ከይንስብድ ዘሰንብድ መልእኽቲ ስለ ኤርትራ ብኣፖስትል ሳይሞን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • ትንቢታዊ መልእክቲ ስለ ኤርትራ

ความคิดเห็น • 87

  • @NahomTemesgen-s5k
    @NahomTemesgen-s5k 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amazing dream. It’s true. It will happen without any spot. God will freed us from dictatorship of isayas. ❤❤❤❤. Thank you apostle

  • @eritrea3560
    @eritrea3560 21 วันที่ผ่านมา +5

    ቀትሪ ተሓስብዎ ሕልሚ ናይ ኣምላኽ ኣይኮነን

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 24 วันที่ผ่านมา +6

    ሃሰውቲ ነብያት በዚሖም ለይቲ ዓጀው ዝበልዎ ትንቢት ተረ ኣዩና ይብሉ

  • @LehiAb6125
    @LehiAb6125 24 วันที่ผ่านมา +5

    "ካብ ኢትዮጵያ ብዝመጽእ ሰራዊት እዩ ክውዳእ........ሎሚ ዓመት ክፍጸም'ዩ"??? ድሮ ሰለስተ ዓመት ኮይኑ ኣሎ??
    እግዚኣብሄር ኣብ ዙፋኑ ኣሎ እዚ ሓወይ፡ ትምኒት ልብኻ ዘይኮነ መልእኽቲ እግዚኣብሄር ብትኽክል ክትዛረብ ምተገብኣካ፡ እንተዘይኮነ ግን ስቕ ምባል ውን ጽቡቕ እዩ። ኣብ ኣምላኽ ደፋር ምዃን ግን ፍርዲ ኣለዎ።
    1 ከምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ድማ መጸኒ፣
    2 ኣታ ወዲ ሰብ፣ ነቶም ዚንበዩ ዘለዉ ነብያት እስራኤልሲ ኣንጻሮም ተነበየሎም፣ ነቶም ካብ ልቦም ሀንዲሶም ዚንበዩ ዘለዉውን፣ ቃል እግዚኣብሄር ስምዑ፣ ኢልካ ንገሮም።
    3 እግዚኣብሄር ኣምላኽ፣ ነቶም ገለ ኸይርኣዩስ ንመንፈስ ርእሶም ዚስዕቡ ዓያሱ ነብያት ወይለኦም፣ ይብል ኣሎ።
    4 ኣታ እስራኤል፣ ነብያትካ ኸም እተን ኣብ ምድረ በዳ ዚነብራ ወኻሩ እዮም።5በታ መዓልቲ እግዚኣብሄር ኣብ ኲናት ቀጥ ኢልኩም ክትቈሙስ፣ ናብቲ ፍራስ ኣይወጻእኩምን፣ ኣብ ዙርያ ቤት እስራኤልውን ቀጽሪ ኣይሰራሕኩምን።
    6 እቶም እግዚኣብሄር ከይለኣኾምሲ፣ እግዚኣብሄር ይብል ኣሎ፣ ኢሎም ቃሎም ከም ዚፍጸም ዘተስፍዉ፣ ከንቱነትን ትንቢት ሓሶትን እዮም ዝረኣዩ።
    7 ኣነ ኸይተዛረብኩስ ንስኻትኩም፣ እግዚኣብሄር ይብል ኣሎ፣ እትብሉ ዘሎኹም፣ ከንቱ ራእይዶ ኣይኮነን ዝርኤኹምዎ∶ ትንቢት ሓሶትዶኸ ኣይኰነን እተዛረብኩምዎ∶
    8 ስለዚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፣ ከንቱነት ስለ እተዛረብኩም ሓሶትውን ስለ ዝርኤኹም፣ ስለዚ እኔኹ ተሀንዲደኩም ኣሎኹ፣ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።

  • @MesghinaIssak
    @MesghinaIssak 23 วันที่ผ่านมา +5

    ሎሚ ዓመት ክፍጸም ኢዩ ትብል ነረካ ሰለስተ ዓመት ገሩ ሎ ሓሳዊ ሉጢ

  • @gmercy6144
    @gmercy6144 9 หลายเดือนก่อน +5

    God is with Eritrea Ethiopians leader never allow Eritrea to prosper always Eritrea have problem from Ethiopia but God is good for Eritrea

    • @fliposkbrom8030
      @fliposkbrom8030 20 วันที่ผ่านมา +1

      I am one of from the Pentecostal faith, l agree with what you wrote, if we see our history all the our problems comes from Ethiopian leaders , Hatse Menilik, Ras Alula abanega, Hatse Yewhans, Hailesilase, Mengistu, Meles, and now Abi. The only thing we can do is we have to be strong, united, respecte our leaders and each other.
      My country right or wrong

  • @getachewtesfatsion4888
    @getachewtesfatsion4888 7 หลายเดือนก่อน +4

    ካብ ምዝራብ ብመሰርት ቓል እምላኽ ክትጽልይ ኢዩ ዝግባኣካ ። ኣብታ ሃገር ብሰላም ክትነብሩ ስለመራሕትኩም ጸልዩ።

    • @eritrea3560
      @eritrea3560 21 วันที่ผ่านมา

      ናይ ልቦም እዮም ዝሓልሙ

  • @berhehaile7994
    @berhehaile7994 11 หลายเดือนก่อน +4

    አሜን: ብሐቂ ውግእ ናይ አራዊት ባህሪ እዩ: ዝሐለፈ ከይንደግሞ ብዛዕባ መጻኢት ኤሬትራ ክንሐስብ
    አምላኽ ይርዳአና. እቲ እግ/ ዝበሎ ይኹን, ፍቃዱ ይኹን : እቲ እግ/ር አቀዲሙ ዝበሎ ናይ እግ/ር ሐሳብ አብ ሃገርና ክፍጸም ንጽበዮ አሎና.

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 21 วันที่ผ่านมา +4

    ብስም እየሱስ ክርስቶስ ከምቲ ናትካ ትምኒት ዘይኮነስ ፡ ኣነ ግና እቲ ዝበልካዮ ኸሎ ብስም እየሱስ ገልበጥክዎ፡ ነዚ፡ ምስኪን ህዝቢ፡ እንደገና ናብ ባርነት ክኣቱ፡ ፍቓድ ኣምላኽ ኣይኮነን እሞ፡ ከምቲ ንስኻ ትብሎ ዘይኮነስ ፡ ሓሳብ ኣምላኽ እዩ ዝፍጸም፡ እግዚኣብሄር ብሓይሊ ስልጣኑ በታ ሓያል ኢድ እግዚኣብሄር እዩ ዝፍጸም። እዚ ከኣ ብኢትዮጵያ ፡ ወትሃደራት ፡ ዘይኮነስ፡ ከምቲ ኣብ ሰማርያ ዓብይ ትኣምርት፡ ዝገበረ እግዚኣብሄር ሕጂውን ብድንቅ ተኣምራቱ፡ ባዕሉ ክውድኦ፡ እዩ፡ ብኸመይ ይውድኦ ነቲ ዓብይ ኣምላኸይ ይምልከት። ምኽንያቱ ኣሰራርሕኡ፡ ፍሉይ እዩ፡ ኣሜን። ኣነውን ካብዚ ናትካ ዝተፍልየ ተደጋጋሚ ሕልሚ ኣሎኒ፡ ብጸሎት ከኣ ይጽበዮ ኣሎኹ ፡ ግን ከምዚ ንስኻ ትብሎ ዘይኮነስ፡ ምኽንያቱ ኣብ
    ኢሳያስ 55፦ 6- ስጋብ መጨረሽታ፡ ዘሎ ጽሑፍ ነንብቦ። ብዝኾነ፡ ፍቓድናን ሓሳብናን ዘይኮነስ ሓሳብ ኣምላኽ እዩ ዝፍጸም እሞ፡ ንሕና ጥራይ ካብ ክፉእ ግብርና ካብ ልብና ብንስሓ ንመለስ ፡ ኣምላኽ ከኣ ክምለሰልና እዩ። ኢድ ኣምላኽ ክትሪኣ ኢኻ፡ ንእስራኤላውያን በታ ሓያል ኢዱ ክብ ኢድ ግብጺ ከውጽኦም ከሎ ዘክር፡ ንድርግን ሰራዊቱን፡ ንዓረብ ኢማራት ካብ ዓሰብን፡ ባጽዕን ፡ ጸሪጉ ዘውጽኤ እታ ሓያል ኢድ እግዚኣብሄር እኮ እያ። ሕጂ ኸኣ ኣምላኽ ናይ ኤርትራ፡ እግዚኣብሄር እዩ፡ መራሒኣ እግዚኣብሄር እዩ፡ ነጻ ወጺኣ፡ ኣላ ፡ ሓራ ዘጽኣ ፡ ኸኣ እቲ ሓያል እግዚኣብሄር እዩ። ኣነ ብወገነይ ምስ ሕልምኻ ኣይሰማማዕን እዩ፡ ምኽንያቱ ኣነ ኸኣ ብዙሕ ዘልመደኒ ኣቦይ
    ከም ልማዱ መደነቕ ዝኾነ ፡ ድንቅ ተኣምራቱ ክርኢ፡ ኣብ መሕለውየይ ኮይነ ይጽበዮ ኣሎኹ፡ በቲ ፡ ዝኣምኖ፡ ኣምላኸይ፡ ከኣ ሓፊረ ኣይፈልጥን እየ። ተባረኹ።

    • @eritrea3560
      @eritrea3560 19 วันที่ผ่านมา +1

      @@hiayabyesus2011 ጊይታ ይባርኽ ንሕና ናይ ኩሉ ጌዜ ጸሎትና መራሕትና ጎይታ ረኺቦም ይዕሪፎም ክኸዱ ሃገርና ካኣ መናሃርያ ወንጌል ክትከውን ናይ ኩሉ ጊዜ ጸሎትና ኢዩ ጸሎት ጻድቕ ብግብራ ተስልጥ የሱስ ጎይታ ኢዩ

  • @semhartsehay2100
    @semhartsehay2100 9 หลายเดือนก่อน +6

    Ata hawey alama egziabher ab Eritrea kemzi zhalemkayo aykonen aytefred keytefred hakena agelgali amlak mis haleme media aykonen zigoy ab kidmi amlak eyu zenberkek nebi Daniel zeker

  • @zaidtiquabo7584
    @zaidtiquabo7584 21 วันที่ผ่านมา +2

    Amen Amen Likiei Eiyu
    Buruk ❤🎉

  • @nigistiengida1046
    @nigistiengida1046 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen 🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️🌿🌿🌿❤️

  • @lemlemwelday9523
    @lemlemwelday9523 16 วันที่ผ่านมา +2

    Mhret ygberelka zehzn eyu bzaeba Eritrea n hzban kemzi ktbl,mekeranan sdetnan zeyaklena,kdmi newih ametat ab Sudan lomi amet shgr nay Eritrea kwdae eyu tbl nerka hji kaa anxaru tzareb aloka.Engae Egziabher kemaka aykonne.

  • @hannatesfaye1749
    @hannatesfaye1749 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዝምካሕ ብእግዚአብሄር ይመካሕ ይሕዋተይ ንማህለል ቅድሚ ብዙሕ ንብዐት እግዚአብሄር ክረድአና አምላከይ ናይ እምኒ ልቢ አርሕቆ ካባና በጃካ በጃካ ህዝብና ፈውስሐቂ ይንገስ

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 7 วันที่ผ่านมา +1

  • @mebrakferrow8180
    @mebrakferrow8180 3 ปีที่แล้ว +4

    አሚን እምን ኢድ አምላኽ ይባረኽ

  • @astertesfamariam89
    @astertesfamariam89 27 วันที่ผ่านมา +1

    God bless you Apostle Simon👏👏👏

  • @tseggaiisaac5025
    @tseggaiisaac5025 24 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ህላወ ሽግር አሎካ። ቀዳማይ ነገር፣ ሽምካ መጸውዒኻ ፍለጦ። ስምዖን እዩ ሽምካ። ሳይሞን ዝብል ስም አብ ዝግብኦ ቓንቓ አትርፎ። አፖስትል ውን ክምኡ። ነዚ ባዕልኻ ዘይምግማትካ የገምተካ እዩ።

  • @semhartsehay2100
    @semhartsehay2100 9 หลายเดือนก่อน +2

    Shalom brother entay kona nsinbed yesus goyta eyu ab Eritrea :: kemzi teblo zeleka aykonen firdi egziabher nEritera.

  • @elsatecle5822
    @elsatecle5822 10 หลายเดือนก่อน +2

    Abzi, Gzye Ezi Bzaba nay Aseb wug werwug
    Trebisch. Anta Amlakna Hijika Wedi Menyu Kswa. Btami Frih way ERITREAWIJAN klusa ms Nebana.Amlakna Mhret Aurdelna. Eza Videoyka Ms Smaku Bzuh Texnanie. Amlak Ybarka Bruk. Amennnnnn.

    • @jesusisgod7353
      @jesusisgod7353 10 หลายเดือนก่อน +1

      Pray sister , himak alo ab kidmena ,yesus gina ni hizbi Eritrea nay hawaru Selam kihibo eyu, presdent isayas Seb lekimu kiwedik eyu , 😢

  • @fliposkbrom8030
    @fliposkbrom8030 20 วันที่ผ่านมา +2

    ጎይታ የሱስ ሂወት መንገዲ ከምኡ እውን ሓቅን እዩ።ኣይኮነለይን ናብ ካልእ ኣንፈት ከብል ። ብኣኻን ወዲ ኸማኻን ግን እቶም ኣብ ሃገርና ዘለዉ የሕዋትን ኣሓትን መሊሱ ሽግሮም ክተርር ክርእይ ኮለኹ ይሓርቕ። በጃኻ እቲ ካብ ናይ ዘልኣለማዊ ሞት ናብ ናይ ዘልኣለማዊ ሂወት ከሳግር ዘኽእል ዘለዎ ሓይልን ጥበብን ወንል ጥራይ ስበኽ። ካልእ ነቶም ፖለቲከኛታት ግደፈሎም ። ኣብዘይ ትፈልጦ ዓውዲ ኣቲኻ ጦብሎቅለቅ ኣይትበል። ዘረባኻ ከም መዓር እንተ ጠዓመ ትሕዝቱኡ ግን ንህዝቢ ምርዓድን ምሽባርን ጥራይ እዩ።

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 19 วันที่ผ่านมา +5

    መልሐስካ ትቆረጽ ንነብስኻ ሕለም ጠንቃሊ ስምእዝጋብሄር ብኮንቱ አይትጸውዕ ሸጣን

  • @semhartsehay2100
    @semhartsehay2100 9 หลายเดือนก่อน +2

    Egziabher Eritrean , hizban & merahtan ybarki. Kem Nehmiya zbelu dibkat agelgelt alewu ab media tegetirom zmideru zey konu. Rai & Hilmi egziabher nay media widider medirek aykonen. Tiebit Eritrawan teblo zeleka bxelot sibero & siaro.

  • @mehretweldeslasie7889
    @mehretweldeslasie7889 20 วันที่ผ่านมา +2

    🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @tigistegardrinier9097
    @tigistegardrinier9097 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን ፣ተባረክ፣አፖሰትል።

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 3 วันที่ผ่านมา +1

    ሳይሞን ሓወይ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕልፎ ዘሎ ኣይትሓለፍ እዩ ከም እንስሳ በብዝከድናዮ ከም ቆጽሊ ንረግፍ ኣለና ንመውት ኣለና ህዝቢ ኤረትራ ንኣስታት 100-150 ዓመታት ተቀቲሉ ተረሺኑ ተሓኒቁ ብስንስለት ታንክታት ተረጊጹ ብደብዳብ ነፍርቲ ስግኡ ተከራቲፉ ብናፓል ተቃጺሉ ናይ ኢትዮ መከራ ክንደይ ክንብሎ ብመለስ ሕብሪ ተባሂሉ ኣስታት 90 ሽሕ ኤረትራውያን ንስድራ በታቲኖም ምስ ብጃምኦም ሰጊጎሞም ክንደይ ክንብሎ ኣብዚ ናይ 100-150 ዓመት ክጽሕፍልካ ኣይክእልን እየ ሕጂስ ነዚ ኩሉ ኣምላክ ሰማይ ኣይርእዮን ኣይስምዖን ሕጅስ ብኣንጻሩ እካ ድኣ ዘመን ሰላም ድኣ ዘመን ዕረፍቲ ድኣ ናይ ምትእክካብ ንብዓትና ዝሕበስሉ ድኣ ሰለ ኤርትራ ተጸሊዩ ይጽለው ኣሎ እግዚኣብሄር ገፋዒ ኣምላክ ኣይኮነን?
    ብፖሎቲካ ኣተረጋግማ ወይ ኣረኣእያ ህዝቢ ኤርትራ ብስንሰለታዊ መራሕቲ ኢትዮ ኩናት ኣብ ልዕሊ ኩናት
    ብዘመን ሀይለስላሴ ውግእ
    ብዘበን ደርጊ ውግእ
    ብዘበን መለስ ውግእ
    ብዘበን ኣቢ ውግእ
    ሕጅስ ኢትዮጲያ ከም ናይ ይጎዝላቭያ ፋሕፋሕ ድኣ ትብል ትከውን?

  • @monayohannes2303
    @monayohannes2303 9 หลายเดือนก่อน +2

    God is showing you ahead so we need to pray don’t spread fear.

  • @mebrakferrow8180
    @mebrakferrow8180 3 ปีที่แล้ว +3

    God bless you 💞🙏🙏🙏💞 Amen

  • @abrahamtefayohannes5875
    @abrahamtefayohannes5875 16 วันที่ผ่านมา +1

    Nska Amlak aytfeton eka smu bkentu aytelelo

  • @tadhab3092
    @tadhab3092 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you man of God

  • @teamegufla4003
    @teamegufla4003 17 วันที่ผ่านมา +1

    At hawey selam naka ykun Egziabiher Amlak hasabu hasab senay eyu. Gelegele pastor, Apostel bhalti abzi zemen ezi km mardokayn Danieln Astern thabiekum btselot kndi twaguelu hzbi hara kndi tdhnu nhzbna tfararuhu tsegem nskan kemakan tray ekum eti emun amlak amlakna ena name bzuh thabiom ztslyu selzelwwo kbri nsmu ykun.

  • @rapt929
    @rapt929 17 วันที่ผ่านมา +1

    hkmika

  • @SeattleU.edu.
    @SeattleU.edu. 18 วันที่ผ่านมา +1

    Anta Welfas Hasawi

  • @user-ct9zs5jo6l
    @user-ct9zs5jo6l 9 หลายเดือนก่อน +1

    GOD bless Eritrea, and the people all the world peace peace trust in GOD he is the peace .

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ብ ምልዮናት ሰብ ኢየ ዝሓስብ ብሕወተይ ኣይኮንኩን.. ንስኻ ብ ምልዮናት ትሓስብ ንሶም ብሂወቶም ስከዝሓስቡ.. ንኻልእ ኽኣ ን ኣምላኽ ሓደ ጸሎት እምነት ጸልዮም ስለዝሓልፉ እዩ
    ኣምላኽ ንሰለሙን ኢልዎ ሂወት ዓለም ምሉእ ኣድሕንካ ሂወትካ እንተ ኣጥፋካ እንታይ ትርጉም ኣለዎ. ኣነ ግን ሂወትካ እዩ ዝገድስን ኢልዎ. ሰለሙን ሂወቱ ብጽቡቅ ኣይወድኦን
    አብ ጸልማት ዝነብር ሰብ.. ኢሰያስን ኤርትራን አብ ጸልማት ይርይዋ...
    ቅድም ባዕልኻ ኣፖስትል ዝብል ሽምካ.. ሃስው ኣፖስትል ኢኻ.. ቁስልኻ ሕማምካ ብኽዳን ሽፍንካ ትኸይድ ይመስለን ኻብ ዘረባኻ.. ሂወትካ አድሕን.. እቲ ካልእ ናይ ሂወቱ እዩ ቀንዲ ዝገብር ዝበዝሑ ጴነጠ.. ክምህሩ ይደልዩ ቅድም ንሳኻ ተለውጥ ጥዕና ርከብ!!!

  • @hgmeskel6597
    @hgmeskel6597 9 หลายเดือนก่อน +3

    Pente Eritreans should not trust Ehhiopians Preacher

  • @hagerfekadu3436
    @hagerfekadu3436 10 หลายเดือนก่อน +3

    PIA has more specific and accurate prophecy than you all combined, Gods plan for our people is better and worse case scenario our people know better in solving any problems,
    I believe the main reason why the church is persecuted in Eritrea is b/c of things like that.

    • @tesfiemichael9123
      @tesfiemichael9123 9 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቂ ነብያት እንዳበሉ ጠንቆልቲ ኤርትራ ምመሉ. ኣነ ጴንጠ church ሓበሻ ይኸይድ ኢየ church ናተይ ግን ካልእ እዩ.. ዝበዝሑ ሓሰውት መማህራን እዮም.. ዝኸዶ ሰብ ክረክብ ን worship እዩ.. ክምሃር ኻብ ሓሰውት never
      ስለዚ እሰያስ ኻብ ጠንቆልቲ ነብያትን ሓሰውት መማህራን ሓሶት ክሰምዑ እዝኖም ዘሳሕዮም. ሓውካ ሃብትምካ. ነቢ ኢኻ ኢኺ ክሰምዑ. ቃል ኣምላኽ እዩ.. መንስቲ ኣድሕንዋ ኤርትራ.. ኸም ኩሉ ኣፍሪቃ ጠንቆልቲ ነብያት ንህዝብና ምስተሳውትሉ ንይሮም

  • @eritrea3560
    @eritrea3560 21 วันที่ผ่านมา +4

    ኣምላኽ እባ ይሕፍረኩም ይኸውን

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael6952 18 วันที่ผ่านมา +1

    ሓሳዊ ወዲ ድያብሎስ

  • @tigistegardrinier9097
    @tigistegardrinier9097 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን አሜን ፣ትእቢት፣ይጥፋ።

  • @gemeleyemedia1325
    @gemeleyemedia1325 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሃለውለው

  • @user-vt4hu3hi9z
    @user-vt4hu3hi9z 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ እዩ! ኣባኻ እግዚኣብሄር ይረአ ኣሎ!!! ለባም!!

  • @Sara-tb4ty
    @Sara-tb4ty 5 วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ንስኻትኩም ሲ እግዚአብሄር ፍቓድ እንተዝህበኩምሲ ንቶም ፉጡራቱ ከተጥፉኡ ምጎዮኹም:: እግዚኣብሄር እንቋዕ ከም ሰብ ኣይኮነ ብሰርኹም ክንደይ ምጠፈአ:: እግዚአብሄር ካብ ሓያላት,ተጻባእቲ, ገበርቲ እከይ, ሕስድና ዘሎዎም ቀናኣትን ዋልቱ ጌቲሩ ንኤርትራን ህዝባን መራሕታን ይሓሉ:: ነቶም ክጎብጡ ከዕንውን ዝ ሓስቡ እቲ እከይ ሓሳባቶም ኮንቱ ጌሩ ኣዕኑድ ሰማይ ጌሩ ይዕገቶም ኣጽዋራት ሰማይ ጌሩ ይሕጸራ ሰራዊት ሰማይ ሊኢኹ ይሓልዋ:: ክሕልዋን ክሓጽራን ክከላኸለላን ኢዩ ንኽብሩ ስሙ ክብል(ኣመን)

  • @abrahamtefayohannes5875
    @abrahamtefayohannes5875 16 วันที่ผ่านมา +1

    Hasewti nebyat bezhkum ymharkum

  • @menfesawirubatat2697
    @menfesawirubatat2697  3 ปีที่แล้ว +6

    Sle mdrna hiji wun ntseli

  • @eritrea3560
    @eritrea3560 21 วันที่ผ่านมา +1

    ጊዜ ሪኢኹም ትትንብዩ ሓሰውቲ ነብያት መዓልትኹም ኣኺላ እያ

  • @adiamtekiehaile6862
    @adiamtekiehaile6862 3 ปีที่แล้ว +2

    Amennnnn Amennnnn 🙏🙏🙏

  • @habtayaron9542
    @habtayaron9542 10 หลายเดือนก่อน +1

    amen as you said let be

  • @heluaraya2661
    @heluaraya2661 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen

  • @nigistiengida1046
    @nigistiengida1046 12 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን ❤አሜን ❤️አሜን❤️✝️✝️🌿

  • @almazabraham7852
    @almazabraham7852 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen

  • @rapt929
    @rapt929 17 วันที่ผ่านมา +1

    abey Dia alo timbitka

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 19 วันที่ผ่านมา +3

    ንበይንካ ይግበረልካ ሐሳዊ

  • @elsatecle5822
    @elsatecle5822 ปีที่แล้ว

    Amennn Amlakna Abo Mhret Eyu.

  • @MesghinaIssak
    @MesghinaIssak 23 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ሱዳን ትነብር ነርካ

  • @shalomamen1819
    @shalomamen1819 3 ปีที่แล้ว +3

    Amlak nhizbnan mdrnan mihret ygberelna.

  • @tigistegardrinier9097
    @tigistegardrinier9097 3 ปีที่แล้ว +3

    እውነት፣ነው፣ሰው፣አውሬ፣አይደለም፣ጌታ፣ይባርክህ፣ሰለም፣ለኢትዮጵያ፣ሰላም፣ለኤልትራ፣ይሁን፣ሰረኝነት፣ትእቢት፣ንቀት፣ውሸት፣ሌብነት፣ይጥፋ።

  • @menfesawirubatat2697
    @menfesawirubatat2697  3 ปีที่แล้ว +1

    Apostel Goyta yesus ybarika.

  • @habtayaron9542
    @habtayaron9542 ปีที่แล้ว +1

    thanks we hope your deam will hapen

  • @mistlalhabtu9348
    @mistlalhabtu9348 10 หลายเดือนก่อน +1

    Indayhon intseli ibakachu ye Ethiopia haylat ke Hayalan hager hono new liyadergut yemifelgut 👈

  • @fevenasgodom4425
    @fevenasgodom4425 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amen....
    Esayas time has finished.
    God is good.
    May innocent people of Ethiopia and Ertria cover by the blood of Jesus.

    • @sabatekle1992
      @sabatekle1992 9 หลายเดือนก่อน

      ኩቡር ፕረሲደንት ኢሰያስን ኩሎም መራሕትና ብደም የሱስ ዝተሸፈኑ ይኹኑ

  • @hannabereket2005
    @hannabereket2005 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hasawi nebi hasab amlk senayn taumn eyu hlmka kab amlak tezkeun temelesu teneshu mbelka hasabka gn hasab seb eyu
    ab betka ygberelka eti gahi krdaaka

  • @hgmeskel6597
    @hgmeskel6597 9 หลายเดือนก่อน +1

    Hasawi

  • @sabag2099
    @sabag2099 10 หลายเดือนก่อน +1

    Ezi n Betekrstian knger yhbaee k tslyy kensah hzbi hiza ktmles ygbaeaa so guys please tserfi gesifna nnesah nneles b hade hasab egziabher yzareb alo

    • @user-ty9ds7sw2e
      @user-ty9ds7sw2e 9 หลายเดือนก่อน

      Ywedalna ybelo ke amlak neger hzbna hagerna ywedayo

  • @lemlemnegusse2934
    @lemlemnegusse2934 ปีที่แล้ว +1

    ኣቤት አንመለስ ንመለስ

    • @monayohannes2303
      @monayohannes2303 9 หลายเดือนก่อน

      Ayteredeanan Ethiopia atiyomsi selam eyu tiiblena.
      President Esayas j jigna eyu.

  • @fliposkbrom8030
    @fliposkbrom8030 20 วันที่ผ่านมา +1

    ይኹን ንቦሎ’ም እቲ ትብሎ ዘለኻ : ድሓር ከ ኤትዮጵያ ካብ ኤርትራ ትወጽእ ዶ ዮመስለካ፧ ካብ ተሞኩሮን ካብ ታሪኽን ኢትዮጵያ ካብቶም ንኤርትራ ንኸይትዓብይ ቐጻሊ ኣብ ኬናት እትእትወና ሃገር እያ። ኪድ ናይ መራሕቲ ኢትዮጵያ ኢተርቪው ስምዓዮ ስለምንታይ ኬናት ከምዝገብሩ። ኣብዚ መጺእኻ ነቶም ኣብ ሃገርና ዘለዉ ኣብ ልዕሊ መከርኦም መከራ ኣይትወስኽ። ሃገር ከምጽኡ ኸለው ሓደ ጴንጠ ንሚዳ ኸይዱ ዝተቃለሰ የለን። ዘሎዩ ሃገራት ሓይሊ ምስ ረኸባ ናብ ጉረቤት ሃገር ከይደን ክዕምጻ ዝነበረን ዘሎን እዩ። እንተኺኢልካ ምስ ሃገርካን ህዝብኻን ኮይካ ነቲ ዝመጽእ ሽግር እትብሎ ዘለኻ ተቋደሶ : ከም ኤርትራዊ ኽኣ ዋላ ነቲ ዘሎ መሪሕነት ተቃወሞ ጸገም ኣኮነን እተኼኢልካውን ሳሕል ኣቲኻ ስለ ፍትሒ ኢልካ ብረታዊ ቃልሲ ጀምር። እንተዘይ ኮይኑ ግን ህዝቢ ኣተርዕድ።
    ኣብ ዝኾነ ግዜ ወትሩ ሃገረይ።

  • @yossantsegay
    @yossantsegay 10 หลายเดือนก่อน +1

    bhaki

  • @user-haki52E
    @user-haki52E 7 หลายเดือนก่อน +1

    This is old

  • @MesghinaIssak
    @MesghinaIssak 23 วันที่ผ่านมา +1

    ንስኻ ትግራዋይ ከይ ኮንካ ኣይትተርፍን ኢኻ

  • @hgmeskel6597
    @hgmeskel6597 9 หลายเดือนก่อน +1

    Ata Tigraway buziba Tigrayika ke Amilak Tezaribika do?Hasawi

  • @SeattleU.edu.
    @SeattleU.edu. 18 วันที่ผ่านมา +1

    Facha Dikanae 😂

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 24 วันที่ผ่านมา +3

    ሃሰውቲ ነብያት በዚሖም ለይቲ ዓጀው ዝበልዎ ትንቢት ተረ ኣዩና ይብሉ