𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: “እዛ ስረይ ኣይመለስክዋን” ኢሳያስ | ጉዕዞ ጉጅለ 15ን መወዳእታኡን፡ ብመስፍን ሓጎስ እንክጽወ ~ ካልኣይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 58

  • @ERISAT
    @ERISAT  ปีที่แล้ว +6

    ​ኣባላት ኤሪሳት ክትኾኑ ንትደልዩ ኣብዚ ብምእታው ኣባላት ክትኾኑ ንዕድም 👇 th-cam.com/channels/uGlhBoxVNUBIAtP4-0Kqfw.htmljoin

  • @MeronTesfit-of1nj
    @MeronTesfit-of1nj 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጡዑም ጽዉጽዋይ

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 ปีที่แล้ว +6

    ዝገርም'ዩ! እቲ ቃልሲ ናይ በይኑ ክምዝነበረ ዝሕብር ኢዩ። …can’t wait for the 3rd one.

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 ปีที่แล้ว +4

    Thank you erisat 💙💙💙💙💙💙💙💙.አፍልጡ ንሕዝቤ ።።።።።ℹ️🌿

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 ปีที่แล้ว +3

    thanks ❤❤❤❤

  • @Mahlet162
    @Mahlet162 ปีที่แล้ว +3

    የቕንየልና ክቡር ሃው።❤❤❤

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ እዩ ዘጉህይ እዚ ጉሒላ ወዲእና እባ

  • @haneber7369
    @haneber7369 ปีที่แล้ว +4

    💙💙Regime Change💙💙

  • @Hanibal77777
    @Hanibal77777 ปีที่แล้ว +1

    Tack 🙏💙💙💙💙

  • @asterwoldemariam7812
    @asterwoldemariam7812 ปีที่แล้ว +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @letinak4559
    @letinak4559 ปีที่แล้ว

    እስከ ተዛረቡሎም ነዞም ፍትሒ እናበሉ ሰኣን ፍትሒ ዝሓቀቁ ደቂ ህዝቢ:: ተሰክሞሞ ዝኣተዉ ተመን ኣብ ሓላል ሃገሮምን ገበላ ዓዲብኦምን ዊሒጥዎም 😭😭::

  • @mbbm2385
    @mbbm2385 ปีที่แล้ว +1

    ጥዑም ኣቀራርባ ንባብ

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት ปีที่แล้ว

    ስብሓት ምሓዮ

  • @YohdegoYosephe-ps1yk
    @YohdegoYosephe-ps1yk ปีที่แล้ว +1

    Very good job 👍... please stop ✋. We are still a life we are not dead. I just not understand what are you trying to make. It doesn't make a sense. He is a president and he let him go out of ERITREA 🇪🇷..please don't think we are foolish. People of ERITREA 🇪🇷. Is very smart and kind people. . Remember those young men and women free dome fighter are still a life. Shame on you. Thanks again brother from ERITREA 🇪🇷 USA USA 🇺🇸 👍.

  • @rasdarma1
    @rasdarma1 ปีที่แล้ว +2

    ደላይ ፍትሒ ኢየ ፡ጸላኢ ህግደፍ እውን ኢየ ናተይ ሪኢቶ ኣብ G15 ገለ ክብል።እቶ ኑጹሃት ጋዜጤናታት ፡ከምኡ ውን ገለ ሓደ ክልተ ንጹሃት ምስኦም ዝተለከሙ ካብ G15 ንላዕሊ ንዓይ የሕዙኒኒ ኣምላክ ካኣ መዋጽእቲ ይፍጠረሎም።G15 ግን ኣምላክ ናይቶም ኣብ በረካታት ሳሕልን፡ ሓለዋ ሰዉራን ምስ ኢሰያስ ኮንኩም ትቀትልዎም ዝነበርኩም ኑጽሃት ጀጋኑ ተጋደልቲ ደም ናታቶም ኣይሰደደኩምን ውጺት ክድምናኩም ንኢስያስ ካኣ ህዝቢ ዋጋ ይከፍል ኣሎ ።

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 ปีที่แล้ว

    እቲ ጠፊኡና ዘሎ ቁንቁኛ ሃገርና፡ ዋላ ብንእሽቶ መዐቀኒ ብርርርርር ከብል ዝኽእል ትሕዝቶ።

  • @GEO.16
    @GEO.16 ปีที่แล้ว +1

    ኢሳይያስ ተምቤናይ ከዳዕ ተጻዊትሉ ሃገርን ህዝብን

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 ปีที่แล้ว +1

    ኤሪሳት ዝገርመኒ ኣሎ ሕጂ እንታይ ኣድለየ ናይ ኣቦና መስፈን ዘረባ መን ኣይእምኖ ሕጂ ሰለ ዘየለዉ እቶም ዝተእሰሩ ብሓቂ እዚ ዘረባ ኣብዞም ሕጂ ኣብ እሱርቤት ዘለዉ ኣብዝጺሕሎም ዶ ።እንተ ዘብጽሓሎም ነይሩ ቅሩብ ምተዳለዉ ነይሮም ግን ዘረባ ክልተ ከይ ሰማዕካ ኣይትፍረድ ዝብዝሃል ኣሎ ፡ ክነደይ ዓመት ዘይ የዝንተወ ሕጂ ዋላ ሓንቲ ኣገዳስነት ዘሎዎ ኣይመስለንን።ናይ ኢሰይያስ ክፍኣት ኩሉ ፈሊጥዎ ብርጌድ ንሓመዱ ተንሲኡ ኣነ ቅጥቂጥዎ ኣሎ ። ዝገርመኒ ንኢሰይያሳ ካብ ደገፍቱ ኤሪሳት ትህብዎ ቦታ ይዓቢ ፡ኣይትሰርሑ ማለተይ ኣይ ኮነን ብዛዕባ ብርጌድ ንሓመዱ ብኩሉ መዳይ ብከመይ ይዓቢ ኢልኩም እንዶ ተዛረቢ ሕጅ ጊዜ ተሪክ ኣይኮነን ጊዜ ምስራሕ እዩ ነቶም ዝተረፉ ካብ ምድሓን ዓድና ምምላስ እዩ ይብለ ምስ ናይ ይቅረትኡ።

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 ปีที่แล้ว +3

    ኢሳያስ ኣፍወርቂ ናብ ፖለቲካ ኤርትራ ካብ ዝቕልቀል ኣትሒዙ፣ እሙን ሰላይን ኣገልጋልን ረብሓታት ኣሜሪካን ሲ ኣይ ኤን ኢዩ። ስለዚ እዚ ምስ ኣሜሪካን ስ ኣይ ኤን ኮይንኩም ካብ ስልጣነይ ክትኣልዩኒ ሓሲብኩም ኢሉ ነቶም ጉጅለ ዝኸሶም ዘሎ፣ ብኣንጻሩ ኢዩ። አመሪካን ሲ ኣይ ኤን፣ ነቲ ንኢሳያስ ገጢሙዎ ዝነበረ ካብ ስልጣን ናይ ምግላፍ ዕጫ ብኸመይ ገይሩ ከም ዝገጥሞን፣ ነቶም ደለይቲ ለውጢ ብኸመይ ከም ዘወግዶም ምኽርታት ለጊሶሙሉ ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም። ኣብ ኤርትራ ብስርዓት ኢሳያስ ዝናፋሕ ሓደ መሰረታዊ ሓሶት ኣሎ፣ ኢሳያስን ኣሜሪካን ጽልእ ምዃኖም ዝብል፣ እዚ ግን ጉልባብን ንህዝቢ ኣታሊልካ ንዘይተወሰነ ግዜ ኣብ ስልጣን ኮፍ ንምባል ዝዓለመ ኢዩ። ኢሳያስ ወላ ኣብ መድያ ከም ጸላኢ ኣመሪካ ኮይኑ ክቐርብ እንተ ፈተነ፣ እቲ ሓቂ ግን፣ ኢሳያስ መጋበርያ ናይ ኣሜሪካ ረብሓታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ኪኖኡን ኢዩ። ኤርትራውያን ነዚ ሓቂ ክሳብ ዘይተረዳእና፣ ኢሳያስ ክሳብ ካብዛ ዓለም ዝቃበጽ ከታልለና ክነብር ኢዩ።

    • @munir5489
      @munir5489 ปีที่แล้ว +1

      ኣማንካ ወደይ ፣ ኣሜሪካ እንተደሊዮም ብዓባይ ዓባይቶም ክጭፍልቁዎ ይኽእሉ ። ሰኪቱ የዋህማ ኣሎ ነዛ ሰበይ ።

  • @eritreanhabesha2095
    @eritreanhabesha2095 ปีที่แล้ว +1

    Eta mixhaf timali wedeaya tetaese bka zeyenbebkwa ile kolel bizeyka ite nfelto kalei welhanti mistir zbahal aywxen sq ilka qedemu tegadalay yearg ember aylbmn u

  • @abebagebremeskel8465
    @abebagebremeskel8465 ปีที่แล้ว

    Why is this story not told by Eritreans??????

  • @gm5215
    @gm5215 ปีที่แล้ว

    ንምንታይ እስያስ አብ ምዕራቡ ሕጂ ንምንታይ አቐዲምካ ዘይተዘንተወ መስደመም በሉ ቀጽሉ ንሕና ሰማዕቲ ና

  • @Hankewta8196
    @Hankewta8196 ปีที่แล้ว +1

    ስብሓት ስጉምቲ ንውሰደሉ ኢሉ: ኣብዮም እሞ በሉ ምሳኹም የለኹን ምባሉ ቅኑዕ ኔሩ:: ምኽንያቱ ማእሰርቲ እዩ ዝጽበዮ ኔሩ::

    • @Yyyyyywf5vh
      @Yyyyyywf5vh 3 หลายเดือนก่อน

      Abeyena gize eyu komu eilu bro

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw ปีที่แล้ว

    Ezi kulu SB zfelto eu oti swur zgebro geban ygelx ynasah kedamagr hzbi zfelto ytntn wedage guhla mesfun bela sbe eka nmenka ktedanagr hji kulu felitka eu

  • @zemehretweldemariamandehai6697
    @zemehretweldemariamandehai6697 ปีที่แล้ว

    ናይና ናይዓርስና ናይ ክልል ትግራይ ጥራይ ከነተኩር እነህና ኾለል ይአኽለና አቶም ሐሸዉቲ ሐደ ሚልዮን ፈረቃይ እዮም ሞቶሙና!

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 6 หลายเดือนก่อน

    ካብቶም ቅድመኹም ዝነበሩ ዘይትማሃሩ ኣኽላባት ቅድሜኹምኮ ካንሰር ትርፍራፍ ጀብሃኮ ልዕሊኣርባዓመትዮም በኽዮምን ቆዚሞምንን በኽዮምን ሓስዮምን ።🐈 🐕 🐕 🐈 🐕 🐕 🐈 🐕 🐈 🐕 🐈 🐕

  • @tomorrowisgift7723
    @tomorrowisgift7723 ปีที่แล้ว +1

    መሓመድ ቐይሲ "superman" ኢሉ ገኒጽዎ ኔሩ ንመስፍን ሓጎስ።

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai62 ปีที่แล้ว

    Bihaki Zihifirin zihizinin.....keydi Mexawedya. Endhir serey aymeleskiwan zbil milash tetewahibuka......emo echa nay kedamot zihatetu axebika tifelit seb. Sugumti kwesed tigidiguni alekum kab belekum.......ezi hiji kuwen qoynu zello echa hatetin eza hagerin ab ed ezi Lulawinet Eritrea zeywhatelu telam baita bi mihdag............Gefih bi nahri Hizbi zebriselu hager ab hadega zewdikelu MAITSO KEFITKUMULU.......
    NISU kea Nethi edel ab mitikam ayhameken bitighat dema wefri tifatna yserhalu allo.

  • @mulugetanegash594
    @mulugetanegash594 ปีที่แล้ว

    ጉጅለ 15 ክትብሉ መሬት ጸልሚትኩም ። move on please. It is boring .

  • @loveumom8428
    @loveumom8428 ปีที่แล้ว +1

    ሕንቕ ኣቢሉ ፈረጥ ዘይብሎ ኣብቲ ቤት ጽሕፈት። ሓደ ዓዱ ኣይፍከጥ ዓዱ ከምዚ ገይሩ ክጻወተሎም ይገርም እዩ።

  • @resomoscar6112
    @resomoscar6112 ปีที่แล้ว +1

    Mesfun hagosn Sfhat efremn nG15 etom yehlifom neseyas zhabwom eyom mknyatu mesfun hagos abzi suqkeblo zkeale guday ezi eyu ele yhasb

  • @solomonaraya6470
    @solomonaraya6470 ปีที่แล้ว +1

    It feel like you are reading a fiction,not a real story,the real once are vanishing, even Mesfin isn't going to tell you .

    • @luliteklay5864
      @luliteklay5864 ปีที่แล้ว

      That is true. I am in Eritrea, and 1 person tells us that story before 5years

  • @wedajenehe
    @wedajenehe ปีที่แล้ว

    Gedefu plz ne Dr abiey tselaina dil aythabuwo... ezi ሰነድ ትዛረቡሉ ዘለኲም darga kulu eritrawi yefleto eyu .. heji gen saatu aykonen .. plz timing ne halu...ab guday sovereignity eritrea 🇪🇷 hadega weriduna alo abzi focus negber... sorry gen kabakum lebime maletey aykonen , hasabey share kegeber selezedelku eye " eritrea first"

  • @naomimillion7323
    @naomimillion7323 ปีที่แล้ว

    ሰብኣይ ግን ን ሓደ ሰብ ሙኻን ስኢኖም ማለት ድዩ

    • @awetaweasemblnio3215
      @awetaweasemblnio3215 8 หลายเดือนก่อน

      Kula Abe Seria Ashiniuwa Eyu 😂😂 Ade Welida Temken

  • @asterwoldemariam7812
    @asterwoldemariam7812 ปีที่แล้ว

    yekenyelna erisat nezi habereta nehezbi kefelto megebar.🎉🎉🎉🎉😂

  • @G.Mchannel
    @G.Mchannel ปีที่แล้ว +2

    Issias bahaki gignan tebaen iyu zbelon zhasbon hanaxi ykun aenawi nay lbu zgebr gigna eleyo aleku

    • @michaeltedla7034
      @michaeltedla7034 ปีที่แล้ว

      Zdegagem xebxab bezihu sgumti trah Ayu.

    • @michaeltedla7034
      @michaeltedla7034 ปีที่แล้ว +1

      Intay iyu nay isayas zytebahle yelen editoryal bezihu nhzbi zteqm mskrnet bzeytexareye were dkam trah iyu trfu.

    • @Hadera-od7jn
      @Hadera-od7jn ปีที่แล้ว

      Jigna wedi jignan telam seytan agame eseyas afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray 3.5 million sherekrkh abilina aye eritreawi tarikhu ka yigeltsilu alewu! Kkkkk

  • @Heni-nc5nb
    @Heni-nc5nb ปีที่แล้ว

    True lies 😂😅

    • @GeezSpeaker
      @GeezSpeaker 7 หลายเดือนก่อน

      Amharay Adgi

    • @GeezSpeaker
      @GeezSpeaker 7 หลายเดือนก่อน

      Cha Cha 🫏🫏🫏

  • @okbuhaile5290
    @okbuhaile5290 ปีที่แล้ว

    Iseyas nmtfaom..nnewih gzie u tedakliyu...ksab kindzi gzie mhabom yehzin.

  • @TemesgenWelday-l7o
    @TemesgenWelday-l7o ปีที่แล้ว

    ድምጺ ዜሮ

  • @YonasAbrha-b4d
    @YonasAbrha-b4d 2 หลายเดือนก่อน

    Izi snhat zereu semia yednqo niere belih iyu ile blhi beynu gn trgum kemzeyblu terrdia qnina zeyblue weywn qdmiu nay zmeberom xli zeyrse hne kfedi ilu mano athizwom malet iseyas kwged alewo ilu

  • @sabahaile4297
    @sabahaile4297 ปีที่แล้ว +1

    ናይ መስፍን ክእመን ኣይክእል ኢዩ። ቀንዲ ተጠርጠሪ ሰብሃት ኤፍረም መስፍንን ኢዮም የሕሊፎም ሂቦሞም

    • @eritimes
      @eritimes ปีที่แล้ว

      Men be’leki?

    • @garangakook7001
      @garangakook7001 ปีที่แล้ว

      ሸርሙጣ ታሪኽ ዘይትሰምዒ ሱቕ ኢልኪ

    • @resomoscar6112
      @resomoscar6112 ปีที่แล้ว

      Ab hasabki ysemamae eye

    • @emanuelewayhezbi591
      @emanuelewayhezbi591 ปีที่แล้ว

      Nesu serhu yesrh alo natna senna eye seab mekan gedfnio

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn ปีที่แล้ว

    Ant sirah sinkum dikhum libiweled tesmuna! Rubbish!!!😂

  • @munir5489
    @munir5489 ปีที่แล้ว

    መስፍን ዕድል ሱኢኑ እምበር ካብ ኢሰያስ ዘይፍለ ውሽጡ ጉድጓድ እዩ ። ቡጹእ ክመስል ከኣ ዝሕባእ ሓቢኡ መጽሓፍ እሕቲሙ ። ጸዓዱ ፖሎቲከኛታት መጽሓፍ ክሕትሙ ከለው ሂወቶም ሙሉእ ዝገበርዎ ገሸናትን ግፍዕን ሓሶትን ይድሕድሕዎ ዳርጋ ንሰሓ ምስ ፈጣሪ መተዓረቂ እዩ ። ናይ መስፍብ ግን ቁኑዕ ከም ዘይኰነ ኩሉ ነገሩ ካብ ኣብ ሕሉፍ ዝገበሮ ቃልመሕተት ፣ ኣብ ዓይኑ ሪእኻ እተፈልጦ እዩ ። ሓቂ ዘይከሓድ ዕደመ ንእሰነቱን ፍልጠቱን ሂወቱን ኣበጂዩ ንኤረትራ ፣ ግን ክንደይ ሙሁራት ራኢ ዝነበሮምን መንእሰያትን በሊዑ ምስ እሰያስ ኰይኑ ። ን G15 ኣብ ጉድጓድ ገዲፉዎም ከኣ ንክሃድም ብእሰያስ መንገዲ ተኸፊቱሉ ።

  • @Zegenfo
    @Zegenfo ปีที่แล้ว

    እንዳ ኤረሳት ካን ኣኺሉኩም በቃ ጽውጽዋይን ቤላቤውን ኮይኑ ስራሕኩም በቃ?
    መስፍን ሓጎስ ዳኣ በየናይ ምዓንጡ እዩ ምስ ኢሰያስ ክታረኽ?
    እዚ ዉጹእ ሓሶት እ ዩ: መስፍን ዳኣ ሙቅሉል ባሪያ ናይ ኢሰያስ ኮይን ንጽሃን ተጋደልቲ ካብ ምርሻን ሓሊፉ ካልእ ከግብሮ ዘኽእል ዓቅሚ ከቶ ኣይነበሮን። ኣምሓሩ ክምስሉ ከሌባ ተቀባይ ሌባ ከም ዝብሉዎ Erisat ድማ professionalism ከም ዘይብልኩም ንምርግጋጽ ኣብ ቃልሲ ንዘይነበረ ኮታስ ካብ ዝወጸሉ ግዜ ኣትሒዙ ዓንቃፊ ቃልሲ ንዝነበረ ኣረጊት ሰብኣይ ዘይ ዋዓሎ ታሪኽ ንከልብሱዎን ጅግና ንከምስልዎን ,ከቀናዢውዎን ንዝዕሩ ሰባት ባይያ ብምሃብኩም ገዛኹም እንዳ እቶቦሎ ከም ተቀየረ ተሪኡና ኣለኹም።
    ካልኣይ ነገር, ድማ እዚ ጭራሽ ናይ ሓሶት ዛንታ ከም ምዃኑ ዘረጋግጽ ምስ ኢሰያስ ከምዚ ኢልካ ብምፍጣጥ ተሟጊትካ ብጾትካ ብጅምላ እንዳ ተኣሰሩ ብሕጋዊ ብኣይሮፖርት ምውጻእ 60 እንተ ዘይብላ ዘይውሓጥ ድራማ ኢዩ።