ከመይ ጌርና ብነጻ ፊልም ንርኢ?Netflix ተሪፉ| ዝደለናዮ ፊልም ብነፃ ምርኣይ ተካኢሉHow to watch free movie|123Movies mr mikiyas
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
- ዕላም ናይዚ channel ኩልና ሰማዕቲ ትግርኛ ሓቢርና ክንመሃርን ክንዘናጋዕን ዝተከፍተ እዩ። ኣብዚ Channel ዝቀርብ ትሕዝቶ:-1 ብዛዕባ ቴክኖሎጂ። መቸም ከምቲ ንፈልጦ ኣብ ቴክኖሎጂ ዓለም ስለዘለና ይጠቅመና እዩ።2 ብዛዕባ ጥዕናና ንጥዕናና ዝጠቅም ሓበሬታ ውን ይቀርብ እዩ።3 ስነ ልቦናዊ ትምህርትታት ውን ይቀርብ እዩ ካብ ተመክሮ ሰባት ዘዕለሉና ዲዩ ወላ ውን ካብ ዘንበብናዮ ሓቢርና ንርእዩ እዩ።ስለዚ እዚ ትሕዝቶ እዚ ኣገዳሲ ኮይኑ ይቀርብ ካልእ ውን ሓደ ሓደ ግዜ ይቀርብ እዩ። ኣብ Miki Media Doni እዘን ሰለስተ ኣብ ሂወትና ዘገድሳና እየ ይብል ብወገነይ።ኣብ #Comment ሓሳብኩም ምግላጽ ውን ኣይትሕመቁ። ከም ወትሩ #share #like #subscribe ብምግባር ኣተባብዑና።th-cam.com/users/ch... Facebook ክትረክቡና ምስ ትደልዩ።👇 / ኣብ Telegram ክትረክቡና ምስ ትደልዩ።👇t.me/MikiMedia... #Miki_Media_Doni#Apps#Amazing_Wallpapers #Technology #How_To_Make#Before_And_After #ንሞባይልና_ዘጸብቕ#ከመይ_ጌርና_ሞባይልና _ነጸብቕ#ብትግርኛ_ዝተዳለወ_መደብ#childhood#photos#King #game #MMD#Fanny#Video #Miki_Media_Doni#Like #Share #Comment #subscribe #English #Learn_English #Tigray #Eritrea #Tigrinya#Banger#car#clash#Film#Movie #12strong #Film #freefilm #watch #fastfuriousx #fastfurious #Netflix #123movies #free #tubi #Avatar #wayofwater #Miki #media #doni #Tigrinya #Ethiopia #Ethiopiafilm #eritreafilm #Ethiopiancomedy #Eritreancomedy #nopayment #noad #noemail #justwatch #wow #bestweb #worldwide #Comedianeshetu #comedy #fulmovie #movie #Movies #Action #romantic #Americanfilm #Americanmovie #Englishfilm #Englishmovie #com #films #allfilminone #freewebsite #like #how_to_Watch_free_film #mrmikiyas mr mikiyas #asham #Know #ነጻ #ፊልም #ፊሊም # #ትግርኛ #ትግራይ #ኤርትራ #ኢትዮጵያ #ከመይ_ጌርና mika media
Geod job❤❤❤
ካብታ ቅድሚ ሕጂ ዘውጻካያ እዚኣ ትበልጽ ክሳብ ሕጂ በታ ዘርኣካና እየ ዝጥቀም ኔሬ ብ HQ ዝብል እዩ ብ english language ዝመጽእ ብካልእ ኣይመጽእን’ዩ ግን እዛ ሎሚ ዘርኣካና ድኩም ጎና ዳውንሎድ ክንገብር ዘይከኣል ኮይኑ።
Good job
123movies
Yekenyelna miki
Khateka gn miki vpn ms netfo welehade lewti yeblun ab wetsaei zmexe ab africa zey metsia alo hakey
Welehade lewti yeblum
Nfue kexlelu
ብሮ ናይ WATCHED APP ብነጻ ተርኢ app ኣላ ብ ዛአዕባ ሰርች ጌርካ ኣምጻልና ❤❤❤
ብዙሕ watched app እዩ ዘሎ እዛ ንስካ ደሊካያ ዘለካ እንታይ ተርኢ ኣፕ እያ?
Gn khateka ba bzey vpn welehade lewti yeblun
የብሉን
ብነጻ ማለት እንታይ ማለትካ'ዩ!? ካብ ምንታይ'ዩ ብነጻ!? ብዘይ Internet ማለት ድዩ ወይስ ብዘይ VPN ?
ብነጻ ክብል ከለኩ ካብ ክፍሊት ነጻ ዝኮነ ማለተይ እየ