THIS IS AN ICE BREAKING OF DEMOCRACY IN TIGRAY.in civilizd way well done I hope it will alive that kind of discussion for the future.no matter how differece we have TOGETHER WE STAND DIVIDE EW FALL.
Look what the person from the university talked is allergic from many TPLF slave! He spoke the truth and a remedy for Tigray! People should take lessons from him
ተባዕ ናይ ብሓቂ፣ደፋር፣ኣጋናዛቢን ወካላይን ሓሳብ ኣቕሪብካ🌟🌟✨✨✨
ቀፅለሉ ወትሮውን ጅግና ኢኻ
ገብረ ዓዲት ጅግና ብሓቂ
ገብረ ግን ኣባል ህወሓት ድዩ ኣባል ፀጥታ ትግራይ?
ጅግና ገብረ ወርቂ ሃሳብ ሂቡ
brakhe why you like this comment🤣
ዶንቆሮ።
ጀጋኑና እድመን ጥዕና ይሃብኩም 💪💪💪💪እግዚአብሔር ምስ ሕዝብና ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ጊዛዊ መንግስቲ ክእለ ጥራሕ እዩ ዘሎዎ።
@@Men1109 ጉጅለ ፅንተትን ዓለታውያንንከ 50 ዓመታት ዝዓንደሮ ኒኢሱ ዎ ክቅፅል ማለት ድዪ
ባርያ@@SasonAsrat
THIS IS AN ICE BREAKING OF DEMOCRACY IN TIGRAY.in civilizd way well done
I hope it will alive that kind of discussion for the future.no matter how differece we have
TOGETHER WE STAND DIVIDE EW FALL.
ሓርበኛ ገብረ ዓድየት ብጣዕሚ ንፈትወካን ነኽብረካን ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ዝሓወይ
ገብረ ዓዴት ጅግና ❤❤❤ ብቛንቋና!
ሓፍትና ወይዘሮ መድህን ንምንታይ እያ ንበዓል ደብረፅዮን ዝእክብዎ አኼባታት ተረኺባ ዘይትዝግብ ፀግዒ አይቲሓዚ ምስበልኩ አታ ጅግና ገብረ ንዳኒኤል ዘቅረብካሉ ሕቶ ሓቂ ኢኻ ኢልካዮ ጠሲሚ አሲትካኒ
እንድሕር ዘይዓደምዋከ😄
ትኸይድ ባዕላ ኣይትኣትውን እንቶይሎማ ትሰምዕ@@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
ትግርኛ ኸ ይሰምዕዶ ኸ
Gebre is hero
ገብረ እግዚአብሔር ይሃብካ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ እቲ ዝወሃብ ግልፅ ክኸውን ኣለዎ።
ገብረ ዓዴት 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪 ክንድ ሽሕ
ኣታዮ መንግስቲ ኣይኮነን ግዚያዊ ምምሕዳር ዘይትብሉ ።
ዋና ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ስሙዑዎ
ዳኒ ጅግና
ሙሁር ማሀይም ናይ ትግራይ ማሕበረሰብ ልቦና ዘይፈልጥ ምዝራብ ዘአበዮ
ገብረ ገ/ፃድቅ ኩሉሻብ ጅግና ጅግና ኢኻ ዝገርም ሓሳብ ሂብካ🙏🙏🙏 King 👑👑👑👑
ንበረልና፣ጀግና፣
ተጋደልትና ጀጋኑ እኹም እሞ ቀጽልሉ ጸባ ስተዩ 🎉🎉🎉 እንቶ ዳንኤል ግን ካብ ዳንኤል ክብረት አየንእስን ምኽንያቱ ናፋቒ አምሓርኛ እዩ 😢😢
ጅግና ገብረ ዓጄት
ኩሉ ሓደአይኹን ጀጋኑና የቀንየልና ።
ጅግና ተጋደላይ ገብረ❤❤❤❤
ጅግና ጅግና ልዕሊ ጀጋኑ
ገብረ ጅግና ወዲ ህዝቢ
ገብረ ገ/ፃዲቕ ጅግና 💪💪💪❤❤❤
መምህር ካሕሳይ ሙሉ መምህር ናይ how to complicated thing ዝብል subject ድዮ ዘጽንዕ
ገብረ እና ተወለ ዘቅረብኩሞ ዓጊበ ጀጋኑ
ደንኤል በጣም በሚያውቀው ቛንቛ ነገሮችን ማቅረብ/ማስረዳት ምንድነው ችግሩ? አማርኛ እኮ የትዮፕያ ቋንቋ ነው።
ኣንተ ራሱ ለምን ባማርኛ ታወራለህ ይሄ ኮ ገዛ ተጋሩ ነው በቋንቋችን ነው የምንጠቀመው
ክብሪ ዝግበአካ ተጋዳላይ ንቲ ሓቀኛ ኣበሃህላካ ኣብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ኢካ
ፅብቅ ሓሳባት እየ። ክትዕ እዩ ዘድልየና
ገብረ ዓዴት ወኪል ጉጅለ ሓወልቲ ዶ ኣየለኻን😂
who prepared this workshop? when is Gebre represented as TPLF?
እዝጊኦ መሓረና ክርስቶስ ካብ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ ሓልወና ! ወላሂ ሻሎም
what a hot discussion this is😮
ክብረት ይሃብካ ኮ/ር ገብረ ብጣዕሚ ፅቡቕ ሓሳብ ሂብካ
ዳኒኤል አብ ቃልሲ አይነበረን
130 ሚልዮን ኣምሓራይ ክትቅይርዎም ቒቒቒ
ኮ/ል ገብረ ዓዴት ኣታ ጅግና ሓቀኛ
ወታደራት ስለ ፖሊሲ ክዛረቡ፣ ዓገብ
ትኽከለኛ አገላልጻ እዩ ናይ ድሞክራሲ ምሕዳር ምሰፋሕ ጭላንጭል ይረአ አሎ ጵቡቅ ተሰፋ እዩ።
Look what the person from the university talked is allergic from many TPLF slave! He spoke the truth and a remedy for Tigray! People should take lessons from him
@ ገብረ ዓዴት "ህወሓት ኣነ ኣይተደራደርኩን ዶ ኢላ መግለፂ ኣየዉፅአትን" ክዝሕል ብኢድ ክዉዒ ብማንካ ዶ ኣይኮኑን ዝገብሩ ዘለዉ?
ሓይሽ መልሲ ዘድልየን ወሰንት ሕቶታት አቅርቡ ኣሎ።የመስግን።
ናይ ገብረ ዓዴት ትዕቢትን ናይ ተወልደ ቁንፅልን ኣጉል ድፍረት ዝተመለኦን ናይ ጉግል ቃላት ሒዝካ ናብራ ህዝብና ስቓይ ዝናዋሕ ብመን ምኹኑስ ፍሉጥ እዩ። ጉርዲ ዘይብሎም ደደባትን ሊያቡን መራሕቲ እዮም ዘለዉና።
እቲ ዋእላ ንህዝቢ ትግራይ ዝምልከት ተኮይኑ ዳንኢል ብርሃነ ብትግርኛ ክቅርብ ነይሩዎ። መዎዳእታ ትግራይ ክምዙይ ምርኧይ ልቢ ይስብር
ብዙሓት ዕድሚኦም ሙሉእ ንህዝቢ ምቅላሶም ረሲዖም ዓይኖም ብጨው ሓፂቦም ፀረ ህዝቢ ኣሰላልፋ ኣብ ዝመረፅሉ ግዜ፡ ነዚ ነውሪ ዚ ኮኒኖም ሕዚ ውን ኣብ ጎኒ ህዝቦም ተሰሊፎም ንሓቂ ጠጠው ዝብሉ ከም ገብረ ዓዴትን ተወልደ እምብብን ምርካብና ንህዝብና ዓብይ ተስፋ እዩ።
❤
ህወሓት ተደራዳሪን ፈራሚን ምዃኑ ዘይርድኡ መሊኦም እዮም።
ካብኢንቨርስቲስይትረፍካ/ለባምወዲሓረስታ/እውንኣይትመስልን/ይወኣካሓወይውፅዕ
ምዕቡል ፖለቲካዊ ቃልሲ እናተከኣኣልካ ግን ድማ መትከል ዘይለቀቅካ ዝተገብረ ፃዕዳን ፀሊምን ብግልፂ ዝፈለየ መን ናይ መን ጥቅሚ ከምዘክብር ክንርኢ ክኢልና ረብሓና ውን ነለለይ ኣለና.....
ጀግና ኢኻ ኮነሬል ተወለ ዳኒኢል ብርሃነ አብ መኽተ አይነበረረን መድሐርሐሪ ኢዩ
ዳኒኤል አብእዋን ፀንጠት ተሓቢኡ ዝነበረ ሕዚ መን ዝሃቦ ስልጣን እዩ?
ገብረ ዓዴትን ተወልደ ን ፅቡቅ ን ሕቶ ህዝብን ርእቶን
ግምት ግደፍ
ኦ ዳኒኤል ብርሃነ ዕቁብ እኳ ክመሪህ ዘይክእል ትሁት ሰብ አብ ርእሲ ምኳኑ ብትግርኛ ዘይምቅራቡ ንባዕሉ ዘይፍትሓዊ ሰብ እዩ
The last two speakers are wowing
ዳኒኤል ይትረፍ ሕግስ መንነቱ እውን ዘይፈልጥ አዩ ።
ብቋንቋና ክስመረሉ ዝግባእ ደፋር ገብረ ዓዴት🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ዓበይቲ ግን አማሓይሹ አዮተዕገርግሩ ይአኽለኩም
ዳኒኤል ማለት ንትግራይ ክሕምስ ልእኹቶ ተዋሂብዎ ዝመፀ ይመስለኒ
እዞም ሐሸውቲ እዚኦም ንህዝቢ ትግራይ ዝብድልዎን ዘሳቅይዎን ንሰሙን መሐውሮሙን አብ አኸባ መልሐሶም እስካዕ ዝቁረፅ ንህዝቢ ተሐለቅቲ መሲሎም ይዛረው መሕዘኒ
ተወልደን ገብረ ዓዴትን ንበዓሎም ገለልተኛ ዘይኮኑ ንካሊእ ገለልተኛ ኣይኮነን ክብሉ ሞራል የብሎምን።ክልቲኦም ድማ ሌያቡ እዮም
ዕሉላት ለያቡ ናይ ሓፂንን ወርቅን እምበር
ህዝቢ ትግራይ እማ ዓፊንኩሞ እኮ።ገብረ
ደም መጠጥቲ ህወሓት እሶም ዘይበልዕዎ ስልጣን ኩልሻዕ "limited" እዩ። እምበር ግዝያዊ መንግስቲ ስልጣን የብሉን ዶ ደኣ ይበሃል? መንደኣ እዩ ስልጣን ዘለዎ ከመሓድር? እቲ መሰረት ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ዓሌታዊ ጉጅለ ሙኽኑ ድዩ?
ከም በዓል ገብረ ዓዴት ዝበሉ አብ ናይ policy መድረኽ ንኽዛረቡ ምግባር ትግራይ ሰብ ዶ የብላን ዘብል እዩ
ኣታ ጅግና ገብረ ዓዴት❤❤❤❤❤❤
ዳኒኤል ተቐላባይ እንታይ ትፅበዩ?
ዓፈርይ ክዛረብ ዝዓፈር ዓቅሚ ዘይብሉ ዝተመወለ ብብልፅግና።
ካብ መቀለ ዩንቨርስቲ እየ ዝመፃኹ ዝበለ ግን አብቲ ኺናት ነይሩ ድዩ? ምንም ናይ ፖለቲካ ፍልጠይ ዘይብሉ ሃተፍተፍ እንታይ ኣበሎ። ኣብ ናይ ፓለቲካ ትግራይ ኣይምጥንን። ሓረስታይ ትግራይ ካብዚ ላዕሊ ፖለቲካ ይትንትን።
እዚ እዚ ፀላም 0:00 T -shirt ዝተኸድነ ናይማን ናይ ዩኒቨርስቲ መምህር ድዩ። እንዃዕ ዘረባ /ሓሳብ ምጥማር ኣይከኣለ።
በቃ ተስፋ ቁረፁ ሕዚውን 2 ዓመትን ልዕሊኡን ትግራይ ብግምት ዘይተዓደለ ህዝቢ
Thank you tegadalay tewelde
ምሁር ድዮም ወይስ ቅሬታ እዮም ዘስምዑ ዘለው?
ዳንኤል መደሐርሐሪ እዩ ክንደይ ቆስቍሱ ቅድሚ ኵናት ኣብ እዋን ኵናት ተሓቢኡ ድሕሪኡ መፂኡ ሹሽ ክብል ኣይንፈቕደሉን መወደልደሊ እዩ ዘፍርሰና ዘሎ💔💔💔💔
ገብረ ዓዴት ህወሓት ብመን ተወኪላ ዝበሎስ ካብኡን ካብ ዕንበብን ወፃእ መን ክውክላ እዩ ደልዩ?
ዳንአል ብርሃነ ኩሉ ግዜ ጌጋ ዘረባ ይዛረብ ክእለ አለዎ ድማ በአማረኛ እዩ ዘውሪ ጉረኛ ወረኛ እዩ ::
ዘይሻራዊ ይኹን ሪኢቶኹም
ንሓቂ ዝውግን ሻራዊ አይባሃልን
ብዝሓለፈ ጊዜ ብዛእባ ሻዕቢያ ብሱል ዘይኮነ ትንታነ ዝሃበ ሰብ ብቃት የቡልይ
ካብ እዚኦም ቁምነገር ትፅበዩ እዚኦም ካብ ወረርቲ ሃይልታት ዝፍለዩ ብጀምአ ዘይቀትሉ ጥራይ ሙካኖም እዩ ! ካብ ወረርቲ ትህሹሉ ብጅምላ ዘይምቅታልኩም ጥራይ!!
Jganuna Coloniel Tewolde&Gbrae speech r 💯 ✅️ 🙏 🙏 🙏
በዚ ዝመሃር ናይ ዩኒቨርሲቲ ተመሃይ ተበ ዲሉ
ናይ ብሓቂ ድዩ ናይ ሕጊ መምህር ክክክክክ ሰኺሩ ይመስል ክኣ በዚ ዝምሃር ሕሙም ጥራሕ ኢዩ ክኸውን ዝኽእል 1 ክፍሊ ተመሊስካ ትምህርቲ ጀምር ስነ ምግባር ካኣ ይሃልካ ኣይትስከር ወይ ጫት ኣይትውሰድ 😂😂😂😂😂😂
ኣያና ገብረ ግን ካድረ ሕውሓት ወይስ ኣባል ሰራዊት🤔
ድላዩ ይኹን ኹሉ ይምልከቶ ንኹሉ ዋጋ ኸፊልሉ ።
ብስም ህዝቢ አይትሸቅጥ ገብረ ዓዴት ህዝቢ አበይ መሪፁ ይፈልጥ?
አማርሓረኛ Presenter ኣምፅእኹም ለለ ርእሰ ጉዳይ ሓደ ሰሙን ኮይኑ ክቅፅል እዩ!
ጊዝያዊ ምምህዳ መን'ዩ ወኪልዎ?
Kahsay Mulu zibahal seb Hashish wosid ziatewe yimesil.
ኣብ መኻፈት ወዲ ረዳ ኣብ ፍሊጠት ዝተሞሪኮሰ ክኸወን ኣለዎ እሉ ዝተዚረቦ ብምክንያት እዩ።
ኣበይ ዝገረሞ ኣባል ዑሱብ እዩ ።
ገብረ አባል ፀጥታ ትግራይ ድዩ ወይስ ካድረ እንአደመ ግልፂ ግበርሉና ፡፡
ይገርመካ እኮ እዩ።ወሪዱ ኣመሓዳሪ ወረዳ ግዲ ተዋሂብዎ😅😅
ናየይለ ሕቶ😅
ኢሞ ናይ ግድን ጉጅለ ፅንተትን ዓለታውያንን ክኾን ነይርዎ ማለት ድዩ
ተወልደ ለይባ ንዘይፈልጠካ በሎ ኣንታ ናይ ወርቂ ለይባ
ደደብ ንስኻ መን ስለ ዝኾንኻ እዩ ምደባ ትህብ ጀላዕ
Genere adet hasb yblun
ሓሳዊ ኢኻ ገብረ
ሰባት ምስአቅሞም እናሀለውስ ካብ ፅልኢትን ቂምን ስለይወፁስ ሀናፂ ሀሳብ ካምሀብ ይጨናነቁ
መምህር ሕጊ ካብ መቐለ እዋይ ኣፍልጦ ሕጊ 😫😫😫
ምድረ ካድረ ጫዉጫዉ ጀሚሮም
በቃ ለዉጢ ይመፅእሎ እዩ
Down Down one party rule
We have had enough of dictatorship
ማእኸሉ ውዕል ፕሪቶርያ ዝሃበካ ማንዴት እናሃለወ ካቢኔ ፌዴራል ዘውፅኦ ዝብል ንምንታይ መፀ?
ንሓቂ ንቁም ተጋሩ