ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
''እተን ሰለስተ ምኽርታት'' ኣብ ህይወት ኣገዳሲ ዛንታ !! ኣቕራቢ tesfit yohannes
ኣሜን 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
ኣንበሳየ ዋና ጥበብ ክቡር ሓወይን መቓልስተይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ከም ናይ ወትሩ ምስጋና ተስ ዓቢ ሰብ ኣዚና ነመስግን ። "ስርሒት ገመድ" ትብል ዛንታ ናይ ብርሃነ ገብሪሂወት ተነቢብካ'ስከ በዚ ጥዑም ድምጽኻ ኣቕርበልና። ምስጋናይ ኣብ ቦትኡ'ዩ 🙏🏻👈🏾🇪🇷
ቅድም ዓመት ኣቢለ ሰሚዐያ ኔረ ምጽጋብ ስለ ዝሳኣኩዋ ኣብ ሂወተይ ማሃሪት ኮይና ስለ ዝረከብኩዋ 2 ግዜ ይሰምዓ ኣለኩ ኣዝያ ማሃሪት ዛንታ እያ የቀንቀለይ ክቡር ሓወይ ቀጽልዎ
Amazing story, keep it up bro. Well done
nice one
Nay bhaki Mesatit
Tesfit Hawey betami agedasitn mesatiten zanta ✍📚
Tesfit hawey betami agedasitn mesatiten zanta God blessed 🙏🙏
Tesfit Memhry 🙏🙏
ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ተስፊት ሓወይ፡ ግን ኣቋራጭ መንገዲ ናብ ሕማቅ ከም ዝእቱ ዝተረድኣሉ መክንያት እንታይ እዩ። ግድን መልሲ ክጽበ እየ።thanks!
መጻንሒ'ዶ ኣነ ክምልሰልካ ግና ኣብዘየእትዎ ዝኣቱ ሃታፍ ደኣ ከይትብለኒ'ምበር። ዝበልካ በል ክነግረካ'የ እንተዘተጋግየ ማለት'ዩ። ከምዝመስለኒ እዛ ዛንታ ገለ ገለ ጽሑፋት ተነጢሮም ወይ ድማ ተረሲዒም ኣለዉ። ነዛ ሕቶኻ ትምልስ ድማ ተነጢራ ወይ ተባሪራ ኣላ'ሞ ክምላልካ። እቲ ሰብኣይ በቲ ኣቋራጭ መንገዲ ክወስዶ ምስ በለ ካብተን ሰለስተ ምኽሪ ናይ ጎይትኡ "ብዘይ ትፈልጦ ኣቛራጭ ፈጺምካ ከይትጥቀም" ትብል ዘኪሩ በታ ዝፈልጣ ክኸይድ ተመሊሱ ብሰላም ድማ ኣብ ሓደ ዘዕርፈሉ ቦታ በጽሐ። እቶም በቲ ኣቛራጽ ዝኸዱ ግና ሃንደበት ኣዝዩ ብዙሕ ዝናብ ስለዝሃረመ ነብሶምን ንብረቶምን ውሑጅ ወሲድዎም። ሕጂ ነዚኣ ኣብዛ ዝሰማዕናያ ዛንታ'ሞ ኣእትዋ ቤላ ጌራ ክትኣትወካ'ያ።
ክክክክ መጀመርያ የቀንየለይ ሓወይ፡ እዚ ከኣ የድንቀካ እምበር ነገቲፍ መልሲ ኣይግብኣካን እዩ። ቅድም ሕጂ ኣብ ጠጥዕሙ ሰሚዔያ ነረ ስለ ዝጎደለትኒ እየ ሓቲተ። ንተስፍየ ውን ካብ ኣድናቀት እየ ክምልሰለይ ደልየ። ብዝከነ ግን እዚ ዝሃብካኒ መልሲ ውን ቅቡል መክንያት እዩ። ምናልባ ተስፍየ ርእዩ እንተ መሊስልና ድማ ዝያዳ ጽቡቅ ምኮነ። so thanks bro 🙏
ኣቢ ሓወይ ከመይ ትኸውን? ኣብ ህይወትካን መዓልታዊ ንጥፈታትካን ሰናይ ዘበለ ኣይፈለኻ። ንመኖም'ዩ እቲ ሕቶ ነቲ ዘስርሖ ዝነበረ ሰብኣይ ድዩ ወይ ነቲ ተቐባሊ ምኽሪ? እቲ ምኽሪ ዝተቐበለ ሰብኣይ እንተኮይኑ ኣቋራጭ መንገዲ ናብ ሕማቕ ከም ዘእቱ ዝተረደኣሉ ቀንዲ ምኽንያት ነቲ ምኽሪ ኵኖ ምስማዕ ኣብ ተግባር ስለ ዘውዓሎ ክኸውን ስለ ዝኸኣለ'ዩ። ኣብቲ ነዊሕ ጉዕዞ ናብ ዓዱ ክሳብ ዝበጽሕ ክጓዓዝ ከሎ ዘጋጠሞ ድማ ኣቋራጭ መንገዲ ዘይምውሳዱ ብግብሪ ርእይዎ። ንርእሱ ኣብ ገዛኡ ሓደ በጽሒ ኣማዕድዩ ክርኢ ከሎ ህዉኽ ውሳነ እንተ ዝወስድ ብርግጽ ንወዱን ሰበይቱን ምቐተሎም፣ ግን ከኣ ኣቋራጭ መንገዲ እብ መንገዲ ጥራይ ዘይኮነት ኣብ ሓሳብ ውን ሓጺር ወይ ህዉኽ ውሳነ ክወስድ ከም ዘይብሉ ስለ ዝተማህረላ ንርእሱ ካብ ሕማቕ ስጉምቲ ኣድሒኑ ምስ ስድራኡ ብሰላም ህይወቱ ክቕጽል ውን ሓጊዙዎ። እንተ ናይ'ቲ ወሃቢ ምኽሪ ግን ኣቢ ሓወይ ወይ ካብ ምህሮ ወይ ካብ ተመኵሮ ወይ ተፈጥሮኣዊ ብልሒ ክኸውን ይኽእል። ተስፋ እገብር ነጺራ ክትከውን እንተዘይኮይኑ ግን ናብቶም ስድራ ተተሓሒዝና ክንከይድ ፣ ብዝኾነ ኣቢ ሓወይ ንተገዳስነትካ ብልቢ የመስግን።
@@ሰላምሰላም-ረ3ቘ ክቡር ሓወይ ሰላምካ ይብዛሕ ተገዲስካ ንዝሃብካዮ ግብረ መልሲ ከም ዝመሰጠኒ ክነግረካ ደስ እብለኒ። ኩሉ ግዜ ኣብ ጉዕዞ ስለ ዝኾንና ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚ ብጽቡቅ የራኽበና። እታ ዝሓተትካኒ ስርሒት ገመድ ድማ ሓደ መዓልቲ ከቕርባ ተስፋ ይገብር ምስ ኣኽብሮት ።
መጀመርያ ከመስግነካ ተገዲስካ መልሲ ክትህበኒ ምክኣልካን ሰለ ኣወንታዊ መልስካን ተስፍየ ሓወይ። ቀጺለ ኣነ ነቲ ተቀባሊ ምክሪ እየ፡ ብከመይ ኣቃራጭ መንገዲ ሃስያ ከም ዘለዎ ፈሊጡ። ማለት ብኡ እንተ ዝከይድስ ቀልጢፈ ምኣተኩ ዝብል ሓሳብ ክመጾ ዘይክኣለ? ታህዋክ፡ ኣቃራጭ ኣብቲ ሓፈሻዊ ሃስያ ክህልዎ ከም ዝክእል ዝስሓት ኣከነን። ግን ንኣብነት ከምቲ ኣብ መዕረፊ ቦታ ምስ ኣተወ ዘይ ምውጽኡ ካብ ሞት ዝድሓነ ከምኡ ድማ በቲ ህዉክ ውሳነ ዘይምውሳድ ንስድርኡ ካብ ምቅታል ዘድሓኖ። በቲ ኣቃራጭ መንገዲ ዘይምካዱ ከ ኪኖ እቲ ብሰላም ምእታዉ መክንያት ነርዎ ድዩ? ማለት ከምቲ ሓውና ዝበሎ እቶም ብኡ ዝከዱ ወይ ብውሕጅ፡ ወይ ካልእ ንሂወት ዝወስድ ዘጋጠሞም ሰለ ዘለዉ ድዮም። እንተ ዘይ ኮይኑስ ብኡ እንተ ዝከይድስ ቀልጢፈ ምኣተኩ ዝብል ሓሳብ ውን ክመጾ ይክእል እዩ ከም ሰብ ንምባል እየ። ብዝኮነ ግን ብሩህ እዩ ተስፍየ ሓወይ። ሓውና ውን እንተስ ካብ ድርሰቱ እንተስ ብገለ ከንቢንዋ ክርንዓ ኣትሒዝኒ ነሩ እዩ 😀😀፡ እንተ ናብቶም ስድራ ከድካ ምሕታት ግን ጽቡቅ ነሩ ፡ ብኩናት ኣብ ኩናት ዝውዓለ እንተ ኣውግዓካ እዩ ጽቡቅ 😀😀። so thanks
Memhrey tefiekana you Wellcome ayttfana pls
መርሓባ ተስፊት
Keep going dear Tes 🙏🙏🙏
Keep it up tesfit bro
''እተን ሰለስተ ምኽርታት'' ኣብ ህይወት ኣገዳሲ ዛንታ !! ኣቕራቢ tesfit yohannes
ኣሜን 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
ኣንበሳየ ዋና ጥበብ ክቡር ሓወይን መቓልስተይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ከም ናይ ወትሩ ምስጋና ተስ ዓቢ ሰብ ኣዚና ነመስግን ። "ስርሒት ገመድ" ትብል ዛንታ ናይ ብርሃነ ገብሪሂወት ተነቢብካ'ስከ በዚ ጥዑም ድምጽኻ ኣቕርበልና። ምስጋናይ ኣብ ቦትኡ'ዩ 🙏🏻👈🏾🇪🇷
ቅድም ዓመት ኣቢለ ሰሚዐያ ኔረ ምጽጋብ ስለ ዝሳኣኩዋ ኣብ ሂወተይ ማሃሪት ኮይና ስለ ዝረከብኩዋ 2 ግዜ ይሰምዓ ኣለኩ ኣዝያ ማሃሪት ዛንታ እያ የቀንቀለይ ክቡር ሓወይ ቀጽልዎ
Amazing story, keep it up bro. Well done
nice one
Nay bhaki Mesatit
Tesfit Hawey betami agedasitn mesatiten zanta ✍📚
Tesfit hawey betami agedasitn mesatiten zanta God blessed 🙏🙏
Tesfit Memhry 🙏🙏
ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ተስፊት ሓወይ፡ ግን ኣቋራጭ መንገዲ ናብ ሕማቅ ከም ዝእቱ ዝተረድኣሉ መክንያት እንታይ እዩ። ግድን መልሲ ክጽበ እየ።thanks!
መጻንሒ'ዶ ኣነ ክምልሰልካ ግና ኣብዘየእትዎ ዝኣቱ ሃታፍ ደኣ ከይትብለኒ'ምበር። ዝበልካ በል ክነግረካ'የ እንተዘተጋግየ ማለት'ዩ። ከምዝመስለኒ እዛ ዛንታ ገለ ገለ ጽሑፋት ተነጢሮም ወይ ድማ ተረሲዒም ኣለዉ። ነዛ ሕቶኻ ትምልስ ድማ ተነጢራ ወይ ተባሪራ ኣላ'ሞ ክምላልካ።
እቲ ሰብኣይ በቲ ኣቋራጭ መንገዲ ክወስዶ ምስ በለ ካብተን ሰለስተ ምኽሪ ናይ ጎይትኡ "ብዘይ ትፈልጦ ኣቛራጭ ፈጺምካ ከይትጥቀም" ትብል ዘኪሩ በታ ዝፈልጣ ክኸይድ ተመሊሱ ብሰላም ድማ ኣብ ሓደ ዘዕርፈሉ ቦታ በጽሐ። እቶም በቲ ኣቛራጽ ዝኸዱ ግና ሃንደበት ኣዝዩ ብዙሕ ዝናብ ስለዝሃረመ ነብሶምን ንብረቶምን ውሑጅ ወሲድዎም። ሕጂ ነዚኣ ኣብዛ ዝሰማዕናያ ዛንታ'ሞ ኣእትዋ ቤላ ጌራ ክትኣትወካ'ያ።