Part 20 - ማናቱ ተቦኪራ፣ ማናቱ ደጊማ ማናቱ ዝሰለሰት እየሩሳሌም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • ✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
    / @wushatenamedia

ความคิดเห็น • 183

  • @mebratmirach6160
    @mebratmirach6160 3 ปีที่แล้ว +22

    መምህር ሙሉ አንታ ብሩኽ ።
    በረኸት አምላኽ አብ ዝባንካ ዝተሸከምካ
    ኢኻ እም ዕድመን ጥዕና ይሀብካ ።
    ብስራሕካ ተቕንእ ን ተሔጉስን ኢኻ ።

    • @mebratmirach6160
      @mebratmirach6160 3 ปีที่แล้ว

      ሕጅም ብሩኸይ ብሩኸይ ዝወደይ መምህር።
      መምህር ናይ መንግስቲ ሰማይ መገዲ
      መኸዲ ሐባሪ መሪሒ ብርሃን ኢኻ።
      እትምነ ብአካል ክሪኤካ ክረኽበካ ዝወደይ።

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 3 ปีที่แล้ว +21

    እንካዕ ድሐን መፃካ መሉ ሐወይ ትግራይ ዓድና ሰላም ይግበረልን

  • @herangualagame7447
    @herangualagame7447 3 ปีที่แล้ว +19

    መምህረይ ስልኪ ቁፅሪ ናትካ ጽሓፈለይ እቶም ጉሩብ ኣይፈልጦሙን ኮይነ ናብ ዝሰዶ ስኢነ ናብ ናይ ብዓልካ ኣካውንት ክልእኽ ደልየ በረከት ክንካፈል መምህረይ ❤😓

  • @ጎዶሊያስ-ዸ1ጀ
    @ጎዶሊያስ-ዸ1ጀ 3 ปีที่แล้ว +7

    እግዚአብሔር ስላም ይሃልዎኪ ሃፍትና መምህር ሙሉ ተባርክ ማህበር ቅዱስ ሩፋኤል ብዝገበርኩሞ ስናይ ነገር ተባርኩ ካብ ትግራይ ህዝቢ እንታይ ተማሂር አብ ጊዜ ፀገም ኮይኖም ንእምነቶም ዋላ ንእግዚአብሔር ዘለዎም ክብሪ እምነት ብጣአሚ ይደንቀኒ ፉሉይ ህዝቢ ይፍተውኩም ህማኩም የርህቆ ደቂ አደይ አጆኩም ክሃልፍ እዮ ኩሉ እግዚአብሔር አምላክ ትግራይ አድና ስላም የውርደላ !!!

  • @abrhaweldearegay8399
    @abrhaweldearegay8399 3 ปีที่แล้ว +49

    ኣታ ከመይ ዝተዓደልኩም ኢኹም ኣብ ሰናይ ተግባር እትነጥፉ ዘለኹም እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ገነት ያንብርኩም።

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy 3 ปีที่แล้ว

      Amen Temsegen 💖💖😍😍🙏🙏🤲🤝

  • @letush16
    @letush16 3 ปีที่แล้ว

    #መሕጎስትና ባሓቲ ማዝያ ኣምላኽ ህዝብና ናብ ብርሃን ዝወፅእሉ ካብቲ ዘሎ ሓዘን ናብ ደስታ ዝቅየረሉ ወርሒ ትኩነልና #ኣሜን፫
    መምህረይ ኣቦ ህዝቢ ዕድሜ እና ጥዕና ያሃብካ ለቅዱስ ሩፋኤል ማህበር እውን ሓይልኩም እግዚአብሔር አምላክ ይወስከልኩም ለመጀመሪያ ግዜ ቀደመይቲ

  • @አደይዓለመይትግራይሃገርይ
    @አደይዓለመይትግራይሃገርይ 3 ปีที่แล้ว +2

    መ/ር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አደይ ማርያም ዓስብካ ትኽፈልካ

  • @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
    @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ 3 ปีที่แล้ว +4

    ባሓቂ መምህር ሙሉ ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ነቶም ዝሓገዙ በረከት ዝተካፈሉ ድማ እግዚአብሔር ዓስቦም ይሃቦም ኣንሕና ድማ ኣሰርኩም ክንስዕብ ናይ እግዚአብሔር ኣምላክ ቁዱስ ፍቃዱ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @habtomzaidom8814
    @habtomzaidom8814 3 ปีที่แล้ว +6

    መምህር ምሉ ዕድመን ጥዕናን ንዘላለም ምሳካ ይኩም ኣይትሕመም ኣይትጽመም ንስካ ሰብ ኢካ

  • @etebegnikoshashaalegni4623
    @etebegnikoshashaalegni4623 3 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉ ናትካ እትነብረላ ገዛካስ ከመይ ዝበለት ኮን ትከውን ሰማያዊት ማለተይ እየ አምላክ ብሰማይን ብምድርን ብመላእክታት ይሓልካ ነቶም ናይ ምሕበር ቅዱስ ሩፋኤል ውን አምላክ ቅዱስ ሩፋኤል አብ ሰማያት ገዛ ይስርሓሎም አቱም ብገንዘብ እትሕግዙ ውን መድኃኔአለም ገንዘብኩም የበርክተልኩም ወፊርኩም ብሰላም ተመለሱ ሰማያዊ ዋጋ እግዚአብሔር ይሃብኩም ሰላም ንትግራይና♥♥♥

  • @medihintadese7390
    @medihintadese7390 3 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መመህረ ሙሉ ሓወና ኣቱም ገበረቲ ሰናይ እግዚአብሔር ኣምላኽ አብ ዓንዲ ወረቂ ይፀሓፍልኩም❤❤❤

  • @binyam1578
    @binyam1578 3 ปีที่แล้ว +3

    ሙልየ ጽላል ንኩሉኩም 🙏🏼💙🌿🧸🧸💞✝️⛪️

  • @ልበይምስትግራይዓደይ-የ9ከ
    @ልበይምስትግራይዓደይ-የ9ከ 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ኣምላኽ ይብርካ መምህር ሙሉ ኣሕዋትናለ እግዚአብሔር ምስክም ይኹን💐🙏🙏🙏

  • @suraphelphilips677
    @suraphelphilips677 3 ปีที่แล้ว +19

    አዶ ትግራዋይ ውለዲ ማንታ ማንታ !!

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 3 ปีที่แล้ว +1

    ብመጀመርያ መምህር ሙሉ ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ካብኡ ንዓቢ ስለ ዘየለ ኣቱም ገበርቲ ሰናይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈለልኩም ካብ ክፉእ ዘበለ ይሓልኩም
    ክብርቲ ሓፍትና ምስ ደቅኪ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @AMSTERDAM564
    @AMSTERDAM564 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዚቢሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብምሉእ ሓወይ

  • @እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ
    @እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ 3 ปีที่แล้ว +2

    መምህረይ በዘለካዮ እመ አምላክ ትሓልወለይ
    ውለታካ ብእግዚአብሔር ርከቦ

  • @ተመስገንቅዱስሚካኤልኣቦይ
    @ተመስገንቅዱስሚካኤልኣቦይ 3 ปีที่แล้ว

    ሰለ ኹሉ ነገር እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ፀግኡ የብዘሐልኩም ክብራት ኣሕዋተይ ዓስቡ ይኽፈልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @vddfgrff5639
    @vddfgrff5639 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወጸ ይተከኣልኹም ክቡራተይ

  • @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
    @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 3 ปีที่แล้ว +6

    ናይ መጀመርያ ናይ ማማ ሻሹ ወርቀ ተደጊሙ ሰላም ንምሉእ ኣብ ሽጋር ዘሎ ህዝብና

  • @ማርያምአደይአይትፈለይኒ
    @ማርያምአደይአይትፈለይኒ 3 ปีที่แล้ว +7

    ሙሉዋይ አቦ ፅጉማት ነዊሕ ዕድሜን ጥዕናን ያሃብካ

  • @ngdhjybfrgu8873
    @ngdhjybfrgu8873 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ እግዛብሄር ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንካ ይኩን።

  • @ሚካኤልዋሓሰይ
    @ሚካኤልዋሓሰይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ጀጋኑና መምህርይ እንተይ ኢለ ክገልፀኻ የቁመልና

  • @ኣስኳልጋልውቅሮ
    @ኣስኳልጋልውቅሮ 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣስይይ ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዘሐልኩም

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
    @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መምህር ሙሉ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዞም ዝሃቡለ ልሃብኩም ንበሩ ኣምላክ ዓስብኹም ይሃብኩም አሜን

  • @NaherSunshineEritrea
    @NaherSunshineEritrea 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ

  • @sarakuwait9764
    @sarakuwait9764 3 ปีที่แล้ว +1

    አነ ማንታ ምውላድ ብጣዕሚ እዪ ደስ ዝብለን

  • @asugualkeshi2082
    @asugualkeshi2082 3 ปีที่แล้ว +1

    ስለ ኩሉ ነገር ልዑል እግዚኣብሄር ይኽበር ይመስገን
    ንኩለኹም ፅቡቕ እትሰርሑ ካብዚ ንላዕሊ ንክትሰርሑ ባዕሉ ይሓግዝኩም

  • @almasneggaz2302
    @almasneggaz2302 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ እድመን ጥዕናን ያሀብኩሙ ንኩለኩሙ

  • @ybrah3945
    @ybrah3945 3 ปีที่แล้ว +2

    መ/ር /ምሉ ኣብ ትገብሮ ኩሉ ኣብ ኣምላክ ርከቦ

  • @nebukahsaye5729
    @nebukahsaye5729 3 ปีที่แล้ว +4

    ካባኩም ቡዙሕ ንመሃር ክትቅፀልሉ ሰብ እውን ክሰዕበኩም ተስፋ ይገብር ኩላትና ሃገርና ንምዕባይ ህዝብና እውን ንምድሓን ኢደይ ኢድካ ንበል ደቂ ዓደይ አምላክ ሰላም የውረደልና 🙏🙏🙏😢

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 3 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር አምላክ አብዚሑ ይሃብኩም

  • @tsruytibrhanu8879
    @tsruytibrhanu8879 ปีที่แล้ว

    ትባረኩ ኣምላኽ ዝፈትዎ ስራሕ እዩ ።

  • @ትግራይ-ፈ8ዀ
    @ትግራይ-ፈ8ዀ 3 ปีที่แล้ว +1

    ሙሉየ ኣቦ ድኻ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ንሳዉን

  • @ጋልሰሓርቲግጀት
    @ጋልሰሓርቲግጀት 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ ተባረኽ ኩልኩም ዝተሳተፍኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @nebukahsaye5729
    @nebukahsaye5729 3 ปีที่แล้ว +2

    እንቃዕ ሰላም መፀካ መምህረይ ደሃይኩም አይተሓባእ ❤❤

  • @trhaskahsayatikemziaytibln5805
    @trhaskahsayatikemziaytibln5805 3 ปีที่แล้ว

    እግዜብሄር ይባርም ቡኡነት

  • @SalamSalam-nz2ox
    @SalamSalam-nz2ox 3 ปีที่แล้ว

    ሙሉየ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናንን ያሃበካ ንኩልኩም ማሕበር ቅድስ ሩፋኤል እውን

  • @ፍቕሪእዩጡዑም
    @ፍቕሪእዩጡዑም 3 ปีที่แล้ว +3

    ፀጉኡ የብዛሓልኩም ኣሕዋተይ

  • @milattekle3378
    @milattekle3378 3 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጢዒናን ያሃበካ ፈጣሪ ❤️🙏

  • @Dan-ln6rg
    @Dan-ln6rg 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክብሪ ለእግዚአብሔር ይኩን ጽግኡ የብዘኀልኩም ብጣዓሚ ዓብዪ ውዕለታ እግዚአብሔር ዓስቢ ይሃብኩም ጉልበትኩም ይባርክ

  • @fjtfjt4679
    @fjtfjt4679 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዛቤሄር ኣምላክ ከምቱ ከብ ፀገም ናብ ሞቻ ኣውፂእኩምዋ ኒአኩም ኣብ ሞቻ የንብርኩም ዓስቢ ከብ ኣምላክ ርከቡ

  • @dawitteame3666
    @dawitteame3666 3 ปีที่แล้ว

    Egziabhier Zkeberen ztenesgen ykun sleti senay gbru

  • @ቅዱስአማኑኤልአባቴ
    @ቅዱስአማኑኤልአባቴ 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ አብ ስማይ ይፀሓፈልኩም ውለታኩም ካብ ፈጣሪ ይሃብኩም

  • @selamselam6193
    @selamselam6193 3 ปีที่แล้ว

    መጀመርያ ስለ ኹሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን ብጉልባትኹምን ገንዘብኹምን ዝሓገዝኹም ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ገንዘብኹምን ጉልባትኹምን ይባርኸልኹም መምህረይ ኣቦ ውፁዓት አቦ ዱኹማት እግዚኣብሔር ብዝወፃኻዮ ይከተልኻ ብሩኸይ ❤👌

  • @abrehetmm2862
    @abrehetmm2862 3 ปีที่แล้ว +1

    ASEY mearey enkae maryam meharetki AJOKI mearey KHALFEYU .... memhr Mulu EDMEN TENAN yhabka medhanialem 🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴

  • @danaiteyob7456
    @danaiteyob7456 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ክንደይ ተዓዲልኩም ነብሰይን ከምዚ ከማይ ዝበሉን ክሪኢ ከለኩ ኣንታ ብኣምላኽ ሲ ክሳብ መዓስ ኢዩ ክዕገሰና ይብል ለካ ከማካትኩም ብሩካት ምእንታኩም ኢሉ ኢዩ ዝምሕራ ዘሎ እዛ ዓለም በሉ የሕዋተይ ከማኩም የማስለና እግዚኣብሔር ኣምላክ ኩናትን ወረኩናትን የርሕቀልና ሓፍተይይ ብጸጋን ጥበብን የዕብየልኩ ንኩልኩም ድማ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ጠሊ ሰማይ ይመግብኩም ❤🇪🇷❤🇪🇹

  • @wusl1bllqblabqqbqqzzzqaadh273
    @wusl1bllqblabqqbqqzzzqaadh273 3 ปีที่แล้ว

    Senay nzheber amlak exifi geru yhabom haftey kea dekiki bselam yebeylki

  • @azebgebretensay7853
    @azebgebretensay7853 3 ปีที่แล้ว

    Edmen tenan yhabkum memhr hawuna dma fetari ybarka

  • @abrehetmm2862
    @abrehetmm2862 3 ปีที่แล้ว +1

    EZOM dekki medhanialem yhalwelki yeebyom🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🎓🎓🎓🎓🎓🎓🎓🎓🎓🎓🎓🎓🎓🎓🎓🎓

  • @ግዜስሓልፉነዝእዋንገድፉ
    @ግዜስሓልፉነዝእዋንገድፉ 3 ปีที่แล้ว +1

    እዱኹሙ ይባረኽ

  • @zebibgebiher1783
    @zebibgebiher1783 3 ปีที่แล้ว

    Edmen tenan yhabka mulu hawey egziabiher wetru kulu gzye msaka ykun

  • @gene6075
    @gene6075 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይባርኽኩም ዝሓገዝኩምን ዝደኸምኩምን ግንሲ ኣብ ትግራይ ዘለና ደቂ ኣንስትዮ መርፊእ የለን ድዩ ሰሪሐን ደቀን ከየዕብያ ንጥዕንአን ይኹን ንደቀን ኣብዘየድሊ መንገዲ ክሳብ ዝወድቑ ምብፃሕ ናትና ዘይምጥንቃቕ እዩ : ጥዕና ሒዝካ ሰሪሕኻ ትባፅሖ ውሉድ እምበር ብናይ ሰብ ሓገዝ ዝባፅሕ ውላድ ኩሉ ግዜ ናሓገዘ ክነይብር ኣይኽእል :: ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተይ መጀመርታ ንባዕልና ኣብ ፅቡቕ ዘንብር መንገዲ ምስ እግዚአብሔር ኾይንና ንፍጠር ካብኡ ደቅና ንእግዚአብሔር ናመስገንና ነዕብዮም ::

  • @naxnetkidane288
    @naxnetkidane288 3 ปีที่แล้ว

    Egziabihier ab ande werqu yxhafelkum mulue haweyyyy egziabihier xegu yebzhalka

  • @greetings1
    @greetings1 3 ปีที่แล้ว

    Wow May lord bless you more

  • @berhanetegrawaywediafeaheg8961
    @berhanetegrawaywediafeaheg8961 3 ปีที่แล้ว

    Ane Eritreawi eye gen bahaqi jeganu anabes gbu ahwatey tebareku

  • @tesfayfilmon502
    @tesfayfilmon502 3 ปีที่แล้ว +3

    ፍትወይ ድካምካ ኩሉ እግዚአብሔር ይቀበለልካ: ነቶም ብገንዘብን ብጉልበትን ብሓሳብን ዝተሳተፍኩም ድማ እግዚአብሔር ዘውጻእኩሞ ይተክኣልኩም ::

  • @SalamSalam-rm8qd
    @SalamSalam-rm8qd 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይሃብኩም ድካምኩም ይሕዋትና ንሓፍትና ከዓ ቆልዕኪ ይዕበየልኪ ንኩለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክፍእ ኣይትርከቡ

  • @meskelagebremedhin7095
    @meskelagebremedhin7095 3 ปีที่แล้ว

    Abzihu yhabkum ahwatey natey
    Memhr Mulu mulue rena yhabka

  • @meleytsegay
    @meleytsegay 3 ปีที่แล้ว

    Elll Tigray aday sesnu, sesnu, weldey manta manta manta ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹

  • @temesgenamlak5651
    @temesgenamlak5651 3 ปีที่แล้ว +1

    ውለድለይ ውለድለይ ማንታ ማንታ ኢሉ ዝደረፈ ንሕና ከነዕብዮም ኢሉ እዩ እዞም ቆልዑ ድማ ተወሊዶምልና ኣለዉ ናትና እዮም ንሓግዝ ደቂ Tig and Eri ኣለኩልኩም ንበሎም

  • @sarasyum7835
    @sarasyum7835 3 ปีที่แล้ว

    Eway ejera alem blao memhr hawuna

  • @ngstitigray5165
    @ngstitigray5165 3 ปีที่แล้ว

    Memharye egzabher yehlaik

  • @kusu03.06
    @kusu03.06 3 ปีที่แล้ว +2

    Amlake meski yekin haftey marey

  • @ghenettekie6597
    @ghenettekie6597 3 ปีที่แล้ว

    Memhre xemaka kab laeli eyu tebreke zewedae berket yehabka be dem yesus tesefen

  • @االلل-ط9ح
    @االلل-ط9ح 3 ปีที่แล้ว

    Agzabher yhagzkum

  • @freyyenalem5574
    @freyyenalem5574 3 ปีที่แล้ว

    Egzabhir ymesgen memhr milo admen teanan yahebka aetom. Bglbutkum zsrahkum aeb gent yenbrkum

  • @ghenettekie6597
    @ghenettekie6597 3 ปีที่แล้ว

    ne hzebi tigray kea kabzi zelo kunat dewe elu selam kerkbe yemeneylkum kab Eritrawit haftekum

  • @freebeles1159
    @freebeles1159 3 ปีที่แล้ว

    kbret yhabkum

  • @trustingod2549
    @trustingod2549 3 ปีที่แล้ว

    God bless you!!!

  • @meazabrhane7334
    @meazabrhane7334 3 ปีที่แล้ว

    Nay Yerusalem telephone bkemey yrekbo

  • @edenhagos9591
    @edenhagos9591 3 ปีที่แล้ว

    Edmena tena yhabkum

  • @samryfisha8873
    @samryfisha8873 3 ปีที่แล้ว

    Entaymo metyom kefresewo endeyom zom resahat

  • @mhretabtesfay5022
    @mhretabtesfay5022 3 ปีที่แล้ว +1

    Ankea bdeha metsaka memhr lulu amlak tsega yebzehalka

  • @berhaneyemane7325
    @berhaneyemane7325 3 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @girmaytekle3520
    @girmaytekle3520 3 ปีที่แล้ว +1

    Btami xubk memhr mulu ajoktkum

  • @jolyanna5404
    @jolyanna5404 3 ปีที่แล้ว

    😢💔😢🙏🙏🙏❤️

  • @elssahaylo8382
    @elssahaylo8382 3 ปีที่แล้ว

    slkka

  • @johntasfay6626
    @johntasfay6626 3 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki ktababae zgb o blux srah memhr mlu dma msgana ygbaka

  • @edenhagos9591
    @edenhagos9591 3 ปีที่แล้ว

    Hawuna bejaka key ketiliwa

  • @azajd5042
    @azajd5042 3 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤️❤️❤️

  • @Rokiybiio
    @Rokiybiio 4 หลายเดือนก่อน

    👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤💟💟💟💟💟💟🌹🌹🌹🌹

  • @AfariWackoSleuth.ExportedSalt
    @AfariWackoSleuth.ExportedSalt 3 ปีที่แล้ว

    ችድ ውፃእ አታ ወድዛ ዑዉድ ከልቪ

  • @GG-mw8vl
    @GG-mw8vl 3 ปีที่แล้ว +20

    እግዚአብሔር ይህብኩም! መድሃኒአለም ዓይነብርኽኹም ይባርኾ!

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
    @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 3 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር አምላክ አብዚሑ ይሃብኩም መ/ር ሙሉየይ🙏እሰይ እግዚአብሔር አምላክ ብፀግኡ የዕብዮም 💖ትግራይ ዓደይ ማንታ ማንታ ማንታ ውለድለይ ሰስንለይ ዓምብብለይ ለምልምለይ ሰላምኪ ይብዛሓለይ ለዘላለም ትግራይ ዓደይ ዓዲ ቅዱሳት ዓዲ ጁጋኑ ሰብ ስረ👊👊👊💪💪💪

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 3 ปีที่แล้ว +21

    ተመስገን ኣብዚሑ ይሃብኹም ኣሕዋተይ
    እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኹም ❤🤲

  • @የአማኑኤልልጅነኝ-ረ9ሐ
    @የአማኑኤልልጅነኝ-ረ9ሐ 3 ปีที่แล้ว +38

    በሓቂ መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ክፉእ አይንካእኻ ነቶም ዝህቡ እግዚአብሔር ብዝወፀ ይተከአልኩም ለዓድናና ለህዝብና ሰላም የዉርደልና

  • @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
    @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ 3 ปีที่แล้ว +14

    ትግራየ መንታ መንታ ውለዲ 💖💖💖የእብዮም ዘርኦም ይለምልም 💐💐💐

  • @ምንባርማለትብዙሕትርጉሙ
    @ምንባርማለትብዙሕትርጉሙ 3 ปีที่แล้ว +13

    እግዚአብሄር ከማኹም💓 ዝበለ የብዘሐዬ ብጣዕሚ የቅንእ አምላክ ሰላሙን ምሕረቱን ይልአኸልና 🙏ወዲ ሰብ ብሰላም ክነብር

  • @ኦርቶዶክስናትዉቤቴ
    @ኦርቶዶክስናትዉቤቴ 3 ปีที่แล้ว +12

    እግዛቢሄር ሽሙ ዝተመስገነ ይኩን መምህር ሙሉየ እሜቤታችን ድንግል ማርያም ብዝትኮዶ ፅላል ትኩንካ ብጣዕሚ ዘቅንእ ስራሕ እዩ ብፍላይ ንማሕበር ቅድስ ሩፍኤል እግዛቢሄር ዘይ ሃልቅ በረከት ይሃብኩም

  • @rgatgebreslaseinugse9933
    @rgatgebreslaseinugse9933 3 ปีที่แล้ว +11

    ኣዝዩ ዘሐጉሰ ሰራሕ ኣቱም እዚ ዝሰራሕኹም እግዚአብሔር አምላኽ ይሃብኩም ሕማቅ ኣይሕለፍኩም

  • @letish3773
    @letish3773 3 ปีที่แล้ว +8

    ተመስገን ኣምላክ መምህር ሙሉ ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመ ጥዕና ያሃብካ ብሓቂ
    ንሓዋትና ደማ ኣምላክ ግልቦቶምና ገንዘቦም ይባርኽ ሰናይ ምስራሕስ ክንደይ የሕጉስ ኣምላክ ዓስብኹም ይክፈልኹም ኣሕዋተይ
    ክብርቲ ሓፍትና ክበርልና እቶም ቆልዑ ዳማ ኣምላክ ብጥበቡ የዕብዮም❤❤❤🌷
    ስለ ክሉ ግዜ እግዚአብሔር ይመስገን✝️

  • @የእመብርሃንልጅ-ሰ1ገ
    @የእመብርሃንልጅ-ሰ1ገ 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣታ ክንደይ ደስ ዝብል ዩ ቅዱስ ሩፋኤል ባዕሉ ዓስብኩም ይክፈልኩም

  • @tigrayadey3700
    @tigrayadey3700 3 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር አብዚሑ ይሃብኩም
    አሕዋተይ ሙለይ ካብ ኩፉእ ዘበለ ኩሉ ይሰዉርካ ዝሓወይ አቦ ዉፁዓት

  • @titi-sj3lj
    @titi-sj3lj 3 ปีที่แล้ว +6

    ተመስገን ኣምላክ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣሕዋትና እወን ብዘወፀ ይተከአልኩም

  • @ጓልዞምጀጋኑተጋሩ
    @ጓልዞምጀጋኑተጋሩ 3 ปีที่แล้ว +5

    እግዛአቢሄር ሓሳብ ልቡኹም ይሰምረልኹም ቡሩካተይ

  • @ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ
    @ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ 3 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር አምላክ ዝተ መስገነ ይኩን መምህረይ አቦ ውፃዓት አብ ዘለካዮ ሰላም ጥዕና ዕድመ ይምነየልካ/1000 ዓመት ንበረልና አቱም ገበርቲ ሰናይ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓፍትና እውን አምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ ንዓድና እውን ሰላም የውርደልና ፈጣሪና አሜን/፫

  • @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
    @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ 3 ปีที่แล้ว +5

    ሙሉዬ እንታይ ክንብል ንክዕል ካብ አምላክ ርከቦ እድሜካ ዘርዕክ ይለምልም ዝዘራዐካዮ ይብቀ ዛሀውና ሀሳብ ልብካ ይስመር 💐💐💖💖

  • @tekluaraya4722
    @tekluaraya4722 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይ በቂ ተሕብኑ ተኽርዑ ኣነ ሕቡን እየ እንቓዕ ናትኩም ኮንኩ

  • @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
    @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ክቡራተይ