"
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @yoniEri92
    @yoniEri92 4 ปีที่แล้ว +111

    #Lyric
    *ወለላ ,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,ማዓር*
    ሓንቲ ካብተን ደርፍታቱ ኣዝየ ዝፈትዋ እዚኣ እያ ፡
    ብዓቕመይ ድማ Copyright ክግብራ ፈቲነ ኣለኹ ፡
    ካብ እግሪ መልሓስ ትዕንቀፍ ዝነበረ ሕጂ ኽኣ ካብ Kboard ኣጻብዕቲ ይዕንቀፍ እዩ ነገሩ ክክክ ጌጋታት ኣሎ ንምባል እየ ፡ ከምኡ ውን እተን ከሰምዐን ዘይከኣልኩ ቓላት ምልክት ሕቶ ክገብረልኩም የ ፡ ጽሓፉለይ፡ ክእርመን እየ ። *የቐነይለይ*
    *ወለላ …………………መዓር*
    ወለላ መዓር ፣ ሽታ ጽገረዳ
    ነዊሕ ጸጉራ ፡ ብርለ ክሳዳ
    ወለላ መዓር ፡ ሽታ ጽገረዳ
    ነዊሕ ጸጉራ ፡ ብርለ ክሳዳ
    ምዕርግቲ ቑመት ፡ ጽብቕቲ ኣካይዳ
    ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ
    ሰሊባቶ ልበይ ልበይ
    ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ
    ወኒናቶ ዓቕለይይይ....
    ካብ ኩለን ዝያዳ፡
    ለባም ወረጃ ( ኣየይይ.)፣ ጠባያ እርምቲ
    ኩሉ ዘመስግና (ኣየይ.).፥ ናይዚ ዘመን ሓንቲ ይትረፍ ንዝፈልጣ ፡(ኣየይ) ፥ዝሰምዐ ወሪኣ፡
    ብዙሕ እያ ተመኒ፡ (እዋይ.)ብወግዒ ክርእያ።
    ኣቤት ግርማ ፡ ጨዋ ተፈታዊት
    ናይ ናፍቕሪ ጽምኣት፡ ብርእዮ ትርዊ
    ብማዕዶ ፋቕራ ፡እንዳ ኣብረቕትለይ
    እናበሃክዋ ፡ ሌላ ዘይብለይ
    ክልኢት ፡ ክርእያ መንገዳ ዝሰሊ፡
    ተርባጽ ሓድሩኒ ፡ ፍጽም ዘይሳሊ
    ብማዕዶ ፍቅራ፡ እንዳኣብረቕትለይ
    እናበሃክዋ፡ ሌላ ዘይብለይ
    ክርኢ፡ ክርእያ መንገዳ ዝሰሊ፡
    ተርባጽ ሓዲሩኒ፡ ፍጽም ዘይሳሊ
    *ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን !*
    *ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን !*
    *ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን !*
    *ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን !*
    (ስም...)? ፍቕረይ( ክኹንን)? ፡ ክንደይ ግዜ ኣሎ ብማዕዶ ፡ ልበይ ክቐስን ፡ ክድርግሖ ዶ ?
    ወለላ መዓር ፡ ሽታ ጽገረዳ (2x)
    ነዊሕ ጸጉራ ፡ ብርለ ክሳዳ (2x)
    ምዕርግቲ ቁመት ፡ ጽብቕቲ ኣካይዳ
    ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ
    ሰሊባቶ ልበይ ልበይ
    ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ
    ወኒናቶ ዓቕለይይ
    ካብ ኩለን ዝያዳ
    ብኡነት ኢለ (ኣየይይ..)፡ ጽሩይ እዩ ትዕድልታ
    ጸሓይ ብራቕ (እዋይይ..) ; ዝመስል የዒንታ
    ንሳ ትሓልፈሉ (እዋይ..) ፧? ? (ኣየይ.) ናይ ልበይ ትርግታ
    ሕሉፍ እዩ ፡ ካብ ልክዕ
    ትኣምር ፍጥረታ
    ንልቢ ዝሰልብ ፡ ሓያል እዩ ስሕበታ
    ብማዕዶ ፍቅራ ፡ እንዳ ኣብረቕትለይ ፣እናበሃክዋ ሌላ ዘይብለይ 2x)
    ክልኢት ፡ ክርእያ መንገዳ ዝሰሊ ፡ ተርባጽ ሃዲሩኒ ፍጹም ዘይሳሊ።(2x)
    *ከምዚ ኡልካስ ናብራ ኣይኮነን !* (4x)
    ?? ፍቕረይ ክኹንን፡ ክንደይ ግዜ ኣሎ ብማዓዶ፡ ልበይ ክቕስን ፡ ክድርጉሖ ዶ
    ድርብ
    ብኡነት ኢለ ፡ ጽሩይ እዩ ትዕድልታ
    ጸሓይ ብራቕ ፡ ዝመስል የዒንታ
    ንሳ ትሓልፈሉ ፡ ?.. ትጥምታ
    ብወግዒ ትልውጥ ፡ ናይ ልበይ ትርግታ
    ሕሉፍ 'ዩ ካብ ልክዕ ፡ ተኣምር ፍጥረታ
    ንልቢ ዝሰልብ ፡ ሓያል እዩ ስሕበታ
    ለባም ውረጃ ፡ ጠባያ እርንብቲ
    ኩሉ ዘመስገና ፡ ናይዚ ዘመን ሓንቲ
    ይትረፍ ንዝፈልጣ ፡ ዝሰምዐ ፣ወሪኣ
    ብዙሕ እያ ተመኒ ፡ ብወግዒ ክርእያ
    ኣቤት ኣቤት ግርማ ፡ ጨዋ ተፈታዊት
    ናይ ፍቕሪ ጽምኣት ፡ ብርእዮ ተርዊ ።
    ብኡነት ኢለ ፡ ጽሩይ እዩ ትዕድልታ
    ጽሓይ ብራቕ ፡ ዝመስል የዒንታ
    ንሳ ትሓልፈሉ ፡ ?.... ትጥምታ
    ብወግዒ ትልውጥ ፡
    ናይ ልበይ ትርግታታታ...
    Juste #Like
    // 17.05.2020
    Edit ;26.09.23 over 90 like👍👍 thank you so much for like💙❤❤❤
    Edit, 22.12.24 over 100 like 👍thank you for like &
    Happy New Year #2025

    • @ramism9613
      @ramism9613 4 ปีที่แล้ว +2

      ክልኢት ክሪኣ
      ክሪኣ ክሪኣ ኣይኮነን

    • @amiuda182
      @amiuda182 4 ปีที่แล้ว +1

      You are my favourite singer baba abrar. 24 seatat semieka zeymino
      From wedi kunama

    • @samigoitom575
      @samigoitom575 4 ปีที่แล้ว +3

      ይትረፍ ንዝፈልጣ፥ ዝሰምዐ ወሪኣ

    • @ንታሓላለ
      @ንታሓላለ 4 ปีที่แล้ว +1

      Thanks

    • @daniboy6763
      @daniboy6763 4 ปีที่แล้ว +2

      ES

  • @ማይሞግዶም
    @ማይሞግዶም หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያይ ኣብራር

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  หลายเดือนก่อน +1

      @@ማይሞግዶም የቐንየለይ ክቡረይ ፡ብልቢ አመሳግነካ
      ኩሉ ሰናይ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @amanataklti3012
    @amanataklti3012 6 ปีที่แล้ว +23

    ኣብራር ስሑል ጎሮሮ ሰሚዕካ ዘይምኖ ደርፊ🎤🎤🎵🎶 ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ

    • @zerithadgu868
      @zerithadgu868 5 ปีที่แล้ว +2

      Nay bhki brather✌❤👍

    • @missjabida1188
      @missjabida1188 3 ปีที่แล้ว +2

      አብራር ሰሑል ጎሮሮ ሰሚዕካ ዘይሙኖ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ 💞💞💞💞

  • @AaSs-ll9bw
    @AaSs-ll9bw ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤ክንደይ ተዘክሮታት ሀፍትካ ካብ ትግራይ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ክብርትን ፍቕርትን ሓፍቲ ፡ሰላም ሰናይን ናዓኺ ይኹን ።በዚ ኣጋጣሚ ብልቢ ኣንዳኣመስገንኩ
      ኣብ ሂወትኪ ኩሉ ሰናይ እምነየልኪ ።
      ሰናይ ጊዜ

  • @wedimonguda4417
    @wedimonguda4417 2 ปีที่แล้ว +3

    ወለላ ማዓር ኢኻ ! እምቢ ናጽነት ብምባልካ ።

  • @abayweldeghergis7874
    @abayweldeghergis7874 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ኣብራር ደርፍታት ደቂ 3ተ ዓመት ይደጋግምዎ ካብ ኩሉ ፍልይቲ መራሕቲ ኣውተቡሳት ንግሆ ሰዓት 5፥00 ብኣብራር'ዮም ዘበራብሩኻ(ኤርትራ)

  • @AsmeromYemane-y1r
    @AsmeromYemane-y1r 4 หลายเดือนก่อน +1

    አብራሪ osman አድመን ይህበለይ መግለጵ የብለይን ናካ ዝግሊጵ ቃላት 💯💯💯💯💯💯💯💯💯 አብ ልበይ ታዝታ አለኑ አብራረይ ♥️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  4 หลายเดือนก่อน

      @@AsmeromYemane-y1r ክቡርን ፍቁርን ኣስመሮም ልዑል ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን
      ጊዜኻ ወፊኻ ንዝለገስካለይ ምኡዝ መልእኽትኻ ብልቢ አመሳግነካን አድንቀካን ።
      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ኣይየሰኣእነና
      " ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን "
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @EfremEseyas
    @EfremEseyas 6 ปีที่แล้ว +14

    Baba abrar edmen tenan yhabka

  • @GoytaDembiya
    @GoytaDembiya 4 ปีที่แล้ว +2

    መን ኣሎ እስከ ነዛ ደርፊ ኣብ 2050 ዓመተ ምህረት ክሰምዓ ዝደሊ? ኣብራሪና ፈጣሪ ዕ ድመኻ ይባርኮ

  • @kinfeabraha3711
    @kinfeabraha3711 3 ปีที่แล้ว +8

    ፈጺሙ ዘይመውት ደርፊ መመሊሱ ጦብላሕታ ዝፈጥር ኣብራር ያሆ

  • @ወዲትካቦወረቂ
    @ወዲትካቦወረቂ 4 ปีที่แล้ว +3

    ኩቡር ስነ ጥበባዊ ኣብራር ዕሳማን ዒድመን ጥዒናን ይሃብኩም ፈጣረ

  • @zebibtesfamaryam9542
    @zebibtesfamaryam9542 5 ปีที่แล้ว +14

    Bereket mengisteab zeykone. Niska ika behaar..long live....

  • @kingmessithegreat1350
    @kingmessithegreat1350 3 ปีที่แล้ว +21

    25 years later and you are still listening to this song 🎧 ,you are legend.

  • @kahsayGhans
    @kahsayGhans 6 หลายเดือนก่อน +1

    ደርፍታትካ መሀደሲ ዘመናት ዝሰግሩ ወትሩ ሓደሽቲ ልቦናካ ከፊቶም ዝኣትው።ንሕሊናካ ዝሃንፁ ወርቃውያን ዓሸራታት ህያብ ትግርኛ እዮም።እናሻዕ ደጋጊመ ሰሚዐ ኩሉ ግዜ መንፈሰይ ዘሀድሱኒ ውህብቶ ጥበባትካ እዮም።ፈጣረ እንተኢሉዎ ብዓይኒ ክርእየካ እምነ።ፀጋ ጥዕና ፈጣሪ ይሃብካ።ኣድናቂካ ካብ ትግራይ ሓውዜን ዓዲ ግራት

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  6 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን
      ክቡርን ፍቑርን ካሕሳይ ልዑል ኣኽብሮተይ
      ናዓኻ ይኹን ።
      ኒዚ ዝለገስካለ ልዕለ-ስነ-ጥበብ መልእክትኻ ሓጎስን ፍሳሃን ዝህብ ጥራይ ዘይኮነ ንባዕሉ እኖ ጥበብ እዩ ።
      ንሰለ'ቲ ምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግነካ
      ወትሩ ኣብ ልበይ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @wedierey256
    @wedierey256 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣራር ሕመረት ስነ-ጥብ ♥️♥️🇪🇷✅

  • @A.G.Teklay
    @A.G.Teklay 3 ปีที่แล้ว +17

    Never get old!!መዕቅን ኣልቦ ኣብራርስ ኡንካ ናትና ኩንካ

  • @yoniEri92
    @yoniEri92 4 ปีที่แล้ว +2

    ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን ! ናይ ብሓቂ ናብራ ኣይኮነን ዘለናዮ ። ባባ ኣብራር እዛ ደርፋካስ መዓልታዊ እያ ኣብ እዝነይ ክትመላለስ ትውዕል በቃ ፡ ኣምላክ ፡ ንመን ኢልዎ ሃደ መዓልቲ ብኣካል ይረኽበካ ይኽውን ፡ ዕድመን ጥዕናን ይምንየልካ ኩቡር ስነ ጥበባዊ ባባ ኣብራር ብዓል ስሑል ጎሮሮ
    I love u so much

  • @isseyerione2738
    @isseyerione2738 2 ปีที่แล้ว +23

    This song reminds me Expo festival in Asmara. One of the most played song every year when I was a kid. Summer time rainy season getting wet while dressing up the best outfit you ever owen.
    Time flies extremely fast!

    • @gereharyat
      @gereharyat ปีที่แล้ว

      Yeah 1992 😢good days

    • @ketema92
      @ketema92 ปีที่แล้ว

      Exactly

    • @searetemesgen9286
      @searetemesgen9286 ปีที่แล้ว +1

      Exactly same childhood memories❤❤❤

  • @ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ
    @ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ 4 ปีที่แล้ว +12

    እዚ ደርፊ ሰሚዒካስ ከመይ ኢልካ እዩ ናይ ባዓል መን ኢኹም ትብልወን ክስማዓ ኣብራሪኖ ዘይ ምኖ ኩሉ ምሳኻ ኣላ ጥዕና ይሃበለይ

  • @bereketgde20
    @bereketgde20 2 ปีที่แล้ว

    ኣብራር ዑስማን፡ ሓደ ካብቶም ኣብ ቁልዕነተይን ንእስነተይን እናሰማዕክዎም ዝዓበኹ ብሉጻት ወለዶ ደረፍቲ! ኩሉ ደርፍታቱ ዝጉሓፍ ዜማን ግጥምን ዘይብሉ። ኣብ ስነ-ጥበብ ሃገርና ብዝገበርካዮ ኣበርክቶ፡ ምስጋናይ ይብጻሕኻ በሃር ድምጻዊ ኣብራር ዑስማን።

  • @ኤሩወዲህዝቢ
    @ኤሩወዲህዝቢ 6 ปีที่แล้ว +12

    ኣቦና ጅግና ተኣወት

  • @alemawberhe7354
    @alemawberhe7354 5 หลายเดือนก่อน

    Legend of legends .አብራር ፍሉይ ስነ ጥበበኛ።ፀጋን ጥዕናይ ንምነየልካ ክቡር አቦና።

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  5 หลายเดือนก่อน +1

      @@alemawberhe7354 የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ክቡር ኣለሙ ፡ንስለ'ቲ ኣኽብሮትካን ሰናይ ምንዮትካን ናዓኻ ዘለኒ ምስጋናናን ኣኽብሮትን
      ወሰን የይብሉን ።ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ።
      ኩሉ ሰናይ እምነየልካ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @fisehasbhat9708
    @fisehasbhat9708 3 ปีที่แล้ว +1

    #ስለ'ቲ ዘይምኖ ጣዕሙ ዝውስኽ ከም ዋይን #ደርፍታትካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣቦናን, #መምህርናን ኣብራር ዑስማን

  • @MengistuHagos
    @MengistuHagos 6 หลายเดือนก่อน

    ናይ ኩሉ ጊዜ ብሉፅ ስነ ጥበባዊ 28 ዓመት ንድሕሪት ናብቲ ፅቡቕ ዘመን መሊሱኒ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  6 หลายเดือนก่อน

      ክቡርን ፍቁርን መንግስቱ ፡ሰለ'ቲ ዝሃብካኒ ብሱል ስነ-ጥበባዊ ቃላትካ ብልቢ አመሳግነካ ።
      ካብቲ ሰናይ ዘመን ተዘክሮ ናብ ዘበለ ጽቡቕ ከሰንየካን ከዛኒየካን ባዓል ሙሉእ ተስፋ እየ።
      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር ዑስማን

  • @hammush4729
    @hammush4729 2 ปีที่แล้ว

    ብደርፊ :ብኽእለት: ብትሕትና: ብስነ ስርዓት: ብብልሒ: ብምስትውዓል :ብስቅታ : ብተስፋ
    መምዘኒ ዘይብልካ ጐዶሎ ኣልቦ ዝኾንካ ፉጡር::

  • @am-pc5ks
    @am-pc5ks 4 ปีที่แล้ว +44

    I don't know why Eritrean's singers are so perfect. salute you all Eritrean artists who makes our memories always brand new, thank you #Abrar the one and only.

  • @mussiebereketeab3471
    @mussiebereketeab3471 4 หลายเดือนก่อน

    ክርኢ ክሪኣ መንገዳ ክስሊ ተርባጽ ወሪርኒ ፍጹም ዘየሳሊ
    ክላአ አዋአ መግለጺ የብሉን ቃላቱ ክሕይል።

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  4 หลายเดือนก่อน

      @@mussiebereketeab3471 መርሓባ መሴ
      ኢኻ ንባዕልኻ ወለላ ኢኻ ፡ወለላ ማዓር ብምፍታውካ
      ልዑል ባህታን ሓጎስን ይስማዓኒ ።
      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ኣይየሰኣእነና
      ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @haderasami5401
    @haderasami5401 6 ปีที่แล้ว +6

    Kubur eka Emo nizelalem kiber niber

  • @ሳሚፈቃርኤርትራዊሳሚፈቃር
    @ሳሚፈቃርኤርትራዊሳሚፈቃር 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ዶክተር ሃገራዊ ስነጥበባዊ ኣቦ. ።ቡእነት ኢለ ፍሉይ'ዩ ትዕድልታ ጽሓይ ብራቕ ይመስል የዒንታ.Legend abrar osman

  • @GeneteySemere-iv4we
    @GeneteySemere-iv4we 5 หลายเดือนก่อน

    ምስ ሰናይ ይቅረታ ሑቶ ናብ ኩቡር ስነ ጥበባዊ ኣብራር ኦስማን ማዓስ ዓመተ ምህረት ደሪፍካያ መልሲ ታሓባበረና❤

    • @sna6611
      @sna6611 4 หลายเดือนก่อน

      1992

  • @GeneteySemere-iv4we
    @GeneteySemere-iv4we 5 หลายเดือนก่อน

    ሕቶ ናብ ኩቡር ኣብራር ኦስማን ማዓስ ዓመተ ምህረት ደሪፍካያ ዛን ንጽል ደርፊ መልሲ ተሓባበረና ኩቡር ኣብራር ኦስማን❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  5 หลายเดือนก่อน +1

      @@GeneteySemere-iv4weብመጀመሪያ ሰላም ናዓኺ ይኹን ገነተይ ንዝሃብካኒ ክቡር ጊዜኺ
      ብልቢ እንዳኣመስገንኩ ፡ብ1992 ከም ዝወጸት ክገልጸልኪ ደስ ይብለኒ ።
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @teklomgebray336
    @teklomgebray336 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦናን መምህርናን ባሃር ኣርቲስት መምህር ኣብራር ዑስማን
    "ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን"

  • @Gebiru-j4g
    @Gebiru-j4g 3 หลายเดือนก่อน

    ኩሎም ደርፍታትካ 24 ሳዓት ተዝሰምዖም ኣይፀግቦምን ብጣዕሚ ኣድናቂኻ እየ ወዲ ራማ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  3 หลายเดือนก่อน

      የቕኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ኣነው'ን ብልቢ ዝፈትወካን ዝኽብረካን'ሞ
      ሰላም ሃልወለይ
      ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ
      ❤❤❤
      ኣብራር ዑስማን

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 ปีที่แล้ว

    ባባ ኣብራር ዑስማን ኣቦ ጥበብ ኣቦ ሓቒ ኣቦ ፍጣሪ ኩሉ ነገር ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጥሪ ❤🎉

  • @mulugetakide964
    @mulugetakide964 4 ปีที่แล้ว +38

    Your works are food to the soul, Abrar. What a beautiful mind and voice you have!

  • @salihmahamed9326
    @salihmahamed9326 4 ปีที่แล้ว +3

    ዝይምኖ ደርፊኢ ብኣባኣ ኣብራኣር ኢድምን ትኢናን ያኣህብኩም

  • @yosiefokbamichael9209
    @yosiefokbamichael9209 5 ปีที่แล้ว +4

    ባባ ኣብራር ብሉጽን ክቡርን ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ

  • @gergisandemariyam7039
    @gergisandemariyam7039 4 ปีที่แล้ว +2

    Nzelalem zey hass derfi derifkalna kubur

  • @romodansalih2748
    @romodansalih2748 ปีที่แล้ว +1

    Ane buzuh seb reye kam abrar abi seb ab elamu xeneu kubur seb bahaqi❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ዝኸበርካ ሮሞዳን
      ንሰለ'ቲ ኣኹብሮትካን ምኡዝ መልእክትኻ
      ብልቢ አመስግነካ ።
      ወትሩ ኣብ ልበይ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @hailshkelelw7288
    @hailshkelelw7288 6 ปีที่แล้ว +35

    Abrar pliss come to tigray mkelle

    • @huruywedi4023
      @huruywedi4023 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣብ ትግራይ ደኣ እንታይ ውሕስነት ኣለዎ ከመይ ጌሩ ክመጽእ

    • @humanity5615
      @humanity5615 4 ปีที่แล้ว +6

      Abrar is humble enough to do so. Abrar is always beyond politics. He is a humanitarian who always advocated for peace n love of humans. The legend abrar.

    • @ደላዪፍቅሪ
      @ደላዪፍቅሪ 4 ปีที่แล้ว +4

      Tplf &Eplf ብሓደ ኮይኖም ዓዲ ከምዘርሕቅ ገርሞስ ሕጂ እንታይ ክደግም፡ ነዚ ታሪኽ ዘይ ትፈልጥ እንተ ኮንካ ተጋደልቲ ሕውሓት ሕተት።

    • @MMSH-2
      @MMSH-2 4 ปีที่แล้ว +3

      @@ደላዪፍቅሪ well said brother Tarkiawi geben eyu kisab hji n hizbna zesakiyo zelo isaias ms ahwatu

  • @HaileKahsay-nn5ry
    @HaileKahsay-nn5ry 4 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ሓውና መ/ር ጥበብ ባህጊ ኣለኒ ኢልካ ዉን ነይርካ ኣነ ዉን ባህጊ ኣለኒ ኣብታ ተወሊድካ ዝዓበካላ ዓድኻ ኣብ መድረኽ ክትደርፋ ካብ ትግራይ ሽረ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  4 หลายเดือนก่อน

      @@HaileKahsay-nn5ry ክቡርን ፍቑርን ሃይለ፡ንሰለ'ቲ ሰናይ ባህግኻ ዘለኒ ምስጋና ወሰን የይብሉን ።የቐንየለይ ከብረት ይሃበለይ
      ሃይለ ናተይ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ።
      ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @kalab8835
    @kalab8835 23 วันที่ผ่านมา

    ካብትፍኖ ኣትሒዘ ብመዓልቲ 10 ግዜ ይሰምዓ ኣለኹ 💞 💞

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  23 วันที่ผ่านมา +1

      @@kalab8835 የቐንየለይ ቃላኣብ ናተይ
      ብልቢ አመሳግነካ ።
      ኩሉ ሰናይ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

    • @kalab8835
      @kalab8835 20 วันที่ผ่านมา

      @@AbrarOsmanArt ዝለዓለ ኽብሪ ንዓኻ 💙💙💙 🙏😊

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  20 วันที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃበለይ ቃለኣበይ ፡ናዓኻ'ውን ልዑል ኣኽብሮት ኣድናቆትን ኣለኒ።
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @mussiedebesay2350
    @mussiedebesay2350 2 ปีที่แล้ว

    አብርር ዑስማን ካብቶም ኣለዊና ንመክሓሎ እዪ *🇪🇷

  • @tesfuberaki2776
    @tesfuberaki2776 7 หลายเดือนก่อน

    ኣብራርርርርር ማለት ዲያሞንድ ናይ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ 1993 ኣብ ዝኮነቦታ ሽንዳ ሻሂ እንዳስዋ እንዳ ባር እንዳ ኣውቶቡስ ኣብራርርርርርርርር ጠጥዕሙ ሓሊፉ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  7 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ፡ክብረት ይሃበለይ ክቡርን ፍቁርን ተስፉ፡
      ዕድለኛ እየ ፡ፍቕርን ውርዝናን ሂያብካ ኣይይፈለየኒ
      ጥዑም ኢኻ'ሞ ተስፊተይ ጠጥዕሙ ሰሰናዩ እምነየልካ ።
      የቐንየለይ ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @LamekHadush-1
    @LamekHadush-1 22 วันที่ผ่านมา

    Big love to Abrar Osman for creating such an iconic song! Thank you, Girmadawit, for bringing it back to life with your amazing remix.

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  20 วันที่ผ่านมา +1

      @@LamekHadush-1 thank you so Lamek, I appreciate your artistic skills.
      Peace and love
      ♥️♥️♥️
      Abrar Osman

  • @erthrawikubur3553
    @erthrawikubur3553 25 วันที่ผ่านมา

    Beautiful soulful music, beautiful lyrics. I was a kid when the song was out, the older boys in my neighborhood , Asmara was listening to this song around 2000. They were talking about you. I miss Eritrea my country. 20 years gone by.

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  25 วันที่ผ่านมา

      @@erthrawikubur3553 thank you ertrawikubur. ♥️♥️♥️
      Abrar Osman

  • @Abrom-gg
    @Abrom-gg 5 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ስነ ጥበበኛ ህያው።

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  5 หลายเดือนก่อน

      @@Abrom-gg የቐንየለይ ኣብሮመይ ብልቢ አመሳግነካ ።ጊዜኻ ዘወፈኻለይ ድማ ብልቢ አመሳግነካ
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @sar2010
    @sar2010 17 วันที่ผ่านมา

    Abrar newih edmen tienan ymneyelka ❤❤❤❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  16 วันที่ผ่านมา

      @@sar2010 ኣሜን ኣሜን ክብርትን ፍቕርትን
      ሳራ ፡ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመስግነኪ ።
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @abrahamsemere861
    @abrahamsemere861 2 ปีที่แล้ว +13

    I remember this song back in the 90s. I used to listen to it through dimtsi hafash. It was a great childhood memory to me. Wish all the good times can clock back to feel it all over again. This song makes me enjoy it again my childhood friends and the people I used to hangout with. You're a living legend Abrar Osman. Always a great fun of you and hope one day I'll get a chance to enjoy this music live sang by yourself. Edmen and newih ms tiena zelewo khbeka ymneyelka. Much love and respect from your great fun 🙏

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 ปีที่แล้ว +5

      ኣሜን ኣብራሃመይ ፡ኣብ መሳጢ ተዘክሮኻ
      ተማልእካኒ ምስኻ ብዕምቈት ተጓዒዘ ደስ ኢሉኒ ፡ንወናም ንምስትምቓርካ እንዳ ኣድነቕኩ ፡ኣብ ሂወት ኩሉ ሰናይ
      እምነየልካ ።
      ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
      ኣብራር ❤❤❤❤

    • @hassansaeed1621
      @hassansaeed1621 ปีที่แล้ว +1

      Me too..when I listen this song I remember dimxi hafash and shaabiya when they where nationalists and they were loving their people.

    • @abrahamseme6803
      @abrahamseme6803 ปีที่แล้ว

      @@AbrarOsmanArt thank you ayanan abonan mlue edme yhabka.

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      @@abrahamseme6803 የቐኒየለይ ኣብራሃመይ ፡አየሰኣእነና
      ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @ልበይተሰሪቀድ.ማርያም
    @ልበይተሰሪቀድ.ማርያም 5 ปีที่แล้ว +5

    ጹኑዕ መትከለኛ አብራር ኣያና

  • @meleakekibrom3480
    @meleakekibrom3480 2 ปีที่แล้ว +1

    1000 gzie semikayo zeymno derfi legend abrarino

  • @weditikue-tp3lb
    @weditikue-tp3lb หลายเดือนก่อน

    Legend abrar osman big respect from tigraway hawka...

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  หลายเดือนก่อน +1

      @@weditikue-tp3lb ሰላም ሰላም ወዲ ትኩእ
      ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ያኹን ፡የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመሳግነካ ።
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ኩሉ ሰናይ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @nonsonoio4953
    @nonsonoio4953 ปีที่แล้ว

    ንስኻ' ባ ወለላ መዓር : ኣብራር ንጉስ ደርፍታት ትግርኛን ሳሆን 💚 ንበረልና :: Mein bester Künstler!!!

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      ወለላ'ባ ቃላትካ/ኪ ዕድለኛ እየ
      ደስ ኢሉኒ ! ክብረት ይሃበለይ
      ኩሉ ሰናይ
      ❤️❤️❤️
      ኣቤራር

    • @musasaleh5862
      @musasaleh5862 ปีที่แล้ว +1

      ❤❤❤❤❤

  • @hagoshabte7599
    @hagoshabte7599 4 หลายเดือนก่อน

    Very awesome legend 👏 🙌 ❤️ Eritrea 🇪🇷

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  4 หลายเดือนก่อน

      @@hagoshabte7599 ክቡርን ፍቁርን ሓጎስ
      ልዑል ፍቅርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን
      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @ermias3850
    @ermias3850 ปีที่แล้ว +1

    The Greatest Eritrean singer 👑 God blessed you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      ክቡርን ፍቁርን እርምያስ : ፍቕርን ሰላምን
      ናዓኻ ይኹን :የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካ
      ኩሉ ሰናይ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @nebiatgebremariam8193
    @nebiatgebremariam8193 2 หลายเดือนก่อน

    This is one of my favorite song of tigrigna, btami btami bah eya tbleni, this song is a hit , is classic , it will cross generation to come . Thank you Abrar hawey from the
    Bottom of my heart ❤❤❤God bless you and your family ❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 หลายเดือนก่อน +1

      @@nebiatgebremariam8193 thank so much Nebite natey, tuum melekhtki des zebel yu. You are welela maar.
      Peace and love
      ♥️♥️♥️
      Abrar Osman Ich

  • @meronsium8063
    @meronsium8063 21 วันที่ผ่านมา

    ኣያና ኣብራር ስለምንታይ ስራሓትካ ብዘይናትካ ፍቃድ ክብዝበዙ ከለዉ ስቅታ ትመርጽ ከምዘለካ ክርደኣኒ ኣይከኣለን።

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  19 วันที่ผ่านมา

      @@meronsium8063 ክቡር መሮን፡ሰላም ናዓኻ ይኹን ።ሰለ'ቲ ኣኽብሮትካን ሓልዮትካን ብልቢ አመሳግነካ ።እቶም ዩቱብ' ውን ብሑጋ ዝስራሕ ሰለ ጠቕሞም እዮ ዝድግፍዎ'ምበር ፡ዋንነቱ ሰለዝጠፈኦም ኣይኮነን ።እታ ዚማ ብመሰረቱ ናይ ባዕላ ID ኣለዋ። ወጠጡ ብዙሕ' ዩ
      ሰሰናዩ ❤️❤️❤️
      ኣብራር ዑስማን

  • @abduali2
    @abduali2 ปีที่แล้ว

    ነናሻዕ ሰምዕካ ዘይ ምኖ
    ኣብራር
    ኣቦ ሓቂ
    ኣቦ ፍቅሪ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @edenasefaw7957
    @edenasefaw7957 4 ปีที่แล้ว +4

    ደምጽካ ኣይትሓባና ናይ ብሓቂ ኣነ ሕሉፍ አዩ ዘዘክረኒ

  • @Ourvision971
    @Ourvision971 11 หลายเดือนก่อน +1

    Abrare is one of Eritrean's stars 🌟 & and whenever i hear this song 🎵 it takes me my childhood memories visiting 🇪🇷 Asmara summer time expo festivals, so I wish Abrare 🤞 renewed his old songs again ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  11 หลายเดือนก่อน

      Thank you IBEX for your beautiful memory message.
      ❤️❤️❤️
      ABRAR

  • @TtTt-hz1xf
    @TtTt-hz1xf 7 หลายเดือนก่อน

    Derfka tuem! Politikal arayaka subuk! We love you 🇪🇷

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  7 หลายเดือนก่อน +1

      ክብርቲ ቲቲ ሰለ'ቲ ጥዑም መልእኽትኺ ፡ድማ ናተይ
      ናይ ልበይ ኮይንኪ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ኣይየሰኣእነና
      ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር ዑስማን

  • @AshenafiG_Kalayu
    @AshenafiG_Kalayu 29 วันที่ผ่านมา

    ፉሉይ ደርፊ❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  28 วันที่ผ่านมา

      @@AshenafiG_Kalayu የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ክቡር ኣሸናፊ ብልቢ አመሳግነካ ።
      ንስኻ'ውን ፍሉይ ኢኻ።
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @EfremWasa-e4p
    @EfremWasa-e4p ปีที่แล้ว

    አብራር አታጡኡም ተውህቦ ፈጣሪ ዝዓደለካ ድምፂ ንበረለይ ትግርኚ ክሉ ሰማዓይ ሰላም ንኹሉ ራህዋ ይምፅዓልና።

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን............
      አፍረመይ
      ንሰለ'ቲ ልዙብ ቃላቲካ ብልቢ አመስግነካ
      የቀንየለይ
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @HaregWagnew
    @HaregWagnew 6 หลายเดือนก่อน +1

    Tieum gze niesnetey eya tezekreni ❤❤❤❤❤ kab kulen zyada....

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  6 หลายเดือนก่อน +2

      ዝኸበርኪ ሓረግ ንስኺ'ውን ጥዕምቲ ኢኺ ፡ፍቕርን ልዑል ኣኽብሮተይን ናዓኺ ይኹን ።
      ኣካል' ዚ ጥዑም ሕሉፍኪ ክኸውን ሓጎሰይ ወሰን የይብሉን ፡ከምኡ ድማ ኣካል ጥዑም መጻኢኺ ክኸውን ተስፋ እገብር ።
      ሰናይ ዘመን ጠጥዕሙ ፡ክብርቲ ሓረግ ኣይየሰኣእነና
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር ዑስማን

  • @kahsayGhans
    @kahsayGhans 6 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።በዚ ግዜ ዝነበሩስ ምስ ትዝቶኦም ከመይ ኮን የስተማቅርዎ ይኮኑ።ዘመን ዘይቅይሮ ሙዚቃ ደጋጊምካ ትሰምዖስ ዘለዎ ፈውሲ።ንበር❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  6 หลายเดือนก่อน

      የቐንየለይ ክቡርን ፍቁርን ካሕሳይ ፡ንምስትምቓርካ ፡ንምዕሩግን ወረጃን ኣገላልጻኻ፡ምስግናይ ዘይይበቕዖ እኳ እንተኾነ ኣድናቆተይ ሓጎስን ባህታን ይስመዓኒ ።
      ክቡር ካሕሳይ ፡ደጊመ የቐንየለይ
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️

  • @kalMHe
    @kalMHe 6 ปีที่แล้ว +22

    2018 ! Who wouldn't listen to this GOLDEN SONG OF THE LIVING LEGEND !!

  • @ደንበዛንካርነሽም
    @ደንበዛንካርነሽም 6 ปีที่แล้ว +21

    Nay libey music Abrar welelaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa.mearrrrrrrrrrrrrrr

  • @swiensahle6784
    @swiensahle6784 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣብራረይይይ ኣቦ ጥበብ

  • @aloheyio6335
    @aloheyio6335 3 ปีที่แล้ว +12

    This reminds me of my days in high school in my beloved KASSALA. How fast times lapse

  • @HaileselassieGw
    @HaileselassieGw หลายเดือนก่อน

    ንኣብራር ፍሉይ ፍቕሪ ኣለኒ ❤
    ኣብቲ ወለላ ትብል ደርፊ ኣብራር ዝወፀትሉ ግዘ ሓዱሽ ኣፍቃሪ ስለዝነበርኩ 😅 so የኽብረካ ካብ ትግራይ🎉

  • @wengelnegede684
    @wengelnegede684 3 ปีที่แล้ว +3

    Abrarey als ich nach Deutschland eingereist bin und Kopfschmerzen hat, bin ich zu Apotheke gegangen und dort nach dein Song " Welela Maar" gefragt. Dieses Lied soll gegen Kopfschmerzen helfen !!!

  • @fekareulebay4345
    @fekareulebay4345 6 ปีที่แล้ว +6

    Abrarey mekerti rebiy emrne afeyane yehabka abo wuxe hezbiy

  • @samrawitrussom8548
    @samrawitrussom8548 4 ปีที่แล้ว +4

    ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ውሽጠይ ከምገለ ይገብረኒ ፍጹም ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ ። ናይ ሎሚ ከኣ ምስ ደረፍቲ ክጽብጸቡ እዮም።

    • @zerithadgu832
      @zerithadgu832 3 ปีที่แล้ว +1

      kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
      bhaki

  • @getugetu1488
    @getugetu1488 4 ปีที่แล้ว +2

    Abrar ኑጉስ ዛምድሪ 🎓

  • @elimgebre250
    @elimgebre250 3 ปีที่แล้ว +3

    i remember wenn i was fresch Juniour Student in Kessela UNESCO School UR Amazing Abrar my beloved Artist 1994