ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎት ጸሎት ቅድሳን ኣይፈለያ አዛ ብርኽቲ መሪት ኣደይ ማርያም ጽላላ ተንብረላ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ቅድስቲ ሃገር አያ አሞ መድሃኔ ዓለም ህዝባን መንግስታን ይሓልወልና ንዓና ክኣ ብሰላም ብሓጎስ ይምለሰልና 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቤት እግዜኦ ኣንቲ ሓፍትና ሰናይ ድልየትኪ ምግላጽኪ ኣይጽላእን ጊን ራኢ ሪኤ ፈጣሪ ሊኡኹኒ ኢልኪ ዘይእመን መልእኽቲ ከተሕልፊ ጊን ሓጥያት ዩ ካብቲ 10 ትእዛዛት ሓደ ኣይትሓሱ ዝብል ኣይትረስዒ ዝሓፍተይ ተኣረሚ 😢
Hawey eza haftna eti trio zeykone hasot gn bhaki kab egziabiher dyu zraya weys kafti kfie menfes yu?? Seytan rekik tbeb yu zelo kmzmesleni za haftna kab egziabiher ymesla alo enber aymeslenn abzi europa dma sizofrenia zbhal hmam yu ile yehasb
እግዝአብሄር ሓይሉን ጸግኡን የብዝሓልኪ ሓፍተይ ማዓረይ። ናይልኡል እግዝአብሄር ስሙ። ንዘልአለም ዝተመስገነ ይኩን
እዋይ ክንደይ ክጥዕም ተስፋ ዘለዎ መልእክቲ እዩ ከምራኢኽን ከም መልእክትክን ይግበረልና እግዚኣብሔር ዮባርኽካ።
Mama neba Qeshi hilmkiy qdm amermriyo kab men eu eilkiy ka subiea etewiy ember halime halimes ab kale keywesdekiy ?
ወይ ጉድ እግዚኣብሄር ወገናዊ አይኮነን ክዛረብ እንተኮይኑ ብዛዕባ ኩሉ ፍጥረት አብ ብዘላ ገጽ ምድሪ እዩ ዝዛረብ ዛ ጀፍትና እግዚኣብሄር ምሕረት የዉርደልኪ።
Tebareki ertirea qdsti heger aya qudus hzbi aelewa thanks sister God bless you and God bless ertirea🙏🙏🙏🌹🌹🌹🐝💎👍💘
Qal hiwet yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkn
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልቃል ሂወት የስማዓልና ክብርቲ ፍትውቲ ሓብትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣገልግሎት ዘበንኪ እግዚአቢሔር ይባርኽ ።ስብሓት ለእግዚአቢሔር ክቡር ወልወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
2ይ ቆረንቶስ 13፤ ኣምላኽ፡ ኣቦ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ፡ ኣቦ ምሕረትን ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕን፡ ይባረኽ፡
ዋው ልዑል እግዚኣብሄር ጸግኡ መመሊሱ የብዝሓልኪ 🎉weini T❤
ብርኽቲ ሐፍትና ጡዑም ቃላ ቃል ቁዱሳን የስምዓና ንዓኺ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጸጉኡ የብዝሐልኪ ዓይኒ አባይ ይድፈነልኪ
ኣበየናይ መጽሓፍን ምዕራፍን ሕቶ ናባኺ፧ ዓለም ዝኾነነታኮ ፈጣሪኣ ገዲፋ ጋኔን ስለ ዘምለኸትዩ ዝቐጽዓ ዘሎ ምስኣ ዘሎኺ ድማ ከምኣ ኩንንቲ።
ባህጊ ሕልሚ ኢዩ ጽብቕ ተውዕልና ጽብቕ ንሓልም ሕማቕ ተውዕልና ሕማቕ ንሓልም ብዝኾነ ይግበሮ ፍጣሪ
Amen 🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💒🌷🤲🏻Amen Amen Amen nzelaalem genet ygberelna fetari kulu alem 💒🌷tselot weladit amlak aygadefena 💒🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen3
Onion I mean I'm in God bless you
ባዕልኺ ሓላሚት ባዕልኺ ፈታሒት ።ኣደይ ማርያም ድማያ ትፈልዮ ወይጉድ
Bsmab Amen Tblu alekum Abzi aytgageyu Ahwat 😢
My sister God bless you love you thank you so much, Eritrea people you love you🙏🙏🙏🙏🙏🤝🤝🤝✌️✌️✌️✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐✌️✌️
Abona antonyos ke iyreakyomn gelebelna krdana ?
Amen Amen 🙏 🙌 egzabeher yemasgen god bless Eritrean Eritrea 🇪🇷 🙏 ❤ thanks sister 😘
ኣሜን ♥🌹🇪🇷 ኣፍኪ ይስዓር
አፋ ይተአጸወ!! ጽልልቲ አረጊት።ን መንእሰይ ብዱሁር አተሃሳሳባ ከይትብክል!!!
Egzeabher sennayu ezekulu tblyo zelekee namlak mfttanu ykre ybelke
ትምኔት ፅቡቅ እንዲዩ ሓለምቲ በዚሖም ግን ሕቡራት ዓለም ሕቡራት ኣፍሪቃ ዝበል ሕልሚ ኣሎ ኣሜን እትብሉ ዘለኩም ግን ንቃለ እግዚአብሔር ተዝኽውን ምሐሽ
ንዓኻን : ዓለማዊ : አተሓሳስባኻን : ሕልሚ : እዩ ። እቲ : ሓቂ : ግን : ራኢ : እዩ : አርእዩዋ ። ራእይ : ብዛዕባ : መንግስታት : ኮነ : ካሊእ ከአ : ስራሕ : አምላኽ : እዩ ። መንዩ : ቃል : እግዚአብሄር : አይኮነን : ዝበለካ ። እግዚአቤሄር : ብዛዕባ : ሕብረት : ብዛዕባ : ዓለም : በዛዕባ : አፍሪቃ : አየእትዎን'ዩ : ዝበለካ ። ሕጂ : እዉን : እግዚአብሄር : በዛሓፍትና : ጌሩ : ንኤርትራ : ሀገርና : ዋላኳ : ሸይጣዉን : ተጻብኦ : እንተብዝሑላ : ሓላዊአ : አነ : እየ : ስለዝበለና : እግዚአብሄር : ዝተመስገነ : ይኹን : አሜን !!
Mestewali
@@harounekubal8436 sq ela eya helewlew tbl dela eti n'nebro delena bglmi brae amsila teqrbo ala. ehte maryam nay eritra 🤣🤣🤣🤣🤪
entay koyna da nab sdet amrihe hegera zeytmles ?? gesh (keyde) nere nab eritra ela emo kab hegerkum keytwexu ele tezaribe tbl ala mesheq sebeytiti bshm amlak mshqat. lekti nay hgdef eya::
ናይ ባሓቂ ንፉዕ
[ መዝሙር ዳዊት 127 ] 1 እግዚኣብሔር ንቤት እንተ ዘይሓነጻ፥ ሓነጽቲ ንኸንቱ ይጽዕሩ። እግዚኣብሔር ንኸተማ እንተ ዘይሓለዋ፥ ሓላዊ ንኸንቱ ይነቅሕ።
“ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።” - ትንቢት ሆሴዕ 4፥6
ጽንጽዋዩ እዚ ናትክሲ አበር እንታይ ገድሽኪ ዓባይ ሰበይቲ አንዲኺ ናብ ኣምላኽኪ ዘይትቀርቢይ ኣብ ዩቲብ ወጺኺ ሓይልኺ ትውድኢ ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልኪ
ዋይ አታ እዞም አሜን ዝብሉ እዮም ዘሕዝንኑ ዘለው እዋይ
❤❤❤❤❤❤❤አሜን አሜን አሜን
Amen Amen Amen Aesey timti dahey Baltigram🙏🏾🤲🙏🏾🤲🙏🏾🤲❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣብሓር ይመስገን
Ufrd6zdt€x] 66er
@@hhahahaha5374 አሜን አሜን አሜን
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም🙏🙏
አታ እንጀራ ካብ አምላክ እዬ አብ ዘኮነ ኮኮመንት ትሕፍ kab like aykonen
Amennnnn Amennnnn Amennnnn
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይግበረልና
Ethiopia wn tebareket hagerya Adfikdusan Additsdkanat inte gbresodom mo abkulu Alem wala Eritria tesfahfehulo
Ameinn ygberelna adey mearey 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏
ኣሜን
Kab qaley zhalf semay meritn kem wereqet Teteqililu khalf yqell ❤❤❤❤❤❤❤❤Egzaebiher nzelaalem ynber amen amen amen
ኣሜን ብርኽቲ ሓፈተይ ጹቡቅ ዝዛረብ ካብ ኣምላኽ ኢዩ ብርግጽ ክ ኣ ኮሙ ክኸውን ኢዩ ከምቲ ኣብ ሊዒለና ዝ ኣልምዎ ክፋእ ዳኣ መጽንሑና ድዮም ን ኤርትራ እግዝ ኣቢሄር ኢዩ መድሕና ክብሪ ንዑኡ ይኩን
Aseyyyy gwal eri ane muslim eya gwal eri bebiemnetna xolot gerna ni hagerna yebarikelna 🥰🇪🇷🥰❤👍🙏🙏🙏🙏
ለብዘበን ሐጥያት ምዝራብ ሐሊምና ዝብሉ ብዝሖም አለው እግዚአቢሔር ይቅር ይበለልና ብሐሶት ሽም እምላክ ምልዓል ጌጋ እዪ ዝሐፍቴይ ሱባኤ አቲኪ ንግዚአብሄር ለምኒ መን እዩ ዘዛርበኪ ዘሎ ንታ ነፍስኪ ሕስብላ ኮምኡ እንዳበሉ አግንንቲ ንክትእምንዬም ዝገብሩወ ትያትር እዩ
👌👌👌👌👍👍👍👍🤝
Egziabiher xega hibwa tekone ke & eritrea amilak alea amilak eyu zihlwa zelo tebelet abey eyu haytata hji keman amilak eyu zihlwa zelo ni eritrean
@@yohanagoitom2534 sq ela eya bejaka senatim melqemi delyato eya. ezia ka zeytebelet biznes mhiza.eti seram mengsti'wn n'hzbi mesha ztqemelu mela eyu.bkulu temokiru eyu hzbi eritrea.
@@belalilula6909 eske sik bel bejaka
@@yohanagoitom2534 kid men konka eka ktabseni tftn natey reyto eyu xhife. hji'wn tyatr eya tserh dela. nay manm gefaf mexiu rae areyuni endabele zeshweni seb aykonkun 🤫
God bless you you explain really good
Amen Amen mama .Hanti hito alatni abi dege zinbr eritreawin nab hageru do ymles ykewun ?
Nay gdn Amlak nmen elwa zhawey
Ewayyyyyy hasost nexur hasotttttt😭😭😭😭
Aythszley ember alem zeykonet shgirna, Iseias zbehal bulshuw melaki mengsti sle zhaza iyu.
ዋይ ታይ ማዓቱ ወደይ ናብ ልብኪ ይምለስኪ
Amlak ybarki Maryam Asmereyt n Maryam darrit thalqeki Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤
ክብርቲ : አዴናን : ሓፍትናን ፦ ልዑል : እግዚአብሄር : አምላኽ : ብአኺ : ጌሩ :ዘመሓላለፎ : መልእኽቲ ። ኤርትራ : ሀገርና : ካብቶም : ብሓይሊ : እግዚአብሄር : ዘይኮነስ : ዓለም : ብሓይልና : እያ : ትምሓደር : ዝብሉ ። ተጻብኦታት : ዋላ : እኳ : እንተበዝሓ : አነ : ክሕልዋኤ : ኢሉ : ዝሀበና : ተስፋ : ጎይታናን : መድሓኒናን : መድሀኒየአለም : ተመስገነ : ይኹን !!!! እግዚአብሄርና : ሒዝና : ሰላም : ዉሑስ : ምዃኑ : ንአምን : አሜን !!!!
Amen🙏🙏🙏
RESAHT( LEBY)) LYABO SYTAWENTY NESEKY HASAWET RESAH LEBEK FELAME Y ATSREY FENFNTY
ኣንታ እንታይ ዘመኑ ኢና በጺሑና
Amen Admen tnan yhabki❤
Slehake Eritria bamlak ztebareket mkuana kulu Eritrawe yfeltu gn ayberhaleyn
Egziabihir xegau yebzehalki tebareki afki ysar yaklekum ybalena ztefeauna do wihidom egziabihir neritran hzban ybark
ኣሜን ኣንቲ ብርክቲ ሓፍተይ
ሐፍተይ አይትጋገዪ ብጀካ እግዚኣብሔር እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ገባርን ሐዳግን ዩለን
ንስኪ አይትጋገይ እግዚአብሄር ጸግኡ ተሂቡካ ራእይ የርእየካ እዩ አነ ጓል ሐሙሽተ ዓመት ዘርአየኒ ራእይ ስድራይ ኩል ጊዜ ይነግሩኒ ኔሮም ቆልዓ ኮይነ ሕጅውን ሐደ ሐደ ጊዜ አብ 10 ዓመት ሐንሳብ ሐቂ ራኢ ይሪኢ አነ ግና ብዛዕባ ስድራይን ፈተውተይን ራኢ እሪኢ እየ ።ኩሉ ካብ አፍ ዝወጽእ ጽቡቅ ጥራሕ ተዛረብሉ ክብርቲ ሐብተይ
Amen Sister God Bless good News
Amen Amen Amen.
Amen Amen Amen EGZIABHER SLEKULU NEGER BELLLLLLLLLLL TA YEMESGNOKulu Eritrawi SHAR ybeloKulu Amen ybel.Amen Amlakey Nhaftna kalehiwot yesmalna❤❤❤
Amen 🙏🏼⛪🕌🙏🏼Amen 🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🔔
አሜን ምቅርቲ ጓል ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen Amen Amen 🙏 Haftena
Yes it's God bless Eritrea
💝💝💝
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንህዝብናን ንሃግርናን ኡግዙኡትኑ ምሱ ውዳ ትጹሉልና
Amen!!
Amen Amen Amen
Amen (3)🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
Amen amen amen brktey tebareki amen amen amen amlak ymesgen amen amen amennnnnnnnnnnnnn
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️
Amen, AMEN🇪🇷❤️🙏🏾⭐🇪🇷❤️
ኣመን ከም ኣፍክን ይግበረልና 🙏 ኣነ ግን ናይ በሓቂ ብጣዕሚ ዩ ከሪምኒ ዘሎ ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ኤርትራ ከለኩ ካብ ሓንቲ ፈታዉተይ ንደገ ዘየሰትወጽእ ዝኮነ ሰብ ዘየንብባ ኣብ ዝኮነ ቦታ ዘይትርከብ ብሓንቲ ልእክቲ ናይ ኣደና ኪዳነምሕረት ዝተራኣያ ጽሕፍቲ ግን ከኣ ናብ ኢሰያስ ኣፎርቂ ክበጽሕ ዘለዎ መልእክትታት ዝሓዘት ጽሕፍቲ ኢያ ነራ ኣነ ከንብባ ሃብኒ ምስ በልክዋ ከማን ማለት እቲ መልእክቲ ክኣመነሉ ከምዘለንእን እታ መጽሓፍ ከኣ ከየቃረጽኩ ኣብ ወሽጢ ሶሙን ክዉዳኣ ከም ዘለንአንእ ኢያ ሓቢራትኒ ኣነ ከኣ ከምቲ ዝበለትኒ ኣብ ዉሽጢ ሶሙን ኣንቢበ ቀልጢፈ እየ መሊሰላ እታ መጽሓፍ ዝጸሓፈት ሰበይቲ ግን መልእክታ እንተዘይብጺሓ ማራ ዝቃይ ትረክብ ከም ዝነበረት እዩ ነሩ እቲ ጽሑፍ ኣብ ገሊኡ ከማን ብጣዕሚ ከተንብቦ ከለካ የፍርሓካ ዩ ሽዑ ናይ በሓቂ ዱዩ እዚ ጽሑፍ ሓቂ ኢለ ምስ ሓተትክዋ ሓቂ ሙካኑ ኢያ ነጊራትኒ ምክናቱ እታ ሰብ ተመርዓ ዉላድ ኣብዊ ምስ ሰብኣያ ዳርጋ 10 ዓመት ኢያ ገራ ድሕሪ እዚ ኩሉ ዓመት ግን ካብታ ራኢ መልእክቲ ዝንገራ ዝነበረት ሰብይቲ ኣብቲ ንሳትቅመጠሉ ዝነበረት ገዛ ናይታ ሰበይቲ ማይ ድጋም ጸበል ኣሎ ኣብኡ ምስ ተሓጸበት ዉላት ከም ዝወለደት ኢያ ሓቢራትኒ ን 10 ዓመት ግን ዉላድ ከምዘይ ነበራ ገረባብቲ ስለዝኮና ንፈልጥ ኢና በዚምክንያት ዉን ሓቂ ክከዉን ከም ዝክእል ኣነ ኣሚነያ ብድሕሪኡ ዉን ካልኣ ቆልዓ ወሊዳ ኢይ እዚ ራኢ ናይ ሓደክልተ ኣደታትና ሓቂ ክከዉን ይክእል ዩ ኣብቲ ጽሑፍ ዝነበረ እሰያስ ናይ ኤርትራ መራሒ ክከዉን ብኣደና ቅድስቲ ክዳነምሕረት ከም ዝተሓረ ጽሑፍ ዩ ነሩ ካልእ ከኣ ቀዳማይ መደበር ካሸሊ እስሪቤት ክፈርስ ከምዘለዎ እታ እስርቤት ቤተክርስታን መዳሃነዓለም ክትስራሕ ከም ዘለዋ ንሳ እንተፈሪሳ ዉን ኤርትራ ዓዲ ለምለምን ሰላም ዘለዋ ዝተቀደሰት ሃገር ክትከዉን ኢያ ዝብል ጽሑፍ ዩ ነሩ ኣብታ መጽሓፍ ዝነበረ በዚ ጽሒፍካ ዝዉዳእ ኣይኮነን ናይዛ ኣደና ዘረባ መሰስ ሰማዕኩ ግን እታ ቅድሚ 5 ዓመት ዘንበብክዋ መጽሓፍ ናይ ሓንቲ ኣደና ጽሑፍ መልእክቲ ተዘኪርኒ እሞ ኩሉ እቲ ንሰምዖን እንርእዮን መልእክቲይ ሓቂ ይግበሮ መዳሃነዓለም ኣቦይ ምስ ኩልና የሰኩን 🙏🙏✝🙏
Pow
Amen(3)kem kalki ygberelna ❤🇪🇷❤
Elili haleluja Halleluja🎺🎺🎺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙌🏾🙏🏾🙌🏾
kale hiwet yesmealna egzabher xegu yebzhalk
አሜን ጥዑም ስማዕ አምላክ ይባርክኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
Amen.amen.amennnnnnnnnn
Amen halawi Eritrea Aytakesnu 🇪🇷🙏🙌
Amen, amen amen 🙏🏽 🙏🏽🙏🏽
Esauis dugout wedobuky
ዋይ ርእየያ ፖው ኣረ መድሃንያአለም ናዓይውን ረአያን ማማ ሃለውለው
ኣታ ከምኡ ኣይበሃልን ኢዩ ኣታ፡ መንፈስ ዘበለ መርምሩ እንበር ኣይትቀበሉ ተባሂሉ ኢዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ንጸጉ ውን ኣይተባህለን መርምሩ፡ ንስካ ኣብ ክንዲ ሓቀኛ ድዩ ኢልካ ኣብ ክንዲ ምምርማር ኩሉ ትነጽግ እንተኮንካ ሓንቲ መዓልቲ ከኣ ነቲ ሓቀኛ ናይ ኣምላኽ መልእክቲ ክትነጽጎ ኢካ ማለት ኢዩ።
Aeme Aeme God bless you my sweet sister. God bless eritrea ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amenn ygberelna eza Wxeti Hager Amlak eu Seba ember Sebs ytelma alo
VERY GOOD MAMA !
Ngus kab msrak zmexe kab kdsti Eritrea eyu ❤️🇪🇷🌸🙏🏻 kmexe nalem zmerh bmeslelu geyru
Amen amen amennnnnnnnellllllllllllllelllllllllllllllllelllllllllllllllllll
እዋይ እዘን ሰበይቲ ደሐን ድየን እዞም አሜን ትብሉ ዘለኩም ድማ ሕስብ አብልዎ በጅኩም
የቅንይልና ትርዳእ ሰብ ኤርትራውያን ኣብ ምዕባድ በጺሕና አክሉ! ስቅልካ ኣምየን በል ተገዛእ ብኢሰያስ ኢዩ ::👍
Amen.
Amin amin amin
Egziabher Amlak ykber ymesgen
Aemlak ywedalna Byemani BtsegamZelena Aebtaqdsti hegerina ymlesena Aemlak Guluzikalo Nimlak Enitay ysano Aesey qdistiRahwo yhebna ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
Amenn🙏❤
Amenn kbrii Namlakk kullom Abotatna kdusan zmeskerwo Eyu Ertrea Mdre Genet ktkewnn Eya.
Amen Amen Amen ❤❤🤲🏼🇪🇷
አሜን ኣምላኽ ይባርክኪ
Amen Amen Amen god bless Eritrea
Simia gin men koniniwa niEritra kemey zibelkin ekin Eritrado tselaeti afriya tifelit eya Eritra dea baeka nab kunat tiatu kunat welia baeka teewi.
ሓብተይ ህዝቢ ኤርትራ ሃሪሱ ከይበልእ ገዝኡ ከይሰርሕ ቡሎኮታት እናገበረት ሲ ዓለም ኢያ ወይ ሰብ ።
Wey ajewjew krstos nalem kulu demu afsisu waga telefilm eyu
አሜን አሜን አምን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎት ጸሎት ቅድሳን ኣይፈለያ አዛ ብርኽቲ መሪት ኣደይ ማርያም ጽላላ ተንብረላ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ቅድስቲ ሃገር አያ አሞ መድሃኔ ዓለም ህዝባን መንግስታን ይሓልወልና ንዓና ክኣ ብሰላም ብሓጎስ ይምለሰልና 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቤት እግዜኦ ኣንቲ ሓፍትና ሰናይ ድልየትኪ ምግላጽኪ ኣይጽላእን ጊን ራኢ ሪኤ ፈጣሪ ሊኡኹኒ ኢልኪ ዘይእመን መልእኽቲ ከተሕልፊ ጊን ሓጥያት ዩ ካብቲ 10 ትእዛዛት ሓደ ኣይትሓሱ ዝብል ኣይትረስዒ ዝሓፍተይ ተኣረሚ 😢
Hawey eza haftna eti trio zeykone hasot gn bhaki kab egziabiher dyu zraya weys kafti kfie menfes yu?? Seytan rekik tbeb yu zelo kmzmesleni za haftna kab egziabiher ymesla alo enber aymeslenn abzi europa dma sizofrenia zbhal hmam yu ile yehasb
እግዝአብሄር ሓይሉን ጸግኡን የብዝሓልኪ ሓፍተይ ማዓረይ። ናይልኡል እግዝአብሄር ስሙ። ንዘልአለም ዝተመስገነ ይኩን
እዋይ ክንደይ ክጥዕም ተስፋ ዘለዎ መልእክቲ እዩ ከምራኢኽን ከም መልእክትክን ይግበረልና እግዚኣብሔር ዮባርኽካ።
Mama neba Qeshi hilmkiy qdm amermriyo kab men eu eilkiy ka subiea etewiy ember halime halimes ab kale keywesdekiy ?
ወይ ጉድ እግዚኣብሄር ወገናዊ አይኮነን ክዛረብ እንተኮይኑ ብዛዕባ ኩሉ ፍጥረት አብ ብዘላ ገጽ ምድሪ እዩ ዝዛረብ ዛ ጀፍትና እግዚኣብሄር ምሕረት የዉርደልኪ።
Tebareki ertirea qdsti heger aya qudus hzbi aelewa thanks sister God bless you and God bless ertirea🙏🙏🙏🌹🌹🌹🐝💎👍💘
Qal hiwet yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkn
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ቃል ሂወት የስማዓልና ክብርቲ ፍትውቲ ሓብትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣገልግሎት ዘበንኪ እግዚአቢሔር ይባርኽ ።ስብሓት ለእግዚአቢሔር ክቡር ወልወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
2ይ ቆረንቶስ 1
3፤ ኣምላኽ፡ ኣቦ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ፡ ኣቦ ምሕረትን ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕን፡ ይባረኽ፡
ዋው ልዑል እግዚኣብሄር ጸግኡ መመሊሱ የብዝሓልኪ 🎉weini T❤
ብርኽቲ ሐፍትና ጡዑም ቃላ ቃል ቁዱሳን የስምዓና ንዓኺ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጸጉኡ የብዝሐልኪ ዓይኒ አባይ ይድፈነልኪ
ኣበየናይ መጽሓፍን ምዕራፍን ሕቶ ናባኺ፧ ዓለም ዝኾነነታኮ ፈጣሪኣ ገዲፋ ጋኔን ስለ ዘምለኸትዩ ዝቐጽዓ ዘሎ ምስኣ ዘሎኺ ድማ ከምኣ ኩንንቲ።
ባህጊ ሕልሚ ኢዩ ጽብቕ ተውዕልና ጽብቕ ንሓልም ሕማቕ ተውዕልና ሕማቕ ንሓልም ብዝኾነ ይግበሮ ፍጣሪ
Amen 🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💒🌷🤲🏻Amen Amen Amen nzelaalem genet ygberelna fetari kulu alem 💒🌷tselot weladit amlak aygadefena 💒🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen3
Onion I mean I'm in God bless you
ባዕልኺ ሓላሚት ባዕልኺ ፈታሒት ።ኣደይ ማርያም ድማያ ትፈልዮ ወይጉድ
Bsmab Amen Tblu alekum Abzi aytgageyu Ahwat 😢
My sister God bless you love you thank you so much, Eritrea people you love you🙏🙏🙏🙏🙏🤝🤝🤝✌️✌️✌️✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐✌️✌️
Abona antonyos ke iyreakyomn gelebelna krdana ?
Amen Amen 🙏 🙌 egzabeher yemasgen god bless Eritrean Eritrea 🇪🇷 🙏 ❤ thanks sister 😘
ኣሜን ♥🌹🇪🇷 ኣፍኪ ይስዓር
አፋ ይተአጸወ!!
ጽልልቲ አረጊት።ን መንእሰይ ብዱሁር አተሃሳሳባ ከይትብክል!!!
Egzeabher sennayu ezekulu tblyo zelekee namlak mfttanu ykre ybelke
ትምኔት ፅቡቅ እንዲዩ ሓለምቲ በዚሖም ግን ሕቡራት ዓለም ሕቡራት ኣፍሪቃ ዝበል ሕልሚ ኣሎ ኣሜን እትብሉ ዘለኩም ግን ንቃለ እግዚአብሔር ተዝኽውን ምሐሽ
ንዓኻን : ዓለማዊ : አተሓሳስባኻን : ሕልሚ : እዩ ። እቲ : ሓቂ : ግን : ራኢ : እዩ : አርእዩዋ ። ራእይ : ብዛዕባ : መንግስታት : ኮነ : ካሊእ ከአ : ስራሕ : አምላኽ : እዩ ። መንዩ : ቃል : እግዚአብሄር : አይኮነን : ዝበለካ ። እግዚአቤሄር : ብዛዕባ : ሕብረት : ብዛዕባ : ዓለም : በዛዕባ : አፍሪቃ : አየእትዎን'ዩ : ዝበለካ ።
ሕጂ : እዉን : እግዚአብሄር : በዛሓፍትና : ጌሩ : ንኤርትራ : ሀገርና : ዋላኳ : ሸይጣዉን : ተጻብኦ : እንተብዝሑላ : ሓላዊአ : አነ : እየ : ስለዝበለና : እግዚአብሄር : ዝተመስገነ : ይኹን : አሜን !!
Mestewali
@@harounekubal8436 sq ela eya helewlew tbl dela eti n'nebro delena bglmi brae amsila teqrbo ala. ehte maryam nay eritra 🤣🤣🤣🤣🤪
entay koyna da nab sdet amrihe hegera zeytmles ?? gesh (keyde) nere nab eritra ela emo kab hegerkum keytwexu ele tezaribe tbl ala mesheq sebeytiti bshm amlak mshqat. lekti nay hgdef eya::
ናይ ባሓቂ ንፉዕ
[ መዝሙር ዳዊት 127 ]
1 እግዚኣብሔር ንቤት እንተ ዘይሓነጻ፥ ሓነጽቲ ንኸንቱ ይጽዕሩ። እግዚኣብሔር ንኸተማ እንተ ዘይሓለዋ፥ ሓላዊ ንኸንቱ ይነቅሕ።
“ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።”
- ትንቢት ሆሴዕ 4፥6
ጽንጽዋዩ እዚ ናትክሲ አበር እንታይ ገድሽኪ ዓባይ ሰበይቲ አንዲኺ ናብ ኣምላኽኪ ዘይትቀርቢይ ኣብ ዩቲብ ወጺኺ ሓይልኺ ትውድኢ ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልኪ
ዋይ አታ እዞም አሜን ዝብሉ እዮም ዘሕዝንኑ ዘለው እዋይ
❤❤❤❤❤❤❤አሜን አሜን አሜን
Amen Amen Amen
Aesey timti dahey Baltigram
🙏🏾🤲🙏🏾🤲🙏🏾🤲❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣብሓር ይመስገን
Ufrd6zdt€x] 66er
@@hhahahaha5374 አሜን አሜን አሜን
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም🙏🙏
አታ እንጀራ ካብ አምላክ እዬ አብ ዘኮነ ኮኮመንት ትሕፍ kab like aykonen
Amennnnn Amennnnn Amennnnn
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይግበረልና
Ethiopia wn tebareket hagerya Adfikdusan Additsdkanat inte gbresodom mo abkulu Alem wala Eritria tesfahfehulo
Ameinn ygberelna adey mearey 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏
ኣሜን
Kab qaley zhalf semay meritn kem wereqet Teteqililu khalf yqell ❤❤❤❤❤❤❤❤Egzaebiher nzelaalem ynber amen amen amen
ኣሜን ብርኽቲ ሓፈተይ ጹቡቅ ዝዛረብ ካብ ኣምላኽ ኢዩ ብርግጽ ክ ኣ ኮሙ ክኸውን ኢዩ ከምቲ ኣብ ሊዒለና ዝ ኣልምዎ ክፋእ ዳኣ መጽንሑና ድዮም ን ኤርትራ እግዝ ኣቢሄር ኢዩ መድሕና ክብሪ ንዑኡ ይኩን
Aseyyyy gwal eri ane muslim eya gwal eri bebiemnetna xolot gerna ni hagerna yebarikelna 🥰🇪🇷🥰❤👍🙏🙏🙏🙏
ለብዘበን ሐጥያት ምዝራብ ሐሊምና ዝብሉ ብዝሖም አለው እግዚአቢሔር ይቅር ይበለልና ብሐሶት ሽም እምላክ ምልዓል ጌጋ እዪ ዝሐፍቴይ ሱባኤ አቲኪ ንግዚአብሄር ለምኒ መን እዩ ዘዛርበኪ ዘሎ ንታ ነፍስኪ ሕስብላ ኮምኡ እንዳበሉ አግንንቲ ንክትእምንዬም ዝገብሩወ ትያትር እዩ
👌👌👌👌👍👍👍👍🤝
Egziabiher xega hibwa tekone ke & eritrea amilak alea amilak eyu zihlwa zelo tebelet abey eyu haytata hji keman amilak eyu zihlwa zelo ni eritrean
@@yohanagoitom2534 sq ela eya bejaka senatim melqemi delyato eya. ezia ka zeytebelet biznes mhiza.eti seram mengsti'wn n'hzbi mesha ztqemelu mela eyu.bkulu temokiru eyu hzbi eritrea.
@@belalilula6909 eske sik bel bejaka
@@yohanagoitom2534 kid men konka eka ktabseni tftn natey reyto eyu xhife. hji'wn tyatr eya tserh dela. nay manm gefaf mexiu rae areyuni endabele zeshweni seb aykonkun 🤫
God bless you you explain really good
Amen Amen mama .
Hanti hito alatni abi dege zinbr eritreawin nab hageru do ymles ykewun ?
Nay gdn Amlak nmen elwa zhawey
Ewayyyyyy hasost nexur hasotttttt😭😭😭😭
Aythszley ember alem zeykonet shgirna, Iseias zbehal bulshuw melaki mengsti sle zhaza iyu.
ዋይ ታይ ማዓቱ ወደይ ናብ ልብኪ ይምለስኪ
Amlak ybarki Maryam Asmereyt n Maryam darrit thalqeki Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤
ክብርቲ : አዴናን : ሓፍትናን ፦
ልዑል : እግዚአብሄር : አምላኽ : ብአኺ : ጌሩ :
ዘመሓላለፎ : መልእኽቲ ።
ኤርትራ : ሀገርና : ካብቶም : ብሓይሊ : እግዚአብሄር : ዘይኮነስ : ዓለም : ብሓይልና : እያ : ትምሓደር : ዝብሉ ። ተጻብኦታት : ዋላ : እኳ : እንተበዝሓ : አነ : ክሕልዋኤ : ኢሉ : ዝሀበና : ተስፋ : ጎይታናን : መድሓኒናን : መድሀኒየአለም : ተመስገነ : ይኹን !!!! እግዚአብሄርና : ሒዝና : ሰላም : ዉሑስ : ምዃኑ : ንአምን : አሜን !!!!
Amen🙏🙏🙏
RESAHT( LEBY)) LYABO SYTAWENTY NESEKY HASAWET RESAH LEBEK FELAME Y ATSREY FENFNTY
ኣንታ እንታይ ዘመኑ ኢና በጺሑና
Amen Admen tnan yhabki❤
Slehake Eritria bamlak ztebareket mkuana kulu Eritrawe yfeltu gn ayberhaleyn
Egziabihir xegau yebzehalki tebareki afki ysar yaklekum ybalena ztefeauna do wihidom egziabihir neritran hzban ybark
ኣሜን ኣንቲ ብርክቲ ሓፍተይ
ሐፍተይ አይትጋገዪ ብጀካ እግዚኣብሔር እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ገባርን ሐዳግን ዩለን
ንስኪ አይትጋገይ እግዚአብሄር ጸግኡ ተሂቡካ ራእይ የርእየካ እዩ አነ ጓል ሐሙሽተ ዓመት ዘርአየኒ ራእይ ስድራይ ኩል ጊዜ ይነግሩኒ ኔሮም ቆልዓ ኮይነ ሕጅውን ሐደ ሐደ ጊዜ አብ 10 ዓመት ሐንሳብ ሐቂ ራኢ ይሪኢ አነ ግና ብዛዕባ ስድራይን ፈተውተይን ራኢ እሪኢ እየ ።ኩሉ ካብ አፍ ዝወጽእ ጽቡቅ ጥራሕ ተዛረብሉ ክብርቲ ሐብተይ
Amen Sister God Bless good News
Amen Amen Amen.
Amen Amen Amen
EGZIABHER SLEKULU NEGER BELLLLLLLLLLL TA YEMESGNO
Kulu Eritrawi SHAR ybelo
Kulu Amen ybel.
Amen Amlakey
Nhaftna kalehiwot yesmalna❤❤❤
Amen 🙏🏼⛪🕌🙏🏼Amen 🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🔔
አሜን ምቅርቲ ጓል ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen Amen Amen 🙏
Haftena
Yes it's God bless Eritrea
💝💝💝
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንህዝብናን ንሃግርናን ኡግዙኡትኑ ምሱ ውዳ ትጹሉልና
Amen!!
Amen Amen Amen
Amen (3)🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
Amen amen amen brktey tebareki amen amen amen amlak ymesgen amen amen amennnnnnnnnnnnnn
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️
Amen, AMEN🇪🇷❤️🙏🏾⭐🇪🇷❤️
ኣመን ከም ኣፍክን ይግበረልና 🙏 ኣነ ግን ናይ በሓቂ ብጣዕሚ ዩ ከሪምኒ ዘሎ ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ኤርትራ ከለኩ ካብ ሓንቲ ፈታዉተይ ንደገ ዘየሰትወጽእ ዝኮነ ሰብ ዘየንብባ ኣብ ዝኮነ ቦታ ዘይትርከብ ብሓንቲ ልእክቲ ናይ ኣደና ኪዳነምሕረት ዝተራኣያ ጽሕፍቲ ግን ከኣ ናብ ኢሰያስ ኣፎርቂ ክበጽሕ ዘለዎ መልእክትታት ዝሓዘት ጽሕፍቲ ኢያ ነራ ኣነ ከንብባ ሃብኒ ምስ በልክዋ ከማን ማለት እቲ መልእክቲ ክኣመነሉ ከምዘለንእን እታ መጽሓፍ ከኣ ከየቃረጽኩ ኣብ ወሽጢ ሶሙን ክዉዳኣ ከም ዘለንአንእ ኢያ ሓቢራትኒ ኣነ ከኣ ከምቲ ዝበለትኒ ኣብ ዉሽጢ ሶሙን ኣንቢበ ቀልጢፈ እየ መሊሰላ እታ መጽሓፍ ዝጸሓፈት ሰበይቲ ግን መልእክታ እንተዘይብጺሓ ማራ ዝቃይ ትረክብ ከም ዝነበረት እዩ ነሩ እቲ ጽሑፍ ኣብ ገሊኡ ከማን ብጣዕሚ ከተንብቦ ከለካ የፍርሓካ ዩ ሽዑ ናይ በሓቂ ዱዩ እዚ ጽሑፍ ሓቂ ኢለ ምስ ሓተትክዋ ሓቂ ሙካኑ ኢያ ነጊራትኒ ምክናቱ እታ ሰብ ተመርዓ ዉላድ ኣብዊ ምስ ሰብኣያ ዳርጋ 10 ዓመት ኢያ ገራ ድሕሪ እዚ ኩሉ ዓመት ግን ካብታ ራኢ መልእክቲ ዝንገራ ዝነበረት ሰብይቲ ኣብቲ ንሳትቅመጠሉ ዝነበረት ገዛ ናይታ ሰበይቲ ማይ ድጋም ጸበል ኣሎ ኣብኡ ምስ ተሓጸበት ዉላት ከም ዝወለደት ኢያ ሓቢራትኒ ን 10 ዓመት ግን ዉላድ ከምዘይ ነበራ ገረባብቲ ስለዝኮና ንፈልጥ ኢና በዚምክንያት ዉን ሓቂ ክከዉን ከም ዝክእል ኣነ ኣሚነያ ብድሕሪኡ ዉን ካልኣ ቆልዓ ወሊዳ ኢይ እዚ ራኢ ናይ ሓደክልተ ኣደታትና ሓቂ ክከዉን ይክእል ዩ ኣብቲ ጽሑፍ ዝነበረ እሰያስ ናይ ኤርትራ መራሒ ክከዉን ብኣደና ቅድስቲ ክዳነምሕረት ከም ዝተሓረ ጽሑፍ ዩ ነሩ ካልእ ከኣ ቀዳማይ መደበር ካሸሊ እስሪቤት ክፈርስ ከምዘለዎ እታ እስርቤት ቤተክርስታን መዳሃነዓለም ክትስራሕ ከም ዘለዋ ንሳ እንተፈሪሳ ዉን ኤርትራ ዓዲ ለምለምን ሰላም ዘለዋ ዝተቀደሰት ሃገር ክትከዉን ኢያ ዝብል ጽሑፍ ዩ ነሩ ኣብታ መጽሓፍ ዝነበረ በዚ ጽሒፍካ ዝዉዳእ ኣይኮነን ናይዛ ኣደና ዘረባ መሰስ ሰማዕኩ ግን እታ ቅድሚ 5 ዓመት ዘንበብክዋ መጽሓፍ ናይ ሓንቲ ኣደና ጽሑፍ መልእክቲ ተዘኪርኒ እሞ ኩሉ እቲ ንሰምዖን እንርእዮን መልእክቲይ ሓቂ ይግበሮ መዳሃነዓለም ኣቦይ ምስ ኩልና የሰኩን 🙏🙏✝🙏
Pow
Amen(3)kem kalki ygberelna ❤🇪🇷❤
Elili haleluja Halleluja🎺🎺🎺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙌🏾🙏🏾🙌🏾
kale hiwet yesmealna egzabher xegu yebzhalk
አሜን ጥዑም ስማዕ አምላክ ይባርክኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
Amen.amen.amennnnnnnnnn
Amen halawi Eritrea Aytakesnu 🇪🇷🙏🙌
Amen, amen amen 🙏🏽 🙏🏽🙏🏽
Esauis dugout wedobuky
ዋይ ርእየያ ፖው ኣረ መድሃንያአለም ናዓይውን ረአያን ማማ ሃለውለው
ኣታ ከምኡ ኣይበሃልን ኢዩ ኣታ፡ መንፈስ ዘበለ መርምሩ እንበር ኣይትቀበሉ ተባሂሉ ኢዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ንጸጉ ውን ኣይተባህለን መርምሩ፡ ንስካ ኣብ ክንዲ ሓቀኛ ድዩ ኢልካ ኣብ ክንዲ ምምርማር ኩሉ ትነጽግ እንተኮንካ ሓንቲ መዓልቲ ከኣ ነቲ ሓቀኛ ናይ ኣምላኽ መልእክቲ ክትነጽጎ ኢካ ማለት ኢዩ።
Aeme Aeme God bless you my sweet sister.
God bless eritrea ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amenn ygberelna eza Wxeti Hager Amlak eu Seba ember Sebs ytelma alo
VERY GOOD MAMA !
Ngus kab msrak zmexe kab kdsti Eritrea eyu ❤️🇪🇷🌸🙏🏻 kmexe nalem zmerh bmeslelu geyru
Amen amen amennnnnnnnellllllllllllllelllllllllllllllllelllllllllllllllllll
እዋይ እዘን ሰበይቲ ደሐን ድየን እዞም አሜን ትብሉ ዘለኩም ድማ ሕስብ አብልዎ በጅኩም
የቅንይልና ትርዳእ ሰብ ኤርትራውያን ኣብ ምዕባድ በጺሕና አክሉ! ስቅልካ ኣምየን በል ተገዛእ ብኢሰያስ ኢዩ ::👍
Amen.
Amin amin amin
Egziabher Amlak ykber ymesgen
Aemlak ywedalna Byemani Btsegam
Zelena Aebtaqdsti hegerina ymlesena Aemlak Guluzikalo
Nimlak Enitay ysano Aesey qdisti
Rahwo yhebna ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹