"ኣታኽልቲ ወይኒ ዘበላሽዋ ወኻሩ ! " (መሃ 2፣15) (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 528

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ ปีที่แล้ว +62

    ጽቡቅ ግብረ መልሲ ተዋህቡ ኣሎ ኩቡር ሓውና መምህር ካሳሆን ። ከይፈለጥናዮ ዝጸንሓና ቡዙሓት የሕዋት ኣለና ፥ኩልኩም ደቂ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ የሕዋተይ ተጠንቀቁ ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ካብዚ ወዲ ሽዋ ኣማንኢል ጥንቆላ- ስራሕ መስተፋቅር- ልፋፈ ጽድቂ - መንገዲ ሰማይ እንዳ በለ ይሸይጥን ይሰርሕን እዩ ። ኣብ ኣዲስ ዘለኩም ኤርትራውያን ካብዚ - እኩይ ናይ ጸላኢ ሰናያት መስተስራይ ዝጥቀሙ ተጠንቀቁ።

    • @ቅዱስሚካኤለይ
      @ቅዱስሚካኤለይ ปีที่แล้ว +9

      ኣነስ እቲ ቻይናሎም እውን ቅልቅል በልዮ ኣይመፀን😮

    • @W.Yohans
      @W.Yohans ปีที่แล้ว +12

      @MARIYAM ADE GOYTA ብመጀመርታ ሰላም ብምቕጻል እዚ ዝበልካዮ/ዝበልክዮ ሓቂ ኢዩ ኣብ ኢቲዮጵያ እዚ ኣይኮነን ካልእ ክሰርሑን ይውዑልን ይሓድርሩን ኣለዉ እንተ ኾነ ግን ተጋጊኻ/ኺ ምስ መምህር መርጌታ ዘኣማኑኤል እንታይ ምትእስሳር ኣለዎ መጻሕፍቲ ልፋፈ ጽድቂ - መንገዲ ሰማይ መን ኢዩ ጽሒፍዎ መምህር መርጌታ ዘኣማኑኤል ኣይጽሓፎን ናቱ መጽሓፍቲ ኣይኮኑን ንስኻ/ኺ ግን ከም ርግጸኛ ኮይናካ ኢልካ/ኪ ወይሲ ንሰ/ወ ክቡር ሓውና ካሳሁን ክትሑጉስ/ሲ ኢልካ/ኪ ኢኻ/ኺ ከምዚ ጽሒፍካ/ኪ ጌጋ ዓገብ ሰብ ኣይንፍረድ ኢሎሞ ኢልና ብዓይና ከይርኣና ብእዝንና ከይሰምዕና ።ማርያም ኣደ ጎይታ ኢልካስ ሽም ብርዒ መጽውዊ ናይ youtue እንተ ኮነ ግን ሽምናን ግብርናን በበይኑ ጥራሕ ሽም ካብ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ እንታይ ኢና ግዲ ንምሃር እታ ናይ ኩሉ መጥመሪት ዝኾነት ፍቅሪዶ ኣይኮን ፍቁር ወዳ እንታይ ግዲ ዝብለና ሎቱ ስብሓት እቲ ንብጻዩ ከም ነብሱ ዘየፍቅር ንዓይ የፍቅረካ ኢየ እንተ በለ እዚ ሓሳዊዶ ኣኮይኮነን ስለዚ ብሕጽር ዝበለ ነቲ እምነትናን ቅዳሳን መጽሓፍትናን ዝብልዎ ንምሰል ነዚ መስኪን ገርህን መምህር መርጌታ ዘኣማኑኤል ከምዚ ኢዩ ገለ ኣይትበሉ ንሱስ መፍቀረ እመ ብርሃን ኢዩ ኩሉ እቲ ትምህርቱ ሓቂ ኢዩ ነቲ ኣብ ሓቂ ዝነብር እምበር ሰብ ድኣ ከጸብቀካ እንተ ደልዩ የጸብቀካ ከክፋኣካ እንተ ደልዩ የክፋኣካ ናይ ሰብ ነገር ጽባሕ ዘይንዶግሞ ብዓይና ዘይርኣናዮ ብእዝና ዘይሰማዕናዪ ካብ ምዝራብ ንቆጠብ።

    • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
      @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ ปีที่แล้ว +8

      @@W.Yohans ሰላም ኩቡር ሓው ፍርዲ ናይ እግዚኣብሄር እዩ። ከም ወኪል ኮንካ ትጣበቀሉ ዘለካ ከ መን እዩ ፈራዲ ገርካ ነዓካ?? ?- እንታይ መራጋገጺ ኣለካ ብዛዕባ እዞም መጻሓፍቲ ንሱ ከምዘይ ጽሓፎም ልፋፈ ጽድቂ መንገዲ ሰማይ ወዘተረፈ ብዙሕ ኣሎ ዝጥቀሙሉ
      ወይስ ደድሕሪኦም ምካድ ኢካ ለሚድካ?
      ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ጥንቆላ ስራሕ ስለ ዘሎ ኢና እኮ
      ካብ ከምዚኦም ሰባት ኣብ ሕማቅ መንፈስ ዝተዋፈሩ ነጠንቅቅ ዘለና ፥ ደሓር ከኣ ብዛዕባ እመ ብርሃን ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ እምንጹሃን ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ኣደ ፍቅሪ ኣደ ኣምላከይ ድልየተይ ይግበሮ ። ኣይምልከተካን እዩ ኣብዘይ ምልከተክን ኣይትእትዋ ኢድክን። ሃመማ ጥራሕ እዩ ኣብ ዝኮነ ጠብሎቅ ዝብል ኣብ ጸባ -ማይ ኣብ እንዳ ጎሓፍ ከኣ ይጸንሓካ ስለዚ ርእስካ መርምር ?
      ብዛዕባ እሱ ዝብሎ ግን ኣይስቆረካን እዩ እንበር
      ብዙሕ ዘይበሎ ነገር የለን ክሳብ መወዳእታ ስምዓዮ። ነቲ ንሱ ዝበሎ ከ ቅቡል ገርካዮ ምሽሽ።

    • @Gezanamedia123
      @Gezanamedia123 ปีที่แล้ว +3

      @@W.Yohansfetawi haqe aykonkan, rhrahen haqn felalyo: xibuq grna ena nfalet🤫::

    • @ebetesfahiwet9658
      @ebetesfahiwet9658 ปีที่แล้ว +2

      ፍኖተ ኣበዉ ሓዉና ስብከት ክሰብክ ሰሚዐዮ ኣይትበል ጾም ምድሪ እካደኣ ብግእዝን ብትግሪኛን በኣመሃረኛ ደስ ዘብል ስብከት ዝሰብክ መርጀታ ሃዉና እዩ ንስኻ ዉን ብግዴኻ ትጻረፍ ከም ዘለኻ ነብስኻ ፈቲሽ ጾም ምድሪ ብዉሽቲ ተራኺብኩም ተትራዳድዩ ጽቡቅ ነሩ እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ንህዝቢ ትሃስዩ ከም ዘለኹም ክትፈልጡ ኣለኩም እንታ ዝገበረ ህዝቢ እዩ ተረቢሹ መቱ ምስ ይቅሬታ ምእንቲ ህዝቢ ሕሰቡ ይብል

  • @zerayhanibal1554
    @zerayhanibal1554 ปีที่แล้ว +14

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዘሐልካ መምህር ከሳሁን ሓውና፡
    ትንቢት ሕዝቅኤል 2፥7
    “ዓለውቲ እዮም እሞ፣ እንተ ሰሚዖምኻ፣ እንተ ኣብዮምኻ፣ ቃለይሲ ንገሮም ደኣ።”

  • @Brlemedia
    @Brlemedia ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር ካሳሁን ሓውና ይቕረ ግበሩልና ደኣምበር ዓቶብኡስ እዞም መርጌታ ገለ ዝብሃሉ ጠንቆልቲ ከይኮኑ ኣይተርፉን ሰላም ክበሃል ዓይኖም ደም ዝመልኦም ቤተክርስትያን ንምጥፋእ ዩ ዕላማኦም ከቢድ ፈተና ዩ ካሳሁን ሓውና ኣጆኻ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን🙏🙏🙏

  • @tesfaldetweldegebriel8717
    @tesfaldetweldegebriel8717 ปีที่แล้ว +9

    ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ ናይ ኣገልግሎትካ ዘመን ይባርክ :ክብርን ምስጋናን ንሉዑል ኣምላኽና

  • @harertablhi2045
    @harertablhi2045 ปีที่แล้ว +12

    መምህርና ካሳሁን ስለቲ ትገሮ ዘለኻ እግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዚሓልካ ሓቂ ምሳኹም ኢያ

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም ปีที่แล้ว +13

    እግዚኣብሄር ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኹም ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ምስትውዓሉ ይዓድለና ፅሉዩ በእንተ ስላም ቁዱስ እግዚኣብሄር ብመንገዱ ይምርሐና አሜን ((3)) መምህርይ ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @edeneden889
    @edeneden889 ปีที่แล้ว +4

    እግዝኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ መምህረይ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ምላሽ ሰላም ዘይደሊ ስብ እንታይ ምኮኑ ፍሉጥ ኢዩ ምሕረት የውርደሉ ዱፍረት ኣይኮነን ሓቂ ግን ተራር ኢያ ክብርን ምስጋናን ንእግዝኣቢሄር ይኩን ነዚ ሰላም ዘምጻልና የቀንየልና መምህር ካሳሁን ሓውና 🙏🙏🙏⛪🪴🪴🪴🪴🪴🪴🪴🪴🪴🪴🪴🪴🪴

  • @desbelekiflom
    @desbelekiflom ปีที่แล้ว

    ወልካም ናይ ብሓቂ ቃል ሃወት እቲ ኩሉ ትምህርናን ትግሱጠናን ዕስብካ ብኣምላክ ረክባኦ ይሰማዕልና ክብር ሓወና ሓወና ፍኖተ ኣበው ሜድያ ጽብቅ ትመሃርት ትማሓላልፍ ሜድያ መካና እያ ዝፍልጠ መኮና እያ ዝፍልጥ

  • @misganagebreyesus7438
    @misganagebreyesus7438 ปีที่แล้ว +7

    Kale hiwet yesmalna kassahun hawey 🙏 ❤

  • @yrgtexf2101
    @yrgtexf2101 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና

  • @fiyoriliben6317
    @fiyoriliben6317 ปีที่แล้ว +4

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna kubur hawna❤ nay behaqi des zbl gbre melsi yu, egzabiher amlak zestewel ayne lbona yhabena

  • @akberetmahari5875
    @akberetmahari5875 ปีที่แล้ว +12

    እዝግኣብሄር ጥበቡን ምስትውዓሉን ይዓድለና

  • @Maku2023
    @Maku2023 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስመዓልና መምህር ካሳሁን ሓውና

  • @ለምለምማሓዛደስታ
    @ለምለምማሓዛደስታ ปีที่แล้ว +10

    ብሓቂ መምህረይ ከብ ክፍእ ዘበለ ኩሉ ይሰውረና

  • @tigowedisamray8925
    @tigowedisamray8925 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መ/ም ካሳሁን ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን፡ መማህራና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🙏😇

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 ปีที่แล้ว +14

    መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብ ክፉእ ዘበለ ይሓልወና💛🙏 ንኩልና ኣመንቲ ኦርቶደክስ ተዋህዶ 💛💖✝️🙏

  • @saas3555
    @saas3555 ปีที่แล้ว +2

    Bhaki kale hiwet yesmalna ygerm nay gelegele sebat 🙏🙏🙏🙏

  • @tigraweytieyegalzomjeganuz676
    @tigraweytieyegalzomjeganuz676 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen Amen qalehiwet yesmeana

  • @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ
    @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጥምተና እንበር ናይ ለማ ስ ማፍራሕ እዩ ግዜእ 😢

  • @elif2321
    @elif2321 ปีที่แล้ว +14

    ሰላም ስድራ እግዚኣብሔር ከመይ ኣለኩም ካሳሁን ሓውና ቃል ሂወት የስማዓልና ፈጣሪ ኣምላክ ፀጉኢን በረከቱን የብዛሓልካ 🙏

  • @brawa4kokob
    @brawa4kokob ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምኤልና ሓውና
    ካሳሁንከኣ ናይ ፈተነ ግዜ እዩ እሞ
    ጽንዓቱን tigstun ይሃብካ
    ነቶም ኣብ ጥፍኣት ዝጎዩ ዘልዉ
    ኣሕዋትና እዝጋብሄር ኣምላኽ
    ይምሓሮም

  • @addaaddda5718
    @addaaddda5718 ปีที่แล้ว

    መምህርይ ቃል ህይወት ያስምዕልና
    ሓቃኛ መምህር እና ናትሕትና መምህረ የኻ አጀካ

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብታ ቅንዕቲ እምነትና የፅንዓና 🙏❤️

  • @ኤሊኤዘርኤሊኤዘር
    @ኤሊኤዘርኤሊኤዘር ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ሰባኬ ወንገል መም ከሳሁን።

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 ปีที่แล้ว +1

    Nay behaki memehir kasesshun hawena egziabeher amlak xigiu yebezhalka 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ kale hiwet yesmalena egziabeher amlak edmen tienen yehabeka 🙏🙏🙏❤️

  • @arsemagerezgiher3985
    @arsemagerezgiher3985 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna kubur hawna. Nezom Abo ka nab lbom ymlesom 🙏🙏🙏

  • @hewi-sw2dd
    @hewi-sw2dd ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሕ ሓውና ካሳሁን❤ እግዚአብሔር ብንገዱ ይምረሐና

  • @keshiabrehaleyazeze1815
    @keshiabrehaleyazeze1815 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ካሳሁም ሓወይ ኣብ ኩሉ ኣገልግሎትካ ሓይሊ ይሃብካ።

  • @senaittsegay554
    @senaittsegay554 ปีที่แล้ว +3

    Memhr kasahun hawna egziabiher msaka ykun tsegio yebzehalka ajokum ezom ahwatna gzena aziyu kefio nay alem ente belna bmenfes dma kemzitat enkifat bezihu emo kulatna ajona bertiena nxelin neta knieti haymanotnan nhlun 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @gebregziavergebretatios7289
    @gebregziavergebretatios7289 ปีที่แล้ว +4

    Qale hiwet yesmalna memhrey ❤

  • @fuch9239
    @fuch9239 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +7

    በእውነት ቃለ ህይወት ያሰማልን መምህር❤

  • @fissehageremeskel115
    @fissehageremeskel115 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር መምህርና

  • @Miraclewillhappen2024
    @Miraclewillhappen2024 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ኻሳሁን ሓውና ቃለ ህይወት የስመዓልና...😇
    ብዝኾነ ..ኣነ ነዚ ሰብ እዚ ኣብ ብዙሕ ሜድያታት ይርእዮ እንድየ ፍቅርን ሕብረት ሃይማኖትና ዘይብሉ እዩ, ቆርበት በጊዕ ዝተኸድነ ተኩላ እዩ።ኣነ እኮ እዞም ጠምጢሞን ንስሞም መርጌታ'ዶ ገለዶ እናተባህሉ ዝጽውዑ ብጣዕሚ እዮም ዝገርሙኒ እሞ ከኣ ዝተባለሻወ ኸዕርን ንሰላም ክሰብኽን ዘይመጸስ ንክጻረፍ መጺኡ ብጣዕሚ ዘሕዝን😭...እግዚኣብሄር ነቶም ክርዳድ ባዕሉ ይፍለየልና....ሓውና ኻሳሁን ድማ ቃለ ህይወት የስመዓልና...ኣጆኻ!!! 😇

  • @ኣዙ-ሰ3ኈ
    @ኣዙ-ሰ3ኈ ปีที่แล้ว +7

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤ በርትዑልና ድኣ ኣምላኽ ሓይሉ ይሃብኩም

  • @azebwalday7472
    @azebwalday7472 ปีที่แล้ว +3

    Quale hiwet yesmalna Memher kasahun hawna qexl xelae senayat zelewom sebat kzarebu eyom Aytgedeselom 🙏❤️

  • @adhanettekeste2267
    @adhanettekeste2267 ปีที่แล้ว +5

    Amen amen amen qale hiwet yesmalna memher hawna ❤❤❤❤

  • @lulakahase5374
    @lulakahase5374 ปีที่แล้ว +1

    Kal hiwet yesmaAlna memhrna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samsomgebre7352
    @samsomgebre7352 ปีที่แล้ว +8

    Selamka yebzhayu memhr Kasahun azina nemsgneka ❤❤❤❤❤❤❤

  • @hintsamussie5885
    @hintsamussie5885 ปีที่แล้ว +5

    Revelation 2 ትግ - ራእይ
    2: ግብርኻን ጻዕርኻን ትዕግስትኻን፡ ነቶም እኩያት ሰባትውን ክትጾሮም ከም ዘይከኣልካን፡ ነቶም ሃዋርያት ኢና ዚብሉ እሞ ዘይኰኑ፡ ተዐዚብካዮምሲ ሓሰውቲ ዀይኖም ከም ዝረኸብካዮምን፡ እፈልጥ አሎኹ።
    እግዚኣቤሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ሓውና መምህር ካሳሁን ።

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmalna memhrey nay bhaki tsbuk gbre melsi eu 🙏

  • @EferomAfewerki
    @EferomAfewerki 3 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስማልና መምህርና

  • @AbeGalEmbrhen
    @AbeGalEmbrhen ปีที่แล้ว +2

    አሜን//3//ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ካብ ክፉኡ ዝበለ ያሓልወና

  • @robelbereket9406
    @robelbereket9406 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ሰ/ወ ካሳሁን። ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ።

  • @sentayobelay9805
    @sentayobelay9805 ปีที่แล้ว

    መምህር ካሳሁን በርታ ፈተና ሁሉ ግዜ አለ ለወንድማች እግዚአብሔር ልቦና ይስጠው ሌላ ምን ይባላል

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 ปีที่แล้ว +14

    ቃለሂወት የስመዐልና ብሓቂ ዓይነ ልቦናና ይክፈቶ

  • @asturelaxationmusic1836
    @asturelaxationmusic1836 ปีที่แล้ว +7

    Kubur seb kubur hasab yhasb . Thank you kubur haw!

  • @መንከምእግዚኣብሄር
    @መንከምእግዚኣብሄር ปีที่แล้ว +6

    ኦ ኣምላኽ ምሕረትካ ኣውጀልና ሰላምካ ሃበና

  • @mebrahtutekeste1170
    @mebrahtutekeste1170 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ እግዚኣብሄር ጽንዓት ይሃብካ መምህርካሳሁን ።

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ተባዕ መምህር ኢኻ. ኣምላኽ ጸጉኡ የቡዘሓልካ .

  • @fyoriembaye8799
    @fyoriembaye8799 ปีที่แล้ว +5

    Amlak tsegaue bereketu ybzehalka hawey natey ❤

  • @እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
    @እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak ymesgen ena ane btaemi eye zfetyo tmhrtkum🙏⛪✝️

  • @Selam893
    @Selam893 ปีที่แล้ว +5

    Kalehiwet yesimaelna memhir Bizaeba nay menafisti timhirti yedileyna alo memhir

  • @natnaeladhanom2399
    @natnaeladhanom2399 ปีที่แล้ว +10

    ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር ካሳሁን ሓወይ ❤❤ እግዚአብሔር ንቤተክርስትያንና ፍቅርን ሰላምን የውርደልና❤

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ ปีที่แล้ว

    የፈስና የጉንዳን ነው የተማርኩት ኣላለም እግዚኦ 😢
    ብሓቂ የሐዝን መምህር ካሳሁነይ

  • @arsubereket5162
    @arsubereket5162 ปีที่แล้ว +4

    Egzabher ybarka. Kashun hawey kemziom zibelu sebat himaqi timhrti kihbu yewulu alewu kemzi gierka neti hizbi hbarta mihbka bravo kemzimo zimeselu neti hizbi fahfah zebliyoo zelewu!

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636 ปีที่แล้ว +1

    Kalehewt yesmalna kasauhn hawe germ eyu gezabeher qere yebellna 🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪❤💐

  • @yorusaman5095
    @yorusaman5095 ปีที่แล้ว +5

    Kashun hawey Mary Egzabhar Aemlak zeman Hewatkum Yebrki Mary Aemlak Edman tinan ehabika shekor ❤

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว +2

    ካሳሁን ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ነፍቅረካ ንሰላም ዘይደልዩ ቡዙሓት እዮም ኣይ ትገደሰሎም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ይሓልኻ ኩቡር ካሳሁን ሓወይ ኣሜን 🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤❤

  • @zinbfjh7267
    @zinbfjh7267 ปีที่แล้ว +9

    ካሳሁን መምህርና መምህር ትሕትና❤❤❤

  • @andatdtapostolicfathers5979
    @andatdtapostolicfathers5979 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስምዓልና መም ካሳሁን።

  • @ስብናብሰቡ
    @ስብናብሰቡ ปีที่แล้ว +6

    ❤❤❤❤ Qexl hawna kasahun hawna ❤❤❤ xelaE senayat zelewom sebat kzarebu eyom Aytgedeselom .

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen kal hewait yesmalna 🤲🙏🏽🤲🙏🏽🤲🙏🏽✝️⛪️✝️
    Kashun haway you are very respectful person I even know don’t worry about this person. Egzabeher amlak yekera yebalelu and kabz kamez zamesolu sebat yedhenana amlak 🤲🤲🙏🏽🥲

  • @hiwetweldat6421
    @hiwetweldat6421 ปีที่แล้ว +2

    ቃለሂወት የስመዓልና ንክቡር መምህር 🙏🙏🙏💒💒💒

  • @membereyemane683
    @membereyemane683 ปีที่แล้ว +4

    Erkisi kbmas u nay seytan zkon, Abyet O Amlakey kembzhi hatyatna zykones,kembzhi mhretka mharwna🙏🏻🙏🏻🙏🏻💒✝️

  • @robielcom
    @robielcom ปีที่แล้ว +7

    ቃል ፈጣሪና የስምኣና 🙏🙏🙏

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ህይውት የሰመዕልና ክብር መምህርይ ኣሜንኣሜንኣሜን🤲🤲🤲❤

  • @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
    @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ ปีที่แล้ว +62

    መምህረይ ዝፈቱ ብላይክ የሪአኒ❤❤

  • @selamawitzeretewelde1146
    @selamawitzeretewelde1146 ปีที่แล้ว +6

    ቃል ሂወት የስማኣልና🙏🙏🙏

  • @azmerakiflemariam552
    @azmerakiflemariam552 ปีที่แล้ว +4

    Memhre kale hiwete yesmalna❤

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 ปีที่แล้ว

    ❤እግዚአብሔር ይመስገን ❤
    አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና 🙏
    መድሀኒአለም ኢየሱስ ክርስቶስ ሰላም ምሕረት የውርደልና 🌿🙏🌿🙏🌿🙏

  • @samsomgebre7352
    @samsomgebre7352 ปีที่แล้ว +4

    Ajoka memhr berte dea Egziabher memelisu tsegu yebzhalka

  • @xegaybrhane717
    @xegaybrhane717 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህር ካሳሁን ሓውና ናይ ባሓቂ ሓቀኛ ኣርእስቲ ኣታክልቲ ወይኒ ዘባላሽዋ ኣታክልቲ ወይኒ ኣዲኣ ገዲፋ ሓትናኣ ትናፍቅ ምስ በልናዮ ሃዲሙ ከይዱ ዕላምኡ እኮ ሪኢናዮ ቢዘን ነይረ ይብል ከይሓፈረ ቢዘን ናይ ተባዓት ስፍራ እያ ካበይ ድኣ ፈሊቁ

  • @elsajefter5596
    @elsajefter5596 ปีที่แล้ว +4

    Enkua beselam mexaeka memher kasahun hawuna edmen tienane yihabeley ❤❤❤❤

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡር ካሳሁን ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤እግዚኣብሔር ዘበን አገልግሎትካ ይባርኽ ኣሜን ናብ መንገዲ የማን ይምርሓዮ ፈጣሪ ኣሜን 🤲🤲🤲😭❤🤲🤲🤲😭🤲😭
    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @lina.fajji.75
    @lina.fajji.75 ปีที่แล้ว

    ኣቤት ኦ ኣምላኽ ብምሕረትካ ጠምተና 🤲🤲🥲🥲🥲
    ክቡር መምህርና ብሓቂ ፅቡቅ ኣለኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብዕድመን ብጥዕናን ገሩ ይሓልወልና አሜን
    ኖቶም ሰላም ፍቅሪ ዘይደልይዋ
    ምሕረት የውርደሎም እግዚኣብሔር ኣምላኽ 🤲

  • @ትርሓስነኝየማርያምልጅ
    @ትርሓስነኝየማርያምልጅ ปีที่แล้ว +1

    ያስመአልነ ቃለ ሰናየ ኩቡር ረቡኒ 🙏❤

  • @tsigehabte1744
    @tsigehabte1744 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህር ሓወይ ናይ ብሓቂ

  • @samsomgebre7352
    @samsomgebre7352 ปีที่แล้ว +9

    ❤️❤️❤️⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏Amlak ythawesu teray

  • @asmeratniblay2481
    @asmeratniblay2481 ปีที่แล้ว +1

    KHALE HIWET YESMIALNA MEMHRNA.

  • @פייבןגאיים
    @פייבןגאיים ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስምዓልና ካሳሁን ሓዉና ሰላም ዝጸልእ ሰይጣን ድያቡሎስ እዩ

    • @TheAlmaystroGod
      @TheAlmaystroGod ปีที่แล้ว

      ኩቡር ሓው ሰላም ጹብቅ ብ ኣምላክ ቅቡል ዩ እንትኮነ ግን ብ ዋጋ ቤትክርስትያ ክከወን ይብሉ ።ሕራይ ሰላም ንመንታይ ዝድለ ዘሎ ኣብ ሓደ በተክርስትያ ትምራሓሉ ንምካድ ድዩ ጽቡቕ እቲ ካብ ኦርቶዶክስ ወጻኢ ዝትስተምሃረ ና ሰሕተት ትምህርቲ ብ ሙሉኡ መእርምታ ይግበርሉ ካብ ጌጋና ተመልስና ኣልና ይብሉዋ እሞ ን ቤትክርስትያ ድሓር ሰላም ገበሩ

  • @ኦጎይታከምዝፈቀዲኻዮይኩን
    @ኦጎይታከምዝፈቀዲኻዮይኩን ปีที่แล้ว +2

    አሜን ፫ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልናጸ ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ መስተዊዐል ልቦና ይሃብ ካሕማቅ ነገሪ ይስዉረና😢

  • @efremasmelash3655
    @efremasmelash3655 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መልሲ። እዝጋብሄር ጽቡቕ የሕስቦም። ሰላም ሽማ ከማን ጥዕምቲ እያ እሞ ንሰላም ንፍተዋ። መምህር ጌታ ከኣ ምሕረት የውርደሎም።

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 ปีที่แล้ว +2

    behake. kale. hiwet. yesmalena. memhar. Kasaun. 😢🙏🙏🙏🌿🌿💝🌿

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን ปีที่แล้ว

    ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና አነስ ዝስብአይ ብጣዕሚ እዩ ዘጽልአኒ እግዚአብሔር አምላክ መስተውዐሊ ልቢ ይሃቦ

  • @senaytgtube3979
    @senaytgtube3979 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ለባም መስተውዓሊ ካብቶም ዘክብሮምን ዝሰምዖም 1 ኢካ ጸግኡ የብዝሓልካ ከምዚኦም ርኩሳት ይንቀለልና ሓቂ ስለ ተዛረብካ እዩ ከምዚ ዝገብሮ ዘሎ ኣንደበቶም ይእሰሮ ንንቅቓሕ ኣሕዋት መምህና ከማካ የብዝሓልና

  • @lemlem7065
    @lemlem7065 ปีที่แล้ว +3

    በስላሴ ሰም እግዚአብሔር ይገስፅካ ኣታ ክንደይ ይዳፈር እታ መርጌታ 😢 ቃለ ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ መምህሬይ 🙏
    ኣቤታ ኣምላኬ ሆይ ዝምታካ ዳኣም ኣፍረሐን ኣነስ😭☝

  • @KikiGms-r8h
    @KikiGms-r8h ปีที่แล้ว +1

    Thank you brother keep it up God bless 🙏

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk ปีที่แล้ว +6

    አቤት ኣምላኬ ሆይ ይቅረ በለልና መምህርይ ቃል ሂወት የስመዕልና ❤

  • @mihrettesfay9274
    @mihrettesfay9274 ปีที่แล้ว +1

    ቃለሂዊት የስማልና መምህር ሓውና ናይኣገልገለትኩም ዘመን እግዝኣቢሄር ይባርኽልኩም🙏🙏🙏

  • @lene6205
    @lene6205 ปีที่แล้ว +2

    Kale hiwet yesmealna memeher ❤❤❤😇😇😇

  • @mihrettesfamichael9451
    @mihrettesfamichael9451 ปีที่แล้ว +4

    Kale hiwet yesmalna

  • @habtuokba2170
    @habtuokba2170 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና ናይዚ መርጌታ እዝስ ግደፎ ጥራይ

  • @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ
    @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ ปีที่แล้ว +8

    ምስለኻ አሰሕቅኻን መምህረይ😁
    አነስ ናይዝ መርገታ ትምህርት ዘይርደአን
    መምህር ካሳሁንየ ቃለህወት ያሰመዐልና አጅኻ ልቦና ያሃቦም አይ ናለም ሰብ ድእግዚአብሔር አሐጎስና ክብሉ ___ ዘሕዝን 😢

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና 😢

  • @tigestsemereab7880
    @tigestsemereab7880 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ካሳሁን ሐወይ ነዚ መጺካ ዘሎ ፈተነ ንጹቡቅካ ኢዩ።ሰላም ዝጸሊኢ ኢሞ ካአ ካብ ሐደ ምሁር ኢየ ባሀሊ ዘይትጺበዮ ።ስለዚ ን ባዕሉ ኢዩ ተመዚኑ ንዐካ ዝትንክፍ አይኮነን በርትዕ ኢግዝአብሄር ምሳካ ይኩን።

  • @ftaw6221
    @ftaw6221 ปีที่แล้ว +18

    መምህርና ቃለ ሂወት የስመዓልና በሓቂ 🙏🙏🙏

  • @-canaantube
    @-canaantube ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ኣታኽልቲ ወይኒ ዘበላሽዋ ወኻሩ! መሊሱ እግዚኣብሔር ጸጋኡን ጥበቡን የብዝኃልካ።

  • @genet6293
    @genet6293 ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቅ መልሲ እዩ ክቡር መምህርና
    እቲ ምርጌታ ግን ኣናተረድኦ ከምዘይተረዶኦ እዩ ዝነብር
    ኣባል ማሕበረ ቅዱስን እዩ እውን ዝብህል እቲ ስብኣይ

  • @_Godolyas7696
    @_Godolyas7696 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ባሓቂ መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና