Topo ካብ ህግደፍ ኣምሊጡ ይብሃል ኣሎ!! ዘገርም ነቀፈታ ንመራሕቲ ትግራይ ! Mic Free ዝበሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • #eritreancomedy #eritreamovie
    #facebook WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.facebook.c...
    #TH-cam WOLODOY PRODUCTION👇👇
    • 7 ጥይት ዝተሃርመት ኤርትራዊት። @...
    #INSTAGRAM WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.instagram....
    FACEBOOK Habtom Hagos 👇👇
    / habtom.hagos.3762
    @tefetawitalkshow @fnanappinfotech980 @jstudio1 @neshneshtv9967 @dawittv @MahderPro @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment #eritreamusic #eritreancomedy #eritreamovie# #tigraynews #tigraymusic #tigraycomedy #tigraymovie #Eritrea news

ความคิดเห็น • 14

  • @user-dz3ow7rr4x
    @user-dz3ow7rr4x 17 วันที่ผ่านมา

    Kndeyke gelixka tkelo eka tebae qexlo❤❤❤

  • @kubromwedikeshi2862
    @kubromwedikeshi2862 17 วันที่ผ่านมา +3

    ሃብቶማ ናይ መጻኢ ኤርትራ መራሒ ክንገብረካ ኢና በሊሒ ኢኻ ባሓቂ ክላበወካ ግንን ትምህርትኻ ቀጽል ምፋዕ❤

  • @teumberhe4355
    @teumberhe4355 14 วันที่ผ่านมา

    ጽብቅ ስሪሕ ኩብር ሓው ሃብቶም ቀጽሎ

  • @anoniem7392
    @anoniem7392 17 วันที่ผ่านมา

    ketabi awahlel temehar hedae .

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 13 วันที่ผ่านมา

    ንባዕሉ ዘታልል ዝነበረ ኩርኩር ህግደፍ ኣብ ኤምባሲ ሱዳን ካብ ንቤተክርስትያን ኤምባሲ ህግደፍ ዝሳለም ዝነበረ ሕልኩስ ሰኺሩ ራክሻ ተገምጢሉ ተምባኽ ሓሳዊ ዘመደይ ፕሮሰስ ክትገብረልኩ ኢሉ 15,000 ዶላር ደቂ ስነ ጥበባዊ እስጢፋኖስን ካልኦትን በሊዑ ድኳን ዝኸፈተ ኣብ ሓደ ኮፍ ዘይብል ተሓቢኡ ዝፍክር እንተሎ እዚ ወዲ ሽዋ እዩ።

  • @Freedom-dg3dr
    @Freedom-dg3dr 17 วันที่ผ่านมา

    Ezi gazetena wean megaberi eyu neyru

  • @anoniem7392
    @anoniem7392 17 วันที่ผ่านมา

    ewae men dea heshuk eluka lomi .nenewih ewan habtomen yemanen si tefetawi zebela kab medegafen metsebraken antsar Bereketen josin behawri kab menkaf metselae meneshaw halifkum posetivity ayre enalkum.temehar

  • @anoniem7392
    @anoniem7392 17 วันที่ผ่านมา

    sentim bezaybelaekalu betahwak afka aytekfet.beshem hezbi tegray kab ezi lewah sedetegna zetewahlele gezeb nab hebret europa gena metseray zelo bezetela ale beweshti nab zelo keydi metseray research geber buzuh ketfelet eka

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 17 วันที่ผ่านมา +1

    ሓማቱ ዝፈሰሶ ሰብ ድክታቶር የባሪር እምበር አይምህርን

  • @AlexkidaneNegasi
    @AlexkidaneNegasi 17 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ባዓል ሃብቶም ልዕሊ ባዓል ቶፖ ሙሁራት ብዛህራ ከም ዝሰገሩ ትፈልጡ ዶ።

  • @TeameHaile-iv1rc
    @TeameHaile-iv1rc 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታትግፋ ናይ ሻዕብያ ረስዕዎ ሑሙም

  • @asfahatesfamical1345
    @asfahatesfamical1345 17 วันที่ผ่านมา

    ክቡር ሓው...! አብቲ አብ ትግራይ ዘሎ ናይ ምዝራብ ናጽነት ምስ አብ ኤርትራ ዘሎ ዓመጽ መሰላት ደቂ ሰብ ክተነጻጽሮ ምፍታንካ: ኮሚደረን ሽጉርት ሓደ እዮም: ክትብል ኢኻ ፈቲንካ። እወ ሓቅኻ: አብ ኤርትራ ናይ ምዝራብ ናጽነት የለን። ሓደ ውድብ ምስ ሓደ ሃገር ዘማሓድር ዘሎ ስርዓት፣ ሓደ ክልል ምስ ሓንቲ ሃገር ክተወዳድር ምፍታንካ ግን: ንሰማዕትኻ ዘዳናግር ዳአ እምበር: ማሃሪ አይኮነን። ክትፈልጦ ዘለካ: ተጋሩ ብቀዳማይ ደረጃ ኢትዮጵያውያን እዮም። ሓደ ውድብ ናይ ተጋሩ ኻአ: አብ ትሕቲ ሕጊ ናይ ፈደራላዊት ኢትዮጵያ ዝቆመ ስለ ዝዀነ: አልዕል አቢሉ ኢትዮጵያውያን ተጋሩ ስለ ዝተዛረቡ ክቀትል: ወይ ክአስር አይክእልን እዩ። ስለዚ ንስርዓት አስመራ ኩላትና እንዲና ንቃወሞ: ግን ስርዓት ምስ ውድብ፣ ሓደ ክልል ምስ ሓደ ሃገር ምንጽጻር ግን: ፍትሓውን ርትዓውን አይካነን።

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6f 17 วันที่ผ่านมา

    ገልዳም መን እዩ ToPo አምሊጡ ትብሎ ዘለኻ