ሉላ - Lula - ሓጺር ዛንታ By Robiel Habtemichael

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 32

  • @merharik767
    @merharik767 4 หลายเดือนก่อน +7

    ዋዉዉ ኣዝያ መሳጢትን መሃሪትን ልቢወለድ ዛንታ ብራቮ ሮቢኤል ቀጽሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AduHabtmecal
    @AduHabtmecal 3 หลายเดือนก่อน

    ዋዉዉደስ ዝብል❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @احمدابرهم-و6ت
    @احمدابرهم-و6ت 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ane neshetey zenta aleni be kamey kerekbekum yekiel ps❤🎉

    • @erimeskerem6389
      @erimeskerem6389  4 หลายเดือนก่อน +1

      በዚ ዝስዕብ ጂመይል ክትረኽበና ትኽእል ኢኻ erimeskerem@gmail.com

    • @احمدابرهم-و6ت
      @احمدابرهم-و6ت 4 หลายเดือนก่อน

      @@erimeskerem6389 OK tawih

  • @semira-shikor78
    @semira-shikor78 2 หลายเดือนก่อน

    Selam Eri meskerem🌻🌼
    Ida zanta tegima iya, gin temesite mis 😢nibat ayney iye semi’eya😭

  • @ኮኮብ-ጨ6ፐ
    @ኮኮብ-ጨ6ፐ 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you ,,,it's wonderfull story

  • @SadorTheklu
    @SadorTheklu 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሮባዕ ኣብ ጠለጠል ትገድፈኒ ኣለካ መከራ እቲ ስደት ደንጊካና

  • @semyatalem8320
    @semyatalem8320 4 หลายเดือนก่อน

    Aron hawey btaemi tsbuq aqerarba zanta .aneko ab zkri ziema yfelteka eye .ab wdder senbet ms dmtsi hafash ka ba eta ab klte klas koynom zmeharu zneberu etom hade kemey gerka tseba thaqun etom hade ka qola ms tewelede kemey gerka thatsbo tbl kab aemuroy zeythass meshaq zanta eya ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ajoka qetslo artists aron

  • @yacobmerhay327
    @yacobmerhay327 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጽብቕቲ ዛንታ ፣ ንተራኺ ኣሮን ካኣ በቲ ጥዑምን ንጹርን ድምጹ የመስግኖ። ቀጽልዎ።

  • @ገርሂልበይምስጢርዩንጽባሕ
    @ገርሂልበይምስጢርዩንጽባሕ 4 หลายเดือนก่อน +3

    ግደፍ አባ አዛ ፍቅራዊ ጌጋ መንከራ ቲ'ስደትን ሰደደለይ በጃካ ሮቤል 😢

    • @123-2n
      @123-2n 4 หลายเดือนก่อน

      Ane wn yxbeya aleku❤❤❤

  • @ሄርሞን
    @ሄርሞን หลายเดือนก่อน

    ኤእ ጥዑም ኣይጽገብን እዩ ኢልካ ከይትገድፈና ላዝም ኣወድኣና እዛ ዛንታ

  • @GeneralPetros-r9g
    @GeneralPetros-r9g 4 หลายเดือนก่อน

    Wellcome brother 🇪🇷

  • @TMmusic8278
    @TMmusic8278 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ንዓኻ ይኹን ሮቤል ሃብተምካኤል ኩሉ ተቅርቦ ታሪኻት ይኹን መዘናግዒታት ኣዝዩ መሳጥን ኣዛናይን ኢዩ ብምዃኑ ደጋጊመ ሰሚዐ ውን ኣይመንዎን ኢየ ስለዚ ብእተቅርቦ ስርሓት ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ ወድ ዓጀ ሰላም ዎ ሰናይ

  • @searearaya6828
    @searearaya6828 4 หลายเดือนก่อน

    Robi mehmemi

  • @Berihu86
    @Berihu86 4 หลายเดือนก่อน

    ከም ወትሩ ጹቡቅ ግን እንተስ ብኣኻ እንተስ ብካልእ ንካልኣይ ግዜ ይሰምዓ ኣለኩ ። ናይዝስ እንደለ ሙኾነ ግዳ ታ መከራ ስደትን ፍቅራዊን ጌጋን እንዶ ስደደልና ቸላህ ጸላኢና ተጸባዪ ይኹን

  • @123-2n
    @123-2n 4 หลายเดือนก่อน

    Nfue anbabi zanta gn tdgemena ala eza zanta.

  • @ኤርትራሜሬትጀጋኑ
    @ኤርትራሜሬትጀጋኑ 4 หลายเดือนก่อน

    Ewy ata bejaka kezila ❤❤ ❤ bdhrieu ke?

  • @luwamnegassi5744
    @luwamnegassi5744 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @NaebKidane
    @NaebKidane 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዛንታ ፍጡር እባ አምጽአልና plis

  • @tonlover
    @tonlover 4 หลายเดือนก่อน

    Robi bro eta znata sdetn mekran tbl eba amxalna nxbeyka alena 😢

  • @wedigash1077
    @wedigash1077 4 หลายเดือนก่อน

    Eway ezis kea zegerm tarik agatami kulu nska ttrko tuem tarik eu sehabin mesatin konu rekibeyo ykeniyelna

  • @Eri-Madia
    @Eri-Madia 4 หลายเดือนก่อน

    👏

  • @samriel7719
    @samriel7719 2 หลายเดือนก่อน

    ትገርም ዛንታ❤ ብትሕትና ዝምልሰለይ ተልዮ እቲ ኩናት ናይ እትዮን ኤርትራን ማኣስ ኣመተምህረት ኔሩ?

  • @GhebrehiwetGebremicheal
    @GhebrehiwetGebremicheal 2 หลายเดือนก่อน

    ስለ ም አምላኽ ምሳኹም ይኹን ብሓብር ንኣንባብን ጸሓፊ ዛንታን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ብፍሉይ ድማ ንሮበል ዘሎኒ ኣድናቖትን ምስጋናን መግለጺ ኽረኽበሉ ኣይከኣልኩን ምኽንያቱ ንሱ ዝጽሕፎም ልቢወለዳት ኣብ ሓቂ ዝትመርኮሱን ልብ ሰብ ዝትንክፍን መሰጥትን መሃርትን ኣዛንይትን ደጋጊምካ ንኽትሰምዖም ዝዕዱምኻ ዛንታታት ስለዝኾኑ ናይ ብሓቂ ክብርን ሞጎስን ዝግብኦን ክተባባዕን ዘለዎን ስብ እዩ። እዚ ኸኣ ናይ ትምህርት ጥራይ ዘይኮነስ ብኣምላኽ ዝተዓደሎ ተውህቦ ስለ ዘለዎ እዩ ብዝሒ ዘለዎምን ንኽትሰምዖም ዝምስጡኻን ካብ ዛንታ ልብወለዳት ክትብሎም ሓቀኛ ዛንታ ውይ ታሪክ ክትብሎም ዝሓይሽንክጽሕፍ ዝበቅዐ ።ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይብሎ። ኣብ ቀጻሊ ድማ ዝጣዓሙን ዝመቀሩን ጽሑፋትካ ክንሰምዕ ብሃንቀውታ ንጽበ።
    ንተራኺ ዛንታታት ኣሮን ዽማ በቲ ጥዑምን ላዛ ዘለዎ ኣናብባኻን ኣቀራርባኻን ናይ ብሓቂ ክትድነቅ ዝግብኣካ ሰብ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ኩሉ ስራሕካ ድማ ኣሳልጦ ይምነየልካ።❤

    • @erimeskerem6389
      @erimeskerem6389  2 หลายเดือนก่อน

      ነመስግነካ ክቡር ሓው🙏

  • @hermongebremichael3903
    @hermongebremichael3903 2 หลายเดือนก่อน +1

    Xubuk kelom mwdita vn 0 ab mntay weda ena knbl hji

  • @bereketfsehaye3653
    @bereketfsehaye3653 4 หลายเดือนก่อน

    Welcome❤

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan3144 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @XoXo-us7do
    @XoXo-us7do 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @dawitberhe459
    @dawitberhe459 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤