ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Thankyou.,ዛንታ ምስ ቁምነገር ።✊✊✊💚💚💚💚💚💝💪🎤
የቀንየልና መምህር መኬ ሰናይ ናይ ዕርፍቲ ቐዳመ ሰንበት ይምነየልኻ ምስ ስድራኻን ደቕካን።
😊😊
😊@@Hnxa-f9j
ኣነ ትረኻ ብዙሕ ኣይሰምዕን እየ እዙይ ወዲ ግን ክትርኽከሎ ፍልይ ዝበለ ዉህብቶ ዘለዎ ሰለዝኾነ ይሰምዖ እየ ኣብ ርእሰይ እዉን ዝኾነ ነገር እዩ ዝስእለለይ መኮነን ተሰፋይ የቐንየለይ 🙏
ዝከበርካ ጻሓፊ ዛንታ ኣብሻይ ዝብል ኣጻዋውዓ ኣብ ሓማሴን የለን ማዓሮይ ዩ ዝብሃል
ዶ? ሓማሴን ብምልኣ ከምትፈልጣስ፡ ኣብሻይ ዝብል የለን ትብል !
Ayfeltoneye zeytbl entay koynu zeyale
Great short story!
ኣዝዮ መሳጥን ሳሓብን ድምጺ ኣለካ ኣቀራርብካ ኣብዝየ የ ዘድቆ ኣጆካ ቀጽሎ
A real story 💯
yemel tsuhuf 👌 ane gn zyada zmetseka tsuhufat natka tntanen eyu megltsi zey rekbelu kelet neay elal abayey resey enda hakeket kem tedeqseni gize gare eye zwesdo memhrey 🙏
Chta bus 🇪🇷🇪🇷😍😍😍
Very Nice 👍
መቐጸልታ ኣለዋ ድዩ ዋላስ ኮይንዋ ህድሞ ብዘይ ናሕሲ እያ?
😂😂😂😂
Kkk
Very nice🎉🎉🎉🎉🎉
መወዳታ ዞሮ
Hawey misgna niaka ykun
ጽብቕቲ ጽሑፍ ዶ ክንብላ፡ ቁሩብ ምግናን በዚሑዋ፡ ካብ ኣስመራ ንሕንብርቲ ዕዳጋ ንምርካብ ብድሮ ዝኸዱ ነጋዶስ ክንደይ ኮን ይኾኑ?
ጽቡቕ ኣለኻ። ግን ሕንብርቲ ኣብ ኤርትራ ካብዘለዋ ዓድታት ዝዓበየት እያ። እንባ ደርሆ እያ ዝዓበየት ዝብሉ ውን ኣለዉ። ብዝኾነ፡ እቶም ተሳፈርቲ ንሕንብርቲ ጥራይ ዘይኮኑ፡ ኣብ ጎደቦኣ ውን ዓባይ ዓዲ ኣላ ዓዲ ገብራይ ትበሃል። ሊባን ውን ኣላ። ስለዚ ካብ ኣስመራ ተበጊሶም በዚ መስመር ዝጎዓዙ ደቂ ካልእ ዓድታት ውን ኣለዉ። ስለዚ ነቲ ብዝሒ ተሳፋቶ ተኣማኒ ንክኸውን ሓጋዚ እዩ።
👍👍👍👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Memhr mekonen ab srahka awetn asalton ab hiwetka mulue tena yhabka nska tekrbom kulu medebat btaemi eyu mesati
🙏🏾✝️🤕
Ayeee wedi Yemane seems a real dictator on the poor people
He abused the poor people so bad lol
ኩሎም ኣውትስታታ ኣብ ኤርትራ ወዲ የማነ ዮም ደናቑር።
Kkkk
🥰🥰🥰🥰
Anbabi btami thzn eti zanta nkale anbabi habo hmam
ከመይ የንብብ ካባኻ መረጋገጺ ኣይደልን'የ ደሓን።
Ùbbbb