🛑 ንመበል ራብዓይ ግዘ እግርኺ ትቁረፂ ተባሂለ ተ/ጋ ሙለይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • ንተጋዳሊት ሙለይ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0987074946 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
    ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
    " ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
    ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
    #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna
    © Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    tiktok.com/@gedli.plus
    t.me/Gedli_plus
    / gedli_plus
    / @gedli_plus
    For More Videos / @lela_time

ความคิดเห็น • 180

  • @Gedli_plus
    @Gedli_plus  11 หลายเดือนก่อน +7

    ንተጋዳሊት ሙለይ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0987074946 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም

  • @LoveLove-zx8fl
    @LoveLove-zx8fl ปีที่แล้ว +17

    ዋይ ንእስተይ😢😢😢😢ኣይዞኪ ኣምላኸ መሊኡ ምሕረት የዉርደልኺ ምእንታና ኢኪ ኣካልኺ ጎዲልኺ ዕሸለይ ሓደራ ሕደሪ ናይዞም ዕሸላት ኣይትጥለሙ መራሕቲ

  • @hdrhxe5764
    @hdrhxe5764 ปีที่แล้ว +15

    ንሐግዛ😭

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 ปีที่แล้ว +17

    ጀግና ዋዓሩና አጅኦኪ ምላእ ሕዝቢ ትግራy አብ ጕንኪ እዩ ናይ ንእሸተይ ለባም ውርዝይቲ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m ปีที่แล้ว +10

    ዋዕሮ ትግራይ ኣጆኺ ርእስኺ ኣይተድንኒ። ኩሊና ኣሕዋትኪ ኣለና ኣብ ጎንኺ። ጅግና ጓል ጀጋኑ።

  • @uuiii2374
    @uuiii2374 ปีที่แล้ว +7

    ኣጆኺ ፀላእኺ ይንባዕ ዋዕሮና 💛❤️😘

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 ปีที่แล้ว +6

    ኣጆኺ ዛ ጓለይ ዋዕሮ ኢኺ ጅግና ፈዳይት ሕነ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኺ እምበ ኣካል መጉዳእቲ ኣየሰኩነክን እምበይተዋይ ❤️

  • @user-vd2mh5jo9y
    @user-vd2mh5jo9y ปีที่แล้ว +14

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ጅግና ዋዕር😢😢❤❤❤❤❤

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ይበኪ ዓሳድዋ❤❤❤

  • @ffggggg9238
    @ffggggg9238 ปีที่แล้ว +12

    በዛኺ ዳኣነ ጅግና ሓፍትና ንበሪልና ❤❤❤

  • @ተመሰግንአምላክይ
    @ተመሰግንአምላክይ ปีที่แล้ว +7

    ኣጆኺ ህያበ ትግራይ 😢🎉❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +3

    _ኣምላክ ያሓግዝክ ማዓረይ ፀላእኽ ይንባዕ ንእስተይ ህጻንያ ኡፉ ሩጉማት ጎረበት_

  • @goitomhalemchl7151
    @goitomhalemchl7151 ปีที่แล้ว +3

    አይዘኪ ጅግና እኪ ማዓረይ

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 วันที่ผ่านมา

    Ajoki haftey from Eritrea senafe 😢😢

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 ปีที่แล้ว +2

    ❤ you are a hero our little sister, The people of Tigray are always beside you.W err have your number our sister.God bless you. Amen amen!!!!

  • @ሜሪትግራዊቲ
    @ሜሪትግራዊቲ ปีที่แล้ว +7

    ጅግና ዋዕሮና ኣጀኪ😢❤

  • @agsfud4859
    @agsfud4859 ปีที่แล้ว +3

    ኣጃኪ ወለላይ ኣሕሕሕ😥💔

  • @ተመሰግንአምላክይ
    @ተመሰግንአምላክይ ปีที่แล้ว +2

    የኔ ጀግና😢❤❤❤

  • @MeronMm-dh5pp
    @MeronMm-dh5pp ปีที่แล้ว +3

    ጀግና ኢኪ መአረይ❤

  • @MeseluTadele
    @MeseluTadele หลายเดือนก่อน

    ፀላኢኺ ይንባዕ ዕሸለይ😢😢😢ኣህህ😥😥😥ኣጆኺ ዝሓፍተይ😥

  • @user-ni2ck4gn3f
    @user-ni2ck4gn3f 7 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ጅግና ዋዕሮናናና❤❤❤❤❤❤

  • @nebatalemeu6145
    @nebatalemeu6145 ปีที่แล้ว +1

    ማዓረይ አናእሽተይ ቆልዑ ከምዝይ እልካ ክትርእዮም የሕዝን ትግራይ ብሃገር ካሓስዎሞ😢😢

    • @rahmasamir250
      @rahmasamir250 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ😢😢😢 ከቢድዮ

  • @አሰኻልሓፍቲአማን-መ9ሠ
    @አሰኻልሓፍቲአማን-መ9ሠ ปีที่แล้ว +6

    ኣጆኪ ንእሰተይ ጅግና ኢኪ 😢😢😢

  • @hhhgvg4542
    @hhhgvg4542 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆኺ ዋዕሮ ትግራይ ❤❤❤

  • @iopo6877
    @iopo6877 ปีที่แล้ว +2

    ኣባይኪ ንእስተይ ኣዚ ኣይግበአክን ነይሩ ኣብ ንኡስ ዕድመኪ ይኩን ዳኣ እምበር ብዘይ ዓድካን ህዝብካን ምንባር ትርጉም ኣልቦ እዩ
    ንስለ ትግራይና እዩ ዝኩሉ መስዋእትን መጉዳእትን ጀጋኑ ስራዊትና ክብሪ ይግበአኩምTDF Kiggg African💊💪💪❤

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf3929 10 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይውረደልኺ አይዛኺ ጀጋዋዕሮ😥😥❤❤

  • @AhmedAli-zo2sx
    @AhmedAli-zo2sx 11 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ጅግና ዋዕሮና 💪🇻🇳🥰💪🇻🇳🥰🇻🇳💪🇻🇳💪

  • @zafutesgay156
    @zafutesgay156 ปีที่แล้ว +2

    መዓረይ ኣምላክ የክእልኪ ኣጆኪ ዝሓፍተይ😥

  • @hailegiorgisweldegiorgis3172
    @hailegiorgisweldegiorgis3172 ปีที่แล้ว +4

    አይይይይይ ዛ ጓለይ አቲ ጀግና😢 እግዜር ሙሉዕ ጥዕና ይኻብኪ።❤

  • @kidankidan7530
    @kidankidan7530 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ማዓረይ 😢

  • @yordiyordi1961
    @yordiyordi1961 ปีที่แล้ว +6

    ኣጆኪ ዋዕሮና♥💛♥😭😭💊

  • @GereMMakdanat
    @GereMMakdanat 7 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ሓፍተይኣብ ጎንኺ ኣለና

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤ጀግና አጀኪ ምቃለይ😢😢❤❤❤

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ዋዕሮዋይ ፈጢሪ የጽንዕኪ ንእስቲ ሓፍተይ❤❤

  • @fhdgdudgs9747
    @fhdgdudgs9747 ปีที่แล้ว +1

    አጀኪ ዋዕሮና ❤❤❤😢😢

  • @user-gk3rc2gd8p
    @user-gk3rc2gd8p 6 หลายเดือนก่อน

    Way way😢😢😢😢😢 Kalat 😢😢😢😢😢😢ብህፃንኺ😢

  • @user-fo9yy9vb3j
    @user-fo9yy9vb3j ปีที่แล้ว +7

    ኣጆኪ,ዛሓፍተይ🎉🎉

  • @rg6495
    @rg6495 ปีที่แล้ว +2

    ጀግና ዛሓፍተይ! ፎጣ ለባሽ እቲ ርኹስ ሻዕብያ እቲ ጋኔን ጦቢያ መከላኸሊ ገጢምኪ አሸንፍኪ ጀግና ጀግና !

  • @MearegGebre-we6do
    @MearegGebre-we6do 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጅግና ዋዕሮ 😢😢❤❤❤❤

  • @user-ig9ot2bb3o
    @user-ig9ot2bb3o 11 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ብፅተይ ማዓረይ

  • @AlemqDesu
    @AlemqDesu 4 หลายเดือนก่อน

    Ajeki zhaftey azuy nay jgnnet megleti eyu❤❤❤❤❤😢😢

  • @kha5026
    @kha5026 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆኪ ማዓረይ😢😢😢😭💔

  • @sadalasadala5852
    @sadalasadala5852 10 หลายเดือนก่อน

    እህህህህህህ አሕዋተይ 😢👌

  • @user-ur3xs8dn4b
    @user-ur3xs8dn4b ปีที่แล้ว +2

    ሰላም❤❤❤❤

  • @GualDegiyat-wz5ek
    @GualDegiyat-wz5ek ปีที่แล้ว +1

    Ajoki nestey waro eiki 💊💪💪💪💪💘💘💘💗💗

  • @user-ep7pk2uq9d
    @user-ep7pk2uq9d ปีที่แล้ว +2

    ፀላእኪ ይንባዕ ዋዕሮ😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤

  • @mekenetfilmproduction1744
    @mekenetfilmproduction1744 11 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ዝሓተይ ኣጆኺ❤❤❤

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 ปีที่แล้ว +5

    Our TDF heroes thank you for defending Tigray. Jegna tigraweyti ajoki we love you so much ♥️ ❤️ 💖 💜

  • @jemalmohammed863
    @jemalmohammed863 ปีที่แล้ว +1

    💔❗ ፀላእትና ኽቢድ ዋጋ አኽፊሎምና እዮም ልኦም ግን ብዕፅፍታት ክነኽፍሎም ግድን እዩ። ብፍላይ ሻዕብያ !!!

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 ปีที่แล้ว +1

    ስታምር ጀግና

  • @kdsanberhe3061
    @kdsanberhe3061 ปีที่แล้ว

    ጅግና ዋዕሮና ኣጆኺ😢❤❤❤

  • @destagedy4330
    @destagedy4330 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሰላም ሰላም ❤❤❤❤🙏🙏🙏😍😍😍😍😍

  • @user-qi7cv2kb6r
    @user-qi7cv2kb6r ปีที่แล้ว

    Haftey nateyy

  • @user-tz5dn3jw8g
    @user-tz5dn3jw8g ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ዋዕሮ ፅላእክ ይንባዕ

  • @SameraOje
    @SameraOje 11 หลายเดือนก่อน

    💔💔🔥🔥😭😭😭😭እህህህህህ

  • @beteygenet
    @beteygenet ปีที่แล้ว

    ኣይዞኺ ጀግኒተይ

  • @kahsaygra4643
    @kahsaygra4643 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤

  • @user-hq4df8rx8z
    @user-hq4df8rx8z 11 หลายเดือนก่อน +2

    እኔ ሙቼ እስዋ የኔ ግእሪ ብትይዝ ብቻል እሰጣት ነበር የኔ እህት እኔን እፍፍፍፍ ደይሓልፍ የለይ ልበይ ነኽያቶ😭😭😭😭

    • @Roozx-de5ox
      @Roozx-de5ox 11 หลายเดือนก่อน

      ዉሸታም🤮🤮

    • @B.S-um9hh
      @B.S-um9hh 5 หลายเดือนก่อน

      ASIMESAY 😢😢Enidenanite Ayinet sewoch Nachu BEWISHET Enezin Hixanat YASIFEJACHIWACHEW

  • @jwhshwhwu4932
    @jwhshwhwu4932 ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ጅግኒት መርኣያና ኢኪ

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6f ปีที่แล้ว

    ኣጀኪ ማዓረይይ😢😢😢

  • @user-hh5jo7eb4b
    @user-hh5jo7eb4b ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ፀላእትኪ ይንብዑ ኣብ ጎንኪ ኣለና

  • @BananaBro-rh4qt
    @BananaBro-rh4qt ปีที่แล้ว

    ኣጀኪ

  • @ቲቲጓልወየንቲ
    @ቲቲጓልወየንቲ ปีที่แล้ว +2

    ኣጀኪዝሓፍተይ🙏🙏😢😢

  • @user-mk6gv2dr7v
    @user-mk6gv2dr7v ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @nigstaradom8368
    @nigstaradom8368 ปีที่แล้ว +1

    😭😭😭🌷❤️❤️❤️

  • @gebresilassiegidey6579
    @gebresilassiegidey6579 ปีที่แล้ว +1

  • @user-kv7li9wq3l
    @user-kv7li9wq3l 11 หลายเดือนก่อน

    Slka lakulna

  • @TadkanBrhana
    @TadkanBrhana 2 หลายเดือนก่อน

    💖💖💖😭

  • @sarayan525
    @sarayan525 ปีที่แล้ว +3

    ቅድሜኺ ላአነ ጅግና ሓፍተይ ንበርና ❤

  • @ghidaydesta5870
    @ghidaydesta5870 ปีที่แล้ว +5

    ✊❤️❤️💛🙏🙏🙏

  • @zewdihadera2132
    @zewdihadera2132 ปีที่แล้ว

    አጆኺ መዓረይ

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h ปีที่แล้ว

    ኣጀኪ ንኡሰተይ😢😭💔

  • @sweetbrhanu9661
    @sweetbrhanu9661 ปีที่แล้ว

    ኣይዘኪ ዋዕሮና😢😢😢

  • @nawanawa6775
    @nawanawa6775 ปีที่แล้ว

    ፀላኢኪ ይቆረፅ😢😢😢😢

  • @mt8589
    @mt8589 ปีที่แล้ว

    ጅግና ኢኻ ኣጆኺ ዝያዳ🥺🥺🥺🥺

  • @user-gr3ye1td5z
    @user-gr3ye1td5z 3 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭

  • @wediwelday7862
    @wediwelday7862 ปีที่แล้ว +1

    ፀላኢኺ ይምባዕ 😢😢😢ትግራይ ብዓባያ ኢኺ ፅሪተይ❤💛🙏

  • @habtamumanchesterawi1833
    @habtamumanchesterawi1833 ปีที่แล้ว

    ኣጀኪ ማዓረይ😢💔

  • @FjfhFbfvd
    @FjfhFbfvd 4 หลายเดือนก่อน

    Ayok haftey

  • @AAa-bf5oo
    @AAa-bf5oo ปีที่แล้ว

    Anka bhiwet terefki jegna❤❤❤😢😢

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤😢😢

  • @GDh-kz2tu
    @GDh-kz2tu ปีที่แล้ว +1

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉😢😢

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ምቅረቲ ጛለይ እዚ ክመጽእ ኢልኪ ኣይሐስብክን ግን እቲ ዝወረድ ግፍዒ ሪኢኪ ኢኪ ውጺእኪ ንክትሞቲ እምብር ክምለስ ኢልኪ ኣይትሐስብዮን ግን ምጉድእቲ ውሪዱኪ እቲ ሕክምና ብዝይ ምህላው ኣብ ሽግር ምውዳኪ ብጣዕሚ ይሕዝን። መንግስቲ ትግራይ ወጻእትኛታት ሐካይም ከእትዉ፡ክጽዕሩ ኣልዎም ኣብ ምቁራጽ ብጣዕሚ ምጥንቃቅ፡ይድሊ እዩ ፡ኣብ ዕድና ብናትና ስብ፡ሐካይም ዝግበር ከይተደጋገም ስለዘይ ዘይገብሩዎ ብጣዕሚ እዮም፡ዝጉድኡ ።
    ኣጆኪ እግሪ ክግበረኪ ኢዩ ትስፋ ኣምላኪ እናገበርኪ ጽንሒ ጅግና ጛለይ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን።

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😢😢

  • @user-pw2od2xo4r
    @user-pw2od2xo4r ปีที่แล้ว +3

    ዕሸለይ ኣጆኺ 😢

  • @HHh-qq7rl
    @HHh-qq7rl ปีที่แล้ว

    Aey Ajika tseleky yenba Zehafitey😢😭😭😭

  • @salinacmm8
    @salinacmm8 ปีที่แล้ว

    አጆኺ እሸለይ❤❤❤❤❤

  • @merigalmarye7051
    @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

    Warrior hafteyy❤💝🥀🥀

  • @AhAh-wb7rl
    @AhAh-wb7rl ปีที่แล้ว

    ኣጃክ ሓፍተይ እህህህ😢😢😢😢
    ወዮ ምናኣሰይለይ ደማ ቶቆርፁ ተዝምለሰለይይይይ ኣይይይ😭😭😢😢😢💔💔🖤🖤🖤🖤

    • @user-oo3lt2th9o
      @user-oo3lt2th9o ปีที่แล้ว

      😭😭😭😭😭አህህ ኣጀኺ ሓፍተይ

  • @arsemapantera7454
    @arsemapantera7454 11 หลายเดือนก่อน

    😢😢❤❤❤❤❤kedemaki

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️💔❤️❤️💔💪💪

  • @sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
    @sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret 5 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @hgf6568
    @hgf6568 ปีที่แล้ว

    አጀኪ ዋሮዋይ ንእስተይ 😢

  • @gebresilassiegidey6579
    @gebresilassiegidey6579 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኺ ተጋደላይ ይሕርን እምበር ኣይበክን ተባዕ ዋዕሮ ጓልና።

  • @user-zh7bt5hu9u
    @user-zh7bt5hu9u ปีที่แล้ว

    ኣባይኪ ዕሸለይ😢💔

  • @user-is4nj8wm2f
    @user-is4nj8wm2f ปีที่แล้ว

    አጆኺ እዛ ሓፍተይ😢😢😢😢

  • @jgfnvcu-nnnjo7rb
    @jgfnvcu-nnnjo7rb ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ማዓረይ😢😢

  • @ghdg8490
    @ghdg8490 ปีที่แล้ว

    አጀኺ ዋዕሮ😭😭

  • @Me-gq1jj
    @Me-gq1jj ปีที่แล้ว

    አጆኪ ማዕረይ

  • @iffufv3190
    @iffufv3190 ปีที่แล้ว

    ኣጀኪ ሓፍተይ ናተይ😢