#ጥምቀት_ኣይድገምን_ዩ_ማሕተም_ህይወትካ_ንበሮ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ต.ค. 2024
  • #ጥምቀት_ኣይድገምን_ዩ_ማሕተም_ህይወትካ_ንበሮ ……ሓንቲ_እምነት * ……ሓንቲ_ጥምቀት * ……ሓንቲ_ተስፋ * ……ሓደ_ጎይታ

ความคิดเห็น • 54

  • @mhrethailu-k5e
    @mhrethailu-k5e 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን

  • @lidyabereket7293
    @lidyabereket7293 8 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen

  • @misgnaadgawha1051
    @misgnaadgawha1051 8 หลายเดือนก่อน

    Amen amen 🙏🏻

  • @ammabarmarko
    @ammabarmarko 8 หลายเดือนก่อน

    Amen❤❤❤

  • @jeromehatake745
    @jeromehatake745 8 หลายเดือนก่อน +1

    Amen❤❤❤❤😊😊😊PaAmen

  • @mekonnen233
    @mekonnen233 8 หลายเดือนก่อน

    Amen 🙏 yehbiru

  • @EdenTesfay-uo7ww
    @EdenTesfay-uo7ww 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ክብረት ሃብኩም ክቡር ኣባ

  • @mercymercy331
    @mercymercy331 2 หลายเดือนก่อน

    ❤Thank you Abba!🙏

  • @merry7267
    @merry7267 8 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen 🤲 🙏 🤲🤲🤲🤲🤲

  • @teklaygebremichael4504
    @teklaygebremichael4504 8 หลายเดือนก่อน

    ኣባየ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @LuwamHabtom-i1x
    @LuwamHabtom-i1x 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bahguzemariam5490
    @bahguzemariam5490 8 หลายเดือนก่อน

    🙏❤️

  • @nazretmhreteab7827
    @nazretmhreteab7827 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @kemaitsemharay2753
    @kemaitsemharay2753 8 หลายเดือนก่อน

    Thanks Abba GodBless Amen 🙏 ❤❤

  • @nigistkidane5853
    @nigistkidane5853 8 หลายเดือนก่อน

    አምላኽ አገልግሎኩም ይባርኽ አምላኽ አሜን
    💕🙏🏽💕

  • @trhasweldemicael4628
    @trhasweldemicael4628 8 หลายเดือนก่อน

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌟🌟🌟🌟✌️✌️

  • @jesusismysaviour8611
    @jesusismysaviour8611 8 หลายเดือนก่อน

    Thank you Abba God bless you 🙏 ❤️

  • @kufludebesay5499
    @kufludebesay5499 8 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @TsegazeabSbhatu
    @TsegazeabSbhatu 8 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen aba

  • @trhastewelde8803
    @trhastewelde8803 8 หลายเดือนก่อน

    Thank you Aba tebareku

  • @trhastewelde8803
    @trhastewelde8803 8 หลายเดือนก่อน

    Nbrulna Aba

  • @TnsueOkbayes
    @TnsueOkbayes 8 หลายเดือนก่อน

    🌹🌹🌹❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹

  • @alganeshhabte
    @alganeshhabte 8 หลายเดือนก่อน

    Merhaba 🤲🤲🤲🤲🤲🌹

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ስምና ክብረት ማንነትና ኣነ ጸጋ ቀሺ ኣርኣያ ስላሴ ይብሃል ብዝኮነ ክሓተኩም ኣነ ተዋህዶ እየ እስኩም ኮተሊክ ኢኩም ስለዚ ብመንፈስ ቅዱስ ኣባ ክብለኩም ኣይክእልን እየ ግን በት ባህልና ከምቲ ብስጋ ኣጸዋዋዓ ንሰብኣይ ኣቦ ነደ ኣደ ከም ዝበሃል ኣቦ እገለ ክብለኩ ፣

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ምህግብታት ክሉ ንሪኦ ኣለና ነዚኦም ኣቦታትና ኣብ ገዳማት ዘልህዉ ስግኦም ኣድኪሞም መንፈሶም ግን እናሻዕ ይሕደስ

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ሎሚ ኩሉ ተላዒሉ ዘሎ ንተዋህዶ ንምፍራስ እዩ ተዋህዶ ብዙሕ ፈተናታት ኣለዋ ብዙሕ ክርዳድ ተዘሪእስዋ እዩ ግን ድሓን ፣ኣብ ግዜ ዓጺድ ክፍለዩ

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ምክንያቱ ኣነኳ ሓደ ሓደ እትዘሎ ፍልልይ ይርዳኣኒ እዩ ሓደ ናትኩም ካህናት ደናግላን ዘይተመርዓዉ ምኳኑም ፣ ኣባና ግን ሓደ ንማዕርግ ክህነት ቅድሚ ምብጹሑ ዲያቆን ኮይኑ እሱ ክኣ ገና ብንእሱ ኮሎ ንዕኡ ደጋፊት ትኮኖ ከምኡ ድንግል ዝኮነት ይምርዖ ድሓር ድማ ከም ቲ ጎይታና ወድ ሳላሳ ዓመት ምስኮነ ኩሉ ትጥምቀትን ካልእን ኮታ እታ ንሓዋርያት ዝተዋህበት ክነት ይቅበል መፍትሕ መግስተሰማይ ንሓዋርያ ጴጥሮስ ስለ ዝሃቦ።

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ብዝኮነ ኣነ ጸጋ ቀሺ ኣርኣያ ስላሴ ይባሃል ሓደ ሓደ ግዜ ሪኢተይ ይጽሕፈልኩም እየ ግን እታ ዝስራሕኩማ ቪድዮ ትኣሊዋ ኢኩም እተክነ ግን ብዓብኢ ኣምላክ ናይኩልና ማንነትና ስለ ዝፈልጠና ካብሰብ ተከዊልና ዋላሓደ ሂወት ዝህብ ኣይኮነን

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ትዘሎ እምነታት እተሪኢና ዋላ እዞም ፕሮቴስታትን ካልኦትን እተሪኢና ብዛዕባ ኮተሊክ ኣልዒሎም ኣይፈልጡን ንምንታይ ምክንያቱ ሓንሳብ ካብ ተዋህዶ ስለ ዝወጸት

  • @pastorezra43
    @pastorezra43 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣባ ዮናስ፡ ኣብኻን ኣብ ኣገልግሎትካን ኣኽብሮት ኣሎኒ። ኣብዛ ነጥቢ እዚኣ ግን ብዙሕ ጌጋታት እሰምዓላ ኣለኹ።
    ኣብ ካቶሊክ ኮነ ኣብ ኦርቶዶክስ ዝግበር ጥምቀት ህጻናት፡ ክትንስሕሉ፡ዝግብኣኩም ካብቲ ዘይመጽሓፍቅዱሳዊ ልምምዳትኩም ብዙሕ ሓደዩ። ነቲ በዚ ሃይማኖት እተገብረ ግጉይ ጥምቀት፡ በቲ ግቡእን መጽሓፍቁዱሳዊ ሓቅን ምእራሙ፡ ግቡእ ምዃኑ ከስምረሉ እደሊ። ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ብዛዕባ ሓዋርያት ክንዛረብ እንድሕር ኮና ክኣ ኣብት ሽመት ሓዋርያ ጴጥሮስ ንባዕሉ ድንግል ኣይነበረን ሓዋርያ ጳውሎስ ክኣ ድንግል ምኳኑ ንርኢ

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ካልኣይ እቲ ፍልልይ ኣብ ጥምቀት ክርስትና ኣብ ተዋህዶ ውህዲ ኣብ 40 ጓል ኣብ 80 ኣዳም ምስ ተፈጥረ ኣብ 40 ማዓልቱ ናብ ገነት ከም ዝኣተወ ሔዋን ድማ ኣብ 80 ማዓልቲ ናብ ገነት ከም ዝኣተወት

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ንኣብነት ድሓንስ ፍርሓት እግዛኣብሔር ዘለኩም ክትህልው ትክእሉ ግን እዝውሳነ ዚ ዋላካ እስኩም እተዘይ ተቀቢልኩሞ ኩሉ ከማኩም ክኸውን ኣይክእልን እዩ እታ ንኣምላክ ተቆጥዖ ክኣ ዝሙትያ ሪኡ ዝተመነየ ዘመወ

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    እሱ ጥራይ ኣይኮነን እት ዘሎ ተፈጥሮ ውን እተሪኢና ኣብ ግዜ ሕርሳ ወዲ እተወሊዳ 40 ማዓልታ ትነጽሕ ጓል እተ ወሊዳ ክኣ 80 ማዓልታ እያ ትነጽሕ ስለዚ ኣብታ ኣምሳሊት ሰማያዊት ኢየሮሳሊም ትምሰል ቤተክርስቲያና ብደም ክርስቶስ ዝተሰረተት ኣብውሽጣ እትርፍ ስጋ ደምን ወልደግእግዛኣብሔር ዝዳለወላ ዝኮነ ርኩስ ነገር ደም ኮነ ቁስሊ ዘለዎ ክኣትዋ ኣይግባእን

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ብዝኮነ ሕቶ እዝ ትሰብኩዎ ዘለኩም ካብ ቀደም ካብጥንቲ እታ ጥንታዊት ዝነበረት ተዋህዶ ሃይማኖት ዝተማሃርክሞ ኢኩም እትከመይ ቤተሰብና ካብ ተዋህዶ ናብ ኮተሊክ ዝኣተዉ ስለለ ዘለዉ ሓደ ብምንታይ ምክንያት ኮተሊክ ካብ ተዋህዶ ተፈልያ ? እት ፍልልይ እንታይ እዩ ብፍላይ ኣብዝስዓት እዚ ብዛዕባዚ ምስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ሃገርና ዳግማይ ተራኪብኩም እተትራዳድኡ ።

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ስለዚ ኣብዝውን ፍልልይ ዘሎ ይመስለኒ ከምኡ ውን ኣብ ቁዱስ ቁርባን ጎይታ ንሓዋርያት እዩ ፈልዩ እት ምስጢር ቁዱስ ቁርባን ዝሰረዓሎም ኣብቲ ክዳሎ ኮሎ ክኣ ኣብ ተዋህዶ መጋረጃሎ ብኸመይ ይዳሎ ክኣ ምስጢራዊ እዩ ኣዳልዮም ንባዕሎም ቆሪቦንም ዳሓር ክኣ ንምእመና የቀብልዎም

  • @makdaaman1147
    @makdaaman1147 8 หลายเดือนก่อน +4

    ኣባ እሞ ደኣ ስድራና ኦርተደክስ ነሮም ካቱአልክ ተቀይሮም ሃይማኖትካ ኣይትቀይር ኢልኩም ምቅያርና ጌጋ ዲዩ ቃሉ ከነንብቦ ከለና ግና ብእምነት እምበር ምድሓን ሃይማኖት የድሕን ዝብል ኣይረከብኩን ንነቀድሞስ ዳግም እንተዘይተወልድካ መንግስቲ ኣምላኽ ኣይትኣቱን ኢልዎ ።ነቀድሞስ እኮ ብዮውሃንስ መጥመቅ ተጠምቁ ኢዩ ዮሱስ ባዕሉ ግን ብማይን ብመንፈስ ቅዱስ ተጠመቅ ኢልዎ John 3 (ትግ) - ዮሃንስ
    5: የሱስ መለሰ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ካብ ማይን መንፈስን እንተ ዘይተወልደ፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣቱ ዚኽእል የልቦን። ቃሉ ዶ ዋላ ሰባት ዳግማይ ድማ ኣብ ማትዎስ መጀመርታ እምነት ብድሕሪኡ ጥምቀት ይብል ስድራይ ብዝኣመንዎ ዘይኮነ ኣነ ተረድእኒ ቃሉ ተቀብለ ኣምነ ክጥመቅ ኣለን Mark 16 (ትግ) - ማርቆስ
    16: ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡ እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ።ይብል ሕጂ ሕቶይ ኣባ ገዛና ገዛ ኣቀሽቲ ይብሃል ካብኦም ፍርቆም ካቴልክ ኮይኖም ሕጂ መጽሓፍ ቅዱስ ጀንብቦ ከለኩ ግን እቲ ሓቂ ብእምነት እምበር ብሓይማኖት መኖም ኢዩ ክጸድቅ ኩሉ በብናቱ ዶክትርን ልክዕ ኣሎ ኣነ ግና ብመጽሓፍ ቕዱስ ከም ቃሉ እንተከድና ከምንድሕን ይፈልጥ።

    • @tigistikidane7989
      @tigistikidane7989 8 หลายเดือนก่อน

      Timket entetetemika kalay gizye aydigemin eyu eyom ziblu zelewu sidraki catholic keyrom gn kalay gizye aytimekun eyom mikniyatu abti zineberwo haymanot tetemikom selezikonu.ab protestant enterikiyyom gn kab catholic kab Ortedox entekoynom kembehadish yetemiku eyom silezi timket aydigemn eyu yiblu alewu ab haymanetkum seneu timket aytidgemu

    • @m.s1128
      @m.s1128 8 หลายเดือนก่อน

      i agree with you 🙏🙏
      with a big Respect to aba yonas ❤

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ሓፈሻዊ ድሓን ናይ ዝሓለፈ ሓሊፉ ሕጅግን ኣብዘለናዮ ዘመን ነዝዎለዶ ዚ ሒዝክሞ ኮለል ኣይትበሉ ብኣግኡ ንዑ ናብታ ሓቅ ንምጻእ ኣብዝ ስዓት እዚ ተዋህዶ ገና ብርሃና ክትኩላዕ ምኳና ዘይምዝንጋዕ

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ኣየናይ እዩ እትምምናይ ስስጋው ርክብ ከይገበርካ ብምትሕቁቃፍ ብምስዕኣም ውሽጣዊ ስሚዕትካ ዘላዓኣዕል ብፍላይ ኣብዝ ስዓት እዚ እታ ንብህልዓኳ ማዕረ ክንደይ ንስጋና ከምትሃስያ

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ሓዋርያ ጳውሎስ ኢሉ እዩ እተካኣልኩም ከማይ ክትኮኑ ምፈተኩ እተዘይ ኮይኑ ግን ብዙሙት ከይት ፍተኑ ምስ ሓንቲ ተወሲኖም ክነብሩ

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ብዝኮነ ኣነ ኽኣ-( F)Tsega k Araya ትብል መደብ ሪኢቶ ኢለ የማሓላልፍ እዩ ብኡኡ ብዛዕባኩም ይዛረብ የ ገና ጸዋዒተይ ክጽል እየ።

  • @eludaman357
    @eludaman357 8 หลายเดือนก่อน

    ብውክልና ተጠሚቅካ ዶ ማሕተም መንፈስ ቅዱስ ምቅባል ኣሎ እዩ ፣ ብዘይ ምእማን ብዘይ ንስሓ ብዘይ ፍልጠት ብዘይ ስራሕ መስቀል ፣ ሓደ ሰብ እኳ የለን ኣብ ብሉይ ኪዳን ብውክልና ናይ ስድራቤቱ ፣ ናይ ኣባልገ እኖ ልገ ፣ ማይ ጥምቀት ዝተጠምቀ ። ኤፈ 1,13 ዘሎ ቃል ከ ብከመይ ክትዓርቅዎ ኢኩም ምስዚ ናይ ውክልና ጥምቀት ።

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    ኣስዒቡ ክኣ ካናትን ዲያቆናትን ኢሉ ክኣ ገሊጽዎ ሎ እስኪ ኣብዝእዋን እዚ በጺሕናዮ ዘለና እዞም ጳጳስስኩም በጺሖሞ ዘለው ግብረሰዶም ክቅበልዎ ኮለውኮ ሓደገኛ እዩ፣

  • @ElsaSolomonTnsae
    @ElsaSolomonTnsae 8 หลายเดือนก่อน

    My brother, I really appreciate your passion and dedication. But on this subject, you’re not following the rules of scripture interpretation. Let me give you a clue… check Heb. 6:1,2 “…the doctrine of Baptisms…” at least understand that there are more than one types of baptisms and interpret the scriptures accordingly. You’re totally teaching off the scriptures!

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 8 หลายเดือนก่อน

    እንሆ ትህጋህምድልኩም ኣሎ እቶም ጳጳስኩም ነቲ ናይሰዶም ካብ ተቀበልዎ በቃ ካብዚ ዝበለ ዕድል እታይ ኣሎ ካብ ኮተሊክ ወጺኩም ምስተዋህዶ ትመጹ

  • @dawittesfaldet3464
    @dawittesfaldet3464 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @edenaregawi2971
    @edenaregawi2971 8 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen

  • @NejatKerar
    @NejatKerar 8 หลายเดือนก่อน

    Amen 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @haimanotghebreyesus6781
    @haimanotghebreyesus6781 8 หลายเดือนก่อน

    Amen❤

  • @MlashuTekieMlashuTekie
    @MlashuTekieMlashuTekie 8 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen❤❤❤❤❤

  • @trhastewelde8803
    @trhastewelde8803 8 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🙏