ኦሎምፒክስ- እዝስ እንታይ ይበሃል! መሻኺን ኣዋልድ ይቕጥቀጣ ኣለዋ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 223

  • @GebrehiwetWeldeluul
    @GebrehiwetWeldeluul 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዶክተር ሻሮን ንኹሉ ጻዕርን ኣስተምህሮን እትገብርዮ ጻዕሪ የመስግን መጀመርያ ፡ኣብ ጉዳየይ ከተኩር ፡ ብናተይ ሓሳባት ኣብዚ ኣሽማተን ክጽሕፍ ኣይመርጽን ፡ግን ኣብ ሃገርና ዝፈልጠን ዝወልዳን ብተፈጥሮአን ኣዋልድ ግን ልዑል መጠን ጉልበትን ሓይልን ዝውንና ኣዋልድ ከምዘለዋ ክንግረኪ ደልየ ፡ ዋላ ቅርጽን ፎርማን ኣወዳት ዝመስላ ብጉያ ኣለዋ ፡

  • @Jbsr-m4f
    @Jbsr-m4f 2 หลายเดือนก่อน +8

    ዓለም ዚበለ ይበል ቢሳይነስ ዋላ ቢማትስ ወዲ ይበሉዋ ቢዘይየጊድስ ኣምላኽ ዚሃባ ትፎጥሮ ዓቅባ ወርቂ ተሰሊማ ኣምበሲት ❤❤❤

    • @shamram6200
      @shamram6200 2 หลายเดือนก่อน

      😅

    • @Natna_chanal
      @Natna_chanal 2 หลายเดือนก่อน

      ክላ ዞም ሳይንስ ፈሊጥኩም ፈሊጥኩም ንብሎም ሰባት ኣምላክ የለን ምባል እዮም ዝጅምሩ

    • @shamram6200
      @shamram6200 2 หลายเดือนก่อน

      @@Natna_chanal 😃 hubush

  • @tekleshishayabraham4696
    @tekleshishayabraham4696 2 หลายเดือนก่อน +12

    ሳይንስ ትሕቲ ፈጣሪ ኢዩ ስለዚ ኣምላክ ከም ዝፈጠራ ንቅበላ ጋል ኢያ በቃ ኣከለ

  • @BetielWelde
    @BetielWelde 2 หลายเดือนก่อน +19

    Hi Dr Sharon ❤❤❤. ኣብዚኣ ኣይሰማማዕን because ኣምላክ ከምኡ ፈጢርዋ ከም ጓል ዓቢያ ጓል ኢያ። ወላ ኩሉ ግዜ ትስዓር ምስ ኣዋልድ ኢዩ ቦታኣ ። thanks 🙏❤❤

    • @ilove_you_mama9113
      @ilove_you_mama9113 2 หลายเดือนก่อน

      ብሳይነስ አያ ትዛረብ ዘላ ተሰማምዒ ኣይትሰማምዒ ንሱ አዩ አቲ ሓቂ 😂

    • @shamram6200
      @shamram6200 2 หลายเดือนก่อน

      😂hubush

    • @BetielWelde
      @BetielWelde 2 หลายเดือนก่อน

      @@ilove_you_mama9113 men Niaka hatitka zeymliketeka . Mo science better than fetari 😏

  • @lovepassion5913
    @lovepassion5913 2 หลายเดือนก่อน +14

    Hi @DrSharonWoldu pls nay Dr Barbara o'niel bzaebaa eba membrhi habna. Eti nsa ttkemelu nay tefetro negerat ksab kndey eyu haqnetu mbrhi ktbna bthtna yhatt

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 2 หลายเดือนก่อน +17

    ስዕረት ዘይቅበሉ ብሙኻኖም እዮም እምበር ባዕሎም ጀንደር እና ቀየሩ ትደሊ ዲኻ ጀንደርካ ቀይር እናበሉ ንሰብ ኣብዘይ ዕላማኡ እናእተወዉዎስ ኣብ ሰብ ስፖርት በጺሖም ንምንታዮም ሕጂ ዝዕጭዕጩ ዘለው ዝገርምዩ።
    ❤🇪🇷❤🎉❤🇪🇷❤🎉❤🇪🇷!!!

  • @julitomas3620
    @julitomas3620 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚኣስ ኣብዚሕክዮ ኣብ ስራሕ ፈጣሪ ኣይ ተብዝሕዮ ብጋል ፈጢርዋ ብጋል ከኣ ትነብር ኣላ,,,
    ከምዚ ዝርየኪ ዘለኹ ግን ኣብ ልዕሊኣ ብድዕኛ ኮንኪ

  • @samdan8545
    @samdan8545 2 หลายเดือนก่อน +1

    ድር. ሻሮን ከመይ ቀንኺ ባንዴራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ስለምንታይ ዘይትገብሪ በብሞያና ሃገርና ከነፍልጥ ሓላፍነትና አዩ ሓላፍነት ቢኒ ጥራሕ ኣይኮነን ❤️❤️

    • @ወደቦይ
      @ወደቦይ 2 หลายเดือนก่อน

      ሕማም ባንዴራ ዘለኩም ህዝቢ

    • @mihretkidane9222
      @mihretkidane9222 2 หลายเดือนก่อน +2

      ገፅ ባንዴራ😏

    • @Merhba234
      @Merhba234 2 หลายเดือนก่อน

      Xubuk hasab

    • @samisolomon8470
      @samisolomon8470 2 หลายเดือนก่อน

      😅😂😂😂

  • @eri_gq1741
    @eri_gq1741 2 หลายเดือนก่อน +7

    ፍትሐዊ ዝብል ነገር አብዚ ዐለም የለን

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 2 หลายเดือนก่อน +13

    ዶክቶርና ጂግና..ኩሉ ኣብ ልብና ዘሎ ኢልክዮ።እዛ ኣልጀራዊት በቲ ተደንግጽ ብፍጥረታ ሰብ ክዛረብ ክንደይ ከቢድ እዩ።ምስ ደቀንስትዮ ክትጋጠም ግን ተጋግያ እያ.ቕሩብ ሕልና ክትገብር ነይርዋ።
    እንቋዕ ደኣ ሰባት ኣይሃሰየት።

    • @SamiHadgu-hk2rd
      @SamiHadgu-hk2rd 2 หลายเดือนก่อน

      ሳሮን ሓፍተይ ከመይ ኣለኺ መደብኪ ብጣዕሚ እየ ዝካታተሎ ዝፈትዎ

    • @shamram6200
      @shamram6200 2 หลายเดือนก่อน

      😂

  • @Thomasjohn1490
    @Thomasjohn1490 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks a lot for clarifying why intersex individuals have to be categorized according to scientifically proven genetic information. I totally agree with you, Dr Sharon.
    I honestly like your videos because they are brief and straight to the point. You are making a difference. Keep it up the good job! ❤

  • @kidaneteweldemedhn9818
    @kidaneteweldemedhn9818 2 หลายเดือนก่อน

    ዓለም ፍትሓዊት ኣይኮነትን ሻሮን ሓብትና

  • @meharizemikail3361
    @meharizemikail3361 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ትምህትቲ ዶ ር

  • @A.H1237
    @A.H1237 2 หลายเดือนก่อน

    Dr.Saron betehbiyo temehti Yemsgen.Gen Neski Sport Teserhi konki aytsmeanene eki mekniyatu ab Kelatsimki wela ab tihteway edkin zeysurue Sega sele zerie eye.Hatsin kurub besheab Tetesrhi tsubuk neru.Thx

  • @samuelb8089
    @samuelb8089 2 หลายเดือนก่อน +2

    እስኪ ብዛዕባ ዘይፍሕታዊ ትዛረብ አለኪ ግን እቲ ኦሎምፒክ ኣብ መክፈቲ ፕሮግራም ዝነበረ ድሕር ዘኪርክዮ ኩሉ ተታሓዘ ሙኩዋኑ ይበራሓልኪ ኩሉ ብፍላጥ ተገበረ ስለዝኮነ Thanks Dr

  • @kibreabmihreteab2377
    @kibreabmihreteab2377 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you doter xenuk gerki arediekena heto koynena neru.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 2 หลายเดือนก่อน +3

    Xbktey shikorina michwiti gal 🇪🇷💎👍🏽

  • @zeraytsegay7511
    @zeraytsegay7511 2 หลายเดือนก่อน

    That's great information Doc, thank you 🙏🥰💙

  • @abelnegasi1828
    @abelnegasi1828 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዶተረ፡ ምህሮኺ ብዘይ ቀልዓለም ንሕብረተሰብና ኣዝዩ መሃርን ጠቓምን'ዩ እሞ፡ ኣጆኺ ቀጽልዮ። ካብዚ ናይ ሎሚ ትምህርትኺ ብምብጋስ፡ Transgender ከምኡ'ውን Intersex ብትግርኛ እንታይ ኮን ይበሃል ይኸውን ብምባል ምስ ፈታተሽኩ እዚ ዝስዕብ ስለ ዝረኸብኩ፡ ኣብ መጻኢ መደባትኪ ይጠቕመኪ ይኸውን ብምባል ከካፍለኪ መሪጸ።
    Transgender፡ ፈናፍንቲ / ጭደል
    Intersex፡ ጭደል / ፈናፍንቲ
    ክልቲኡ ቃላት ዳርጋ ንኽልቲኡ ሓረጋት ዝገልጽ ስለ ዝኾነ ጆባእ እብለኪ! የቐንየለይ

  • @tesfamicaelyohannes
    @tesfamicaelyohannes 2 หลายเดือนก่อน +4

    ትብጻሕ ናብ ዝኸበርኪ ዶክቶር ሻሮን ወልዱ። ኣቕዲመ ብትገብሪዮ ሕዝባዊ ዝኾነ ኣስተምህሮ ኸመስግነኪ እደሊ። ኣስዒበ ዘቕርቦ ሕቶታት ብጽሞና ኣንብብኪ ብተገዳስነት ክትምልሽለይ ይምሕጸን። ኣብዚኣ ''ኦሎምፒክስ- እዝስ እንታይ ይበሃል! መሻኺን ኣዋልድ ይቕጥቀጣ ኣለዋ #ዶክተርሻሮን'' ትብል ኣቕርቦትኪ ጽልግልግ ዝበለ ትሕዝቶ ስለዝገጠመኒ መብርሂ ንኽረክብ ብማለት ኢየ። ብቐዳምነት ኣስተምህሮኺ ስነፍልጠታዊ ዲዩ ወይስ ፍልስፍናዊ? ንኣተናትናኺ ማለተይ ኢየ። ስነፍልጠታዊ እንተኾይኑ ኣተናትናኺ ነዚኤን ዝስዕባ ሕቶታት ብስነፍልጠታዊ ኣገባብ መልሽለይ። ኣተናትናኺ ፍልስፍናዊ እንተኾይኑ ግን ብዛዕባ ሞራልን ስነምግባርን ስለዝኸዉን ኣብቲ ዘቕረብክዮ ቭዲዮ ብዝግባእ ስለዝተገልጸ ነዚ ዝስዕብ ሕቶታት ሸለል በልዮ። ደጊመ ግን ብዙሕ ከም ዘድንቐክን ከምዘምስግነክን ኽግልጸልኪ እፈቱ። እምብኣር ኣብቲ ሕቶታት ንቐጽል። ንወዲ ተባዕታዊ ጾታ ዘብሎ ብተፈጥሮ መትሎ፣ ፍረነብሲ፣ ከምኡ'ኣ ፈሳሲ ዝሪኢ ምስ ዝህልዎ እንተኾይኑ። ብኣንጻሩ'ኣ ንጓል ሪሕሚ፣ ማህጸን፣ ከምኡ'ኣ ዘርኢ እንቛቕሖ እንተኾይኑ፣ እዚ ኣብ ላዕሊ ዝተገልጸ ሮቛሒታት እኹልዶ ኣይኮነንን ጾታ ወድን ጓልን ንምፍላይ? ደጊመ ከዘኻክረኪ ዝደሊ ንሕቶታተይ ብስነፍልጠታዊ መንገዲ ንኽትምልስለይ ኢዩ። ካብዚ ብዝተረፈ ንሞራልን ስነምግባርን ብዝምልከት ግን እቲ ዘቕረብክዮ ቪድዮ ኣኺሉ ዝተርፍ ኢዩ። ኣይትድከሚ። ብዝኾነ ነዚ ኣብ ኣደባባይ ንምግላጹ ዘስክፍ እንተኾይኑ በዚ ዝስዕብ ብሕታዊ መራኸቢ መልሲ ስደድለይ፣ tesfamicaelyohannes@gmail.com ምስ ኣኽብሮታዊ ሰላምታ ካብ ኣድነቕትኺ ሓደ ተስፋሚካኤል ዮሃንስ ኦስሎ ኖርወይ።

  • @yirgariesom8340
    @yirgariesom8340 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ንዓኺ ይኹን ዶክተር ሻሮን ከመይ ኣለኺ፥ ኣብዚ ግዜ ብዙሓት የሕዋትና ሃንደበት ቅርጸት ጌሩልና ኢሎም ሆስፒታል ምስ ከዱ ኜንትሽተ"ያ ኢሎም ኦፕረሽን ጌሬም ኣለዉ፤ ብዛዕባ እዚ ሕማም ስፉሕ ዝበለ መግለጺ እንተ ትህብና ጽቡቕ ኔሩ❤

  • @Berhe-r6z
    @Berhe-r6z 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks Dr

  • @belitesfi1824
    @belitesfi1824 2 หลายเดือนก่อน +1

    TH-cam naki tray entzfqed 100% xuxuy haberita hibkna❤❤❤

  • @Betichi829
    @Betichi829 2 หลายเดือนก่อน

    Selam doctor sharon pls tegediski melsley bzaeba Bell’s Palsy bmntay yimexie bkemey mengedi kenehwiyo nkiel?

  • @nahomgrmay-lx2hz
    @nahomgrmay-lx2hz 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዶክቶር ሳሮን ከመይ ኣለኺ ምሉእ ጥዕና ይምነየልኪ ኣብ ዘለኽዮ ሰላም ይምነየልኪ ቀጺለ ክሓተኪ ደሊየ ዘለኹ ኣነ ናሆም ዝተባህልኩ ሓውኺ ኣብ ርእሰይ ጋንዛ ይመዉት ካብ ድቃሰይ ምስ ተሳኹ ዘንቀዝወኒ ከኣ ኣብ የማነይቲ ገጸይ ጥራይ ኢዩ ካብ ልዕሊ ኣፍንጻይ ዘሎ የማናይ ገጸይ ዓይነይ ከኣ ብጣዕሚ ኢዩ ዘቀንዝወኒ ካብ ንምንታይ ይከዉን ተገዲስኪ እባ መልስለይ ሳሮን ሓፍተይ

  • @asratmebrahtu
    @asratmebrahtu 2 หลายเดือนก่อน

    Agziabher segieu hibiki eyu amo behaki behaki etebileyo zarebiyo kulu temeryo lebonaki akerarebaki kulu amesgeneki afetu ane tebileyo kulu eye zeketatelo ab hiwetey bezuh temahire abtegbar rekibeyo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ amesgineki eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semhargolak7057
    @semhargolak7057 2 หลายเดือนก่อน +1

    Hallo dockter, edmen tenan yhabki, bzterefe,nay Allergien Hitamine, eba meredaeta, thanks ❤

  • @eduopedia1549
    @eduopedia1549 2 หลายเดือนก่อน

    ብዛዕባ paroxetine side effects እስከ አምህርና? ዝሰራሕክዮ ቪድዮ ይህሉ ዶ? ብጣዕሚ አገዳሲት እያ።❤ ክብረት ይሃበልና። 🎉

  • @edenmesfin8585
    @edenmesfin8585 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you Dr Sharon 🙏❤

  • @TechIn5-bj4jx
    @TechIn5-bj4jx 2 หลายเดือนก่อน +5

    ይቅርታ ግበርለይ እምበር፣ ኣብዛ ናይ ሎሚስ ተደናጊራትኪ እያ ዘላ። ጓል ወዲ፣ ወዲ ከአ ጓል ክከውን ይክእል እዩ ኢኪ ትብሊ ዘለኪ። ኣብ ናይ ደቂ አነስትዮ ክትሳተፍ አይነበራን ዝበልክያ ግን አይተፀበኩኲን። ንስኪ ወዲ ኢኪ፣ እንተዝብሉኪስ ምተቀበልክዮ ማለት ድዩ። እዚ ናይ ሳይነስ ሕፅረት ምኳኑስ ተረድእዩ። ልዕሊ ሳይነስ ይመስለኒ።
    ምፆታት ዝኮነ ግዜ።

    • @m.s.e.4192
      @m.s.e.4192 2 หลายเดือนก่อน

      Very excellent point.

  • @TsegayKahsay-qs2tr
    @TsegayKahsay-qs2tr 2 หลายเดือนก่อน

    በይዛኪ ተገዲስኪ ፀሓፍለይ ናይ 3ዓመት መርፍእ ኣብዓመቱ ኣውፅአዮ ክስካብ ክንደይ እቲ መድሓኒት ኣብ ሰውነትና ክፀንሕ ይክእል ኣብ ጥንሲከ እንታይ ሰዓብየን ከምፅእ ይክእል

  • @ArsiemZeray
    @ArsiemZeray 2 หลายเดือนก่อน

    thanks for good info , my God bless ur mind

  • @Eri91M90
    @Eri91M90 2 หลายเดือนก่อน

    ሎሚ ግን ተቀቢሎማ ድሮ ከማን ወርቂ መዳልያ ስዒራ ኣላ መስለኒ ናይ መወዳእታኣ መጋስጥታ ዝነበረት ቻይናዊት ኢያ ኔያራ

  • @muger4702
    @muger4702 2 หลายเดือนก่อน

    ዶክተረ ሓፍተይ የቐንየለይ
    ሕቶ :
    አዞም ትራንስጀንደር ዝባሃሉ ክጠንሱ ይክሉ ድዮም ?
    አቲ ንቡር ወርሓዊ ጽግያት ከ ይመጾም ድዩ ? 🙏

  • @SuzanHermon
    @SuzanHermon 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you for sharing🙏🏽

  • @BiniamBrhane-yy6ls
    @BiniamBrhane-yy6ls 2 หลายเดือนก่อน

    Thanx haftna.

  • @asterhabtai5604
    @asterhabtai5604 2 หลายเดือนก่อน

    Thank doctor

  • @LovezTruth
    @LovezTruth 2 หลายเดือนก่อน

    God bless you sister.

  • @remedienegoytay
    @remedienegoytay 2 หลายเดือนก่อน

    Selam dr haftey betekrblna medebat keyemesgenkuki khalf aydelin kexlyo dma kexile khateki gn ane btaemi teshakile nsu dma ab mahxenki abti nay egg zelewo bota ጥረ aleki eilomni ane kea btaemi teshakile kweld ykeil do eti ጥረ msay kolo? Bejaki tegediski melsley kab hasab kdhin thank you.

  • @EmebeteTes
    @EmebeteTes 2 หลายเดือนก่อน

    Selam dokter bzaeba werhawi xgiyat nametat intezey fesisuka xegem yhlwo do tegediski video srhalna

  • @WdaseTesfay-o3v
    @WdaseTesfay-o3v 2 หลายเดือนก่อน +1

    This cannel the best one❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks

  • @hirtichannel694
    @hirtichannel694 2 หลายเดือนก่อน

    Selam docter sharon Benye nay tana gedaye delki neyer

  • @tedrosMedhaine
    @tedrosMedhaine 2 หลายเดือนก่อน +1

    selam d.sharon brazil nuts tqmun gudatun eba srhlna plis nthairoyd zelna ke entay khgzena ykel .

  • @Fyori-e6b
    @Fyori-e6b 2 หลายเดือนก่อน +1

    Eway haftey gud rekhiba

  • @hagyemane5264
    @hagyemane5264 2 หลายเดือนก่อน +3

    ባዕሎም ዘምጽእዎ ሰበብ እዩ፡ ጓል ናብ ወዲ፡ ወዲ ናብ ጓል ክትቅየር ትኽእል ኢኻ እናበሉ ንቡዙሓት ሰባት መሳርሕን መፈተንን መድሃኒታትን ጌሮሞም እዮም።

  • @eliasteklemaryam8063
    @eliasteklemaryam8063 2 หลายเดือนก่อน

    Tack så jättemycket

  • @yosiefbeyen4189
    @yosiefbeyen4189 2 หลายเดือนก่อน +1

    Hade axemom zebahalu alewu deyom doctor walas yelen please let me this information thanks again

  • @abdenuryassin7582
    @abdenuryassin7582 2 หลายเดือนก่อน

    Hi did hear about new treatment for diabetes in China

  • @yosefasfeha4232
    @yosefasfeha4232 2 หลายเดือนก่อน +4

    መሸኒታ ዘይሪእዌ. ሻሮነይ

    • @eyobgezai243
      @eyobgezai243 2 หลายเดือนก่อน

      Neshinita nay gal eyu

  • @kibrom3264
    @kibrom3264 2 หลายเดือนก่อน +1

    😢mish maerinet ekin tibla tsigebaa dia

  • @Jbsr-m4f
    @Jbsr-m4f 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዶክተር ሊዕሊ ፈጣሪ
    ካብ ፈጣሪ ኒላዕሊ ሳይነስ ትኣምኒ ማለት ዲዩ ማዕረ ኪንዲዚ ሹር ኮይንኪ ትዛረባ ይገሪም

  • @kejushifa8237
    @kejushifa8237 2 หลายเดือนก่อน +2

    Ezi fetari gal geru eu fetirwa slezi gal eya .

  • @Meritey
    @Meritey 2 หลายเดือนก่อน

    Sharoney msaki do kenewedadra kkkk xbuk meglexi ka❤❤❤❤❤

  • @syumnelo4525
    @syumnelo4525 2 หลายเดือนก่อน +1

    Guali eya ::

  • @gechemeche6258
    @gechemeche6258 2 หลายเดือนก่อน

    Xbuq meglexi Doctor sharon ❤

  • @2468justinbieber
    @2468justinbieber 2 หลายเดือนก่อน +3

    እንታይ ከምጓል ኢልካ ፡ተፈጥሮኣ ጓል ድያ ኣይኮነትን?

  • @rafis1966
    @rafis1966 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂዩ ዝገርም:እንድሕር ኣስተብሂልና ኣብ ምዕራባውያን ዘሎ ረቂቅን ከቢድን ጸቅጢ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዬ ይኸፍእ ካብቶም ብድንቁርና ብግልጺ ዝዕምጹ

    • @rehaboth203
      @rehaboth203 2 หลายเดือนก่อน

      ጸቅጢ ኣብ ኩሉሕብረተ ሰብ ኣሎ እንድዩ: ብከመይ ግን ኣብ ምዕራባውያን ይኸፍእ?

    • @rafis1966
      @rafis1966 2 หลายเดือนก่อน

      @@rehaboth203 ዓንጸ ስላሴ ዝለዝኾኑ 👍🏾😁

  • @getayferdal8827
    @getayferdal8827 2 หลายเดือนก่อน

    I agree with you "meshakin awalid"

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 2 หลายเดือนก่อน

    Welcome Sister

  • @yakobequbamicael
    @yakobequbamicael 2 หลายเดือนก่อน

    Important lesson ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @donbosco3732
    @donbosco3732 2 หลายเดือนก่อน

    የመስግን ስለቲ ትምህርታዊ ሓበረታኺ ኣብዚ ዝነብረሉ ከተማ ሓንቲ ጨሓም ጓል ኣላ:: ኩሉ ግዜ ክርአ ከለኹ ይገርመኒ:: ኩሉ ቅርጻ ናይ ጓል ግን ከኣ ገጻ ናይ ወዲ ይመስል: ተወሳኺ ጨሓም :: ከምቲ ዝበልክዮ ኢንተርሰክስ ክትከውን ኣለዋ::

    • @m.s.e.4192
      @m.s.e.4192 2 หลายเดือนก่อน

      Ab deqenestiyo PCOS zebahal hemam alo. Eten awaled chehmi yeheleuwen.

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 2 หลายเดือนก่อน

    ሕውስውስ እዩ ዝመስል ። ተፈጥሮ ስፖርት ሕክምና ባህሊ እምነት etc...
    እምበር ካብ እቲ መኽፈቲ ስርዓት ጀሚሩ ዘየድልይ ነገራት ኔሩ እዩ መስለኒ፤ ናይ አመንቲ- ወይ ናይ ዘይአመንቲ መደብ- ፕላን አይመስለንን ገለ እቶም - በቶም ዓበይቲ እምነታት ዝተተሓሓዘ - ን ዝነበረ ምኽርን ተግሳጽን ንምሕጽንታ ነቲ ምቅዋምን ዘይምቕባልን ዝነበረ ዘዘኻኽርን ዝጉስጉስ እዩ ዝመስል። እቶም ብዙሕ ዘይአመንቲ ወይ ካልእ ዝእምነቶም እኳ ክንደየናይ ከየስተብህልሉ/ ከይግደስሉ እቲ/ነቲ ታሪኻዊ አመጻጽአ እምነታት ክርስትናን ድሕሪኡን ንዘሎ እምነታት ዘቆናጽብ እዩ ዝመስል እቲ ናይ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ፤ ካል"ውን ነቶም ተወዳደርቲ ምስ ጾታውን ብቕዓትን ዝተተሓሐዘ ዝተሓዋወሰ ሪኢቶን መግለጽን እወሀብ እህሉ እዩ። ናበይ ናበይ ገጽካ እዩ ?
    ተፈጥሮ ሙሉእ ብሙሉእ አይሰዓርን እዩ ። ባህሊ እምነት ሀይማኖት ከአ ንወዲ ሰብ አዝዩ ጠቓሚ እዩ።

  • @Brtue
    @Brtue 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዶክተር ናይዚኣ ከይዝ ግን ዝያዳ ቴስቴስትሮን ኢዩ እምበር ጓል ኣንስተይቲ ኢያ ቅድሚ ሕጂ እውን ብካልኦት ኣዋልድ ተሳዒራ ተገሊፋ ኢያ።

    • @samiajemal4040
      @samiajemal4040 2 หลายเดือนก่อน +1

      ewe 9 gzye tewadadira ms awaled tsheate gzye tesaeira tegelifa

    • @HaHaha-it1yt
      @HaHaha-it1yt 2 หลายเดือนก่อน

      Emo shau wedi eki zeybelewas heji mes saret wedi eki

    • @Brtue
      @Brtue 2 หลายเดือนก่อน

      @@HaHaha-it1yt hji dea Kab Asia biabiu kea Arab slezikonet down kigbriwa..

  • @yordanostesfahiwet7079
    @yordanostesfahiwet7079 2 หลายเดือนก่อน

    D/r sharoney edmen tenan yhabki mearey ❤❤❤

  • @lulrbahri
    @lulrbahri 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዶክተር ሻሮነይ እቲ ዓቀን ናይ ሆርሞን ክጎድል ይኽእል ዶ ኣብዞም ሞንጎ ሞንጎ ጾታ ዘለዉ ዓይነት ሰባት ማለት ጋል ክነሳ እቲ ናይ ወዲ ተባዕታይ ሆርሞን ከተጉድሎ ይክኣል ዶ ?

  • @samiahmed712
    @samiahmed712 2 หลายเดือนก่อน +3

    Nay America halowlow eu sebuk aleki🤣🤣🤣🤣🤣👍🏻

  • @abelabrham3740
    @abelabrham3740 2 หลายเดือนก่อน

    Ajoki gaul eritrea 🇪🇷♥anbesa 🇪🇷♥

  • @bemnetselemun7009
    @bemnetselemun7009 2 หลายเดือนก่อน

    ንሰላም ዶ ሻሮን ሓብትና ሰላም ክትህልዊ እንዳተመነኩ ብምቕጻል ኣብዚ እትህብና ዘለኺ ትምህርቲ ብልክዕ ኢዩ ዋላ ብሃይማኖታዊ ብዛዕባ ተፈጥሮና ክገልጽ ከሎ ወዲ ብ 666 ጂማውቲ ዝቖመ ክከውን ከሎ ጓል ግን ብ 333 ጅማውቲ ዝቖመት ኢያ ኢዩ ዝብል ስለዚ ከምዚ ዝመሃርክና ሓደ ክኮኑ ኣይክእሉን ኢዮም ።

  • @ደከመኝልተኛ
    @ደከመኝልተኛ 2 หลายเดือนก่อน

    ወሲብ ከም ወዲዶ ከም ጓል ትገብር? እንታይ'ዩ ዘለዋ ነገር?

  • @layneteshome7090
    @layneteshome7090 2 หลายเดือนก่อน

    ሰዲ ዲሞክራሲ ናይ ኣመሪካ ፍልስፍና ተፈጥሮ ህያብ ናይ ደቂ ስባት መሰል ዘይኮነስ ሸይጣናዊ ሓሳብ እዩ ዶቶረ የቀንየልና

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya 2 หลายเดือนก่อน

    ትኽክል❤❤❤❤❤❤

  • @oqubaykifle9554
    @oqubaykifle9554 2 หลายเดือนก่อน +8

    ✌️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @infinity202X
    @infinity202X 2 หลายเดือนก่อน +3

    @drsharon get your facts straight. She is born a women she is just strong. And it can happen for somewomen to have extra testosterone. They are just blaming her because she won

    • @rehaboth203
      @rehaboth203 2 หลายเดือนก่อน

      We should be compassionate to Imane or others with rare chance of such cases. But would you be happy if your daughter was a boxer and would be fighting with a woman like Imane’s case?

    • @infinity202X
      @infinity202X 2 หลายเดือนก่อน

      @@rehaboth203Everyone deserves a chance. All people who compete at the highest level of sports have some advantage than the average person physically or mentally. So it’s her right to compete. She has been defeated by female boxers before

    • @infinity202X
      @infinity202X 2 หลายเดือนก่อน

      @@rehaboth203plus what if she is your daughter? Does that mean she don’t deserve to play the sport because she looks like a man ? No i dont

    • @rehaboth203
      @rehaboth203 2 หลายเดือนก่อน

      @@infinity202X I didn’t she doesn’t deserve a chance to participate in a boxing match. Yes she is not someone who is unbeatable since she had been both winner and loser in a boxing sport. As she said she had worked hard to be a medal winner like all the other medalists. I’m so happy for. Nonetheless, if she has male 🧬 dna per the boxing association I think the women who had to fight her are disadvantaged.

    • @infinity202X
      @infinity202X 2 หลายเดือนก่อน

      @@rehaboth203 if she has been loosing before it doesn’t make sense to attack her now. If it really mattered , she would have defeated all of them without a loss. And the results and effects are very questionable? Even if the results are credible she doesn’t have a competitive advantage. She just work hard this time

  • @RieseHagez
    @RieseHagez 2 หลายเดือนก่อน

    እሞ ጾታዊ ህይወቶም ዝምድነኦም'ከ ከመይ ይኸውን?
    ማለት ማህጸን የብለንን ኢልኪ እሞ ብልዕቲ'ኸ ኣለወን'ዶ?

  • @mami4135
    @mami4135 2 หลายเดือนก่อน

    ደ/ር ሻሮም መጠን ሆርሞ ኣብ ሓንቲ ጓል ኣነስተይቲ ናይ ወዲ ሆርሞን ተለዋ ከ ክጎድል ክስተካከል ይክእል ዶ?
    ዝስተካከል ተኮይኑ ከ ብምንታይ መንገዲ ነስተካክሎ?
    2, ሕቶ በዝሒ ሆርሞ ዝርብሸን ምስ ሰብ ክስማምዓ ዘይክላ ደቂ ኣነስትዮ ኣለዋ ብምንታይ ክቅንስ ይክእል መጠን ሆርሞ ጓል ኣነስተይቲ ብፐርሰን እስካብ ክንደይ ክህልዋ አዪ ፅቡቅ ዝከውን ?

  • @kahsaykebede6284
    @kahsaykebede6284 2 หลายเดือนก่อน

    አንቲ ሻሮን ሽኮር እዞም ፆትኦምዝቀየሩ ዑቡዳት ጠኒሶም ከምጋልአንስተይቲ የወልዱድዮ አዛሑቶ ሐደራመልሲ

  • @asratmebrahtu
    @asratmebrahtu 2 หลายเดือนก่อน

    Haftey mearey

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 2 หลายเดือนก่อน

    ዶክትርር ሽኮር

  • @lemlemberhe149
    @lemlemberhe149 2 หลายเดือนก่อน

    GBU thanks.

  • @yonasyosief3225
    @yonasyosief3225 2 หลายเดือนก่อน

    Dott. Sharon. Alwyes. Thankes❤️.

  • @Arsenal..4949
    @Arsenal..4949 2 หลายเดือนก่อน +3

    Gal eya gal kea ms gal eya tigtin Queen tiray beli

  • @Ninotes17
    @Ninotes17 2 หลายเดือนก่อน +4

    በኣምላክ ጋል ኮይና እንተ ተፈጢራ መርምሮም ናይ ወዲ ኣለኺ እንተ በሉ ጉዳያ ኣይኮነን ክትወዳደር ጥራይ እዩ ዘለዋ. ኣምላኽ ዘሃባ ጸጋ እዩ ጋል እያ ሓይሊ ካ ናይ ወዲ ኣለዋ ግርም ረጎደ ካ

  • @SieamBrhane
    @SieamBrhane 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ በይኖም ስፖርት እምበር ክግብሮሎም ኣለዎ ናቶም ብልጫ ይወስዱ

  • @oasis9949
    @oasis9949 2 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ኣብ ኣንስተይቲ ዘሎ ኣካል ኣለዋ : ከምኡ'ዉን ረሕሚ ኣለዋ: ጸገማ ዝያዳ testosterone ኣለዋ: ስለዚ ጋል ኣንሰተይቲ'ያ: testosterone ድክመት ንዘለዎም ደቂ ተበዓትዮ ኣንስቲ ኢኩም ኢና ክንብሎም ማለት'ዩ ተባዕትይ እንተ ኢልናያ: ስለዚ ነገር ተፈጥሮ ንፈጣሪ እንገደፍናዮ የሓይሽ።

  • @Eti07xaoram
    @Eti07xaoram 2 หลายเดือนก่อน

    Nay behaki❤

  • @cafuantonio8280
    @cafuantonio8280 2 หลายเดือนก่อน

    Dotere Neza aljerawit ko mesilki lomi afrihkna😂😂

  • @negusetadela2803
    @negusetadela2803 2 หลายเดือนก่อน

    Hi Dr Sharon

  • @yosefghidei3357
    @yosefghidei3357 2 หลายเดือนก่อน

    Mahzen ke alewado

  • @tadeleasefaw
    @tadeleasefaw 2 หลายเดือนก่อน

    ነይ መጨረሽታ እንዲኩም ረሰሓት ኤሪጥሪን ኣብ ልዕሌና ዘለኩም ፅላኣት ይገርም እዩ 😂😂😂😂😂 ዝኮነ ነገር እንዲየ ረኣ ተመናት

  • @AbelKidane-s1t
    @AbelKidane-s1t 2 หลายเดือนก่อน

    Totally not fair.. that's why I don't support all the idea of equality like men must clean houses equally to women's.. or women's should work hard jobs equally to men's 🤔

  • @sabateklezgi7780
    @sabateklezgi7780 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @حامدصالح-ر8د
    @حامدصالح-ر8د 2 หลายเดือนก่อน

    Sorry doctor gin bi awaled win tesaera tiwexi nera you have to refer about her more

  • @ahmedabdelkader7187
    @ahmedabdelkader7187 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ግን እንታይ ክፈልጥ ምደለኹ ዶክተር፡ እዛ ኣልጀርያዊት ኣብ ታሪኽ ናይ ቦክስ ሂወታ ተሳዒራ ትፈልጥ'ዶ?

    • @Hanibalwelday
      @Hanibalwelday 2 หลายเดือนก่อน +1

      እወ 9 ግዜ ጥራይ እያ ተሳዒራ ዘላ ኣብ ሂወታ

    • @rehaboth203
      @rehaboth203 2 หลายเดือนก่อน

      ኣብ 2022 ብኣየርላንዳዊት ተሳዒራ ኔራ:: ብጠቅላላ 9 ግዜ ተሳዒራ::

    • @rehaboth203
      @rehaboth203 2 หลายเดือนก่อน

      @@Hanibalwelday5-0

  • @senaitweldeghiorgis3250
    @senaitweldeghiorgis3250 2 หลายเดือนก่อน

    Egzeabhier Amlak zihaba emo nabey kiqyro eya Gual entekoyna Gual eya Akele.
    Egzeabhier Abertiewa Hayli hibuwa ykewn
    Alem gn kentu eya!
    Egzeabhier zehaba Tsegea yeakila

  • @saedamahmud5163
    @saedamahmud5163 2 หลายเดือนก่อน

    Tegagiki leki maarey gual iya. I ab Zihalefe zgeberula test nay hermon iyo neyro testosterone zbhar hermon iye lieu. Gual iya guals.

  • @robelkalab3637
    @robelkalab3637 2 หลายเดือนก่อน

    "ኣብ ዓዲ ዕውራት ሓደ ዓይኑ ይነግስ"

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 2 หลายเดือนก่อน

    አነሲ ታይምበልኩ ምስከምአዘአምሰላ ክትምደብ ይግባይ ነይሩ

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 2 หลายเดือนก่อน

    እቲ መትሎአ ኸ እንታይ ይመስል?

  • @Kuurazz
    @Kuurazz 2 หลายเดือนก่อน

    Nay xeyufe video meray kemey elkum tewegedewo elki mihirkenas. Eza video lomi ketkewen ayneberan