🔴ንደቅኻን ሰበይትኻን ብዝሒ ሃብትኻ ኣይትንገሮም/ ስንቂ ምኽሪ ምዕራፍ 13•|• Senki Mekri part 13 Eritrean orthodox church 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 19 ต.ค. 2024
- ©Mdre Canaan
Subscribe for more @Mdrecanaan
ኣንጋረ ፍላስፋ ብሂል ፍላስፋታት ብቋንቋ ትግርኛ ዝተጸሓፈ ኮይኑ፥ ጸሓፍን ኣሰናዳእን ድማ ሊቀ መዘምራን ሞግስ ዕቁባጊዮርጊስ ኢዮም፥ ትርጉም ድማ ብመሪጌታ ተወልደመድህን መንግስቱ።
እዚ መጽሓፍ ኣብ ጉዕዞ ሂወትና ንፈተና ዓለም ብጥበብ ክንብድህ ዝሕግዝ ዓብዩ ናይ ሊቃውንቲ መጽሓፍ ኢዩ።
Qale hiwet yesmalna
ካብ ገንዘቡ ንእግዝኣብሄር ዕሽር ዘይህብ ሰብ ንዘይረብሕ ነገር ዕጽፍታት ይከፍል!! ንይብሓቂ
🙏🤩⭐
ምዝራብካ ብሩር ❤እንተኮነ❤ዘይምዝራብ❤ ወርቂ እዩ❤❤
❤️🙏❤️
ብዙሕ ትምህርቲ ረኪበ ብጣሚ የመሰግን❤❤❤
🙏⭐🤩
❤❤❤ ዝጸበቀ ነገር ጽድቂ ኢዩ ❤❤❤ዝኸፍአ ኸኣ ሓጢኣት ኢዩ √√√ ጸግኡ የብዝሓልካ ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለይ ህወት የስመኣና ❤❤❤
"ሰበይትን ብዙሕ ውላድን ናይ ገንዘብ ነቐዝ እዮም፡ ነቲ ሰብ ከኣ ህውከትን መልቀስን ኢዮም" እዚኣ እባ ኣብርህዋ። ከምዚ ኣብ ሞንጎ ሰብይትን ሰባኣይን ውሉዶምን ህውከት እተላዓዕል ትምሰል። ኣብዚኣ ምስ እዚ ፍላስፋ ኣይሰማማዕን እየ።( ጾታይ ተባዕታይ እዩ)
Ane ewn ayweredetleyn
ዋላ ንዓይዉን ኣይበረሀትለይን ግቡእ መብርሂ ተዝዋሃብ ፀቡቅ ነይሩ እብል
ቃለ ህወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ኣነ ዝመሰጠትኒ ምዝራብ ቡሩር እዩ ዘይ ምዝራ ክኣ ወርቂ እዩ
ቃለ ሂወት የስማልና❤❤❤
Amen 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ቁዱስ ቁዱስ ቁዱስ እግዝኣቢሄር ኣምላኽና ይመስገን ይኽበር ንዘለኣለመ ኣለም ✝️🙏✝️🙏✝️🙏 ሰላም ኣባ ምኽሪ ደሌኔረ ብኸመይ ይረኽበኩም ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️❤️
buruk230@gmail.com በዚ ጌርኩም ጸሓፉ🙏
@@Mdrecanaandyakon hawey bza xhifelka nere ye
+254 705 244 056 በዚ WhatsApp
@@Mdrecanaan እሺ ክብረት ይሃበለይ
ብጣዕሚ ጽቡቅን ቡሉጽን ሂወት ዝዘርአ ምኽርታት ስለኹሉ ነገር አግዚኣብሄር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን ❤❤❤
Amen 🙏🥰
ቃል ሂወት የሰመዐለና👏👏👏
❤❤❤Seb malet neza halafit alem niqu bzaeba zeyhalf alem zhasbn zserhn iyu ❤
🙏🤩
ቃለ ሕወሃት የሰመዓለና
ኩለን መሲጠናንን ድየን ዝወሰድክዋ ግን
ጠባይካ ምምሕያሽ
ንሓውካን ብፃይካን ዕጉስ ሙኻን
ሓሜን ዘይምብዛሕ
ምዝራብኳ ብርሩ እንኾነስ
ዘይምዝራብ ወርቂ ይሓይሽ👈
🙏🤩
እዚ ኩሉ ዝተባህለ ሕቂ እዩ ሞ ኣብ ልብና የሕድሮ ፈጣሪ
ስለ ኩሉ ነገር ኣምላክ ዝተመስገነ ይኩን
Amen 🙏🥰
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሕ እግዚኣብሔር
Amen 🙏🥰
ምዝራብ ብሩር ተኮነ ዘይምዝራብ ድማ ዘርቂ እዩ ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና❤
🙏😍
ንውጹዓትን ግፉዓትን ምጥባቕን ንሐቒ ደው ምባልን ሐቒ ምዝራብን ሐቒ ምምስካርን እውን ! እግዚአብሔር ዝፈትሖ ስራሕ ስለዝኾነ ጥራሕ ኢና ! ንዓማጺ ስርዓት ክንአሊ ንሰርሕ ዘለና ካልእ ዋላሐንቲ የብልናን።
ናን ሰንስ፡ ፍላስፋ፡ መጽሓፍ ቅዱስ እኹል ማዕዳን ምኽርን ኣለዎ፡ ካቡኡ ኣንብብ፡ ጽንጽዋያት ጥቕሚ የብሉን፡ ነቐፌታ ምቕባል ብቅዓትዩ.....። ኣሜን ጥራሕ ኣይትጸበ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሉ ሂወት የስመዐልና ❤❤❤❤❤
ምዝራብ ብሩር አንተኮነ ዘይ ምዝራብ ግን ወርቂ ኢዩ❤
🙏❤️
Thanks for the best advice well done
Yeqenyelna Kbur hawuna
🙏❤️😍
❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ኩቡር ኣቦና
አሜን❤አሜን❤,አሜን❤🙏🙏🙏ቃል,ሂወት,የስማዓና,,አምላክ,ንዘልአለም,ይክበር,ይመስገን🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኩሉ ኣብ መዓልታዊ ሂወትካ አትረአዮ ኢዩ
ኩሉ ብሉጽ
Ka hiwet ysmana
የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት አቦይሸ🙏🙏🙏❤️
_ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር መምህርና❤_
_ምዝራብካ ብሩር እንተ ኮነ_
_ዘይምዝራብካ ደማ ወርቂ እዩ፡፡👌_
ናተይ ምርጫ ለ ከም ናትኪ ካ
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና ኩሉ ማሃርን ገላጽን ኢዩ ኣብ ልብና የሕድሮ ፈጣሪ
ኣሚን (3)
kal hiwet yesmalena xubuk mhero thbuna abe lebena yhderelena ❤❤❤
ክብረት ይሃበለይ ኩሉ መሃርን መሳጥን ዩ እዝግኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ንኹሉ መገዲ የማን ዝመርሕ :ሂወት ዘድሕን 🙏🙏🙏
qal hiwet yesmaen
Qale hiwet yesmalena.kubur memhrna* nsebytkan deqkaen genzbka aytngerom*
Amen Amen Amen 🙏
Nayu geza resu hatiyat sewiru nay buxayu hatiyat zegelixe Sebu zetenaken weredetecha iyu kalie hiwet yesemalina abona❤
Amen 🙏❤️
❤❤❤❤ብጣዕሚ ፅቡቅ
❤❤❤qal hiwet ysemalena xegakom yhabekom bezlekom ahewaty
የቅንይልና ❤❤❤❤
❤️🙏
ብጣዕሚ ዝድነቕ አዘራርባ እዩ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና አሜን ❤❤❤
Amen 🙏🥰
kulu xbuk
Amen amen amen qael hewet yesmalna❤
Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar ✝️🙏🙏🙏❤️🌿
ቃል ሂወት የስመዐና ኩሉን ማሃርቲ እየን ክብረት ይሃበልና
Amen 🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
Amen 🙏🥰
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂይወት የስማልና♥️🙏
Amen 🙏🥰
ቃልህወት የ፨
ቃለሂወት የስማዓልና ምንጋር ብሩር ተኾነት ስቁታ ግን ወርቂ እያ ብሓቂ✅
ቃል ሂወት የስመዓል ኣሜን ኣሜን
አሜ አሜን አሜን ቃል ህወት ያስመዐልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲
Amen 🙏🥰
ሰለኩሉ ነገር አምላክ ይመሰገን ኩሉደስ ዝብለእዩ አምላክ ካዓናይ ተግባር ሰባት ክንኮውን ይሓግዝና ኣሜን🙏🙏🙏
Amen 🙏🥰
ጠባዩ ዘጸበቀ ሰብ ፡ጎይታ ኢዩ ዝኸዉን ።
ካብቲ ብዙሕ ከም ምርጫ ነዝኣ ኣዉጽአ ኣለኩ ፡ኣምላኽ ቅዱሳን ጸጉኡ ይብዝሓልካ ጽቡቅ ዘነቃቅሕ ኢዩ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢዩ ፡ወትሪ ንዓካ ንጽበ ።
ቃል ሂወት ይስምዓልና ሓቅኻ ኢካ ❤❤❤❤❤
ኣሜን(3) ክብረት ይሃበልና ስለቲ ዝማህርኩሙና ጸግኡ የብዝሓልኩም
ቓል ሐወት የስማልና ምስጥን ምኣህርን አዩ ኣብቕጻል ክጽብይካ 🙏🏾❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤ Amen Amen Amen 🙏🙏🙏😢😢😢
Amen 🙏🥰
ኣሜን 3 🙏🙏🙏 ቃል ሂወት የስማኣልና
ቃለ ሂወት የስምዐልን ኣሜን(3)
ቃለ ህይወት የስምዓልና ብሩኽ ወደይ ኩሉ መሲጥኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Basis xbuq mehari y
ምዝራብ ቡሩር አዩ ስቅ ምባል ክኣ ወርቂ 👌🏻
🙏😍🤩
ኣሜን
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና ብጣዕሚ ሂወት ዝዘርእ ምክሪ ተመስገን ኣምላክ🙏
Egziabihear edmen tienan yihabka kulu mrdebatka bitami Mehari eyu brukey egziabihear misaka yikun ajoka egziabihear hasblibika yihabka ❤❤❤🙏🙏🙏
Kala hiwet ysmalna❤❤❤
❤️🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዓልና ዘሰተውዕል ልቦና ይዓድለና 🙏🙏🙏
Wawwww dnki mkri ❤ egziabher mstwaln tovin yhabena kale hiwet yesmealna kbur haw🙏
Qale hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ሓወይ ወዲ ኩርስቶስ እዛ መዝሙር ኣርእስቲ እባ ጸሓፈለይ 🙏🏾
Kab ftfutu fitu 🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና !
ንዓይ ኩሉ መሲጡኒ ፡ ዓለማዊ ፍልስፍና ምስ መንፈሳዊ ጥበብ ብዝመልኦ ኣቀራርባ ፡ ኣምላክና ይክበር ይመስገን ?
❤❤❤❤
Amen qale hiwet yesmalna diaqon hawey btaemi eyu mesati❤
Amen 🙏🥰
❤❤❤❤AMEN AMEN AMEN 🙏
ምዝራብ ቡሩር እንተኾይኑ ዘይምዝራብ ድማ ወርቂ❤❤❤
🙏⭐😍
Amen qalhihwet yesmalna🙏🙏🙏
Amen ✝️❤️
ሰላም ሓወይ ዋአ ኩሉ ማሪኩኒ ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
KAL HIWET ESMALNA FETARI KULU ALEM DEKI KIDANE MHRET London 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
Selamka EBZHALkUM FETARI KULU ALEM 🙏🏿🙏🏿🙏🏿 dessssssss zbl mkri
Kabzia buzuh tmhrti kesime
TEBAREKULEY deydefr IE atum ilekum Keshi Diyakon kAB idmey nilaili tkonu
Kulu mesati eyu Qal hiwet yesmana 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Amen 🙏🥰
ኣሜን 🙏🏾🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kale yiwet yesmaalna Tanks u
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏❤❤❤
Kale hiwet yesmana🙏🏼
Amen 🙏❤️
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen ❤❤❤
የቐንየልና ደስ ትብልን ምሃሪትን ቻነል
qal hiwet yesmAlna xegAu yebzhalkum qalat Afka yemeqr fetari brgx Abi tmrti Ab lbna yehdro kab mejemrya ksab mewedaAta Amlak yhagzena Ab gbri kenewAlo
Amen 🙏🥰
ቀለህወነትየስማአና
🙏🙏🙏❤
Amen Amen Amen
🙏🤲❤️🙏🤲❤️🙏🤲❤️🤲🙏❤️🙏🙏🙏🙏
እቲይ እተይ ኣይብልን ኩሉ መምሀሪ እዩ::
❤❤❤❤❤❤kele hewate yesmalin
Amien❤❤❤❤❤
ኩለን መሰጥን ሳሓብትን ኢየን።