መልእኽቲ ንሓመዱ ጀርመን / Assena ተጋሩ ብናይ ሕውሓት ገንዘብ ኢዩ ዝሰርሕ ይብልዎ።
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
- #eritreancomedy #eritreamovie
#facebook WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.facebook.c...
#TH-cam WOLODOY PRODUCTION👇👇
• 7 ጥይት ዝተሃርመት ኤርትራዊት። @...
#INSTAGRAM WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.instagram....
FACEBOOK Habtom Hagos 👇👇
/ habtom.hagos.3762
@tefetawitalkshow @fnanappinfotech980 @jstudio1 @neshneshtv9967 @dawittv @MahderPro @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment #eritreamusic #eritreancomedy #eritreamovie# #tigraynews #tigraymusic #tigraycomedy #tigraymovie #Eritrea news
ጽቡቕ መግለጺ ሃብቴካ✅💙💙💙
Haqi100%
❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ሓወይ ኩሉ ትክክል ኣለኻ እነ ድኣስና ድህዝብ ትግራይ ንምሕጋዙ ብጣዕሚ ያድንቆ አየ ግን ኸዝ ረአ እንተበልኹዎ ግን ኣብ ትግራይ ምላልይ መስሉ ትሰምዕን ማለተይ ኣብ ገብረፅየን እዩ ወጉኑ ዘሎ ዋላ ኸዝ ለ ኣያም በሎ
👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤🎉🎉
Xbiqti ftah iza nayzom deqna b nhamedu. I hope bezia ktwudae. Imber xexenihka ateareqti mqyar trgum yeblun
ኣብ ትግራይ ኣማኒኤል ኣሰና ብጣዕሚ ተፈታዊ እዮ። ግደፎም ገለ ተከፈልቲ ነቲ የብዝሓ ዝውኩሉ ኣይኮኑን።
እንዳ ህግደፍ ጨብረቕፘቕ እዮም ዝፈትዉ ጉጅለ ዓዋሉ
ወለዶይ ኣሰና ልኡኽ ህውሓት ምዃኑ ካብቲ ዘቕርቦ መደብ ክትርዳእ ትኽል ኢኻ ምኽንያቱ ምስ ብዓል ደብረጼን ወጊኑ ኣንጻር እቲ ግዝያዊ መንግስቲ ዝሰርሖ ዘሎ ንማንም ስውር ኣይኮነን ንህዝኒ ዝመቃቅል ዘተረጋገጸ ሓነሬታ ህጹጽ ዜና ኢሉ ጸጠታ ምስ ጉባኤ ዝገበረ ህውሓት ኢና ንድግፍ ኢሎም ኢሉ ዘየለ ዜና ዘርጊሑ ኔሩ ገታቸውን ጻርቃንን ምስ ኣቢ ንኤርትራ ንምውራር ተሰማሚዖም ኢሉ ዝዝርግ ንምታይ እዛ ብርኩታ እምኒ ኣለዋ እዩ ጉዳዩ።
መን ይምውሎ ኢልካ ከ ትሓስብ ?
ኣበይ ደሎ ሽፍታ ኢዩ ኣንታ ክሳብ ሕጂ ። ህዝባዊ ግምባር ክኣ ይብለለይ ተጥርሊዑ
ሃብቶም ህዉኽ ዝኾንካ ቖልዓ 😂 እንታይ ገድሰካ ተሃዊኽካ ትዛረብ ንመንግስተኣብ ጠቕላላ ኣይፈጥካዮን ዘለኻ