ATV: ቃል ግፉዕ ሳልሳይ ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ - ከም ዘለዎ 19 ሚያዝያ 2019

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 506

  • @emebrhan4891
    @emebrhan4891 5 ปีที่แล้ว +109

    I am really really sad just i am crying of him amlak mes hizbi Eritrea and mes abona kekewen emne

    • @emebrhan4891
      @emebrhan4891 5 ปีที่แล้ว +2

      @@lymaluab eti deblxe megbi eyu maletka

    • @Kebi_10
      @Kebi_10 5 ปีที่แล้ว

      merry Kidane meery nebona dea entay ktbekylom nsom dea abta haknetom alew kemu sle zkone kea amlak baelu yhlwom alo neza nebsna knbekyela eyu zelena nhna

  • @dawitnegash7482
    @dawitnegash7482 5 ปีที่แล้ว +67

    አቦና ብዘይካኹም ደቂ ተዋህዶ ካልእ ፓትርያርክ የብልናን ።ልኡል አምላክ ምሉእ ጥዕና ሒቡ አብታ ንምነያ ፍትሓዊት ኤርትራ የራክበና ብጸሎትኩም ዘክሩና አሜን አሜን አሜን!!!!

  • @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
    @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ 5 ปีที่แล้ว +76

    ኣቦና እግዚኣብሄር መዋጾኦ ይፍጠረልኩም ናዓና ክጥዕመና ንሱኩም ዳኣ ሃዋራያዊ ተልእኮኩም ትፍጹሙ ኣለኩም ከም ጳውሎስ ጴጥሮስ ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን

  • @sole7719
    @sole7719 5 ปีที่แล้ว +1

    ክብሪ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኹን፡፡ እንቛዕ ቃል ብጹእ ኣቦና ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣስማዕካና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኩሉ ግሁድን ስጡሕን እዩ፡ ኦ ፈጣሪ ምእንታና ምእንቲ እዞም ድኹማትን ሓጢኣተኛታትን ባሮትካ ኢልካ ንብጹእ ኣቦና ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ መዋእልን ሃበልና ኣሜን!

  • @tesfit3587
    @tesfit3587 5 ปีที่แล้ว +1

    በስምኣብ በወልድ መንፈስቅዱስ ፡ እዝግኣብሀር ይመስገን ቃል ኣቦና ዘስመዕከና ፡እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና !!

  • @memumsganandnglmaryamyish4739
    @memumsganandnglmaryamyish4739 5 ปีที่แล้ว

    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን ክብሪ ንእግዚኣብሄር ኣምላክ ይኩን ፡ ድምጺ ኣቦና ቁዱስ ኣቡነ እንቶንዮስ ዘስመዐና ተመስገን ኣምላኸይ

  • @ዮውሃንስተፈሪ
    @ዮውሃንስተፈሪ 5 ปีที่แล้ว +50

    መራሕቲ ሃይማኖት ኢና በሃልቲ እንታይ ፍርሒ ኢዩ ሒዙኩም ብመንግስቲ ትምርሑ ። ደጊም እግዚኣብሄር ገሊጽልና ኢዩ እቲ ግብርኩም። ብሕብረት መንግስቲ ፓትርያርክ ኣሲርኩም ብፍርሒ ተዋሒጥኩም ወንገል ክትምህሩ ትፍቱኒ ዓገብ ዓገብ ዓገብ እምነት ናይ ኣቦታትና ከምኡ ኣይኮነን ።
    ምስ ኣቦና ቡጹእ እንጦንዮስ ተዓሪቅኩም ኣብ ገኒ ህዝብኩም ክትከኑ ንዕድም ።

  • @yemaneteka9143
    @yemaneteka9143 5 ปีที่แล้ว +11

    Thanks GOD I was almost crying because when I heard the voice our(አቦና ) PATRICK ANTONIOS!!! my HERO!! God bless U FATHER!! Love Yemane with my family❤️🙏🧚‍♀️✌️❤️❤️.!!!

  • @SamSam-sl2sk
    @SamSam-sl2sk 5 ปีที่แล้ว +40

    ኣነ ተከታሊ ምስልምና ኢየ ፣ግን ናይዞም ኣቦ ቡጣዕሚ ኣብክይኒ በጃከኹም ኣሕመዋት ገለ ንግበር ፣ ን ኣቦ ካኣ ረቢ መዋጽኦ ይፋጠረልኩም

    • @simerr7299
      @simerr7299 5 ปีที่แล้ว +2

      Amen

    • @Merana10632
      @Merana10632 5 ปีที่แล้ว +2

      Amen

    • @SamSam-sl2sk
      @SamSam-sl2sk 5 ปีที่แล้ว +2

      ስማእታትና ንዘክር፣ እወ ሓደኢና ኣፍንጫ እንተ ተሃሪማ ዓይኒ ትነብዕ ኢዩ እሞ ኩላትና ሓቢርና ነቶም ጀጋኑ ኣቦታትና ኣብ ጎኖም ንኩን

    • @asmeromkebrom6024
      @asmeromkebrom6024 5 ปีที่แล้ว

      behaki kemzi kemaka ybzuhu hawey natey abzi lomi gize ako aslamy kstanay andabelna mfllay koynna

    • @Feven-x5b
      @Feven-x5b 4 ปีที่แล้ว

      Amen hawey n kulom wuxuat esurat abotatnan ahwatnan mewaxo yfterelom

  • @merkebsahara1864
    @merkebsahara1864 5 ปีที่แล้ว +27

    God bless you our father!! You will be free soon.

  • @fsehatekletesema8707
    @fsehatekletesema8707 5 ปีที่แล้ว +8

    እግዚኣብሄር ይመስገን ቃል ኣቦና ዘስመዓና።

  • @Hegruso
    @Hegruso 5 ปีที่แล้ว +4

    O Lord Jesus 😭 ሓቁ እንድዩ ደኣ ኣምላኽ ክቀጽኣና !ምህረት የውርድ🙌🏽

  • @godislove4726
    @godislove4726 5 ปีที่แล้ว +16

    ኣቦና ናይ ብሓቂ እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸጉእ የብዝሓልኩም።
    ንዓና ክጥዕመና ኣቦና ሕድገት እንተ ትገብሩልና ጽቡቕ ኔሩ እንበር ብድሕሬኩም ኣይጥዓመንን ዘሎ።

  • @fekaduhabtemichael870
    @fekaduhabtemichael870 5 ปีที่แล้ว +33

    ኣቦና ጥበበኛ ከም ሰለሙን ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ነቶም ነዚ ሰነድ ናብ ህዝቢ ንምብጻሕ ዝተቓለስኩም ኣሕዋት ድማ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም

    • @wedihabte3827
      @wedihabte3827 5 ปีที่แล้ว

      Abona meluA taAna yewaradelkum Amlak Abona bejekakum Abo yebelnan

  • @andayghebretinsae4549
    @andayghebretinsae4549 5 ปีที่แล้ว

    እንቃዕ ዕድመ ሂቡ ድምጽኩም ኣስመዓና ኣቦና ንዓናን ንሃገርናን ክጥዕመና!
    ኦ እግዚኣብሄር ንኣቦታትና ፍቅርን ፍትሕን ምርድዳእን ሂብካ ምሕረት ኣውርደልና፡
    ከም ግብርና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ጠሚትካ ምሕረት ኣውርደልና ኣሜን!!!

  • @ax8853
    @ax8853 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦና ኣብነ ኣንጠንዮስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @yosiefabraha9519
    @yosiefabraha9519 5 ปีที่แล้ว +2

    God bless all esurat eritrawiyan.

  • @Never_give_up.Never_.
    @Never_give_up.Never_. 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣብዚ ነሀለ ጸጋ፥ ልቦና፥ ትሕትና፥ ፍቅሪ፥ ትዕግስቲ፥ ለውሃት ዝመልኦ ኣዘራርባ።

  • @Gebriel19
    @Gebriel19 5 ปีที่แล้ว +19

    ደሓን ኣጆኹም ኣቦና ገፋዕትኩም ኣብ ትሕቲ እግርኩም ዝሰግዱላ መዓልቲ ቀሪባ ያ። ኣምላክ ሓቂ ምሳኩም ይኩን።

  • @loveghe
    @loveghe 5 ปีที่แล้ว +37

    TV ኣሰና ናይ G15 ድምጺ ተሪፍኩም። በርትዑ ኣጆኩም ቀሪብኩም ኢኹም።

  • @yorusaman5095
    @yorusaman5095 5 ปีที่แล้ว +111

    Ewyyyy izom Rugumat edom Aysanu Abona ka Aemlki segue yebzhalkum 🙏🙏❤

    • @amanueldesale6784
      @amanueldesale6784 5 ปีที่แล้ว +1

      Hasowe u ayetemaneyo

    • @naynaysen6623
      @naynaysen6623 5 ปีที่แล้ว +4

      Nsika eka hasawi animal.

    • @ህድእምባልከድሊኢዩ
      @ህድእምባልከድሊኢዩ 5 ปีที่แล้ว +3

      @@amanueldesale6784 ርእስኻ ንምንታይ ዲኻ ትጥቀመሉ ሕጊ ቤተ ክርስቲያን ጥራይ ዘይኮነ ርእስኻ'ውን ባዶ ኢዩ ዘሎ፡ ካልእ ይትረፍ ሓሳዊ ካብ ትብል ይጋገዩ ኣለዉ ምባል ምሓሸካ፡ ግን እዚ ዝርእስና ኣበይ ክሓልፈልና

    • @ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
      @ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ 5 ปีที่แล้ว +5

      Amanuel Desale
      መን ኢዩ እቲ ሓሳዊ ትብሎ ዘለኻ ?

    • @embebaweldegebriel3202
      @embebaweldegebriel3202 5 ปีที่แล้ว +3

      @@amanueldesale6784 ata denikero nesikan kemakan ekum seb teribeshu zelekum Ze-semie ezeni zeserih resi ente haliyka's ayrehyo denikero

  • @hopefulhopeful3270
    @hopefulhopeful3270 5 ปีที่แล้ว +21

    ሰናይ ገድሊ ተጋደሉ ኣለኹም ኣቦና

    • @biniamokbamariam7708
      @biniamokbamariam7708 5 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ ኣቦና Edemen tenan yhabekum Egziabher amlak xelotkum ayfilena

  • @መደብባህልንጥበባትን
    @መደብባህልንጥበባትን 5 ปีที่แล้ว +32

    ካብ ጾባ ደቡብ ኑኡስ ዞባ ማይምነ እንዳ ባ ኣዎኔናስ ዝባሃል ዝነበር ፋላሲ ዊን ኣብ 2017 ህግደፍ ወዲዶሞ ማለት ኣሲሮሞ ኣለዉ

  • @wilized8584
    @wilized8584 5 ปีที่แล้ว

    ብፈጣሪ ዝተሓረኹም ቡፀእ ዎ ቁዱስ ኣቦና አንቃዕ ቃልኩም ምስክርነትኩም ከይረኣና ኣይተፈሌኹሙና። ኣቦና ሃዋርያዊ መስዋእቲ ትኼፍሉ ከም ዘሌኹም ንእምነትና ሎሚ ተኣማሚኔ አየ አሞ ፀሎትኩም ባርኾትኩም ንህዝብና ኣይፈሌዮ።

  • @michealweldeab4864
    @michealweldeab4864 5 ปีที่แล้ว

    ንብዓተይ ምቁጽጻር ስአነ ዘሕዚን ፡ ኣቦና በረከትኩም በረከት ይኩነና ፡አምበር ሕመክና መወዳታ የብሉን

  • @ገዛናነ
    @ገዛናነ 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦና ብዘይካኹም መራሒ የብልናን ኣምላኽ ድማ ምሳኹም ይኹን ጸሎትኩም ድማ ኣይፈለየና ኣመን

  • @medhaniemehari8016
    @medhaniemehari8016 5 ปีที่แล้ว +1

    ዘሐጉስን ዘሕዝንን ኢዩ።
    እቲ ዘሐጉስ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ካብ ቃሎም እቲ ሓቂ ስለ ዝሰማዕና ሓጎስና ወሰን የብሉን። ነቦና እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ክህቦም ናይኩሉ ግዜ ጸሎትናዩ።
    እቲ ዘሕዝን ከኣ ነዞም ስለ ሓቂ ደው ዝበሉ ኣቦና ክንድዚ ዝኣክል ሽግርን ግፍዕን ኣብሊዕሊኦም ብዘይጠቕሙ ሰባት ክበጽሖም ምርኣይ ማዓንጣኻ የሕርር። እግዚኣብሔር ይፍረድ።

    • @ሆሳእናንወዲዳዊት
      @ሆሳእናንወዲዳዊት 5 ปีที่แล้ว

      Entay Emo knbl Hrr eilka Sq eu zgber yelen Ms Men enber Ezi da zblo Eko tefieuni EGZABIER MSOM YKHUN.

  • @beloyal6588
    @beloyal6588 5 ปีที่แล้ว

    Egziabhier aboy nebena mewaxio fterelom neto aserti dma ykreta gberelom amen !!!

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 5 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ኣንጣንዮስ ፓትርያሪክ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም

  • @kokobmessimessi6634
    @kokobmessimessi6634 5 ปีที่แล้ว +29

    ብጣዕሜ ዘሕዝንን ዘርምምን ምጾት ዓለም😭😭😭። ኣምላኽ ባዕሉ ምሕረትን ሰላምን የውርደልና ። ነቦና ከኣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃቦም 🙏🙏🙏 ::

  • @filarg5229
    @filarg5229 5 ปีที่แล้ว +7

    ዕድመን ጥዕናን ይወስኽኩም ኩቡር ኣቦና ፓትሪያርክ ዘሃገረ ኤርትራ። ሐቕነትኩምን ጽንዐትኩምን ኒዘልአለም ኪዚከር ነዩ።

  • @ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ
    @ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕ እዋይ ተካል መንግስቲ, እቶም ኣቓሽሽቲ ኸ ጌጋ እንዳ ራኣዩ ዓገብ ዘይብሉ, ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ኣቦና መዋጽኦ ይፍጠረልኩም, እግዛኣብሔር ኣምላኽ ድማ ጽላልካ ኣንብረለሎም, ንመንግስቲ ኤርትራን ስዓብቱን ዘለዉ ድማ ካብዚ ዝገብርዎ ዘለዉ ዘይ ፍትሓዊ ክትክንኖም ናይ ወትሩ ጾሎትና እዩ እሞ, ኣቦና ኣጆኹም ኣብ ቅልኩም ጽንዑ, እግዛብሔር ኣምላኽ ድማ ምዋጾ ይፍጠረልኩም።

  • @tsehaygebrekidan9865
    @tsehaygebrekidan9865 5 ปีที่แล้ว +1

    Lets Pray Pray and God Bless Eritrea and Eritrean!!!

  • @mendelaykurae2349
    @mendelaykurae2349 5 ปีที่แล้ว +9

    ክቡር ኣቦና ጥዕናን ጽንዓትን ይሃብኩም ልዑል እዝግኣብሄር።

  • @semeretesfaghabir186
    @semeretesfaghabir186 5 ปีที่แล้ว

    abona egziabiher mewaxo yfter egziabiher erkin selam ygberelna

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam8282 5 ปีที่แล้ว +10

    አዝጊኦ አዝሂኦ መሓረና ክርስቶስ!!!!
    አንታይ'ዩ ወሪዱና ልባና ደሪቑ፡ አዚ ግፍዒ'ዚ ካብ ተራ ዜጋታት ክስብ ኣቡናትን ምሻይኽን ብጺሑስ ሰላም ኣሎ ቢልና በጥ ኢልና ንሓድር ንውዕል ኣሎና፡ ዘሕዝን'ዩ አስከ ክውድኣልና ንኣምላኽና ተምሊስና ይቕረ ንበል፡ ብቃ ይኣክል በጃኹም።

  • @danihagos6440
    @danihagos6440 5 ปีที่แล้ว +16

    ኣቱም ህዝቢ ኣምላክ ነዚ ኲሉ ግፍዒ
    እንዳርኣየ ሱቅ ዝበለና ምክንያት ኣለዎ
    ንሱ ድማ ብናተይ ርድኢት ካብ ውሽጥና ፍቅሪ
    ጠፊኡ ብኣንጻሩ ጽልኢ: ጭካነ :ትእቢት :መን ከማይ: ኣይነት ስምኢት ኣብ ውሽጥና ስለዘሎ
    ጥራሕ እዮ ካልእ ኣይኮነን ።
    ኣቦና ቊዱስ ሲኖዶስ እግዚአብሔር ኣምላክ
    ብጸሎትኩም ይሕሰበና ።

  • @merhawigb6947
    @merhawigb6947 5 ปีที่แล้ว +1

    Ahhhhhh GOD 🇪🇷 we have to cry 😭 for our country GOD to have mercy in Eritrea

  • @hhggg1992
    @hhggg1992 5 ปีที่แล้ว

    ኣሰና ብዕጣሚ የመስግነኩም ቀጺለ ኣሓለፈ ግዜ ወፈያ ክገብር ሕቲተ ነይረ ሕጂ ውን እሓትት ኣለኩ ብኸመይ ከምንልእኾ ሓቡሩና ካብ ሕ.መ.ኣ ፡ ቺኻጎ

  • @divoramengisteab8675
    @divoramengisteab8675 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣቦና ኣንጠንዮስ ክብርን ሞጎስን ይሃብኩም ኣማን ብኣማን ብእምነትኩም ጽንዓትኩም ብዙሕ ተማሂርና : ኣቦ ኩልና

  • @zemenfesandetsion486
    @zemenfesandetsion486 5 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን አቦና

  • @habtomatey9182
    @habtomatey9182 5 ปีที่แล้ว +5

    Well came assenna &thanks
    Abona edemen tenan yhabkum fetari 🙏🙏🙏

  • @fthi3585
    @fthi3585 5 ปีที่แล้ว +11

    Abona Ajokum ab kidmie igziabiher abi mogos iyu zelekum nay iwana hawariya ikum segakum yebzehelkum

  • @simonseltene928
    @simonseltene928 5 ปีที่แล้ว

    Egzabiher amlak bealu bselam yewxakum kubur abona.

  • @ስደተኛውርደተኛ-ፀ7መ
    @ስደተኛውርደተኛ-ፀ7መ 5 ปีที่แล้ว +13

    ዘገርም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ተፈጺሙ

  • @musabahta4171
    @musabahta4171 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣቦና መዋጽኦ ይፍጠረልኩም

  • @leatekle3106
    @leatekle3106 5 ปีที่แล้ว +1

    Mewaxoe yfterelom kbur abona. Iseyas ede mealtika texebe wrdetegna

  • @eyobnegash5036
    @eyobnegash5036 5 ปีที่แล้ว +18

    Abona mewaxo yfterelkum amlak msakum ykun

  • @luhciatekle2142
    @luhciatekle2142 5 ปีที่แล้ว +2

    God is good all the time i am gladly you are a life welcome to see you abona.

  • @delaytselam6909
    @delaytselam6909 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኩም ኣቦና ከሪብና ኢና ጸጋ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።

  • @amawidebshawi6721
    @amawidebshawi6721 5 ปีที่แล้ว +1

    😥 ዘሕዝን ፍጻመ! ግን ድሓን ፋሕ ኢልና ኣይንተርፍን ኢና።

  • @muller6951
    @muller6951 5 ปีที่แล้ว +13

    May god bless you & HGDF are falling down 2019

  • @net4062
    @net4062 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣቡነ እንጠንዮስ ኣምሳለ ሓዋርያት። ተዋህዶ እመቤተይ ናይ ዘለኣለም ቤተይ። ክርስቶስ ዝመስረታ ሃዋርያት ዝመስከሩላ ሰማእታት ዝሓለፉላ። ነገስታት ናይ ምድሪ ኩሉ ግዜ ኣንጻር ተዋሕዶ ምስ ተጋዓዙ ኢዮም። ብሓዊ ምስነደደት፡ ክሳዶም ንእምነቶም ዝህቡ። ንሕና ደቂ ተዋህዶ ንተንስእ ኢሰያስ ኣብ ተዋህዶ ኢዩ ተሓቢኡ ዘሎ ሓይሊ ተዋህዶ ስለ ዝፈልጥ ። ንሕና ተዋህዶ ኣብ ምድሪ ሓይሊ ከምዘይብልና ስለ ዝፈልጥ። እንተኾነ ብጾምን ጾሎትን ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ከምቲ ዳዊት ንጓልያድ ክንገጥሞ ኢና። ብሓቂ ጉዳይ ቤተክርስትያንና ከይተፈትሓ ጉዳይ ኤረትራ ኣይፍታሕን ኢዩ።

  • @berhaneberhe3545
    @berhaneberhe3545 5 ปีที่แล้ว +1

    I Am True Eritrean From Hamassien An Orthodox Christian Believer * Loyal To Mighty Shaebia Eritrean Government.

    • @drwizy8779
      @drwizy8779 5 ปีที่แล้ว

      Berhane Berhe terewai gefih meakor wedi shemuta

    • @mhretaraia3447
      @mhretaraia3447 5 ปีที่แล้ว

      Berhane ab Aboka kemezia gefi yereka Amlak

  • @tomikasay9627
    @tomikasay9627 5 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ባዕሉ የጸናንዕኩም!!!!!!

  • @weldutesfay1060
    @weldutesfay1060 5 ปีที่แล้ว

    እግዝኣብሄር መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ኣቦና

  • @asmaratsaeda5538
    @asmaratsaeda5538 5 ปีที่แล้ว +2

    Lomi mealti qal abona semina ente tehagosna, gen eti kulu mekeran hasarn zewrdom zelo reye ka hazeney deret seinelo 😭😭😭😭 sele haqi dewe sele zebelu. We..Egzabher nebona ab teheteka aqbelna. Amennnnn

  • @Mikimiki-tx4ql
    @Mikimiki-tx4ql 5 ปีที่แล้ว

    Kubur abona egzabher amlak edmen tenan yhabkum fetarie

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 5 ปีที่แล้ว

    Oh my Lord, I can’t believe these😭, I am tears, eskebelu edmen tEnan hibu bselam yewxEkum ember nhna Deqkum ena agdienakum. For the first time I feel I am ready to be the voice for the voiceless, and I hope my God forgive us for being quiet when injustice being served to many.

  • @tekleabkidane337
    @tekleabkidane337 5 ปีที่แล้ว +103

    so sad ኣቦን ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡፡➕🙏
    ኢሰያስ ሸይጣን ማዓልትኻ ቀሪባ ኢያ ዳሓን
    Thank you Asena ✔

    • @amanueldesale6784
      @amanueldesale6784 5 ปีที่แล้ว

      Hasowe u

    • @jonastveritrea7253
      @jonastveritrea7253 5 ปีที่แล้ว

      @@amanueldesale6784 *ኣታ ንስኻ ልኡኽ ህግደፍ ኢኻ ወዲ ሻርሙጣ*

    • @jonastveritrea7253
      @jonastveritrea7253 5 ปีที่แล้ว

      @@amanueldesale6784 *ኣታ በዳን ጨናዊ ወዲ ሻርሙጣ ክንደዲኡ ከተግገካ ኢዩ*

    • @jonastveritrea7253
      @jonastveritrea7253 5 ปีที่แล้ว

      @@amanueldesale6784 *ኣታ ሕልና ኣልቦ*

    • @gguigczz
      @gguigczz 5 ปีที่แล้ว

      ጳጳስ አብ መናፍቃን ኣትዩ ዝባርክ ዚምህር የብልናንን ኦርቶዶክስ ምስ መናፍቅ ዘራክብ የብልናንን እንታይ ሰለ ዘሎም ምስኦም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይ በይና ሕግን ስርዓተን ተቀይዳ ትከይድ እያ ኣቦታት ከሙኡ ኣይመሃርናንን ሕራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ከሙኡ ኣይትምህርን እያ እዛ ብድዮ ስጋብ ትዉድ ተካተተልዋ እዚ ብድዮ ኣፍ ኣለዎ ክምልሰልኩም እዪ በዓሉ th-cam.com/video/eNVKPMkpjEg/w-d-xo.html

  • @MrTelazeb
    @MrTelazeb 5 ปีที่แล้ว +5

    Feeling hurt

  • @MFish7980
    @MFish7980 5 ปีที่แล้ว

    Ajokum Abona Abune Anthenoes- Still you are the Patriarch of Eritrea. Very Courageous message.
    May GOD bless you and be with you !! Thank you !! Do not forget THE END of the day of Isseyas- " Wakaria Adi Halo " - is approaching !!

  • @ኤርትራሃገረይናይዓይኒዕም
    @ኤርትራሃገረይናይዓይኒዕም 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ጴንጠቆስጠ ኢየ እዞም ሰብኣይ ምስ ተኣሰሩ ግን ብጣዕሚ ሓዚነ ጓል 11 ዓመት ከለኹ ዝተኣሰሩስ ጓል 22 ኲነ ብስም ኣብ ብስም ወልድ ብስም መንፈስ ቅዱስ ብስም ሓደ ኣምላኽ።ጎይታ ንህዝብና ፍትሒ ኣውጽኣሉ።ነዚ ኣረሜን ስርዓት ድማ ሱር መሰረቱ ኣጥፍኣልና።

  • @Eri-m1v
    @Eri-m1v 5 ปีที่แล้ว

    Judgment is from the almighty of God...!!! The time is arrive, We will see the truth...!!! I wish u long life my father...!!! Thanks God...!

  • @yordanoshaile2348
    @yordanoshaile2348 5 ปีที่แล้ว +20

    መዋጽኢ ይፍጠረልኩም እዚ ካኣ ናትና መንእሰያት ሕመቕ እዩ እዚ ጉኺላ ንህዝቢ ኤርተራ ተጻዊቱልና

  • @asgedomberhane1172
    @asgedomberhane1172 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣብ ዘሕዝን ኩነታት እኳ እንተለና ነፍስወከፍ ሰብ ብሓድነት ክላዕል ነን ዝፈልጦ ኩሉ ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ወጻእን ክላዓል ክንጽውዕ ኣሎና።ንኹቡር ጳጳስና ድማ ጸሎት ንገበረሎም፡

  • @biniambrhane620
    @biniambrhane620 5 ปีที่แล้ว +1

    amen amen amen amen

    • @azmeramerhatsion7166
      @azmeramerhatsion7166 5 ปีที่แล้ว

      Abona gena edme khbekum eyu Amlak ybarkum edmen tensn yjsbku

    • @azmeramerhatsion7166
      @azmeramerhatsion7166 5 ปีที่แล้ว

      Netom .gefaeti kea egzabiher amlak baelu yfdeyom

  • @yemaneteka9143
    @yemaneteka9143 5 ปีที่แล้ว +2

    And thanks you ASSENA for this good news!!! Love to all ERITREANS all over the world especially to those in side ERITREAN . 2019 it's our Year!!!!

  • @marietedla9997
    @marietedla9997 5 ปีที่แล้ว

    My Tigrigna isn't good enough to express my deepest anguish. As an Ethiopian Orthodox Christian, our sister Church faced this problem. Always Christians are under heavy burden and examination since the time of Christ and apostlles. My duty is to pray for holly father and my fellow brothers and sisters in Christ.

  • @naynaysen6623
    @naynaysen6623 5 ปีที่แล้ว +3

    ሕመቅና ዘጉልሐ ቓል ብጹእ ኣቦይ።

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 5 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣቦና ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣብ ጸሎትኩም ዝከሩና ነዓና ከኣ ኣቦና እምነትና ንዘለኣለም ትንበር

  • @hagerchannel2203
    @hagerchannel2203 5 ปีที่แล้ว +14

    ተሪፍኩም ዘለኹም ውሑዳት ደገፍቲ ሕግደፍ. ናይ ብሓቂ ን ኣምላኽ ትፈርሑን ተምልኹን እንተኾንኹም, እምነትን, ሕልናን ስድራን ቤተሰብን እንተለኩም ነዚ ሰሚዕኩም ብደር ሕጂ ነዚ ውልቀመላኺ ደገፍኩም ትህቡ ትኾኑ ዶ ይኸውን??? ኣምላኽ ይርይን ይዕዘብን ኣሎ.

  • @naiher9876
    @naiher9876 5 ปีที่แล้ว

    Egziabher amlak mewaxeti yfterelkum🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @jgjgg3513
    @jgjgg3513 5 ปีที่แล้ว +4

    Amlak edmen tenan yhabkum abona

  • @binyamnrayo5288
    @binyamnrayo5288 5 ปีที่แล้ว +1

    ዘሕፍር ዛንታ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ!! ኣገልጋል እግዝኣብሄር ነዛ ዓለም ብዘይካ ብጸሎት ሰናይ ኣገልግሎት ንህዝብን ውላድ እካ ዘይገድፉላ ዓለም ዝመነኑ ፈላሲ ፓትሪኣሪክ ኤርትራ ኣቦና ኣብነ ኣንጦንዮስ ስለምንታይ ግን እዝ ኹሉ ግፍዕ። እግዝኣብሄር ይቕረ ይበለልና ነቦና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።

    • @ሆሳእናንወዲዳዊት
      @ሆሳእናንወዲዳዊት 5 ปีที่แล้ว

      Hmeq Nayti Hzbi Eyu Hzibi Teakibu Teqwmeu ente zesme Kndi Ametat Aykonen Hanti malti Wn Tkun At mteAsrun.Hzbi GN AB Msesae Tray eyu Teakibu Zwexe.Teternifka mqwam yelen ,ezi eyu ka Neti Mengsti Ashadinwo zelo.Emut Hzbi Mdkhar Tray Tebahle Mdkhar Tray

  • @cheayokubay4098
    @cheayokubay4098 5 ปีที่แล้ว +37

    ሰላም ኣሰና ቲቪ ኣነስ ከወፊ ደልየ ግን ብምንታይ ንገሩኒ ባ

    • @yordafitwi5095
      @yordafitwi5095 5 ปีที่แล้ว +3

      An natom viedo ayika degagimka reayo aleka nay Bank Nummber aleka

    • @መቢድብዋት
      @መቢድብዋት 5 ปีที่แล้ว +8

      ኣነ ከማን ከወፊ ደልየ ግና ብዙሕ ክእለት እንግልሽ ስለ ዘይብለይ ይከብደኒ ተለፎን ተልዩኩም እንዶ ስደዱላን ብከመይ ከም ዝስደድ ክርእየና ዝክእል ሰብ ግበሩላ

    • @mikimiki3402
      @mikimiki3402 5 ปีที่แล้ว +2

      Yake ane wen gubey khgez dela alku gn tle namber thabaeruni

    • @tesfalemgoitom8362
      @tesfalemgoitom8362 5 ปีที่แล้ว +2

      7073188816 andebrhan aqube elkum dewllu yehwat gn abey hager mkanu ayfeletkun kab TV asena eye lomi semiaeya yehwatey.

    • @naynaysen6623
      @naynaysen6623 5 ปีที่แล้ว +2

      Assena tv bank account
      HSBC POUND STERLING ACCOUNT
      Account name : Assenna foundation
      Sort code : 400531
      Account Number : 41527185
      BIC : HBUKGB 4142A
      IBAN :GB27HBUK40053141527185
      HSBC INTERNATIONAL BANK - US DOLLAR ACCOUNT
      Account name : Assenna foundation LTD
      Sort : 401276
      Account Number : 83840659
      Bank Identifier code : HBUKGB4B
      IBAN: GB89HBUK40127683840659

  • @1991-q2o
    @1991-q2o 5 ปีที่แล้ว +2

    WELLKOMMEN ASENA

  • @zewdikesete8509
    @zewdikesete8509 5 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ጥራይ ይሀብኩም ፈዘጣሪ እበር ኩሉ ክዘሐልፉ እዩ አባ

  • @ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
    @ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 5 ปีที่แล้ว +1

    Abona edmen tienan yehabekum mewaxeo yfterelkum we love you our father

  • @Eruna1993
    @Eruna1993 5 ปีที่แล้ว +25

    Abona Amlak Xegeu Yebzehalkum Edmen Tenan Yehabkum . We Love you ♥️
    N Hezbinan Hagernan Eritrea Ab Xelotkum Zekeruna . 😭😭😭

  • @b.t7164
    @b.t7164 5 ปีที่แล้ว +9

    I'm really sad !!!!
    You will be free SOON !!!!!

  • @maekelekichin6702
    @maekelekichin6702 5 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ኣዋጽኦ ይፍጠረልኩም ኣቦና

  • @teklemebrahtu1797
    @teklemebrahtu1797 5 ปีที่แล้ว

    ኣቦና አግዛብሀር ይ ኣክል ይበል ።ገድልኩም ብሰላም ይፈጽም።

  • @forceforgood4669
    @forceforgood4669 5 ปีที่แล้ว +1

    Bravo sister! You just made history. The wall that kept our Godly people in for so long is slowly falling.

  • @hareguwoldu1704
    @hareguwoldu1704 5 ปีที่แล้ว

    Kubur Abona Egzabher baelu Mewaxieti yhabkum 😭😭😭

  • @rezenetesfalem7720
    @rezenetesfalem7720 5 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ምስ ቁኑዓት እዩ እሞ ጸኑዕ ኢኩም ጾሎትኩም ኣይፈለየና ራህዋ የምጻልና እዝጋቢሄር እምበር ዓመጸኛን ሸፋጥን ዝኮነ መንግስቲ በቦታቱ እዩ ዝጅምር ንሕና ውን ኣይሓገዝናኩምን ናይ ኢድና ድማ ረኪብና ኣምላክ እቅረ ይበለልና ጎሳየ ዘይብለን ኣባጊዕ ንኣራዊት እንደኣለን

  • @elsasolomon4426
    @elsasolomon4426 5 ปีที่แล้ว

    Egzabeher Amlak bereketkum ybzah nigeberti kufue kea nay eidom yhabom

  • @eritreanakabana5683
    @eritreanakabana5683 5 ปีที่แล้ว

    Radio Asena we love you. We praud you

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 5 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ይሕዚን ብሰንክ ሸፍቱ ናይ ሳሕል ሰብ ጠፊኡ

  • @fkrimisamlak6256
    @fkrimisamlak6256 5 ปีที่แล้ว +1

    Egzabher Edme yhabkum abona Metan nana ndekikum ktiemena tseluylna Edmekum yenwhayo Egzabher.

  • @adhanomyosief9871
    @adhanomyosief9871 5 ปีที่แล้ว

    Our great father God bless you

  • @hallomaialba8229
    @hallomaialba8229 5 ปีที่แล้ว

    edman tanan yhabekum ezghbar amelak Abona ab xlot kemu zekirna ❤❤❤💒❤💒❤💒💒❤💒🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @kibromwel586
    @kibromwel586 5 ปีที่แล้ว

    I’m really sad. Hope you will be free soon our father & GBU!!

  • @habtomkahsay2916
    @habtomkahsay2916 5 ปีที่แล้ว +4

    ልበይ ተንኪፍኒ ኣቦና ጸሎትኩም ኣይጋደፈና እምበር ተበዲልኩም፡ኢኹም!!!

    • @bahtagrmay1313
      @bahtagrmay1313 5 ปีที่แล้ว +1

      ነዚ ኩቡር ኣቦና ናብ ስቃይ ዘውረድዎም
      ሰባት ይኹኑ ስራዓት ክንውግዞም ንኽእል ህዝቢ ኢና ኣቦና ዝገለጾም ድማ ኣብ ወጻእ ዘለው ኣቅሽሽቲ ኢና ባሃልቲ ግን ሰረቅቲ ንሓዞምን ክንውግዞምን ሕጂ እዩ።

  • @azmarino8715
    @azmarino8715 5 ปีที่แล้ว

    Way way way atom sebat Eintay Eina nsemiEi zelena bejakum kabzi zkefiEi neger welahenti neger yelen bejakum nkid nezi diyablos nay Eritrea henikina newsiAeyu kab za hegerena kenewuso bejakum menEiseyat Abelekum bejakum TV Asenna ab kulu zerghiwo wala ab Facebook bejakum kulu hzbi Eritrea bflay Amenti Orthodox tewahdo kulu kfelto zelow heki slezkone ajokum aboy Eidmen TEinann Ajokum ab gonkum Alona thanks assena TV for the truth service God bless you kubur abona nkulu delayi fthi God bless you all::

  • @meharimilash5421
    @meharimilash5421 5 ปีที่แล้ว +5

    Abona Amlak edimen tenan yihabkum mewaxo yifterlkum.

  • @arayaberhe1056
    @arayaberhe1056 5 ปีที่แล้ว

    Egziabher edmen tenan yehabkum metan ktemena abone nay zemena hawarya petros weh powlos.

  • @natihrmetandmoves4401
    @natihrmetandmoves4401 5 ปีที่แล้ว

    😭😭😢😭 ኣቦና ብምሕረትኩም ረኣይና ብ ጸሎትክም ደግፍና! ኣድና ብ ሰላም ክንምለስ ጸሎት ግበርልና ተበኪስና ኣለና።

  • @merihwuldey6468
    @merihwuldey6468 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዓሚ ኣሕዛኒ ኣሰና ቲቪ ብጣዕስሚ ይቐኔልና። መን ተመን መን ርግቢት ኣግሂድኩሞ ኣለኩም ።
    ኣቦና እግዛብሄር ንበትክርስትትስና ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @tomasn5343
    @tomasn5343 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣባና ኣጆኩም ምሳኩም ኢና