ዝኽሪ ከዋኽብቲ - ጀነራል ዑቕበ ኣብርሃ - ብኣስመሮም ሃይለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024
  • September 18, 2021 - Eritrea - A memory that never fades
    18 መስከረም 2001 ዝኽሪ ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ
    Radio Erena is Eritrea's only independent and impartial radio broadcaster. We reach 500,000 listeners weekly in the country and are followed by more than 100,000 people online.
    Follow us online:
    Website: erena.org
    Facebook: / radioerena
    X: x.com/RadioErena
    You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone: +33 6 34 90 96 97
    Or by email: newsroom@erena.org
    #Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
    #eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

ความคิดเห็น • 108

  • @gabrieltekie9164
    @gabrieltekie9164 2 หลายเดือนก่อน +9

    Thank you for presenting a complete summary of the beloved hero, General Oqube. With him, Eritrea Nationalism has been buried. Let's not forget it! We lost our Eritrinization, left with Isaiasization, a friend of the enemies of the Eritrean people. Thank you!!❤

  • @TekluOkbamikeal
    @TekluOkbamikeal 2 หลายเดือนก่อน +14

    ጅግንኣ ዘይተኽብር ሃገር ህላውነታ ውሑስ ኣይኮነን
    ንጅግንነት ክብሪ ስለ ዘየብላ ጅግና ትስእን ውላውንውታ ነበረ ነበረ ይኸውን
    ሃገርና ሃገር ዝኾነት ብጀጋኑ ጴጥሮስ ብርሃነ መስፍን ዑቅበ ፍሊጶስ ስብሓት ወዲ ዓፋ ዓሊ እብራሂም ጠዊክ እቲ ዝርዝር ብዙሕ እዩ
    በጃኩም ጀጋንኩም ኣክብሩ ዘክሩ ሃገርና ክትቅል ክትከብር

    • @FkreSmret
      @FkreSmret 2 หลายเดือนก่อน

      ፍሊጶስን ስብሓትን ከ ደኣ ካበይ ኣምጺእካዮም

    • @TekluOkbamikeal
      @TekluOkbamikeal 2 หลายเดือนก่อน

      @@FkreSmret ዝገበርዎ ገበን ብገመኖም ይሕተቱ ብዓቢኡ ሕልንኦም ይሕተቶም
      ምትሓዝ ኣሶሳ ጸላእቲ ኣብ ዘይተጸበይዎ ክዝከር ፍሊጵስ ዝጉሰ ኣይኮነን
      ግንባር ደቀምሓረ ክብሳዕ ፍሊጶስ ዝዝለል ኣይኮነን
      ስርሒት ኮማንዶ ካብ ምህንዳሱ ክሳብ መፈጸምትኡ ስብሓት ዘሊልካ ምካድ ታሪክ ምትራፍ እዩ
      ምምሕዳር ጀማሂር ኣብ ኣወዳድብኡ ምምርሑ ስብሓት ቁጽሪ ሓደ እዩ
      ኩሉ ብዝገበሮ ኣፍ ፍርዲ ቀሪቡ ክሳብ ዘይተፈረደ ንጹህ እዩ ሕጊ እዩ ገበነኛ ዝብል ሰብ ኣይኮነን

    • @FkreSmret
      @FkreSmret 2 หลายเดือนก่อน

      @@TekluOkbamikeal እሞ ኣነኮ ዝብል ዘለኹ ፍሊጶስን ስብሓትንሲ ልቕሶ ዘድልዮም ሰባት ኣይኮኑኑን ማለተይ እየ።ምኽንያቱ ሂወታውያን እዮም ዘለዉ።እንተ እቶም G15 ግን ኣልቂስካ ውን ዝውዳእ ኣይኮነን ማለተይ እየ።

    • @TekluOkbamikeal
      @TekluOkbamikeal 2 หลายเดือนก่อน

      @@FkreSmret 100% ሓቅኻ
      ንዕኦም ክንደየናይ ከይንረክቦም ከይንመልሶም ንዘሕቀቆም ግን ከይንጸንት ነልቅስ
      ኣማን ብኣማን ሓቅካ

  • @mytekela8576
    @mytekela8576 หลายเดือนก่อน +4

    ጽቡቅ ሰነድ ሬድዮ ኤረና
    እቲ ዘንፈልጦ ታሪክ ኣይታትና ብጽቡቅ ብምስናድኩም ነመስገን

  • @Hagosdebesay-v3k
    @Hagosdebesay-v3k 2 หลายเดือนก่อน +7

    Thanks Radio ERENA❤ our heroes never ever forget ❤

  • @amanueltesfamaryam7940
    @amanueltesfamaryam7940 2 หลายเดือนก่อน +5

    እታ ንእስነቱ ወፍዩ ዝተጋደለላ ሃገር ከምዚ ክትፈድዮስ እንታይ መርገም እዩ ፡ ሬድዮ ኤረና ከኣ ኣምላኽ ይባርኩም ፍትሓውያን ሓቀኞታት ኣቦታት ስለ ዘላለክሚና

  • @መስታ
    @መስታ 2 หลายเดือนก่อน +16

    ንዕኦም ዘይትኸውን ሃገር ሰሪሖም ንሶም ኣውቲስታታታ ነዓናን ህዝብናን ጺዒኖም ጸዲፎም እሰያስ ከም መኽኒት ክቀርብ ሕመቆም ምክውዋል ጥራዩ

  • @ስጋኣቦይለ
    @ስጋኣቦይለ 2 หลายเดือนก่อน +12

    ኣሕ ተገሪሆም እንድዮም ኣያተትና እቲ ሕነ ናባና ኔሩ አንታይ ሞ ብውራጃን ቀቢላን ኛኽ ክብል ዚውዕል መንእሰይ ትፎ 😢😢

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 2 หลายเดือนก่อน +2

    አየ አያ ጀ ዑቁበ አቢሪሃ ዘይ ቢጻይካ ቢጻይ ኢትዮጲያዊ ኢዩ ።ተመን ዚነበረ ገበል አሚኒካ ህዚቢኻን ሃገርካን ሂወቲክ ለኪምካ ዉዲ ተኒቤን አቢሓጉኡ ጎኝደር ዚተቀቢረ ዘይኢመን አሚንካ ።አያ ዑቁበ መንገሰማይ የዋሪሲካ ዒራዒሮ ይቲረፍካ።።።።❤❤❤።።።

  • @fitsumabedefisseha4889
    @fitsumabedefisseha4889 2 หลายเดือนก่อน +2

    የቐንየልና ረድዮ-ኤረና💙

  • @Bl35Bil
    @Bl35Bil 2 หลายเดือนก่อน +5

    Zfetwa medeb ❤❤❤❤❤

  • @KubsulSul
    @KubsulSul 2 หลายเดือนก่อน +9

    😢 ሃገር ክሸጥዋ ፈቲኖም ፣ መልሲ ናይ ደገፍቲ !

    • @YunesY-f2m
      @YunesY-f2m 2 หลายเดือนก่อน +2

      ሓዉ ንድሩዕ ምሽ ባዕሉ ናብ ወያነ ወረቀት ሰዲዱ ድሩዕ ይብል ኔሩ ካብ ንህግደፍ ንሓዊ ድሩዕ ንቀፍ

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 2 หลายเดือนก่อน +4

      @@KubsulSul መን'ዩ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪሙ ተደሚርና ዝበለ ብጀካ ጥሪት ህግደፍ 🤞

    • @amanuelteame5440
      @amanuelteame5440 2 หลายเดือนก่อน

      Zegremm 😢

    • @selamnegusse3443
      @selamnegusse3443 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@YunesY-f2mወይ ፖለቲካ እንዶ የብልካን ወይ ብመደብ ሰብ ከተታልል ኢኻ ትፍትን ዘለኻ። ቦትኡ ወይ ሓለፍነቱ ብዘፈቅዶ መሰረት ንፖለቲካዊ ግርጭት ብኹሉ ብመልእኽቲ በሓንሳብ ኮፍ ኢልካ ብምዝታይን ክፈትሕ ዝፍትን ኩናት ፈታሕ ከምዘይኮነ ዝኣምን ሓለዮት ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎን ጥፍኣት መነእሰያት ኤርትራ ዝስምዖን እዩ።
      ወይ ተመሃር መሳርሒ ንህዝቢ ዘጥፈኡ ሰበሰልጣን ኣይትኹን🙏

    • @ukbitarefe5598
      @ukbitarefe5598 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@YunesY-f2m እሞ ዘይ ኲናት ደው ይበል ህዝቢ ኣይነጥፋእ ግደፉ ዝበለ። ካብ ተራኺቦም ዶ ገለ ምባል እቲ ኣጀንዳ ርክብ ዩ ኣገዳሲ ዓርኩ!

  • @titihaile4514
    @titihaile4514 2 หลายเดือนก่อน +4

    ምሕያርን ሞትን ሓደ ኢዬ!!!
    ጀ ነራል ዑቅበን ብጾቱን ናይ ጅግናን ጀግንነት ነባሪ ታሪክ ንዘንት እለት ምስ ግዜን ቦታን ዘይሃስስ ስሩሕ ሕቶታት ብዘይ ነግ ፈረግ እቲ ዝኣምነሉ ኣቀሚጡ ሓሊፉ ኢዩ።
    ዑቅበ ካብቶም ኣብ ባይቶ ብዘይ ሽለብ ገለብ
    ብድፉረት፣ ነቲ ዝስመዖ ብዓውታ ደርጉሕዎ ኢዩ።
    እቲ ስርዓትን ዓሻኩሩን ግን እዞም ትላንት ምስ ወያነ ርክብ ገሮም ንኢሳያስ ካብ መንበሩ ሓላፉነቱ ከውርድዎ ደልዩም ኢሎም ናይ ጡሩምባ፣መለከት ብወግዒ ተነፊሑ ኢዬ።
    ሓቂ ኣብዘይ ግዜኡ ሖሶት ኢዩ ምስ ግዜ ግን ሓቂ ኢዩ!!!?
    ኣብቲ ግዜቲ ኣብ 200 ዓ.ም ናይዞም ጅጋኑ ዝገበርዎ ሓቂ ከም ዝገበርዎ ኣምሲልካ ዘይ ስሞም ተወንጂሎም ዓቢ ሃስያ ወሪድዎም ምስ ስድራቤቶም።
    ሕጂ ግን እታ ሓቂ ኣብ ግዜኣ ኮይናስ ብዞዕበኦም ብትሪ፣ብዓውታ፣ዝባንካ ቀሊዕካ ታሪኮም ዝትንተነሉን ዝዕንበበሉ ስለ ዝኮነ ተመስገን ንብል ነቲ ሓቂ ።
    እቲ ስርዓቱን መዳከርቱን ከኣ እንቓዕ ማይ ሓቁኖም ተረፉ እቲ ሆይ ሆይ ዴንከራን ኣምስሉነትን።
    ሞት ድኣ ዕጫ ወድስብ እንድዩ እንቋዕ ከኣ ታሪኩም ዝውርቅ ረከበ፣ካብዚ ዝዓቢ ዕግበት የለን ቅስኑ።
    ጅነራል ዑቅበ ኣብ እስር ቤት ነዚኩሉ ዓመታት ኢሕ እንዳበልካ ዘሕለፉካዩ ዋጋ ዝከፈልካሉ፣
    ዋግኡ ከቢድ ኢዩሞ፣!!? እቲ ዋጋኩም ንምክፋል ስለም ኣንብልን፣ኣይንዛነን ከምቲ ንሓቂ ዝሓቀቅኩም❤
    ንሕናውን ናይ ኩልኩም ኣብ ሓቂ ንምሕቃቅን። ምስያፉን ብዘይ ጥርጥር ኣብ ቦታና ኣሎና።

  • @tsegaredi4624
    @tsegaredi4624 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you for our hero. Always remember you

  • @biniambein8657
    @biniambein8657 2 หลายเดือนก่อน

    General Eqube Abraha, he was kind, humble, and calm person I will never ever forget him.

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 2 หลายเดือนก่อน

    The best teacher is our lost,their story is our best lessons. Live long our hero’s
    Thank you ❤❤❤

  • @FkreSmret
    @FkreSmret 2 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ኤርትራዊ ኮይንካ ነዚ ታሪኽ እዚ ክትሰምዕን ክትርእን ወዲ "ከብቲ"ወይ ከኣ ወዲ እንስሳ ምዃን ምሓሸና።ብኻ ደርጊ ስዒሩና😢😢😢😢😢

  • @merhatsionhabtemicael2860
    @merhatsionhabtemicael2860 2 หลายเดือนก่อน +3

    Btami xubuk medeb kexlo

  • @fesehesionhailo8945
    @fesehesionhailo8945 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks for history 🏁👏🏾

  • @GhebrezghiShimhalal
    @GhebrezghiShimhalal 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቕዘራ ሓደ ዕሉል ሰኽራም፡ "ኣይኸሰርናን፦"
    ግርህና ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ መጻወድያ ተዃሉ ኣእትዩ ኣብ ናይ ምድንጋር ህሞት ኣትዩ ግዳይ ኮይኑ ክነብር ይቕሰብ።
    ክሳብ መዓስ ግን፧ በብሓደ ሰብ ወሓደ፦

  • @fesehesionhailo8945
    @fesehesionhailo8945 2 หลายเดือนก่อน

    My hero general Aqbe Abraha the king of (semenawi mbrakk shall)🏁🙌👏🏾thanks.

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 2 หลายเดือนก่อน +2

    ደማሙ ምስ ወጻ ኣናጹ ከምድላየን ይጻወታ እዩ ነገሩ
    እቲ ዝገርም ኢሰያስ ክብረት ናይ ሰብ ስለ ዘለዎ ዘይኮነ መሊስሉስ እኩል ጊዜ ረኪቡ ንከጥቀዖም ጊዜ ንምርካብ ጥራይ እዩ

  • @kingjhon2126
    @kingjhon2126 2 หลายเดือนก่อน +5

    This is the best way to School our Youngsters
    Hats OFF Sir 🫡🫡

  • @እቲፈቓርስኩረይ
    @እቲፈቓርስኩረይ 2 หลายเดือนก่อน

    ዘሕዝን ፍጻመ

  • @GEO.16
    @GEO.16 2 หลายเดือนก่อน +4

    ተጋጊኻ ፡ መሓመድ ብርሃን ብላታ ብወግዒ ይቕሬታ ሓቲቱ ኢዩ ንስርዓት ኢሳይያስ ኣብቲ ግዜ ንምእሳሮም ዝቃራረብሉ ዝነበሩ፡ ከም ብዓል ሙሳ ራብዓ ተጋግየ ኢሉ ፌርምኡ ዝሳሓበ ኢዩ። ሕጂ ኣብዚ ደገ ምስ መጻ ዝብሎ ዘሎ ሓሶት ኢዩ እዚ ትብሎ ዘለኻ። እዚ ኩሉ ዝፈልጦ ኢዩ ናይ መሓመድ ብርሃነ ብላታ።

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 2 หลายเดือนก่อน

      ብልክዕ ንሕና ኣማሓዳሪ ከተማ ደቀምሓረ ዩ ኔሩ ንሰምዖ ዝነበርና ውን ይቕሬታ ከምዝሓተተ ዩ።

  • @meazamichael67
    @meazamichael67 2 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ተራካይ ፡ ታሪክ ሓቃኛታት ጀጋኑ ኣይብለን አዩ እንዳ ደመቀ ክነቢር አዩ።

  • @asmera2773
    @asmera2773 2 หลายเดือนก่อน +3

    Ketslwo tsbuki madeb

  • @mannamenasie3064
    @mannamenasie3064 2 หลายเดือนก่อน +3

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @binites7284
    @binites7284 2 หลายเดือนก่อน

    Tanks Rido erna en neza hager melu Sedrabtu tebgumlass ab shela hewtom kelfus betame eye zehazn kulu geze

  • @FilmonKfle-tr3xu
    @FilmonKfle-tr3xu 2 หลายเดือนก่อน

    Eti zehebinin lbka zsebrn jigna General Oqbe Abrha ab nay xbah eritrea brkbri kzker knebir eyu💙

  • @ukbitarefe5598
    @ukbitarefe5598 2 หลายเดือนก่อน

    The second full General Okbe Abreha 😢

  • @muller-desbele
    @muller-desbele 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ጥፉእ ኣይትዛረብ ዩ ምበር ቀንጻሊ ሙኻኑ እንዳፈለጡ ብሰላማዊ መንገዲ ምዝራቦም ተጋግዮም ንባዕሎም ግዳይ ኮይኖም ለኪሞምና

  • @FilmonIsak
    @FilmonIsak 2 หลายเดือนก่อน

    እልፊ ረሳሓት ጀነራላት ከኣ ክበሃሉ ሕጂ በዓል ኣብራሃ ካሕሳ ስብሓት ኤፏሮኦሞ😮

  • @eriadeinafike6567
    @eriadeinafike6567 2 หลายเดือนก่อน

    Yekeniyelna hawei

  • @solo850
    @solo850 2 หลายเดือนก่อน +3

    አብዚ ናይ ባይቶ ርክብ እቲ ብተሪር ዝተቛወመን ብዛዕባ ኩናትን ካልእን ዝሓተተን ጀ ብርሃነ ኢዩ

    • @abrahamtekle7090
      @abrahamtekle7090 2 หลายเดือนก่อน

      Suk eski bel mehayem bezaba birhane deyu zezareb zelo

    • @solo850
      @solo850 2 หลายเดือนก่อน

      @@abrahamtekle7090
      ዋእ አታ እንታይ ዓይነት ነዃል ርእሲ እኻ ድአ ንስኻ 🙈ማሃይም ምዃንኳ ባዕልኻ ትዛረብ ታርኽ ናይቲ አብቲ ባይቶ ዝነበረ ምዝሪራብ ፈትሾ ሞ ሽዑ ተዛረብ ያ በግዕ ኢንታይ ወርድዎ እዚ ህዝቢ ወደይ ክንደይ ኢዩ ጼሩ ዘሎ።

    • @abrahamtekle7090
      @abrahamtekle7090 2 หลายเดือนก่อน

      @@solo850 ሰክት ያኸ መጀመርታ አቲ ኣርአስቲ ብዛዕባ መን አዩ ዘሎ ክትርዳአ ኣይትኽአልን ዓምያን ብዛዕባ ዑቕበ ኣብርሃ ይዛረብ ኣሎ አምበር ዝኾነ ካልአ ሰብ ኣብ ባይቶ ኣይሓተትን ኢሎምኻ ድዮም አቲ ቀዳድ ኣውራጃዊ ሓንጎልካ ስፈዮ ባምባ ኢኻ ንስኻ

    • @solo850
      @solo850 2 หลายเดือนก่อน

      @@abrahamtekle7090
      አይበይ ድዩ አውራጃይ አነ ቦግ በል ብእልፊ ፀበብቲ ባ ተዋረደ ህዝቢና ኢዚ ብርሃነ ወዲ ሰራየ ኢዩ አነ ወዲ ሰንሒት ኢየ በጃኻ እስኪ ተኸወል ነቶም ዝገዝኡልካ ሸጠሎም ለካ አውራጃዊ ስለዝኮንካ እኻ እዚ ገዛ ንዓኻ ቦታ የብን ውፃእ ተምላስ ዋሕድ

    • @abrahamtekle7090
      @abrahamtekle7090 2 หลายเดือนก่อน

      ሰንሒት ዋሒድ ንኻልአካ ከምኡ በሎ

  • @aronkifle2423
    @aronkifle2423 2 หลายเดือนก่อน

    Where is he son named Aron

  • @ftatekeste134
    @ftatekeste134 2 หลายเดือนก่อน

    Mengste semay yewarisio general biteweded is the special one

  • @Dawitsiele
    @Dawitsiele 2 หลายเดือนก่อน

    ዕቊበ ሽደን!!!❤

  • @AaronZeraiMilyoab
    @AaronZeraiMilyoab 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ

  • @tsegaredi4624
    @tsegaredi4624 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 2 หลายเดือนก่อน +1

    Radio መቐለ ባህላውያን ጀነራላትኪ ምኸሪ ወይ ትድከሪ ካብዚኣ ብዛዕባ ኤርትራ ጽቡቕ ትምነ ተለኻ ኤርትራዊ ባሃም ኢኻ
    ካብ ድምጺ ወያነ እንታይ ይፈልያ ካብ ሓሰና ካብ ሬድዮ ወጋሕታ ትግራይ

  • @amanuelteame5440
    @amanuelteame5440 2 หลายเดือนก่อน

    Mesteom Nenebro alonae😢😢😢

  • @ጆጋር_ትግርኛ
    @ጆጋር_ትግርኛ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓሕ🥲

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks Radio Erena.All didn't know Esayas was evil to all Eritreans .Ambitious to rule Ethiopia too and kill. Genn .Eqube hero.

  • @davidDavid-kn2dq
    @davidDavid-kn2dq 2 หลายเดือนก่อน

    Just look at the video beside Isias none of them is alive why ??? Question for all of us Eritreans?????

  • @essayasmogos
    @essayasmogos 2 หลายเดือนก่อน

    ንኣናብስ ዘይ ትከዉን ሃገር ሰረቅቲ ጉጅለ 60

  • @habtomgebrengus-it1om
    @habtomgebrengus-it1om 2 หลายเดือนก่อน +1

    You have too much mistakes about general Okbe Abraha.
    Study carefully first.
    In your correction about Mehamed Burhan Blata, the first was right. He was with the big group of opposition of the leaders. But they withdrew and he was one of them. The 15 members were the ones they didnt accept to withdraw their opposition of the president.
    Wedi Blata was not member att the eleventh hour of the signiture.
    Yes he is in Sweden but he gave up before the signiture of the 15 members.
    Correct if you can.
    He is opposing the government but it does not mix with the g.15.

  • @tadesehagos3746
    @tadesehagos3746 2 หลายเดือนก่อน

    ጀ ዑቅበ ብቅዓትካ ሰራሕተኛታት ሚ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ክምስክሩን ብዓኻ ከዕልሉን ጸኒሖምና።ብዓብዩ ሃገር ዕድል ኣይገበርትን ከም ኣባል ሚ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዕድል ኣይገበርናን። ኩሉ ስነፍልጠታዊ ኣመራርሓኻ ክምስሩልካ ጸኒሖምና።

  • @Hanibalwelday
    @Hanibalwelday 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቀጽልዎ ሬድዮ ኤረና
    መኣረምታ ግን ኣብ ኤርትራ 3 ጀነራላት ዶ ኣይኮኑን ዘለዉ
    ካብ 2 ጀነራላት 1 ዝኮነ ጀነራል ዕቅበ ኢልኩም

    • @Mezekreritrea
      @Mezekreritrea 2 หลายเดือนก่อน

      3ይ ድኣ መን እዩ?

    • @Hanibalwelday
      @Hanibalwelday 2 หลายเดือนก่อน

      @@Mezekreritrea ፍሊጶስ

    • @Mezekreritrea
      @Mezekreritrea 2 หลายเดือนก่อน

      @@Hanibalwelday ፍሊጶስ major General eu not General

    • @YunesY-f2m
      @YunesY-f2m 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@Mezekreritreaዕቁበ መዓስ ኢዩ ምሉእ ጀነራል ዝኾነ ጌጋ ኢዩ ምሉእ ጀነራል ሓደ ኢዩ

    • @Mezekreritrea
      @Mezekreritrea 2 หลายเดือนก่อน

      @@YunesY-f2m
      ንዓይ ዲኻ ክትምልስ ኔሩካ ነቲ ቅድመይ ዝጽሓፈ?

  • @teswedigrma23
    @teswedigrma23 2 หลายเดือนก่อน

    ጅግንነቶም ኣርእዮም ሓሊፎም ኢዮም ታሪኮም ግን ክቅቨር ኣይከኣለን፥ሓወልቲ ክስርጋሎም ኢዪ፥እንተቶም ገበርቲ ክፉእን ሰዓብቱን ግን ታሪኮም ንሓዋሩ ክጠፍእ ኢዪ፥
    ካብ ዞም ዝተሰወሩ ጀጋኑ ግን ናይቶም ብሂወት ዘለው ከም በዓል ጀ፥ስብሓት ኤፍረም ብደው ዝሞተ ዝከፍእ የለን፥
    ስብሃት ኤፍረም ብነዊሕ ገመድ ተኣሲሩ ይሳቀ ኣሎ፥ ኣብዚ ግዜ ስብሃት ኤፍረም ታሪኩ ሃሲሱ ኣብ ዜና ቲቪ ኤረይ ይጠፍእ ኣሎ፥
    እዙ ከኣ ክልተ ሞት ተባሂሉ ይግለጽ፥ከም ጅግና ምስ ብጾቱ መኪሩ ግን ዝከደዐ ህማቅ ሰብ ኢዪ፥ ህጂ ይዘክሮም

  • @rastasirak7758
    @rastasirak7758 2 หลายเดือนก่อน

    Elama malet entay malet eyu ?eti zijemero kisab mewedaeta zebixih ziqales dyu walas sherteftef zibele eyu?

  • @altabob150
    @altabob150 หลายเดือนก่อน

    💔💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢

  • @tsegaygoytom8339
    @tsegaygoytom8339 2 หลายเดือนก่อน

    ዓለምና ሓቂ ገዲፋ ሓሶት ኣብ ትኣምነሉ ግዜ ሰላም ኣይ ክህሉን ዩ!?
    -ገጽ ድሩዕ
    -ጴጥሮስ
    -ዑቕበ
    ስኢንካ ገጽ ጎሓፋት ማንክን ሓጎስ ኽሳን ምርኣይ ውን ሓጥያት ዩ!፧
    ዓኽ ኣኪሉና ድዩ ክንቁዙም ክንነብር?

  • @tesfaluulmichael9222
    @tesfaluulmichael9222 2 หลายเดือนก่อน

    😢

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 2 หลายเดือนก่อน +1

    *G15 * ንኢሳያስ ጽቡቅ ጌሮም እንዳፈለጡዎ ዘይምሕር ቀታሊ ተመን ወዲ ተምቤን ከምዝኾነ ምስክር ናይ ዓይኒ ክ'ንሳቶም ክንዲ ቀልጢፎም ስጉምቲ ምውሳድ ተገምጢሎም - ንኢሳያስ ኣኼባ ግበረልና ፣ ኢልካ ምህታት እሽነት ጥራይ'ዩ ኔሩ ።
    ** ዲክታቶርር ብብረት ጥራይ'ዩ ዝዕለ ።**

    • @YunesY-f2m
      @YunesY-f2m 2 หลายเดือนก่อน

      😂ኣየ እዛ ጽንጽዋይ እዚኣ ህዝባዊ ግንባር ካብ እግሪ ተኽሉ ዝመርሐ ክሳብ ናጽነት መሪሑ ንዝኣተወ ኢሰያስ ንተንቤን ከተስግሮ ብዝገበሮ ገባቲ ኣካይዳ ንቀፎ እምበር ልዕሊ ኢሰያስ ኤርትራዊ ኢየ ምባል ጽላለ ኢዩ ንፍቶ ንጽላእ ኣብዛ ሃገር ልዕሊ ኢሰያስ ጅግና የለን

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 2 หลายเดือนก่อน

      @@YunesY-f2m ደቂ ኣባት ጦር ኹሎም ብጀካ ኢሳያስ ኤርትራ የሎን ይብሉና - ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪሞም ድማ ተደሚርና * ከይፈተኻ ወዲ ተምቤን ዓጋመ'ዳ ትግራዎይ እምበር እንታይ'ዳ 😀😀😀

  • @shamlatsegai
    @shamlatsegai 2 หลายเดือนก่อน

    ዘኹርዕ ስራሕ፤ ኣስምሮም ጥራሕ ቀጽሎ

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we 2 หลายเดือนก่อน

    ዕቑበ ኣብራሃ መስኪን፡እዩ ነይሩ ተጋዳላይ ከሎ ዋላ ኣብ ነብሱ ዝነበረ ቑማል ኣይቐትልን እዩ ነይሩ ፍጡር እንድዩ ክማይ እንታይ ገይሩኒ እዩ ዝብል፡ነይሩ እዮም፡ዝንልዎ ብጾቱ።

  • @HabtegaGezae
    @HabtegaGezae 2 หลายเดือนก่อน

    Ahhhh atay emo jeganu b gewanu tefiom enber nsoms gbom germo eyom

  • @davidDavid-kn2dq
    @davidDavid-kn2dq 2 หลายเดือนก่อน

    They were too late or Isias already was controlling them so let history define them

  • @matewosghebre663
    @matewosghebre663 2 หลายเดือนก่อน

    Histrory will Talk l was with him All My Days And Nights In Sahel No Bady Know Noting one Day who is Bad Or good After Eritrea Independence Awet Nahafas For the Who Fight Tegadellti

  • @redios102
    @redios102 2 หลายเดือนก่อน

    ዝረብሕን ኒሕዘለዎን የለን ኣብ ኤርትራ።
    ድሕሪ ሕግልጅስ እንድዒ'ምበር ......

  • @moss3057
    @moss3057 2 หลายเดือนก่อน

    Kufue nay edu krekb eyu haki akbern eyu 🥺

  • @FreeEritreaFromIsayas
    @FreeEritreaFromIsayas หลายเดือนก่อน

    ሰለስተ ኣሕዋቱ ዘሰውኣላ ጀ.ዑቕበ ከም ከዳዕ ሸያጢ ሃገር፡ ሻውዓይ ርእሱ ወጽዩ ሓደ እኳ ዝተሓንጠጠ ዘይብሎም ዝኣተዉ ኢሳያስ እሞ ኸኣ ሃገር ሕግን ስርዓትን ዘይብላ ንዜጋታታ ሲኦል ክትከውን ዝቐየረ ኢሳያስ ከም ጅግና ዝሕሰበላ ኤርትራ ስግንጢርዩ ናትና ነገር እህምምምምም።

  • @teswedigrma23
    @teswedigrma23 2 หลายเดือนก่อน

    ብዙሃት ጀነራላት ሪኢና ኢና እሞ ዘይንፈልጦም ክንስና ግን ብታሪኮምን በቲ ዝገበርዎ ንሓቂ ምዝራቦምን ግን ጀጋኑ ምካኖም ኣሚነ፥
    መራሕቲ ሻዕቢያ ግን ገመድ ንክሳዶም ሒዞም ኣትዮም ፥
    እዞም ኩሎም ጉጅለ 15 ግን ዕድል ገሬም ታሪኮም ብጋዜጣ ጽሒፎም ነብሶም ነጊሩዎም፥
    እቶም ተካሉ ግን ሓንቲ መዓልቲ ታሪኮም ከይተነገረ ጠፊኦም፥
    ን ኣብነት ፥ናይዝጊ ክፍሉ፥ዓብደላ ጃብር፥ጠዊል ፥ሙስጠፋ ፥ሓንቲ መዓልቲ ብዛዕቦኦም ከይተነገረ ደሃዮም ኣጥፊኦም፥
    ኢሰያስ ውን ታሪኩ ከይጸሓፈ ከይተዛረበን ክሓልፍ ኢዪ፥
    ሕማቅ ታሪክ ዝገብር ሰብ ኣለኩ እንዳበለ ይሓልፍ፥

  • @weldesilasileuntrasibhat5114
    @weldesilasileuntrasibhat5114 2 หลายเดือนก่อน +2

    መቸም ሞት እጫ ወዲ ሰብ ኢዩ
    መስዋእቲ ኡቕበን ብጾቱን
    ናይ ጅግንነት ጅግንነት ኢዩ
    ነባሪ ታሪኽ ምበር
    ነባሪ ሰብ የለን
    ናይ ቶም ዝጠለሙ ታሪኽ ግን
    ኪርድኡ ኣቕሚ የብሎምን ምበር
    1000 ጊዘ ዮም ሞይቶም
    ተጣኢስካ ዘይምለስ ጌጋ
    ታሪኽ ይቕረ ዘይብሎ ክድኣት
    ነባሪ ታሪኽ ምበር
    ነባሪ ሰብ የለን
    ስጋ መሽማሺ
    ኣጽሚና ውን በራሲ ኢዩ
    ወይለኻ ከዳእ !!!

    • @zrqrzsfcnppwjlzwfxe
      @zrqrzsfcnppwjlzwfxe 2 หลายเดือนก่อน

      Kahday wedi dkala…Haki merar eya….Merir ghena haki100/1000🎉🎉🎉🎉Great job…..

  • @michaelbahta2680
    @michaelbahta2680 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኽምዚኦም ዝኣምሰሉ በለሕቲ ዜጋን መራሓትን እሞኻ ብደንቢ ነዚ ጨኻን ኢሰያስ እንዳፈልጥዎስ ንትኣይ እዮም ዝጽበዩ ኔሮም??? ብጣዓሚ ልብኻ ዝስብር ኣጋጣሚ እዩ ::

    • @merhawisyoum6899
      @merhawisyoum6899 2 หลายเดือนก่อน

      ኢሰያስ ድኣ'ሞ ሓቅን ህዝብን ፈጣርን ኣሚኑ ስለ ዝከይድ ኩሊ ግዜ ዕውት እዩ።

  • @resomoscar6112
    @resomoscar6112 หลายเดือนก่อน

    ተገሪሆም እዮም እምበር ኣቀዲሙ ፈታቲንዎም እዩ

  • @SfghjyhdAsfdg
    @SfghjyhdAsfdg หลายเดือนก่อน

    Entay gebaray yu ezi wedi seraqi hray kone

  • @isaacyonas7320
    @isaacyonas7320 2 หลายเดือนก่อน

    ብምንታይ ምኽንያት ድኣ ካብ ብጸቱ ተሪፉ ምኽንያት ኣይሃብካን

    • @abitifili3597
      @abitifili3597 2 หลายเดือนก่อน +1

      ክትጽብቅ ሕዛ ሕቶ

  • @kibromzeru671
    @kibromzeru671 2 หลายเดือนก่อน

    ጂግናኮ ኣብ ምትከሉ ጠጠው ዝበለ እምበር ትኣኪብካ ሃገር ንሕቡራት ምንግስታት ነርከባ ድዩ ጅግንነይ ። ወይ ምስ ወያነ ተሰማሚዕና ምንግስቲ ንገምጥል ድዩ እሞኽኣ ሃገር ኣብ ዝተወጢራትሉ ግዜ ። ተጣላቒና ዝበሉ እኮዮም።

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 2 หลายเดือนก่อน +2

      ክክክክ ክሳብ ሎሚ ኣብ ሓሶት ጠቀነታት ጀጋኑ ኣሎካ ።ብድሕሪኦም ዝጠፍኡ ከ ኣበይ ኣሎዉ በዓል ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም?

    • @AmanMebrahtu-n1l
      @AmanMebrahtu-n1l 2 หลายเดือนก่อน

      @@akiyor3615tray elka nezi keda buxotu ni tenbenay yehlifu zihabe sbhat koray dehayu hitetelu mengstika xbuk geru ke koloso kolo dekiza berayu

  • @Haile-ym7qv
    @Haile-ym7qv 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻

  • @elsafessehaye9397
    @elsafessehaye9397 22 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏♥️💚♥️💚♥️💚♥️💚♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌🏨👍